መርዓ ለምለም ዓይነይ/ ርሑስ ጋማ ለምለመይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 716

  • @hi-xg2xu
    @hi-xg2xu 2 місяці тому +135

    አልልልልልልል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደስ ዝብል ለምለም ዓይነይ ንዓኺ ዝወሰደ ታዓዲሊ

    • @KAA-f8h
      @KAA-f8h 2 місяці тому +2

      😢ብሓቂ ❤❤🎉🎉🎉

    • @mihretsemere8704
      @mihretsemere8704 2 місяці тому

      ኣነ ካ ኪፈትዋ😊💙💚💛

    • @mihretsemere8704
      @mihretsemere8704 2 місяці тому

      ኣባይ ሰብ ለምለም ኣይነይ😘😍🐱❤🌹💐🌷

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 2 місяці тому +46

    ናይብሓቂ ድዩ ለምለመይ ክትምርዖ አሰይይይይይይዬ አታ ከመይ ድየ ተሓጊሰ
    እልልልልልልልልልልልልል ርሑስጋማ መባልዕትኪ ይግበሮ ውለዱክበዱ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏🌹

  • @ifhd4442
    @ifhd4442 2 місяці тому +52

    ስርዓቱ ልሓለወ መርዓ ኣብዝይ ኣሎ ሙዕሩጋት እሰይ ዝባህልና ደስ ክብል🎉🎉🎉

  • @lailamehari3800
    @lailamehari3800 2 місяці тому +79

    እሰይ ደስ ልብል ብሎሚ ግዘ ባህሉ ዝሓለየ መርዓ ኣብ ክንደይ ግዘ ሪእና ተባረኹ።ሓዳርኩም ናይ ኣቦና ኣብርሃምን ኣዶና ሳራ ይኹነልና።

    • @HewetHewet-y7j
      @HewetHewet-y7j 2 місяці тому

      Nay behaqi lebm seb wow❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @selemontadese8344
    @selemontadese8344 2 місяці тому +10

    እቲ መርዓኹም ምስ መራሕቲ እምነት ኣቦታት ብምኻኑ ብጣዕሚ ደስ ዩ እሉኒ፡፡መን ኣሎ ኮያኒ ኾይኑ ከማኺ ዝገበረ ኣድናቂ እየ በእውነት ናይ ኣብራሃምና ስራ ሓዳር ንክኾነ ሉኹም ጅ ድማ ይምነ,💞💗

  • @eyerusalemtigray4164
    @eyerusalemtigray4164 20 днів тому

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ለምለመይ ብርኽቲ እንቋዕ ደስ በለኩም❤❤
    ❤❤❤❤i lovey you deki Tigray sweet

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 2 місяці тому +15

    ኣብዚ ግዜ ዚ ከምኩም ለባማት ክትሪኢ ከለካ ተስፋ ትገብር እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኪም ቤትኩም ይባረክ።

  • @yedinglelij42
    @yedinglelij42 2 місяці тому +4

    እሰይ ለምልምዬ እንኳዕ ብርሃን ርአኺ ፅቡቅ ገይርኪ በዚ ግዜ እዙይ ርአይኒ ርአይኒ እየድልን ሃዳርኪ ስሙር ይኹን

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 2 місяці тому +9

    ዋውውውው ብጣዕሚ ድስስስስስ ዝብል ቃል ኪዳን አብራሃምን ሳራን ዝባረከ ቃልኪዳንኩም ይባርክ እግዚአብሔር አምላክ ለምለም ዓይነይ💖💖💖💖

  • @Gerezgiher-m1p
    @Gerezgiher-m1p 2 місяці тому +8

    ዋይ ለምለም ዓይነይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ኣያ ዘርኣብሩክ እንተሪኡኪ ግን ክዓብድ እዩ።

  • @militenegasi172
    @militenegasi172 2 місяці тому +9

    አሰይ ለምለም ዓይነይ ጽብቅቲ ፈርርይትን ጸገይትን ፈራይትን ይግበርኩም ፈጣሪ
    💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @merkebhadish6113
    @merkebhadish6113 2 місяці тому +6

    ኣሰይ ለመለመይ ጽብቅቲ ፡ ለባም ኣብዚ ግዜ ሸብዳዕዳዕ ኣየድልይን ኢዩ። ናይ ብሓቂ ለባም ኢኺ። ❤❤❤❤ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጽቡቃት።

  • @KeriaTeha
    @KeriaTeha 2 місяці тому +25

    ለምለም አይነይ እንኳን ደስ አለሸ ልክ እንደቤተሰቤ አካል ሁልጊዜ ነው ትዳር ብታደርግ እያልኩ ነበር የምመኝልሸ ስላየሁሸ ደስ ብሎኛል መልካም ጋብቻ ❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 2 місяці тому +33

    አሰይ ሓዳርኩም ይባረክ ጽፍፍ ልበለ ርግዕ ልበለ ❤ ጸላኢና ጋሕጠጠጥ ይበልዋ ኩሉ ከምዚ ተዝከውን ብዝማሬ ውን መርአያ ክትኮኒ ኢኪ #ጽጌዋይ ጽገይልና ፍረይልና ❤

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏🌹

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 2 місяці тому +23

    እስኪ ዘመና ይቐይረልና ጠፊኡ ዝነበረ ሃይማኖታዊን ባህላዉን እሴታትና ከምዚ ብምርኣይና ደስ ዝብል መርዓ ኣቦታታ ብኸምዚ ዝራኣይሉ።

  • @BhHb32
    @BhHb32 2 місяці тому +3

    ኣሰይ ለምለም ዓይነይ እንቋዕ ደስ በለኪ በለኩም፡ ንዓኺ ዝወሰደ ዝተመረቐ ኢዩ ብሓቂ። እግዚኣቢሄር ኪዳንኩም የጽንዕ🙏💯❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @hfgsdfhdhh9922
    @hfgsdfhdhh9922 2 місяці тому +2

    ለምለም ዐይነይ እካዕ ሐጎሰኪ ሩሑስ ጋማ
    ሐፍትና ዕበባ ትነጽጊ ዘለኪ ዕበባ አትድፍኢ ።

  • @tewoldedirar8559
    @tewoldedirar8559 2 місяці тому +2

    She is a real example mother og Tigray wish you all the best in your future life

  • @haragozana3340
    @haragozana3340 2 місяці тому +2

    ርሕሰ ጋማ ይግበረልኩም ከም ናይ አብረሃምን ሰራን ይባረክ

  • @TG.michael-n9t
    @TG.michael-n9t 2 місяці тому +2

    ተምሳሌት አደታት ለምለም ዓይነይ አንቁአኒ አበባኪ አርየና ናይ አብርሃምን ሳራን ዝተባረከ ሐዳር ይግበረልኪ ❤

  • @Haregte
    @Haregte 2 місяці тому +15

    ሩሑስ ጋማ ለምለም ዓይነይ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ🎉🎉🎉🎉🙏

  • @BrhanDesta-o1y
    @BrhanDesta-o1y 2 місяці тому +1

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ምስባህልናን ሃይማኖትናን ዝሓለወ ሞርዓ ደስበሃሊ መርዓ ኣብርሃመ ወሳራ ይግበረልኩም

  • @KokiKifle
    @KokiKifle 2 місяці тому +1

    የዘራቡርክ ሚሰት ለምለም አይኔ ሰወድሸ እንኳን እንኳን እጅግ ደሰ አለሸ ያብርሀም የሰራ ጋብቻ የተባረከ የርግልሸ የኔ ወርቅ

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 2 місяці тому +3

    እሰይ ለምለም ዓይነይ እንካዕ ደስ በለኪ 🎉🎉🎉ንለምለም ዓይነይ ዝወሰደ ዝተ ዓደለ እዩ

  • @tigraweytimama1174
    @tigraweytimama1174 2 місяці тому +1

    አታ ዕዕዕዕዕዕልልልልል❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደሰ ይብል መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኪ ፅጌና(ለምለም ዓይነይ)

  • @atsedetaddele9250
    @atsedetaddele9250 2 місяці тому +11

    ርሑሰ ጋማ ይግበረልኺ ተምሳሌት ትግራወይቲ ኣዶ ኢኺ ኣብ ድራማኺሞ ንባዓል እንዳኺውን ኸምኡ ኹኑሉ

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 2 місяці тому +1

    ቃልኪዳን ኣብራሃምን ሰራን ዝባረካ ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርኮ ፅሩያተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @tarikteklay
    @tarikteklay 2 місяці тому +1

    እሰይ ኸምዚ እዩ መርዓ ማለት ናይ ወለድና ደስ ክብል

  • @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
    @DdgDdgcdvfbfgr-jg7es 2 місяці тому +4

    በረከት ዘለዎ መርዓ ሎሚ ሪእና ለምለም ዓይነይ❤🎉 ኣሰይይይይ ተምሳሌት ኣዴታት ንብለኪ እኮ ብምክንያት እዩ

  • @Tegaywelehaweria
    @Tegaywelehaweria Місяць тому

    እሰይ ለምለም እንኳዕ ደስ በለኪ በለኩም
    እግዚአብሔር ኪዳንኩም የፅንዕ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hagosgebrehiwet8626
    @hagosgebrehiwet8626 2 місяці тому

    ብጣዕሚ ደስ ይብል።መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም፣ከም ማይን ፀባን ይፀምብርኩም።!!!!

  • @MuzitAmbase
    @MuzitAmbase 2 місяці тому +4

    እልል እንቓዕ ሐጎሰኪ ለሞለሞ ወረጃ ❤🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 місяці тому +2

    አሰይ ዕልልልልልልልልልል አብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤❤❤❤

  • @KokebGebrehiwot
    @KokebGebrehiwot 2 місяці тому +1

    መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረልኩም

  • @SaraTesfay-s8n
    @SaraTesfay-s8n 2 місяці тому +1

    Mashallah Lamlam congratulations so happy to see you married 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 2 місяці тому +5

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ❤❤❤ለምለም ዓይነይ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 місяці тому +1

    እንዃዕ ናብዚ አብቃዓኪ ለምለም ዐይነይ ኣንቲ ብርክቲ ወረጃ ከመዴታታ

  • @selamabrah6512
    @selamabrah6512 2 місяці тому +4

    ለምለም ዓይነይ ፅሪይቲ ዓለመይ እንኳዕ ብርሃን ረአኪ

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏🌹

  • @muezgezahgn1000
    @muezgezahgn1000 2 місяці тому +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም 🙏🙏

  • @Hillary-u5o
    @Hillary-u5o 2 місяці тому +1

    Rehus gama yegberlki lemlem ayenay 🎈🎈🎈👍👍👍🧨🧨🧨🎉🎉🎉

  • @MeryGB
    @MeryGB 2 місяці тому +9

    አሰይ ፅሪተይ ምዕርግቲ ለምለም ዓይነይ❤

  • @ابرههسقا
    @ابرههسقا 2 місяці тому +1

    ማርያምን ደሰሰሰሰ በሃሊ እንዃዕ ደስስ በለኺ ለምለም ዓይነይ ❤❤👍

  • @alefesh72
    @alefesh72 2 місяці тому +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ለምለም ዖይነይ 🎉🎉

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 місяці тому +1

    ላብዚ. ገዛ. ጋሻ. እየ. ልለምለም. ዓይነይ ምስ. ረአኩ. መፂሐ. ❤❤❤❤❤ሩሑስ ጋማ. ይግበረልኪ❤❤❤❤ ምስሊ. ናይ. ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sesen-k2u
    @Sesen-k2u 2 місяці тому +2

    እሰይይይይይ ለምለመየሰ እንካዕ ደስ በለኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ፅሩያተይይ እሰይይይይ
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እሰይ ትዕድልቲ ኣብ ስደት ዘለና እዉን ላብ ሃምዙይ የብቀዐና እግዛብሄር ኣምላክ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @NooklFookl
    @NooklFookl 2 місяці тому +1

    እንካን ደስ በለኪ ሊላተይ ምርዓ ኣብርሃመ ሳራ ይግበረልኩም 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤💐👸🤴

  • @habenhabtu6214
    @habenhabtu6214 2 місяці тому

    ከም ማይን ጸባን ይጸንብርኩም።
    ከም ናይ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    ውላድኩም የርእየና
    ፍረኹም የብዝሓዮ

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 2 місяці тому +4

    ሩሑስ ጋማ ለምለም ዓይነይ ከም አብረሃምን ሳር ይጸምብርኩም ውላድኪ አ የርኤና 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sabateklay4890
      @sabateklay4890 2 місяці тому +1

      እንዳ ገሬ እሙን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም በርቱዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 2 місяці тому +2

    ሰይ ዛሓፈተይ ካብ ባህልኪ ዘይዉፃኪ ሩሑሰ ጋማ ይግበርልኪ❤🎉

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 2 місяці тому +2

    ህልዉ ኩነታት
    ባህሊ እምነት ኩሉ ዘማእከለ መርዓ
    መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኹም

  • @زينب-ث4ج6ش
    @زينب-ث4ج6ش 2 місяці тому +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልሎልልልልልልልመረዓ ኣብራሃም ሳራ ይግብረል ክመ እሑዋትይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @aaff882
    @aaff882 2 місяці тому +1

    ርሑስ ጋማ ለምለም ዓይነይ መርዓ ኣብርሃም ወ ሳራ ይግበረልኩም ለምለም ዓይነይ ኣደ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 2 місяці тому +4

    ፈረይትን ጸገይትን ይበልኩም ፈጣሪ።
    ለምለም ዓይነይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
    ካብ ዘርኣብሩኽ ዕንቅርቢት እዝይ ይሕሸኪ ።
    ክክክ ንቐልዲ ዋ

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏🌹

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 місяці тому +4

    ኣሰይይይይይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ለምለም ዓይነይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉

  • @sabadesta57
    @sabadesta57 2 місяці тому

    Lemlem ayineyi congratulations 🎉god bless your marriage ❤❤❤

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 місяці тому

    ለምለመይ ምቅርቲ እንኳዕ ደስ በለኪ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ።❤❤❤❤

  • @danielgebrehiwet4495
    @danielgebrehiwet4495 2 місяці тому +1

    ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @parissmith2576
    @parissmith2576 2 місяці тому +2

    እንኳን ለዚህ ቀን አብሰሽ ለምለም አይነይ❤ ተወዳሪቺህ አብርሃም የሳሪ ያድረወግላቹህ ወልዳቹህ ሳሙ፣🙏🏽🙏🏽

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ

    Waw, ኣቤት ልቦና. ክትስለምን ክትኮሓልን ዝግብኣ መርዓት, እዚ ግዜ ሪኣ ከምዚ ምግባራ ብጣዕሚ ዘደንቕ ክእለት'ዩ. ከምዚ መን ይኽእሎ! ኣዝዮም ሓያላት መጻምድቲ'ዮም.

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 2 місяці тому +1

    ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ይገበረልኩም ለምለም ዓይነይ ❤😍ፅብቅተይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይኩነልኩም🥰🙏

  • @fevenmikiale6883
    @fevenmikiale6883 Місяць тому

    እሰይ ለምለም ዓይነይ ፈርርይትን ጸገይትን ይግበርኩም ፈጣሪ🎉🎉❤❤❤🇪🇷

  • @WeldeMeresawubet
    @WeldeMeresawubet Місяць тому

    ለምምለም ዓይነይ እንኳዕ ደሰ በለኪ

  • @MuleyShumye
    @MuleyShumye 2 місяці тому +1

    እስይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርኽ መርዓ ሳራ አብርሃም ይግበረልኹም💚💚💚💚

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 2 місяці тому +2

    መልካም ጋብቻ ይሄ ነው ድስ ይምል 🎉🎉🎉🎉ትዳራችሁ ይባረክ

  • @nazarethmehretab6822
    @nazarethmehretab6822 2 місяці тому +1

    Congratulations Lemlem Ayney mey God bless your wedding 💍💍🎉🎉

  • @LegeseAtaklti
    @LegeseAtaklti 2 місяці тому +1

    መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 2 місяці тому +1

    እሰይይ ዕልልልል ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ደስስ ዝበለ ርግዕ ዝበለ ከም ናይ ወለድና ❤️💐💐

  • @SemhalMebrahtom-nk7lr
    @SemhalMebrahtom-nk7lr 2 місяці тому +1

    Hadarkum ybarek

  • @ArslanRr
    @ArslanRr 2 місяці тому

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኪ ለምለመይ እሰይ ደስ ክብል ልብካ ሕጉስ መንፈስካ ረግእ ዝበለ

  • @EyugGyeu
    @EyugGyeu Місяць тому

    ርሑስ ጋማ ኣብዚ ኣሎ ባህልናይ ወለድና🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️ለምለም ዓይነይ ዕልልልልልልልል

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 2 місяці тому +1

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ለምለም ዓይነይ ፈረይትን ጸገይተን ኩኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 2 місяці тому +5

    እስይ❤ዕልልልል ዕልልል ዕልልል ደስ ዝብል አነ ዉን ድሕሪ ሽድሽተ ወርሒ ክም ናትኪ እየ ገይረ ዝምረዐ ምጥን ዝበለ ፅፍፍ ዝበለ እስይ ትፍለይይ ኢኪ እግዚአብሔር ይባሩኩም❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏🌹

  • @SenaitAbraham-sh1lq
    @SenaitAbraham-sh1lq 2 місяці тому +2

    Aseyyyy elllll lemlem ayey Rhus Gama Egziabher ms Dngl Mariam adiu mera dochmach zbareke hadarkum ybark Araya deqianstyo eki

  • @rahelhaile8655
    @rahelhaile8655 2 місяці тому

    Congrats lemlem ayney nay beti kea kemzi yreeyna ❤❤❤❤

  • @temesgenapp242
    @temesgenapp242 2 місяці тому +1

    ኣሰይይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤🎉❤❤

  • @YtFgg-n5m
    @YtFgg-n5m 2 місяці тому

    እሰይይይይይይ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mezerberha5269
    @mezerberha5269 2 місяці тому +2

    ሩሑስ ጋማ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባረክ ❤❤❤

  • @hdhud9018
    @hdhud9018 2 місяці тому +5

    ሩሑስ ጋማ ለምለምይ ደስ ክብ ደቃ ሰፈርና ርእና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @AIMEAlme
    @AIMEAlme 2 місяці тому +1

    ኣልልልል ለምለም ዓይነይ ውሊድኪ የረአየኒ አደዊይ አያ ትመሰለኒ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤♥️♥️♥️♥️♥️💋💋💋💋💋💋💋

  • @hiweteytube
    @hiweteytube 2 місяці тому

    ለምለም ኸም ሽምኺ ይግበረሕኪ ርሑስ ግም እልልልልልልል

  • @mimiberhane137
    @mimiberhane137 2 місяці тому +3

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ለምለም ዓይነይ ጽብቅቲ ደስ ዝብል መርዓ♥♥♥

  • @TeameDesta-r2e
    @TeameDesta-r2e 2 місяці тому +1

    Bitaemi desss zibil lemlem ayney congra

  • @elsabrhane4782
    @elsabrhane4782 2 місяці тому +1

    Asena lili shikor inqai abzi abxehaki werqi mizan eleki aleku ruhus gama mizti hafety❤

  • @dlhdodddfwi4895
    @dlhdodddfwi4895 2 місяці тому +1

    እንዃዕ ደሰ በለኪ ለምለም ዓይናይ❤❤❤❤❤

  • @kahsayaregay9856
    @kahsayaregay9856 2 місяці тому +1

    ዋዋዋዋዋዋዋ ሐዚ እያ::

  • @ابرهاالحبشي
    @ابرهاالحبشي Місяць тому

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤

  • @ShewitGerezaher
    @ShewitGerezaher 2 місяці тому +1

    እንካዕ ሓገሰኪ ለምለም ዓይነይ❤

  • @minas15
    @minas15 2 місяці тому +1

    Egziabher Edmen tenan yhabkum lemlemey hafte rhus Gama ygberlkum🙏 ❤🎉❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 2 місяці тому +2

    እሰይይይይይይ❤❤❤❤❤ ለምለም ዓይነይይ❤❤ ፅጌዋ መዓርርርርር ናይ አብርሃምና ሳራ ይግበረልኩም ❤❤ ፍልይቲ ፍጥረት❤❤❤❤

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏🌹

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 2 місяці тому +1

    ለምለመይ እንኻዕ ደስ በለኪ🎉🎉🎉

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s 2 місяці тому

    ኣሰይ ደሰ ባሃሊ እዩዋ መርዓ ኣይኮነይ ድግሰዩ❤❤❤❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 2 місяці тому +4

    እውይ ነዓኺ ዝወሰደ ሲ በቡኡን ኣዲኡን ዝተመረቀ ኢዩ ለምለም ዓይነይ።ቃል ኪዳን ሳራን ኣብረሃምን ይግበረልኩም ርሑስ ጋማ።❤❤❤❤።መብጽዓ ኣትየ ኔረ ኣብቲክቶክ ለምለም ዓይነይ ክትምርዖ ከላ ሓንቲ ንብረት ገዛ ክገዝኣላ ኢለ ኔረ ትፈልጥዋ ተሊኹም ተሓባበሩኒ በየን ክረኽባ??

  • @gnenetmehari
    @gnenetmehari 2 місяці тому +1

    ርሑስ ጋማ መርኧ እብርሐም ሳራ ይኹን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ፅጉማት አብዘለዋ ትግራይ ገንዘቦም ንዘይረብህ ንዝጥፍኡ መርኡ ኧብይ ትምህርቲ እዩ

  • @planetadmin5158
    @planetadmin5158 2 місяці тому

    ዓይነይ ንዓኺ ዝወሰደ ታዓዲሉ ለምለም ዓይነይ

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co 2 місяці тому

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ አብርሃም ሳራ ይግበረለኩም።
    ለምለም ዓይነይ እርግፀኛ እየ ባህርያታም ከምቲ ኣብቲ ፊልሚ ትዋሰኦ እያ ኢለ እየ ዝግምት ዕድለኛ ኢኻ ኽብሎ ይፈቱ ንመርዓዊ።
    ሰናይ ግዜ ድማ ይኹነልኩም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን አሜን።

    • @Hayet-wembertawi
      @Hayet-wembertawi 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏🌹

  • @TisguHadera
    @TisguHadera 2 місяці тому +1

    ለምለም ዓይነይ እንኳዓ ደስ በለኪ ንዓኺ ዝወሰደ ዕድለኛ ዩ❤

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 2 місяці тому

    Wawww betami des bahale nay Aberaham we sara yegeberekum 🙏🙏🙏

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 2 місяці тому +1

    ወይለይ ኣተመርዓወትን ድያ ኣደ ቆልዑ እንድዩ ዳኣ ድመስለኒ ኔሩ ሰይይይ ርሑስ ጋማ❤

  • @jcgx9979
    @jcgx9979 2 місяці тому

    አሰይይይይይይሰ ደስስስስ ዝብል ሃይማኖትን በህልን ዝሓለወ ለምለም ዓይነይ እንኻዕ ደስስስ በለኪ ርሑስ ጋማ ሓዳር አብርሃን ሰራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eeee4739
    @eeee4739 2 місяці тому

    እኔካዕ ደስ በለኪ ለምለመይ🎉🎉🎉🎉ፅጌ🎉🎉🎉🎉🎉