Yes Wedi Taba, you are absolutely right. Constructive criticism is always welcome 🙏. However destructive criticism against our nation or going to bed 🛌 with our enemies is crime against the golden people of Eritrea 🇪🇷. Full stop.
I agree with the caller that said "It's a shame when youtubers report as a big 'mebale' when a single ship docks our ports". He is righr, we need government to move fast with 5th gear, we don't have a threat comming from Ethiopia or other neighbours now. Their is no problem with capital as diaspora want to invest but they need to have a transparent, accountable legal framework of ownership and bring down the barriers of doing buisness to a minimum then we will see hundreds of ships everyday. The term 'abagobiye' is somewhat appropriate for the Eritrean government whilst we all support it and it correct to preserve resources in times of war, it's needs to change strategy and be greedy in times of peace - the pace of growth is extremly slow and minuscule in my opinion.
We ask Ethiopia just to leave Eritrea alone and to stop behaving like a thug. Period. A lot of countries prefer Assab over Djibouti. Making Assab a transit port is the most profitable.
ጣቢኖ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 በርትዕ ቡዙሕ ስራሕ ይጽበየኩም አሎ አብ ሚድያ አኻእሎ ይሃብኩም አጆኹም አብዛ ዓለም ቅሳነት የለን
ዋው ዋው ዋው ክቡር ሓው ጣቢኖ ምሰማዕናዮ ነዚ ናይሕጂሲ፡ ዕድመሃብካ ደው በለልና ኢልና ብልቢ ብዘይቃልዓለም።
ብፍላይ እቲ መርገጺኻ ብዛዕባ ኢኮኖምን ጽዓትን ኣካይዳ ኡይኹን ጻዕሪን ፈተናታትን ናይ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ኤሪትራን ተጋዳላይንሲ ጸባ ዝጥዕም ውዱእ ዝኾነ ሓበሬታን ርድ ኢትን ሂብካና። ተዓወት ጅግና ጣቢኖ ኣዝማሪኖ፡ !፡ ብፍላይ ተጋዳላይ ብሽምዓን ላምባዲናን ተጋዲሉዩ ሃገር ኣምጺኡ፡ ብናይ 24 ሰዓታት ዝበርህ ሉቸን ኤለክትሪክን ዝበልካዮ ልቢ ዝትንክፍ ወዘተ ዝገርምዩ ኩሉ እቲ ቃላት።
ግን እቲ ከምዚ ኣይትበል ንብለካ ንምንታዩ? ንዝብል ከምቶም " ተጣላቒናዶ ዋላ ኣጣላቕዮምናዶ " ዝብል መንግስትን ህዝብን ዘቐየመ ዘየድሊ ቃላት ተዛሪቦም ኣብ ምልክት ሕቶ ዝ ኣተው ከይትኾነና፡ ሓልዮትን ሻቕሎትን ዝወልዶ ዘሎ ምድንጋጽዩ። እምበር መሰል ወይ ናይ ምዝራብ ናጽነትካ ንምብዳህ ወይ ንምኽላእ ኣይኮነን። ትርደኦ ይመስለና ክቡር ሓው። ፍቕሪን ቀጻልነትን ናይቲ ኣገልግሎትካን ናትካዩ ንሓልዮት ዘዛርበና ዘሎ ። ወይ መፍቶ ጸላኢ ህዝብን መንግስትን ሃገርና፡ ከይትኸውንዩ ጅግና ሓው።
ኣነስ ከምዚ ምስቶም ናይ ሰብዓታትን ሰማንያታትን ተጋደልቱዶ ተጋዲሉ ኔሩዩ ኢለ ይገርመኒዩ ኩሉ እቲ ብግዜን ቦታን ኩነታትን ትትንትኖን ትፈልጦን ሓበሬታታት ክሰምዓካ ከለኹሞ እዚዩ ሃለውለው ዘብለና ዘሎ።
ብዝተረፈ በርትዕ ኣጆኻ ንብለካ። ብሉጽ ካድር ብሓቂ ናይ ዘመንናን ዞባናን ንብል።❤❤❤❤
Selam Selam Wedi Taba Good job 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
Yes Yes wedi taba resie alka askala aleka ❤❤❤❤
Pit is outstanding please bring him back
ጣቢኖ ብጣሚ ኢና ነመስግነካ ቐጽሎ ዕንቃዕ ሃውና ኮንካ❤❤❤
Tabino il grande.
Buon Natale ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊😊😊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽
Merhaba Wedi taba ♥️🇪🇷💕👏👍♥️🇪🇷💯♥️🇪🇷💯
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️
❤well come bro 💕🌺🌹♥️❤️🙏
❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
❤️🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍
Yes Wedi Taba, you are absolutely right. Constructive criticism is always welcome 🙏. However destructive criticism against our nation or going to bed 🛌 with our enemies is crime against the golden people of Eritrea 🇪🇷. Full stop.
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Merry Christmas tabino with your family
MERHABA TABA ARKEY
God jule wedi Taba (dere)
Bravo maestro 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 tabino
🙏🇪🇷👋
🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome welcome
ሓው ወዲ ጣባ እቲ ዝዓበየ ሽግር ኮይኑ ዘሎ እኮ እዘን ዘለዋ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፍቃድ ናይቲ ቻናል እንበር ብቅዓት ናይቶም ኣብኡ ዘዝመሰሎም ዝዛረቡ ዘለዎ ዘይሓትት ብምዃኑ እዩ።
እዚ በዛ ንፈትዋ ቻናልካ ዝቐርብ መደብ ኣዝዩ መሃሪ፡ አብ ቅቡል ምኽንያት ዝተሞርኮሰ ኮይኑ ብዙሕ ጻዕሪ (ምንባብ፡ምስማዕን ምግንዛብን) ከምዝሃለፎ ዘርኢ ብሉጽ መደብ እዩ። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
God jule wedi Taba
Ethiopia exports its energy power, that is way it does not have enough
TABINO MERRY CHRISTMAS 🎄
Wedi taba jigna 🇪🇷👌🤣🤣🤣🤣🤣🇪🇷😘
Some discussions need to be done in private manner. An idea is the beginning of something
I agree with the caller that said "It's a shame when youtubers report as a big 'mebale' when a single ship docks our ports". He is righr, we need government to move fast with 5th gear, we don't have a threat comming from Ethiopia or other neighbours now. Their is no problem with capital as diaspora want to invest but they need to have a transparent, accountable legal framework of ownership and bring down the barriers of doing buisness to a minimum then we will see hundreds of ships everyday. The term 'abagobiye' is somewhat appropriate for the Eritrean government whilst we all support it and it correct to preserve resources in times of war, it's needs to change strategy and be greedy in times of peace - the pace of growth is extremly slow and minuscule in my opinion.
💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💯🇪🇷💯🇪🇷🌹🇪🇷🌴🇪🇷🌴🇪🇷💪
Welcome weditaba bro.
ጎሳ ማለት ዓሌት ጣቢኖ አይትገደሰሎም ፈሻኩል እዮም
👍💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌💪🌹🇪🇷🇪🇷🌲🐢🐪
ዩትዩበራት ግን ስለምንታይ አዮም ዘይዓቕሞም ኣርስትታት ርኢቶታትን አንዳምጺኡ ከምድሌቶም ዝልፍልፉ
ክጥንቀቑ ኣለዎም ምስ ሙሉአ ኣኽብሮት
ደይ ንጁቦኦም እዮም ዝሰርሑ
አንታ ቡችላ መን ዓዲሙ ዘምጻኻ ሰብ አሎ ዶንቆሮ ማሃይም ሐሳብ ኢንተለኻ ኸምቲ ናቶም ሐሳባትኻ ሒዝኻ ዘይትቀርብ
እሞ ሰብ ዝስዋእ እኮ እታ ዓዲ ተኸቢራ ክትነብርን ክትምዕብልን እምበር ክትዋጋእ ጥራይ ኣይኮነትን ማዕበል ጽቡቕ ኣሎ መጻ ኢ ክንሓስብ ኣሎና
@@araedombahram4150 እምነቱ ተዛሪቡ ጸገም ኣይኮነን ግን ናተይ እምነት ኣይኮነን።
@araedom ኣይኮነንዶ ምሕደራን ሐላፍነትን ናይ ሚልዮናት ህዝቢ ሒዝካ ነዛ ናይ ዉልቅኻ ክተመሐድር እኳ ተቐዳምነት ትህቦ ኣሎ። ስለዚ ኣብቲ ተቐዳምነት ኩሉ ሰብ ክሰማማዕ ኣይክእልን። ነቲ ተቐዳምነት ገሊኡ ብዓይኒ ህዝባዊ ረብሐ ገሊኡ ከኣ ብዓይኒ ዉልቃዊ ረብሐ ከቐምጦ ስለ ዝኽእል።
Enda wey kebila k
ሐቂ ጣቢኖ እዚ አብ ሰደት ዘሎ 90% መዓኮሩ ዘይከደነ ካብ ፍልጠት ዜሮ ሐንቲ እምኒ ዘየቀበሉ ካብ ኤርትራ በሪሮም ዝወጽ ብራርያ ጓሐፈት ነብሶምን ሰድርኦምን ፈለማ ይቀይሩ መንእሰይ ኤርትራን ሰራዊት ኤርትራን ሉኡላዊት ኤርትትራ ንከይትህሉ ብዝህንደድ ሐይልታት ዝደረጋም ኔሩ እሞ ሕጂ ውን ኤርትራ ናይ ዝደመየላን ዝደከመላን እምበር ናይ ዝኮነ ብራርያ መታለሊ ዩቱበር አይኮነትን እሞ ጣቢኖ በርትዕ አጆካ አብ ጎንካ አለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
ምስ ጎረባብታ ዜሮ ጸገም ዘይኣወጀት ሃገር። ኣብ ባይታ ውን እንተዘይ ኣረጋጊጻቶ። ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትዝውር ኣይትኽእልን ኢኻ። ስለዚ ህዝብና መጻኢ ኤርትራን ዓለማዊ ቁጠባን ክርድኦ ኣለዎ።
በጃኹም ዝተማህሩ ወነንቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ነቲ ዝተባህለ ክንደግሞ ኣይትግበሩና። ንጸላኢ ክንስዒር ከም ሰበስልጣን መንግስትና ክንብድሆ መታን ሓሊፍና ክንጸንሕ ይግባእ.
ጃውሃር ካብ ኣቡ ኣሕመድ ንላዕሊ ሓደገኛ እዩ እቲ ክሳብ ሕጂ ስቅ ኢሉ ምጽናሑ ከኣ ዕላሙኡ ስዕረት ባይደን ምጽባይ ሰለዝነረ ኢዩ።
ካብ ሰልፊ ሪፓብሊካን ናይ ኣሜሪካ ልኡኽ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ትራምፕ ን4 ዓመት መጻኢ ብሓባር ከም መንጎኒያ ክሽምግል ክፍትን ኢዩ ። ኣብዚ ኢዪ እቲ ዉድር ዝጅምር ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢቲዬጵያን.
ብሐቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ። ጀዋር ንስልጣኑ ክብል ብጣዕሚ ሐደገኛን ዘይእመንን እዩ። ንመንእሰያት ቄሮ ብዙሕ ተጠቒሙሎም እዩ።
ጣቢኖ ቀኒኦም ኢዮም UA-cam ምኻን ስለ ዝአበዮም ኢዩ
እቶም መንግሥ t ኤርትራ እዚ ዘይገበረት ኢሎም ዘዕዞምዝሙ ዘለዉ ሃገርኹም ሓግዙ ብዝከኣለኹም ብገንዝብ ሓግዙ
መን እዩ እዚ ጋሻ ክኣቱ ኣስመራ ዝበሃል ዘሎ???? እስከ ወስ በሉና😂
🍔🍟+🍺🍺🍺+🚬🚬🚬=🛌😴😜
So? Why were you against Abrha's opinion if you respect people's opinion. I'm just asking.
@@SamyL-b8n no i am not against him but i am sharing my opinion!
ብዛዕባ እቲ ድም 0:24 0:25 ጺ ህዝበይ ክኸውንየ ዝደሊ ዝበለ ኣብቲ መወዳእታ ዝደወለ ግን, ,,,ግን,,,,,,,ግ 1:05 ን,,,,,😂😂
ሓደ ነገር ክነግረካ ጣቢኖ። ስማዕ ስማዕ ሳልሳይ ግዜ ስማዕ,,,,,,,,
መንግስትን መሪሕነትን ኤርትራ ፡ ጸገም ህዝቢ ወይ ንህዝቢ ኤርትራ ጎዲሉዎ ዘሎ ወይ ንህዝብና ዘድልዮ ኩሉ ካብ (ሀ) ክሳብ (ፖ ) ኣዳዕዲዑ ዝፈልጥ መዓስን ኣበይን ንምንታይን ብኸመይን ዝብል ሓበሬታውን ካብ ማንም ኣብ ደገ ይኹን ኣብ ውሽጢ ዘሎ ዋላ ሓንቲ ንሃገር ዘወፈዮ ዘይብሉ ዘህተፍትፍ ሰብ፡ ወይ ካብ ጸላእቲ ንዕላማ ዝተላእከ ሰብ ፍጹም ፍጹም ኣየድልዮንዩ። እዚ ኩሉ ንኹሉ ሰብን ዜጋን ክፍለጥ ኣለዎ። ህርመት ልቢ ናይቲ መሪሕነት ግን ምፍላጥ የድልሎ። ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ናጽነት ኣምጺኡን ዓቂቡን ንዝተፈላለየ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ፈተናታትን መኸተን ሓሊፉ ብዓወት ናብዚ ዝበጽሐ ውድብን፡መንግስትን መሪሕነትንዩ ዘለና። ንኩሉ ዘጀመሮን ጀሚሩ ድማ ኣብዚ ዘብጽሖን ዘወደኦን ናይ ገዛእ ርእሱ መለክዕን ሚዛንን ከኣ ኣለዎ። ማንም ክውስኸሉ ክነግሮ ይኹን ዝሕብሮ ፍጹም ፍጹም ኣየድልዮንዩ። እሞ ድማ ሕጂ ኩሉ ወዲኡ ብ ኣርባዕተ እግሩ ደው ዝበለ መሪሕነትሲ ጸሓዩ ምስበረቐት ሎሚ ኣኸረቱ ንህዝቢ ዝሓለኻ መሲልካ ምቕራብኮ፡ ጸርፊዩ ነቲ መንግስቲ ፡ ከቢድ ጸርፊከማን ዘይሕከኽ ስምብራት ዝገድፍ ውርደትዩ እዚ። እዚ ትፈልጡዶ። የፍርደካውንዩኮ። ስለዚ ንነብስና ንሕለ ክብረትና ንሓሉ። ክብረት ናይቲ መንግስትን ተጋዳላይን ሓልዉሉ፡ ኣበይ ኔርኩም። ብኣፍካ ዝግበር ቃልስን ሓልዮት ጅዝብን ኣበርክቶን የለን ። የፍርድዩ ድማ። እዞም ዘይተጋደልና ኣብ ዲያስፖራ ዘለና ብፍላይ ክብረትና ንሓሉ። ክሳብ ዝዛረቡና ወይ ክዳብ ብሃለውለውና ንፍረድ ኣይንጸበ፡ ምኽንያቱ ማንም ከይሓገዞ ኣብዚናይ ዓወትን መድረኽን ዘብጽሖን ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣሰራርሓን ምሉእ ተሞክሮን ኣለዎ። ሕጂ ንመንግስቲ ኤሪትራ ክትሕብሮ ክትነግሮ ወይ ሓልዮት ንህዝቢ ብዝመስል ብጸላእቲ መንግስትን ህዝብናን ዝተላእከ ዋይጦ ለዘይዘይ ምባል ናይዞም ለዘይቲ ፡ ፋይዳ የብሉን ፡ ዕላማኡ ድማ ንጹር ስለዝኾነ ብዙሕ ምጥንቃቕ ከድሊየካዩ ጣቢኖ። ንስኻ ክትጥንቀቕ ዘለካ እዚኣቶም፡ ኣብ ሞንጎ ህዝብን፡መንግስትን ዘየድልየካ ኣርእስቲ ከፊትካ ምስ መንግስትኻ ክትባኣስ ( ከጥፉኡኻዩ ) እቲ ዝድለ ዘሎ ጣቢኖ። ልዕሊኦም ንራቐቕ ንማራመር ህዝቢ ኢና። ጣቢሞ ሓያል ካድር መዘና ዘይብሉ ዓቕሚ ዘለካ ሰብ ምዃንካ ፍለጥ። ስለዝኾነ ድማ ነብስወከፍ ትድርብያ ቃል ወይ ትምህርቲ፡ ከም መንደራጉሕ ኣብ ርእሶም፡ትሃርሞምማላ። እንጽርጽሮት ድማ ንዓኻን መደብካን ሓለይቲ ህዝብን መሲሎም ይመጹኻለው። ግደፍ ኣስተውዕል። ሰብ ኢኻ ክትጋገ ንቡርዩ ግን ምኽሪ ፈተውትኻን ሃገራውያንን ስማዕ ፡ ህቡብነት ዘጋገዮም ስልጣን ዘስከሮም ብዝመስል ኣብ 1998 ክሳብ 2015 ዓ ም ዝነበሩ ሰበስልጣናት ሪኢናዮ ኢና ። እሳቶምውንኮ ብኸምዚ ዓይነት ዓሻ ድፍረትዮም ኣቡኡ በጺሖም። እቲ መንግስትን ህዝብን ሃገርን ባንዴራን ግን ጸዋርዩ ትዕግስተኛዩ ክሳብ ሎሚ ድና ንኹሉ ኣሕሊፉ ክሳብ ሎሚ በጺሑ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ዘየድሊ ኣርእስታት ኣእትዮም ከየንደልህጹኻ ተጠንቀቕ ተጠንቀቕ ተጠንቀቕ። ክሓተካሲ፡ መንግስትን መሪሕነትን ኤሪትራ ፡ ኣይፈልጥንዲዩ ነዚ ኩሉ ጸገም ህዝቢ?
ብቐንዱኸ ክገብሮ ስለዘይደለየዲዩ ስቕ ኢሉ ዘሎ?
ወይ ዕላማኡ ነዚ ዘሎ ጸገማት ህዝቢ ንምስሳይዲዩ ኔሩ ካብ ፈለማ?
መልሰይ ኣይፋሉንዩ።❤❤❤
ስለዝኾነ ። እዚ ናይ ጸላእቲ መደብን ኣርእስትን ምዃኑ ፍለጥ። ተዛሪብካ ኣይተዛቲብካ ዘምጾኦ ለውጥውን ፍጹም የሎን። ግን፡ ዋይጦታይ ፡ "' ተዛሪበ ኔረንዴ ወይ ሬአኹም ኣነ ሳላ ዝጎስጎስኩዩኮ ከምዚ ተጌሩ ንምባል። በቲ ሓደ ። ንመንግስቲ ኤርትራን ውዕለቱን ንምፍራስን ምስ ህዝቢ ድማ ጽልኢ ንምጉስጓስን በቲ ካልእ ፡ ወዘተ ወዘተ ዝዝረብ ዘሎ ሕሱር ናይ ደመኛታት ህዝብና ዕላማዩ። እዚ ፍለጥ። ብቐንዱ ግን፡ ነቲ ህ,ግ, ንልዕሊ 50 ዓመታት ዘሕለፎ ቃልስን መኸተን ውዕለትን ከም ምድምሳስን መሰሉ ምግሃስን፡ በቲ ካልእ ድማ ሓንቲ ዘየወፈኻ ክነስኻ ነቲ ኩሉ ተጋዳላይ ዝወዓሎ ውዕለት ንምቅላል ኣብ መወዳእታ መጺኻ ኣሽካዕላልን ላግጽን ምልጋጽዩ እዚ።
እዚ ድማ የፍርድ ኣብ ሕቶ ምልክት ድማ የእትወካ ስለዝኾነ ልዑል ጥንቃቐ የድሊሎ። ❤❤❤ ብሓጺሩ
ኣብ ሞንጎ ህዝብን መንግስትን ኢድኩም ኣይተእትውውውውውው። ኣይምልከተኩምንዩ። ብቐንዱ ድማ ናይ ጸላኢ ኣርእስታትዩዚ። ንዓኻ ኣንፈትካ ንምስሓትዩ ዝግበር ዘሎ ኣስተውዕል ጣቢኖ በጃኻ። ለምቕነ ጽቡቕ ፕሮግራማትዩ ቀንዩካ። መሳጢ መሃሪ ኣራሚ። ሕጂ ኣንፈትካ ክትስሕትዩ እዚ ሕጂ ብዋይጦታ ዝወሃበካ ዘሎ ኣርእስቲ። በጃኻ በጃኻ ተጠንቀቕ።ብዛዕባዚ ዝበሃል ዘሎ ኣርእስቲ ተዛሪብካ ፡ ህዝቢ ትጎድእምበር ኣይክትጠቕሞን ኢኻ። እሞ ነዚ ዲኻ ትገብሮ?
ልዑል ፍቕሪ ሃገርን ህዝብኻን ስከዘለካ ትገብሮ ኣይብልንየ። ብዝተረፈ ጅግና ቀችሎ በርትዕ ቃላት ዘይኮነ መዳፍዕ ናይ ርእሲዓዲ ኢኻ ትትኩሰሎም ዘለኻ። ከምቲ ናይ ሰማንያታት ናብ ኤርፖርት ተጋደልቲ ዝትኩስዎ ዝነበሩ ጣቢኖ ፈናን ኣዝማሪኖ፡ በሊሕ ሰብ። ሓጆኻ ኣጆኻ በርትዕ። ❤❤❤ Love U realy Tabino the great. U R so very very very smart V,I,P simply.❤❤❤ God bless U and your beautiful family❤❤😢 0:25
ኣብ እኮኖሚ ዝባሃል አንፈት የብልካን:: ክትሰምዖ: ዘፈንፍን ረሳሕ ካድሬ:: ፍጹም ኣብ ኢኮኖም ኣይትተው:: ፉንፉን ገንጋን ኽንዜ:: ዝጨነወ ቦለቲካኻ ግበር ኩሉኹም ጨነውቲ ዶንቆሮታት ኢኹም:: እቲ እስኻ ትገልጾ ሚዲያ ዝኸፈእ ኣንጻር ህዝብን ሓገርን መንግስትን ዩ:: ብፍላይ በጃኻ ዓቕምኻ ፍለጥ:ቻይና ኤርትራ ኣይትበል ደንቆሮ ወዲ ሰበይቲ:: ፍዖ ጨነውቲ::
@mestawe...😂ደንቆሮ ደንቆሮ አይበልኻ 😂😂 ኸቢድኻ ዶ ምሽክናይ ከምዚታት ዘረባ ዘይመባልዕትኻ go👉🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬🚬=🛌😴😴😜
ብዛአባ ኢኮነሚ ትፈልጦ ነገር የለን። ኣፍካ ሃዝ። ብዛዕባ ቻይና ትጥቀሞ ፕሮዳክት ዳምፒንግ ፍልጠት የብልካን። ቻይና ነቲ ዝሃሰረ ፕራይዝ ትሕበካ ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ትካላት ንምአናው አዩ። ምሁራት ፊይናንስ ሚኒስተራት ብርሃነ ኣብርሄን፡ ጽጌረዳን ቀቲሉ፡ ን ሃጎስ ኪሻ ሃላዊ ሰልዲ አርትራ ዝገበረ ኢሳያስ አዚ ተፊአዎ ከይኾነ አርትራ ምድካም ቀንዲ አላምዑ ስለዝኾነ አዩ።
Just be clear and beg ethiopia to use eritrean ports.
We ask Ethiopia just to leave Eritrea alone and to stop behaving like a thug. Period. A lot of countries prefer Assab over Djibouti. Making Assab a transit port is the most profitable.
@@mengisfickak9697 ዊዒጊን
ትሕሽሽ ኣለኻ ወድ ሹቅ! ትማሊ ናብ ሃገራዊነት ንክትምለስ ዝሃገዘኻ ሰብ ጸፊዕካ ብህግደፍ ተቀባሊነት ንምርካብ ድዩ? ኣገብ ግበር ኣታ ውካርያ ከይትዋረድ! ህግደፍ ጨኒቅዎሎ። ቀደም ምስተጋሩ ተሰልፊኹም ንሕዝብ ኤርትራ ዝሃሸሽኩም ከዳዓት ኣኪቡ ካድሬታት ጌርኹም ኣሎ። ንስኻ፣ ኣብርሃ ገብሬ፡ ቴድሮስ ኩሊት፡ ኣረጋይ ሃጎስ፡ ይኻኣሎ . . ኩልኹም ወጮ ተገልበጥካዮ ዒኩም። ናትኹም ታርጌት ሃገራዊ ሚድያ ከም ማአበል ሸጥ መኦንጣ ዥኽዕኘ ሃገራዊ አዩ። ህግደፍ ይጓሃፍ ይኸውን አምበሪ ሃገራዊ ሚድያታት ክቅጽሉ አዮም።
You talk so wrong.amhara is not ertrian enemy.
Recorect your speech.
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
💕🇪🇷💕🇪🇷💕🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🌹🌻💕🇪🇷💕🇪🇷💕🌻🌹🌻🌹
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤