Ata tamen 🐍kedend mo 💊 nber nazom faratat esan eyan fachakum nay Axum dageman lazyzay yablakum medra fara Eritreawet eya dakey hadarey tebel ember endashkakum ekum day tenabru lazayte
Thus says the Lord God of Israel and His Redeemer through the mouth of the prophet Sirach "Be not jealous over the wife of thy bosom, and teach her not an evil lesson against thyself. Give not thy soul unto a woman to set her foot upon thy substance. Meet not with an harlot, lest thou fall into her snares. Use not much the company of a woman that is a singer, lest thou be taken with her attempts. Gaze not on a maid, that thou fall not by those things that are precious in her. Give not thy soul unto harlots, that thou lose not thine inheritance. Look not round about thee in the streets of the city, neither wander thou in the solitary place thereof. Turn away thine eye from a beautiful woman, and look not upon another’s beauty; for many have been deceived by the beauty of a woman; for herewith love is kindled as a fire. Sit not at all with another man’s wife, nor sit down with her in thine arms, and spend not thy money with her at the wine; lest thine heart incline unto her, and so through thy desire thou fall into destruction. "
እግዚኣብሄር ነብሳ ይምሓር
ሞይቱ መይታ ተቀቲሉ ቀቲልዋ ትሓኒቁ ቀቲላቶ ጠሊማቶ ካብ ዝብል ጽንጽዋይ ዝመስል ሂወት የውጽኣና ፈጣሪ
እዚ ስደትና ክመርር ብኡነት
Amen😢
Amen Amen Amen ❤🙏
Amen😢😢😢😢
RIP ምቅታል ደው ይበል ፍትሒ ንደቂ አንስትዮ ፍትሒ ንደቂ ተብዓትዮ ኩላትና ናብ ሕጊ ንጎዝጎዝ ብሕጊ ብፍትሒ ንእመን ካብ ዓበይቲ ወንጀላት ንቆጠብ
ሕርቃና ንቆጻጸር ሕርቃኑ ዝቆጻጸር ኢዩ ሰብ ኣይ ።
ነዛ ነብሳ ዝሐለፈ ነብሲ ይምሐር ። ንቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም። ካብ ጨካን ሰብ ይኸዉልኩም ብሐበራ። 🎉❤🎉🙏 🇪🇷
Thank you filli
ቢንያም ጅግና ሐበን አፍሪቃ።
Barya dea Barya hilna zeyblu nayta gal gedifki si nay biniam tzarebi fo😢
@@adhanomabraha5775 gohaf barya nska ika qetelti ahwatom seytawnti. Nezi srah seytan entay ilu kmlselu delika aedug gohafat.
ወገንነት ኣይንሓዝ።
ንመዋቲት ሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንስድራቤት ፍጹም ጽንዓት ይሃብ ንውሉዶም ድማ ጽንዓት ይሃቦም ተወሊዶም ኢዮም እሞ ተኽሊ ወይኒ ይኹኑ።
ብምቕጻል ኣብዚ ኮሜንት እንጽሕፎ ዘለና ብጣዕሚ ዘሕፍር ነገራት ኢዩ ።
) ኣብ እስራኤል ዝነበረ ይኸውን ዝብል ቃል እንታይ ማለት ኢዩ ? እዚ ብምባልናስ እቶም ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኣሕዋትና ከም ዝዕንቀፉዶ ንገብር ኣየለናን ሕማቕ ከም ዝሕሳብዶ ንገበር ኣየለናን ፡መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል ናብዚ ዓለም መዐንቀፊ ክመጽእ ኢዩ ብሰሪ እቲ ሰብ እቲ ዝመጽእ መዐንቀፊ ግና ነቲ ሰብ'ቲ ወይልኡ ይብለና ፡ስለዚ ስለምንታይ ኢና ዘይተደልየ ነገር ንኣቱ ሰለና ስለምንታይ ኢና ጽቡቕ ዘይንጽሕፍ ዝቡቕ ስነሓሳብ ዘፋቕር ዝእርም መልእኽቲ ዘይነሕልፍ ? በጃኹም እንተክኢልና ጽቡቕ ንዛረብ ንምከር ንምዓድ ንገስጽ እንተዘይ ክኢልና ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ኢልና ስቕ ንበል እዚኣውን ናይ ለባማት ኢያ።
2) በርጌድ ንሓመዱ ይኸውን ዝብል ቃል ንምንታይ ኣድሊዩ ? እረበጃኹም ሰብ ንኹን እረ በጃኹም እግዚአብሔር ንፍራሕ ፡ሰብ ከይብለኒ ዘይኮነስ እግዚአብሔር ከይብለኒ ንበል ከምቲ ቅዱስ ጳውሎስ ዝበለና። ንምንታይ ኢና ናብ ፍርዲ ንኣቱ ፡እቲ ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ዝብል ቃል ኣምላኽ ቁሩብ ዲዩ ሕልናና ዝይኩርኩሓና ኮይኑ ? ንኹሉ ከከም ግብሩ ክፈድዮ እነሆ ቀልጢፈ ይመጽእ ለኹ ዝብል ቃል እግዚአብሔር ኣየንበብናን ዲና ፡ኣነ ግና ብቃልካ ኢኻ እትኩነን ብቃል ድማ ኢኻ እትጸድቕ ዝብል ቃልስ ኣየንበብ ናን ዲና እረ በጃኹም ሰብ ንኹን ኣይንፍረድ ንገዛእ ነፍስና ኣብ መፈንጠርያ ኣይነእተኣ። እንተኽኢልና ሃናጺ ዝኾነ ምኽርና ነሕልፍ ንበዳሊ ዝግስጽ ቃላት ንተበዳሊ ዘጸናንዕ ቃል ንዛረብ ፡በጃኹም ነውሪ ዝኾነ ስነሓሳብ ካባና ነርሕቆ። ነቲ ኩፉእ ንምግባር ዝደፋፍኣና ሰይጣን ብጸሎት ክንስዕሮ ስለ እንኽእል ኩሉ ግዜ ንጸሊ ፡ንጹም ፡መጽሓፍ ቅዱስ ነንብብ ቤት እግዚአብሔር ንመላለስ ፡ንመምህራን ሊቃውንት ኣቦታትና ፡ምክሮም ተግሳጾም ማዕዶኦም ንስማዕ ።
Mehfer beabu hiweta ayegdeskan brgin zeabadu semu mexau yehafirka kab tegaray tewet dea entay xebuk yerkeb🫏🤮
@@TitiRezene ደንቆሮ ሰለዝኾንኪ ናይ ምስትውዓል ኣእምሮኺ ስለዝተዘምተ እምበር ብቀዳምነት ዝተሰምዓኒ መሪር ሓዘን ብዓቕመይ ጽንዓት ይሃብ ኢለ ኢየ እዚ ድማ ክቡር ስርዓት ወልድና ስርዓት ሃይማኖትና ዘዕበየኒ ባህሊ ክቡራት ዓደቦ ዝመልመሊ ብናይ ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ሃገረስብ ስለዝዓበኹ ብክቡራትን ሕፉራትን ውለድና ተማእዚነ ተገሲጸ ብስነስርዓት ዝዓበኹ ሰብ ስለዝኾንኩ እቲ ካብ ውለደይ ዝወርስክዎ ስርዓት ብምኽታይ ኣቐዲመ ጽንዓት ይሃብ ንስድራቤትን ንውሉዳን ንዓኣ ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ኢለ ኢየ ፡።ብምቕጻል ድማ ንኸምዚ ከማኺ ስዲ ዘይእሩም ቃላት እናተዛረብኩም ሓውንሓው ንክቓተሉ ልቢ ኣሕዋት ዘቀሓሕር ናብ ባእስን ክርክርን ዘእቱ ቃላት ንእትጽሕፉ ብዝዓቕመይ ዓገብ ኢለ ።ዓገብ ምባለይ ኣበይ ኢዩ እቲ ጌጋ ንፋቓር ክንድዝበልኩ ፡ሕማቕ ቃል ካብኣፍና ኣይነውጽእ ክንዲ ዘበልኩ እንታይ ኢዩ እቲ ኣበሳ ?
ቲቲ ረዘነ ፡ትርጉም ስምኪ ኣዝዩ ደስ ዝብል ረዚን ምስጢር ዘለዎ ኢዩ ቆሪጽኪ ግን ቲቲ ገርኪዮ ምንም ዓይነት ትርጉም ዘይብሉ ድማ ኮይኑ ልክዕ ንስምኪ ነቲ ተዕግስቲ ዝብል ጽቡቕ ስም ከምዝቖረጽክዮ እሞ ምንም ዓይነት ትርጉም ዘይብሉ ስም ሒዝኪ ከምዘሊ ንጽቡቕ ሓሳባት ድማ ተዓጊስኪ ብዘይ ምንባብኪ ብዘይምስትውዓልኪ ጫፍ ሒዝኪ ጸለለል ስለዝበልኪ ናይ ደናቁር መልሲ ጽሒፍክለይ ኣለኺ ሕጂውን ጌጋ ስምኪ ተዕግስቲ ኢዩ እሞ ግብርኺ ንስምኪ ቅድም ይምሰል ሽዑ ክትምልስለይ ሰናይ ኢዩ።
ስምኪ ቆራጽ ኣተሓሳስባኺ ቆራጽ( ቆራይ)
ትዕግስቲ ማለት እኮ ስርሓ መራር ፍሪኣ ግን ሙቑር ኢዩ ንስኺ ድማ ከም ስምኪ ኮይንኪ ክትርከቢ ይግባእ።
ነውሪ ኣይንዛረብ ፈረድቲ ኣይንኹን ንኹሉ ዝፈርድ ኣምላኽ ኣሎ ንሕና ግን ከም ሰብ መጠን ንዝተበደለት/ለ ሓውና ሓፍትና ነጸናንዕ ብሞት እንተተፈልዮምና ድማ ንወለዶም ወይ ውሉድ እንተገዲፎም ድማ ንውልዶም ነጸናንዕ
ንበዳሊ ድማ ጽቡቕ ኣይገበርካን ሕማቕ መዓልቲ ኢኻ ውዒልካ እቲ ዝኾነ ኮይኑ ኣሎ ሕጂ ግን እግዚአብሔር ንዓኻ ይቕረ ይበለልካ ዳግም ክትእብስ የብልካን ካብ ሰይጣናዊ ግብሪ ህደም/ ህደሚ ኢልና ክንመክር ክንምዕድ ይግብና ።
ሰለዚ እዚ ምባለይ እንታይ ኢዩ ጌጋይ እስኪ ንገርኒ ? ኣነስ ባርያ ኢሰያስ ዲየ ክብለኪ ተረኺበ ፡ናይ ስርዓት ህግደፍ መበለት ዲየ ክብለኪ ተረኺበ እንታይ ኢየ ኢለ ?
ካብ ኣፍና ጽቡቕ ቃል ይውጻእ ክንድዝበልኩስ ክንድዚ ዘየድሊ ቃል ትጽሕፊ ብሓቂ ተሕፍሪ ኣዝየ ተገሪመ ናይ ምስትውዓልን ናይ ምምዝዛንን ብቕዓት ዘይብልኪ ሰብ ኮይንኪ ብምርካበይ።
@frezghiokube3241
ኢሂ ቤርጌድ ንሐመዱ ዲኪ/ዲኻ? ምክንያቱ ሐንቲ ኻብቶም ምዃንኻ ፉሉጥ እዩ👌 ምክንያቱ.. አድጊ ንሐመዱ ኻራ ሒዙ እምኒ ሒዙ ኽቀትል ዝደሊ አብ እስራኤልን ሂወት ኑጹሀን ኤርትራዊያን ደም ዘፍሰሰዶ አይኾነን???እዛ አድጊ ንሐመዶም ትብል ኾመንቲ ስለምንታይ'ከ ንበይንኪ ተሰሚዐትኺ/ ተሰሚዑኻ??? መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ኢልኺ ስቅ ዘይበልካ?/ኺ
ለባም ለባም ምጽዋት ግደፍዎ እንተኾነ አድጊ ንሐመዱ ማለት አነ ትግራዋይ ሐሳድ እየ ማለት እዩ..ኹሎም ተጋሩን ጸገም መንነት ዘለዎምን አብ ኤርትራ ዙዓበዩ ተጋሩ እዬም ስለዚ ሐንቲ ኻብ አቶም ዲኺ/ዲኻ?? ባዕልኹም ትፈልጡ ንዓና ኤርትራዊያን አይተፈራርሑናን ኢኹም☝️ ከምዚ በሉ ከምዚ አይትበሉ አድጊ ንሐመዶም አይትበሉ ገለመለ መን ኢኹም ንስኻትኩም'ከ???ሕጂውን አድጊ ንሐመዱ ይኸውን😏😒
ንመዋቲት ሐፍትና ግን ብጣዕሚ የሕዝን ደቃ ገዲፋ ኸይዳ መስኽነይቲ አምላኽ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ ረቢ ይርሐማ😢😢😢💔🖤
ክእርመካ እቲ ቀታሊ ወዲ ብፖሊስ ክትሓዝ እንተሎ እንግሊዝኛ ከምዘይሰምዕን ትግርኛን እብራይስጥን ከምዝክእል እንግሊዝኛ ከምዘይክእል ስለተዛረበ እምበር ኩሉ ካብ እስራኤል ከዝምከደ ስለ ተዛረበ እምበር ኩሉ ካብ እስራእል ዝኸይድ ኩሉ ቀታሊ ኢዩ ዝብል ኣይኮነን ስለዚይ ኣይትፍርሑ።
@@eritraweteritrawet7048 ትግራዋይ ፥ ብናትኪ ኣተሓሳስባ ከምቲ እትብልዮ ይኸውን።
እነ ግን ትግራይ ስም ዓዲ ሙኻኑ ይፈልጥ
ኣብ ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ድማ ትግራዋይ እናተባህለ ብቅጽል ስም ይጽዋዕ ፡ልዕሊ ማንም ድማ ብኢድ እግዚአብሔር ዝተፈጥረ ናይ እግዚኣብሔር ህዝቢ ኢዩ እሞ በቲ ካብ እግዚአብሔር ዝተዋህቦ ሰብ ዝብል ፍሉይ መጽውዒ የኽብሮን የፍቅሮን ደጊምኪ ኣስተውዕሊ ሰብ ኢዩ ሰብ ሰለዝኾነ ድማ የፍቆን የኽብሮን።
ህዝቢ ትግራይ ጌጋ ይሰርሕ ዶ እወ ይሰርሕ ሰብ ዶ ኣይኮነን ኢዩ ።
ህዝቢ ኤርትራ ጌጋ ይሰርሕ ዶ እወ ይሰርሕ ሰብ ዶ ኣይኮነን ከመይ ዘይጋገ ድኣ ?
ስለዚ ፖሎቲካ ዘምጽኦ ጽልኢ ምርኩስ ገርኪ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ምውቃዕ ፡ልሳንኪ መዓር ዘይፍልፍል ልሳንኪ ፍቅሪ ዘይፍልፍል ንፋቓር ይኣክል ሞት ይኣክል ጥፍኣት ካብ ዝሓለፉ ጌጋታትና ንመሃር ዓለማት ኣበይ በጺሐን ኣለዋ ንሕና ብፍላይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበይ ኣለና ዝብል ሕልና ዘይትሕዚ መንእሰይ ዶ ኣይኮንክን ኢኺ ?
በርጌድ ንሓመዱ ብዝብል ስያመ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ውን የሕዋትኪ ኢዮም ሰለምንታይ ግን ኣብጽልኢ ትነብሪ ፡ስለምንታይ ከ ንሳቶም ብሕርቃን ኣብልዕሌኺ ንክለዓዓሉ ትገብሪ እዚ ነውሪ ኢዩ ፡ኣነ ከኣ ንስኺ ኩኒ ተጋሩ ይኹኑ ፡በርጌድ ንሓመዱ ይኹኑ በዛ ሚዛን እዚኣ ጥራይ ኢየ ዝርእየኩም ፡በዛ ሰብ እትብል ቃል ።
ወደየ ሰብ ኩን ፡እዛ ቃል እንታይ ኢዩ ትርጉማ እስኪ ሕሰቢ ቁሩብ እስኪ ምስ ልብኺ ተማኸሪ።
ብድዐ ጽቡቕ ኣይኮነን
ተጋሩ ሰባት ኢዮም
በርጌድ ንሓመዱውን ሰብ ኢዩም ኤርትራውያን መንእሰያት ኢዮም ።
ሰለዚ ካብ ብድዐ ውጽእ ኢልኪ ከም ሰብ ኮይንኪ ናይ ሰብ ኣተሓሳስባ ክህልወኪ እምነ።
Egziabhier mengsti semay yewarsa sdra ka xinat yhab
Himaq zemen bexihna bejaka ketilwa ,telimato beka ezi koynu hiwetna ymelselna fetari
ንብንያም ሐዉና ዮሃና እንቋዕ ደስ በለካ። 🎉❤🎉🇪🇷
Zhzntarich🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Neta gal zemetet kea mengesti semay ywarsa hmak seb😢
እውይ ብርክቲ ሓፍተይ ዝረከብክዮ እዋይ ለዋህ ሓፍተይ መዓረይ እንታይ ሕማቅ ስማዕ ዩ ወደይ😢😢😢😢
Ezgabher amlak mengste semay yewarisa fatary 🙏🙏🙏😭
ባዓል እዚ እንስሳ አብ ልዕሊ ይሕዎቶም ክንድዚ ጭካነ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝነካ ምሽሙሻት ንዕስራ ሳላሳ መንእሰያት ወዲ ዓሰርተ ዓመት ሊብያዊ ሰጥ የብላ ኔሩ ሕጂ አብ ይሕዎቶም ሰብኡት ኮይኖም ረሳሐት ደናቁር።
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ጽናዓት ይሃብኩም መላእ ስድራ
ብጣዕሚ የሕዝን ምቕታል ኮይኑ ስራሕና: መስቀል ከኣ ኣሲሩ ትርጉም መስቀል ዘይፈልጥ: ኣንስቲ ምቕታል ጅግንነት ድዩ?
Miqtal da wdi yukun gal tukun alewo di jegninet anta geliekums kabtom ziqetelu mefleyi yebilkumm
@@ንፍቅሪብፍቅሪ ሕቶ እኮ እያ ምልክት ሕቶ ጌሬላ ኣለኹ? መልሲ ኣብ ክንዲ ምምላስ ክንድዚ ሃለውለው? ወዲ ምቕታል ይኹን ጋል ዋላ እንስሳ ኣይድግፎን እየ ሓጢኣት እዩ: ግን ኣብዚ ሕብረተሰብና ኣንስቲ ምቕታል ስለ ዝተደጋገመ ጅግንነት ድዩ ተቖጺሩ ንምባል እየ::
Deki anstyo yhwatey mizom hadar aytgbera bejakin key tiktela ewayyy habtey Kab dekiki felki adeki sdrki kulatkum gud rekbkum😢😭😭😭😭😭
Ezi sebaya aykone tegaki
@@MamaMia-go7cosebeaya aykonen dyu ke besmeab
Ezom Donkur adgi Nehamdu zebhalu seb dyom wala entay eyom atum bejakum bejakum bejakum entay ena negbro 😢😢😢😢😢😢😢😢
ዘድልየካ ጽሒፍካ ደይትከይድ። ንሓመዱ ን ኣድጉ ኢንዳበልካ ትጽሕፍ ። ድንቆሮ ሓሳብ ኢንዳሃብካስ ደንቆሮ አልካ ትጻረፍ።
Adgi nhamedu diyom kemey zbelu eshelat menseyat kqetlu kerimom zelewu eske ngereni (it is sad that we have people like u in our society) 😢
እግዚኣብሄር ነብሳ ይምሓር ምስኪነይቲ ሓፍተይ 😢😢
Habesha wekaru, ab yehwatkums tego u dea ab kalie gen xebuq gerna nefalet ena be qoluut eom zexefeukum wekaru amlak ab genet yetuki haftey.
Peter,HABSHAAAA,
endablkum,kiburat, btsabat,familyee,ayttankfalay,
Wow that's good news Ben gremay god bless to him 🙏 we are happy 🇪🇷 🎉congratulations 🎊 👏 💐 🥳 😀
Betaemi zhzn.akilwom diyom bhiwet Seb kxawetu msom konka ayqsnuka gedifkayom ayqsnuka ezom geliom habesha awedatsi.newald kqusulu diyom tefetirom shetawunti
Anta kendey yehasem eu wediey besmam seytan 😢😢😢😢
😭😭😭😭😭😭💔💔💔🤲🏻🤲🏻
nay hamedu abal indiu
Kabzom adgi n hamatu yu😢
Birged nhamedu iyu. Kemu zeameselu kindey aidug alewu izom birged nikebdom. Insisatat iyom
ኣሕ እዋይ ሓፍተይ ምሳክን ዝበልዑን ዝሰተዩን ንሞት ክፈርዱክን ክንደይ ከ ይጭክኑ ፈተውቲ ነብሶም 😭
Eway haftey marey Egzabher Amlak ab yemanay edu ykebilke 😢😢😢
,ቃላትካ ኣማዓርዮ ረሳሕ ደምሲስዋ ጸብሑ😢😢
Emo kid npolis belo msu entay yfelt
ዋይ ብርክቲ ሓፍተይ ዘይ ናይ እድክ ረክብክ ዓሕ 😢😢😭💔💔💔
Fara mktal trah eya srhu 😢 beja deki Asmera tseda
mengst semay yewarski habtye . Nsedrabi femarmet yehabom fexri ,
Gin Nay behaqi Etay ena nikewin zelena seb afqirkayo zeykefqireka meselu do aykonen Nay behaqi ezom awedat bitami akfina alena entay ena koyna nebse mitimiman godilina gin wedi mikona eko lomis axilina yak akindi sirahan timrtin sidra bet mihibhabins sakit ab sikranin dedihr hasti miguyayin koynu terifu sirahna abzikone kemzi ele xihfe ayfelitin eye lomi gin tewedina Please bejakum kulu giziye zihayish miricha kem zelekum zekiru selam maleti
Ewayyyy brkti haftey zrekebkyo😂😂 mengsete semay yewarski
ሰሓቕ ደኣ እንታይ ኣምጸኦ😢😢😢💔💔💔
Zeu miflat eu zkon😢😢😢😢😢@@AlganeshAbraham-j1t
❌😂❌✅😭✅
Ewa seytan zhgoselu gzie besmeam
እዚ ዘርኢ መርገም ኣብ እስራኤል ዝነበረ ይኽውን መንግስቲ ሰማይ ይዋርስኪ ሓፍተይ
Bini haben Hager ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Entay tkonu alokum
Beki haftey rest in peace
So sad 😭 RIP 💔💔
Thank you
😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔 eway deka eway sdrea eh Egzabher yefradka
Chekanat eyom ezom nahamdu akelabat semai
ን መዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንስድራቤታ ድማ ጽንዓት ይሃብ እቲ ኣሽማት ኣይትሓወስዎ ድማ ንጹር ጽሓፉ😢😢😢😢😢😢
Ewayyyyy anta ezom yehwatena enteye werdewom ya rebeeeee afffu bekena bellena ya rebeee
Mengstesemay yewarski haftey ogeb😢😢
Eway adgi nhamedu gohafat kab zieom were genau
Seytawunti Gele aynet chkane zelewom hbreteseb
Amharina malet daa tgrna dyu qoynu Fifi
መንግስተ ሰማይ የዋርኪ ንበተሰብ ድማ ጽንዓት ይሃብ
Ewayyy canada mekebi gefet mefet koynu beka
Eway xegam akki😢😢
Eiway ateum sebit eintay eina nikono zeleinaahhhhhhhh😢😢😢😢😢😢
Adgi Nehamdu Resi Zero kabziom 1000 klimeter tefntetu deki Eri🇪🇷🇪🇷
😢😢😢😢😢😢 way haftey
Eway atom sebat bejakhum eba gdefu 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Nehayal hayal yefterlu nehftna mengstsmay yewrsa 😪😪😪
Ewyyy ጭካነ በስመኣም😢😢😢😢
Aye adgi nihamedu denakur
Mengste semay yewarisa 😢😢😢😢😢
2021 ኤርትራን ኢትዮጵያን ተጻዊተን ኔረን
Eway haftay beka ab Eritreawen hiwet Seb mehelaf normaal konu 💔RIP
Rip 😭😭😭😭😭 amlak ab gentu yeqebelki🙏
❤❤❤❤❤❤
I think it is better cancelled otherwise the supporters may clash
Adgi 🫏🫏🫏🫏🫏🫏
Eritrawit nfkri aytkewunnn.ngedli ember.mis sebaye knebra aykelan.
ezia diya eta hasab natka 🙄🙄
@@BiniamGhirmayfunshaku melhas baalegetat eyen yifitinaka eyen
@@muluehaile9405 eske bejakum bhade klte nkulen aytlekmwen
Ata tamen 🐍kedend mo 💊 nber nazom faratat esan eyan fachakum nay Axum dageman lazyzay yablakum medra fara Eritreawet eya dakey hadarey tebel ember endashkakum ekum day tenabru lazayte
ሻዕቢያ ከም ጨው ኣብ ኩሉ ተንጥብዎ። ብርጌድ ዝዔበዱ ወያነ ዝጨጨሓኩም ቀተልቲ ደፈርቲ ሓረድቲ ጌሩ የዕቢኩም እነሀ ፍሬኹም🤮🤮🤮
ንመዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርስ😇
Ata kindey tchkunu nehwakum kemzi tgebru 😢😢😢😢
ርሥሕ ሃላይ ጂግንናት ዚፈጸመ መሲልዋሲ ተፈጸመ ካኣ ከመይ አምላኪ ይሕረዲካ
😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏
Ab yemanu yenberki 😭😭💔
አድጊ ንሐመዶም ናይመንባር ተስፋ ስለዘይብሎም ንሕብረተሰብና ሐደጋ እዪም
Zhzn eu zgerm keman nktsemeo zhfr eu Ezy Eritrawy entay eu weridwo syfeltn kemzy zbele wedket hsret kfu hasad snemgbar tesmiu teraeu ayfeltn eu
Egzabiher yqebelki😢😢😢😢
ንዓ ባ ብሮ ኣይትታሃወክ ስድራ ኣይሰምዑን
Nay sdra entay yrdom eziom 😢😢😢
Nay mulue alem News channel english tezergihu endyu
Mengeste semay yewareki 😭😭😭😭😭
ኣናታ ኣስማት ኣይትጋጊ እንታይ ስሩሑ ይባሃል ንሳ ብርኽቲ ፍትዊ እያ ትባል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Sebeaya aykonen malet dyu
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔
Entay eu koynu kemue geru nfelto yeblnan
እዚ ኣደ ደቁ ደቁ ዘዘኽተመ😭ኣድጊ ንሓመዱ ኢዩ ዝኸዉን😢😢😢😢
Ageb
Kbom eyo
Sebaya aykenen qetlwa kale eyu
@@kuluhalfayeyu180 ኩልኽን የሕዋተይ፣ ኣሰብኡትክን ብርጌድ ንሓመዱ እንተ ኮይኖም ካራ ወይ በላሕቲ ነገራት ሒዞም ስለ ዝጎዓዙ ወላ ዘይ ፍለጥ ክትጉሙቶ ዘይ ትኽእል ኦቶማቲክ ጠዊካዮ ዝፍንጠሕ ካራሩ ሒዞም ስለ ዝድቁሱ ኣብ ትርኣሶም ናይ ግድን ሕማቕ ማዓልቲ ዊዒሎም፣ብደገ ምስ ካልኦት ሰባት ተሓራሪቖም ምቕታልክን ዘይ ተርፍ ኢዩ😭😭ደቅኽን ኣብ ካልእ ገዛ ኣደቅስኦም😭😭 ንስኽን ዉን ከም ህበይ ንሰማይ እንዳ ጠመትክን ከይ ደቀስክን ሕደራ ሓልዎኦም ደቅኹም😢 ሓንቲ ማሓዛይ ከምዚ ኣጋጢሙዋ ኣብ ሓዘን ኣለና😭😢😢
Hegdef mendef yu 😢
👌👌👍👍💯💯✅️✅️🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Copyright Slemntay thebr? Nay kebari zena eyu ezi
Yehzn affffff Egzabeher amlke mehrtu yewrdelna 🙏🙏
Uffffffffffffffff😭😭😭😭😭😭
RIP
Beqa begei kona 😢😢😢😢😢😢😢
Serah burger nekbdu ahhh😢😢😢😢
So sad Rip
😢😢😢😢
😂😂😂 ገለ ዶ ናይ መጥቃዕቲ መደብ ይህሉ ዪኮን ሕጂ ኮ ወተሃድርራት ዮም ዝኮኑ እዞም ተጻወቲ ኩዕሶ ዝብሃሉ ዘለዉ
😭😭😭😭💔💔💔💔
Rip aftey 😂😂😂😂😂
😭😭😭😭😭😭😭😭
Arab gen qah elom aytmetwomn
Mkuraxu xubuk gena gena eu gezeu be mknyat kuso xydly ngerat kfter ykl eu kes elna ngerat reg ms bele nrkbelu
ተፈጸመ ዝብል ዘሎ one word in amharic ትብሎ ኣላ ኣምሓርኛ ፊደል ኣሎ ድዩ ነዚ ዝእርማ ሰብ ኣይተረኽበን ?
ኣየ ኤርትራ ብላሽ ዘኾነ ዲክታተር
Rest in peace
😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔
😭😭💔
iseyas rigum mulu hiwetu tenkol , eza hagerawit ganta entay eu xegema key hadmu elu eu eka ezi shifta sirat.
😭😭😭
Beal beta d u neru wela kemey e u
Thus says the Lord God of Israel and His Redeemer through the mouth of the prophet Sirach "Be not jealous over the wife of thy bosom, and teach her not an evil lesson against thyself. Give not thy soul unto a woman to set her foot upon thy substance. Meet not with an harlot, lest thou fall into her snares. Use not much the company of a woman that is a singer, lest thou be taken with her attempts. Gaze not on a maid, that thou fall not by those things that are precious in her. Give not thy soul unto harlots, that thou lose not thine inheritance. Look not round about thee in the streets of the city, neither wander thou in the solitary place thereof. Turn away thine eye from a beautiful woman, and look not upon another’s beauty; for many have been deceived by the beauty of a woman; for herewith love is kindled as a fire. Sit not at all with another man’s wife, nor sit down with her in thine arms, and spend not thy money with her at the wine; lest thine heart incline unto her, and so through thy desire thou fall into destruction. "
Mingist semay yiwars bet seb tsinaat yahbkum
Rip😢😢😢