ድሕሪ ምሕፃብ እንቅበኦ ብሉፅ ቅብኣት ከፋልጠክን😍😘

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 146

  • @gdhgfu3295
    @gdhgfu3295 3 роки тому +6

    ሰላም ዝሐፍተይ ብትግርኛ ምካኑ ልባዕሉ ደስ ባሃሊት👌🇻🇳👌🇻🇳

  • @asugaltigray1659
    @asugaltigray1659 3 роки тому +16

    የቀንየልና ሳቢተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅልሉ💕💕🥀😘😘

  • @waw7753
    @waw7753 2 роки тому +1

    የቀነየልና ሓፍትና ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray9316 2 роки тому

    ኣንኳዕ ዳሕና መፃኪ ክብረተይ

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 3 роки тому +15

    ፀጉርኪ ብተፈጥሮ ፅቡቅዩ ኣነ ዘይ ገበርኩዎ ነገር የለን ፀብሒ ዶክሰርሕ ኣብርእሰይ ደኪሙኒሎ ናረገፈ

    • @ገዛናናፍቀ-ገ5የ
      @ገዛናናፍቀ-ገ5የ 3 роки тому +3

      ሓፈተይ ሸንጉርተን ጀንጀበለን ክልቴኡ ሓወሰኪ ኣብ ሰሙን 2 ጊዜ ተጠቀሚ ከለሰለሰለኪ አንተደልኪ ደማ Avocado ምስ አንካቅሖ ገረኪ ተጠቀሚ ብዘይ ምቁራጽ

    • @muleredagahmus1518
      @muleredagahmus1518 3 роки тому

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @hiwotbrhana7405
      @hiwotbrhana7405 3 роки тому

      @@ገዛናናፍቀ-ገ5የ እሺ ሓፍተይ መዓረይ

    • @genetgeberkiros5603
      @genetgeberkiros5603 3 роки тому

      🤣kulay aen krchach koynu

    • @kidutube1219
      @kidutube1219 3 роки тому +1

      ክክክክክክ ናብ ገዛይ ከኣ ተዛወሪ ኣጆኪ

  • @hayatabi2173
    @hayatabi2173 3 роки тому +1

    Haftey mearey bmntay kinrekbeki nkel ፀጉርና ተነቂሉ ተወዲኡ

  • @brhannagos9875
    @brhannagos9875 3 роки тому +2

    እንኳዕ ብዳሓን ምፃኺ እሽ ክሙኩሮ እየ

  • @wxoh8943
    @wxoh8943 3 роки тому

    ሳቢተይ ቀፅልሉ ፅቡቃለኺ

  • @Mebrahti754
    @Mebrahti754 3 роки тому +2

    ፀግሽ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ ቀፅልሉ ማዳይ ከይድለይ ናይ ክሳድ ናይ ስብነት ለ ተገዲስኪ ስርሕልና ፀግሽ እና ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ

  • @rutatekle1939
    @rutatekle1939 3 роки тому

    Naski kanieti nay Amlak seb eki Anes eti gexy hawiley ba mantay kemzemesgneki Ayfeltn ey thank you ma sister 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @charbelsuccar1677
    @charbelsuccar1677 3 роки тому +1

    የቅንየልና 💖

  • @yorsalemtesfu6557
    @yorsalemtesfu6557 3 роки тому

    Aeb kendey lewti geru ?please answer 🙏🙏

  • @SaadSaadSaadSaad-mr3vh
    @SaadSaadSaadSaad-mr3vh 3 роки тому

    Selam selam selam

  • @ሜሮንወለተኪዳንyoutube

    የቀንየልና ፀጋሽዬ ሽኮርና

  • @slamh1298
    @slamh1298 3 роки тому +1

    ቀፁሉሉ ሳቢተይ የቀንየልና መዓረይ

  • @blenentertainment3330
    @blenentertainment3330 3 роки тому +1

    Wow haftina.Thank you for your honest information.

  • @ኪሮስጓልትግራይ
    @ኪሮስጓልትግራይ 3 роки тому +2

    ኣስይይይ ምቅርትይ 🥰😍🥰😍🥰❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @rozifikrrozifikr3053
    @rozifikrrozifikr3053 3 роки тому

    ዋው

  • @gedd297
    @gedd297 3 роки тому

    Bmeseger ama hay Blna kbretey

  • @maranatamaranata9274
    @maranatamaranata9274 3 роки тому

    ሳቢየ ትሕትናኺ ብጣዕሚ ጽቡቕ። ኣጆኺ በርትዒ

  • @rozifikrrozifikr3053
    @rozifikrrozifikr3053 3 роки тому

    ደሞ ኣምሮብሻል

  • @weghta3315
    @weghta3315 3 роки тому

    Wawwww it's nice Thank u so much

  • @lemlem319
    @lemlem319 3 роки тому

    የቀንየልናፀጋይ.በረትዓ

  • @gdhgfu3295
    @gdhgfu3295 3 роки тому

    ግርሲልን ድዩ

  • @ገዛናናፍቀ-ገ5የ
    @ገዛናናፍቀ-ገ5የ 3 роки тому +2

    ይከንየለና ሓፈተይ

  • @fatmaadem194
    @fatmaadem194 3 роки тому

    Btami Eiki nfeti habibiti

  • @fydysysksg5384
    @fydysysksg5384 3 роки тому

    ሳቢየይ ፀብቅቲ ብምልኡ ዘፋለጥኽና ጠቂሙና እእዩ እና ቀፀልዮ ዝያዳይ

  • @selemawittube541
    @selemawittube541 3 роки тому

    ሳባዊት ሓፍተይ ማራ ጠፊኢኪ ናይ ሰላም ድዩ
    በጃኪ ቅልቅል በልና ናፊቅናኪ ዋላ ሓንቲ ደቂቅ

  • @selam6522
    @selam6522 3 роки тому +1

    ጽበቅ ስራሓት ኣለኪ ቀጽልሉ ምቅርቲ

  • @lilawit
    @lilawit 3 роки тому +1

    yekenyelna Sabawit Shkor

  • @albadralbadr764
    @albadralbadr764 3 роки тому

    ናይ ሰዉነት ስርሕና ሰቢየ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 роки тому +4

    ኣምላክ ይመስገን ፀጉረይ ካብ ናትኪ ኣይንእስን 👌

    • @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
      @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ 3 роки тому +1

      እንታይ ትጥቀሚ

    • @ትግራይሓላለይ
      @ትግራይሓላለይ 3 роки тому +1

      ንገርና ማ ታይ ትጥቀሚ

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 3 роки тому +3

      ፋይዳ የብሉን እዛ ቆፃል ጎማ ኮኮናት ተጠቀማ ቅድሚ ምሕፃብክን ማሳጅ እናገበርክን ትገብራሉ ሰለስተ ስዓት ዝኣክል ፀኒሕክን ትሕፀብኡ ተሓፂብክንለ ብደምቢ ቀስ እናበልክን መሽጥክን ምስተሓፀብክን ትጥቀምኡ ቅብኣት ገርክን እናመቀልክን ጥቅልል ጥቅልል ኣቢልክንኡ ደቅሳ ተሲእክን ናይ መዳም ሽቁል ምስ ወዳእክን ነቲ ጠቅሊልክንኡ ዝሓደርክን ብትን ብትን ኣቢልክን ምሽጥ ኣቢልክን ንፋስ ትህብኡ ካብኡ እንተደሊክን ትቁንጥርኡ ተደሊክን ትጉንጉንኡ ክቡራተይ

  • @amlaktamesgen5218
    @amlaktamesgen5218 3 роки тому +7

    ሓፈተይ ናተይ አንሰ ፀጉረይ ሙነዋሐ አበዩ አንተይ ከገበረሉ😔😔😔😔😔

  • @titimerhawi9178
    @titimerhawi9178 3 роки тому

    Yeknyalna hftey ntay

  • @titidesta9011
    @titidesta9011 3 роки тому

    የቅኒልና መዓረይ

  • @TyTy-uz8jo
    @TyTy-uz8jo 3 роки тому

    የቀንየልና ሓፍትና ብጣዕሚ ነመስግን ቀፅልሉ

  • @kudusyoutube8102
    @kudusyoutube8102 3 роки тому +5

    ሳቢየይ ስዊትትትትትት ከመይይይይይይይይ ዲኪ ትምቸውኒኒኒኒኒኒኒኒ ማርርርርርርርርር ኣይዞኪ ቀፅሉሉሉ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇻🇳✔️

  • @zaydtgraweyti1047
    @zaydtgraweyti1047 3 роки тому

    ሰላምኪ ይብዛሕ ሓፍተይ ናተይ

  • @hayatmuruk3284
    @hayatmuruk3284 3 роки тому

    ናተይ ብዘይ ቅብኣት ،ፀግረይ ብተፈጥርኡ ነዊሕ እዩ ፍርቂ ሜትሮ እዩ

  • @ማዕበልልበይ
    @ማዕበልልበይ 3 роки тому

    ሳቢየይ ሓላለይ ክፈትወኪ ምቅርተይ በርትዒ💖💖💖💖💖💖

  • @ትርሓስጓልኣሕፎሮም

    በርቺ 😘😘😘😘😘😘😘

  • @samyrakoodo5150
    @samyrakoodo5150 3 роки тому

    🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹🌹🌹🌹🌹

  • @rozifikrrozifikr3053
    @rozifikrrozifikr3053 3 роки тому

    ብጣዕሚ እዩ ቆንጆ ወላ ንገፅካም ሓሪፍ እዩ መኪረዮ ነይረ ቤቢ ኦይል

  • @rahwafufu5713
    @rahwafufu5713 3 роки тому

    Tibuk lewti amtsie tsigurki

  • @slamhhpsh7845
    @slamhhpsh7845 3 роки тому

    ቀንየልና ሳቢተይ

  • @shewithabte744
    @shewithabte744 3 роки тому

    Selam sabawi haftey ezi zeyti ngexina kntkemelu nkel do

  • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ

    የቀንየልና ክብረተይ በርትዒ

  • @leiltyteklay2649
    @leiltyteklay2649 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @Tesfamily
    @Tesfamily 3 роки тому

    Yekenyelna sabiti💖💖💖💖

  • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ

    እወ ቅሳነተይ አይነቱ ብዙህ ስልዝኮነ አነስ ፈቲነዮ ነይረ ካብ ስሩ እንዳተበጠሰ ምስ ቆርበተይ አይተስማመአኒን እምበሪ ንዝስማዕሞኦ ፅቡቅ እዩ የቅንየልና ሽኮር ሀፍትና 💐💐💐

  • @hbrettegarumedia3610
    @hbrettegarumedia3610 3 роки тому

    ፀጋየ ምቅርቲ

  • @natsinetyohannes1292
    @natsinetyohannes1292 3 роки тому +2

    Sabiye abta zehalefe videoki eza heto hatiteki nire thanks tegediski sele zemelesekeley.kab Asmara 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤ 💖 !!!!

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 3 роки тому

    ብታሚ የቅኒልና ስባየ ቅጽሉል

  • @gdhhdj6780
    @gdhhdj6780 3 роки тому

    ሳቢተይ አሰኺ ኸምኽሮ ፍትውተይ

  • @Betelhem153
    @Betelhem153 3 роки тому

    Awe ወላ ንነንስካ xbukyu ሳብተy

  • @ኤልሳአርአያ
    @ኤልሳአርአያ 3 роки тому

    ምቅርተይ ቀፅልሉ❤❤❤❤👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊💊

  • @rozifikrrozifikr3053
    @rozifikrrozifikr3053 3 роки тому

    ማር

  • @kidutube1219
    @kidutube1219 3 роки тому

    ብርታኢ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ሳባዊ ሓፍተይ እታ ናተይ ውን ሼር ኢልኪ ኣበአኣታትዕና ዝሓፍተይ

  • @dolshiabraham3969
    @dolshiabraham3969 3 роки тому

    Merhab Zyadayyy telefon xhafeley

  • @imissformama3939
    @imissformama3939 3 роки тому

    ሓፍተይ እቲ ናይማዳ ድበልክኒ ገዚኤ ሰሙን ተጠቂመ ገጸይ ገረፍረፍ ኣይበለን ዋላ ሓንቲ ኣይኮነን እሞ ካብኡ ንላዕሊ ተተጠቀምኩኸ ንገጸይ ሕማቅዶ

  • @fiyorite4
    @fiyorite4 3 роки тому

    የቀኒልና ሽኮረይ

  • @AyatMizen99
    @AyatMizen99 3 роки тому +1

    ዋላ ኣነ ክንደይ ዓመትይ ምጥቃም ካብ ዝጅምር ፅቡቅ ዩ ኣይከፍእን።

  • @almazamenay2702
    @almazamenay2702 3 роки тому

    Shikorina mkrti ❤❤❤

  • @ፅጌጓልተዋህዶፅጌጓልተዋህ

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @tigistidesbeleyaraya8554
    @tigistidesbeleyaraya8554 3 роки тому

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @almatazha1286
    @almatazha1286 Рік тому

    ሓቂ

  • @askalselemon5741
    @askalselemon5741 3 роки тому

    ቁብኣት ናይ ፅጉረ አይክን

  • @senaitgeresus4392
    @senaitgeresus4392 3 роки тому

    Seb hetitaki amo antay trgum alewo

  • @QwerAsdf-wg2sv
    @QwerAsdf-wg2sv 3 роки тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @shewitjuntelove1447
    @shewitjuntelove1447 3 роки тому

    Sabiy DXA dels abiy yerkab

  • @ፍትውቲ
    @ፍትውቲ 3 роки тому +2

    ካብ ስሩ እናከደ ኣብየኒ ብድሕረተይ ከዓ አዝዩ ሓፂር ገለ እባ በሊኒ

  • @hhyy5111
    @hhyy5111 3 роки тому

    ቀፅሉሉ ሙቁርተይ

  • @haimanotyohanes4007
    @haimanotyohanes4007 3 роки тому

    Btamemwe ymwadse

  • @HK-rn8yx
    @HK-rn8yx 3 роки тому

    ሳቢተይ ብጣዕሚ እየ ድፈትወኪ ቀፅልሉ ....
    1)ሕቶ መልሰለይ ንሓዱሽ ዝወፅእ ፀጉሪ ከ ታይ ንጥቀመሉ ዝሐሸ ትብልዮ ኣርእየና ማኣረይይይ

  • @እናቴእወድሻለው-ቘ7ቸ

    አነ ኡሱ አየ ዝጥቀም ግን ፀጉረይ ብጣዕሚ የነቓቐል አሎ

  • @AsadAsad-dx4tf
    @AsadAsad-dx4tf 3 роки тому

    ሳባዊት ሸኾር

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 роки тому +4

    ፎቶ ናይ ቱ ቅብኣት እባ ላእክለይ ዝሓፍተይ

  • @aelyetube1534
    @aelyetube1534 3 роки тому

    ሰላም ሰላም ሳባየ እቲ ቅባአት ብፎቶ አቅምጥልና አብ ከመንቲ

  • @askalselemon5741
    @askalselemon5741 3 роки тому

    ሰላም መጀመሪያ እቲ ቁብእተ ተብሎይ ዝለክ ናይ ነብሰ እዩ

  • @zionmekonnen3212
    @zionmekonnen3212 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ነመስግን በርትዒ።
    እቲ ናይ ማዳ መድሐኒት ማለት እቲ ዘርአኽና ክሪም ጠጠው አባልክዬዲኺ? ዋላስ ኩልሻዕ ኢኺ ትጥቀምሉ መልስለይ ዝሐፍተይ ቅድሚ ምጥቃመይ ክፈልጥ ስለዘለኒ።
    ብጣዕሚ ነመስግን 🙏♥️

    • @SaraSara-cp2im
      @SaraSara-cp2im 3 роки тому

      Edher keydu la da kgedfo eya ber etay da mkrti gen harif eyu ane lomalti 5,mealti gare aleku mara kenisuley alo tetekemi

  • @sabateklay7357
    @sabateklay7357 3 роки тому

    እና አይትሓውሲ ንየ በልዎ አማሓርኛ ጉድ ረኪብና ንሕና ተጋሩ ኢና ።

    • @saronabrha769
      @saronabrha769 3 роки тому +1

      እንታይ ማለትኪ እዩ ውቃዕ?

  • @mulutsegay536
    @mulutsegay536 3 роки тому

    በይዛኪ ባ ማዓረይ ታ ናይ ገስ ንገርኒ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል ብዝሓለፈ ኮሜ ፂሒፈልኪ ነይረ ግን ኣይመለስክለይ ኣቲ ንገርኒ በይዛኪ ብእመቤቴ ማርያም 💓💊💖

    • @amanuelteklay1796
      @amanuelteklay1796 3 роки тому

      መሰንጀር Sabawit Tube

    • @adaafs1907
      @adaafs1907 3 роки тому

      ዋላ አነ ክረክብኪ ይደሊ እየ. ህያብይ

  • @nazretyohannes3783
    @nazretyohannes3783 3 роки тому

    Sabitey eta nay mada creme ab german nzelna bekemay nerkbo eba negrni tegdeski ways b online ketgeze tkeal eka

  • @የመድሃኒኣለምልጅነኝ-ዀ8በ

    ፅቡቅ ፀጋ ሓፍተይ ኣስከ ብዛዕባ ክሪም ናይ ማዳ ገለ በልና ኣቃሪፅክዮዶ ብቀደማይ ፅሒፈልክስ ይድለት መን ከምዝድልቶ እንድዒ ወይም ኣብዙይ ተገዲስኪ መልስለይ ክቃርፆ ስለ ዝደለኩ እየ ይመና ፃዕድዩ ገፀይ

    • @titigalwukro9854
      @titigalwukro9854 3 роки тому

      እረ ናተይ ለ እውን እዩ ፃዕድዩ ገፀይ ወርሒ ተጠቂመዮስ

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ

    ሰላምኪ ይበዛሕ ተገድሰኪ ፎቶኡ አቅምጥልና

  • @ተስፋፅባሕ-ፐ4ገ
    @ተስፋፅባሕ-ፐ4ገ 3 роки тому

    ናየይስ ክምሽጦ ከለኩ ሓደ ኢደይ መሊኡ ይወፅእ ውይ ድካም

    • @musearayagaltigray8682
      @musearayagaltigray8682 3 роки тому

      ዋላ ናተይ ሓዲሽ ቡቋል እዩ ግን ብጣዕም ይጉፈፍ ኣሎ

    • @saram9863
      @saram9863 3 роки тому +1

      ዋላ ናተይ ጥርሐይ ቀርየ😢😢😢

  • @fkr834
    @fkr834 3 роки тому +1

    No no Jonson's oil ፅቡቕ ኣይኮነን ሰባት ንከይጥቀምዎ ይምከር ኣሎ ሳቢ ንካንሰር ሕማም ቀዳማይ መልዐሊ እዩ እናተብሀለ እዩ ኣብ ጎግል ብደምቢ ኣምብብዮ ኣይትጠቀሚ

    • @buayboll27
      @buayboll27 3 роки тому

      ኩሎም ህፃውንቲ ዝቅብእዎ ኮእዩ ኮምኡ ተኾይኑ ንኸይምረት ምተኸልከለ

  • @ትግራይዓደይሓዘንክን-ረ1ጠ

    ሓርኢ ምግባር ተሪፉኒ 😏😂

  • @girmanshealem6294
    @girmanshealem6294 3 роки тому

    ፀጋየ ሓፍተይ ብውሽጢ ክረክቡኪ ይደሊ እየ ብከመይ ክረክበኪ ይክእል

    • @amanuelteklay1796
      @amanuelteklay1796 3 роки тому

      ብመሰንጀር ንዒ Sabawit Tube

    • @adaafs1907
      @adaafs1907 3 роки тому

      እሸ አነ ክመፅእ እየ ምቃልይ

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 3 роки тому +1

    ማሻአላህህህህህህህህህ

  • @ብርሃንጋልትግራይ-ሰ1ዘ

    ኣነ ግን ይጥቆመ ነይረስ ቡዙሕ ኣይኮነን ዳክስ እዩ ፅቡቅ

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 роки тому

    ብምንታይ የረክበኪ ይክእል

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 3 роки тому +1

    ኣነ እውን ዳክስ እየ ዝጥቀም ግን ፀጉረይ ሓዲሽ ቡቋል እዩ ብጣዕም ከዓ ይጉፈፉ ታይ ከም ዝኾነ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 3 роки тому

    ምቅርተይ ንሰሙን ክፀኒሕ ይክእል

  • @zahraomer5447
    @zahraomer5447 3 роки тому

    ንፍዒቲ አነ ንነብሰይ ንእገርኻ እዉን ፅብቅ እዩ ሞክረዮ እየ ነብሰይ ታሓፀበ ሎሽን ኣይጥቅምን ቤቤ ኦይል እየ ዝጠቀም ሓረፍ እዩ ተጠቀማሉ ደቂ ኣንሰትዮ ኣሓተይ

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 3 роки тому +1

    ኣነስ ቫስሊን እየ ዝገብረሉ ቀይረሉ ኣይፈልጥን ሐጂ ቫቲካል ክገዝእ ይብለኩ ቫቲካል ከመይ እዩ ዝመንከርክንኡ እስኪ ንገራኒ ቅድሚ ምግዝአይ💕

    • @brhankelelom2034
      @brhankelelom2034 3 роки тому

      ልእግርኺ ድኺ ትጥቀሚ ነይርኺ ባዝሊን

  • @selam801
    @selam801 3 роки тому +1

    እንካእ ብሰላም መጻእኺ ፍትውተይ አብ ቻነለይ አቲኹም ከኣ ሳብሰክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ

    • @kudusyoutube8102
      @kudusyoutube8102 3 роки тому

      🇻🇳🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍እሺ ሃኒተይ አብኡ እናሀለኩለ ነዓይለ እዉን ሳብስስክራይፕ ተሓባበሩኒ ደቂ ትግራይ ፍቅርርርር 🇻🇳🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍

  • @meraa5153
    @meraa5153 3 роки тому

    አረ ሳባ ናይ ማዳት መጥፊኢ ፎቶ ላአክለይ ማዓረይ

  • @albadralbadr764
    @albadralbadr764 3 роки тому

    ናተይ ኩሉ ዝትቀርብዮ ይጥቀም እየ ግን ካብ ስሩ ይከይድ አሎ ንገርና ባ ካብ ስሩ ዘይንቅል

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p Місяць тому

    ቆሮበተይ ቆሲሉ እንታይ ክገብረሉ ትፈልጣ ንገራኒ ጨጉረይለ ሱቁሉ ይምዘዝ ካብኡለ ብርሑሱ ከሎ እምበር ምስ ደረቀ ኣይምሸጠለይን