Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
🙏💞💞💞💞💞🙏
Egzabiher amelak yemesegen selamki ybzah kbretey behak betaemii yekeniyena
🥰🥰🥰🥰
ኣበይ ኣለኪ ማዓረይ
እሺ የቀንየልና ሓላለይ❤❤❤❤
ጸግሻ እንኳዕ ደሓን መጻእኪ እንታይ ኮይና እየ ዝብል ኔረ እና ኣነ ዘይመኮርክዎ የለን ብዝኾነ ክጅምሮ እዚ እውንናይ ሳባዊት ትዩብ ተኸታተልቲ ሳብስክራይብ ግበራለይ ክቡራተይ😘
በርትዒ
እሺ 💛❤️💋👌
እሞ ልኣኽልና ናብ ኣቡዓርሽ
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ሓፍትና ንመጀመርያ ግዜ እየ ሪኤኪ እና እታ ቢድዮ ክስርሕይ ከለኪ እናተጠቀምኪ ካመጀመርያ ከመይ ከምዝግበር ኣርእይና ኣብርእስኪ ዝሓፍተይ
የቐንየልና ፀጉረይ እናሕኸኸኒ መከራይ ሪአ ንፁህ እቲ ቆዳ እዩ እንታይ ከም ዝኮነ የሕኽኸኒ ትፈልጥዮ እንተለኪ እባ ንገሪኒ
ቅድሚ ምሕጻብኪ ኮኮናት ቅብኣት ተቅቀቢኢ ሲስተር
እንካዓ ብዳሓን መፅአኪ ዝያዳይይይ
ሳባየ እንካዕ ደሓን መፃእኪ ምቅርተይ የቀንየልና ከአ
ሳብየ ጠፊኢኪ ዝያዳይ
በአማረኝ??
አቲ ሃሳዊት ብሰንክኪ ፀጉረይ ተበላሽዩ ረሳህ 😭
ሳቢየ ንባራ ርያድ ከ ተምፅእዶ
Wellcome sabawitey
እኖዃዕ ድሓን መፃኪ
Cilas ሓፍተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝይዳይ
Btami ymsgen habibty
ኣንቲ ዝያዳይ ቤሩት ዘለኒ ኸ ከመይ ነረኹቦ ትልኢኻዶ
sabawit haftey nab mahayl tsedlda tkeal diki wey seb gberlna
አሕዋት ቅዳሕ እያ ትሸጦ ማለት ኣነ ኣርባዕተ ሓባ ገዝአ ካበኣ ናተይ ናይ ኣዕርክተይእንታይ ደኣ ዘይተዓሸገ እናፈሰሰ መፂኡ እለያእናነተጎሰ ከሙኡ ገይሮም እዮም ዝሸጥልና እላትኒ ሐዚ መሊሳ ከኣ ዑሹግ እዩ ዝመፅእ ትብል ኣላ ከዛብ ሓዉሳ እያ ትሸጦ ከይትሸወዳ
አብ Kuwaitዘለኒኸ
እሺ ንፅበየኪ ኢና ምቅርተ
ቴሌፎንኪ ብወሳብ ኣይሰርሓለይን ኣሎ ኢትዮጵያ ትሰዲ ዶ ዝሓፍተይ ጸጉረይ ፕሮቲን ዋሕዲ ኣለዎ ብተፈጥሮይ ብጣዕሚ ጸጉሪ ኢዩ ግን ሕጂ ብሕብርን ብፕሮቲን ዋሕድን ብዝተፈላለየ ምክንያት ጸጉረይ ተጎዲኡ ኣሎ እንታይ ክገብር ኣማክርኒ ! እዛ ቅብኣት ምስ ገዛእክዋ ከኣ
ኣቲሳቢይ ናዉቃጦ መእለይ ሸይጥክልና ምንም ለዉጢ ዘይብሉ ዘይሰድድ ይሰድድ እዩ ኢልኪ ነዉሪእዩኮ ከዝለ ትፈልጢ ተኮይንኪ ተሓባበርና
🙏💞💞💞💞💞🙏
Egzabiher amelak yemesegen selamki ybzah kbretey behak betaemii yekeniyena
🥰🥰🥰🥰
ኣበይ ኣለኪ ማዓረይ
እሺ የቀንየልና ሓላለይ❤❤❤❤
ጸግሻ እንኳዕ ደሓን መጻእኪ እንታይ ኮይና እየ ዝብል ኔረ እና ኣነ ዘይመኮርክዎ የለን ብዝኾነ ክጅምሮ እዚ እውን
ናይ ሳባዊት ትዩብ ተኸታተልቲ ሳብስክራይብ ግበራለይ ክቡራተይ😘