"ኣፈራሪሖምና"ዶ/ ደብረጽዮን| "ባህላዊ ጀነራል ንመን?" ጀነራል ታደሰ ተቖጢዑ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024
  • #tdf #somalia #ethiopia
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

КОМЕНТАРІ • 196

  • @SamiBoykaRagnar
    @SamiBoykaRagnar Місяць тому +9

    ኣያና ጀነራል ታደስ ወረደ ወዲ ወረደ ዕድመ ጥዒና ይሃብካ ኣያና ኣቦና መረአያና ❤❤

  • @ሌንጮAnbesa
    @ሌንጮAnbesa Місяць тому +8

    ወይጉድ ትግራይ ንደብረፄን ዝትክእ መራሒ ዲያ ስኢና !
    ዝዛረቦ አይፈልጥ እንታይ ከምዝዛረብ አይፈልጥ ።
    ባዕሉ ደይኮነን ንሕና መራሕቲ ብጉቦን ጉዕዙይ አመራርሓ አብልዕሊ ህዝቢ ትግራይ አብልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያ ተበላሽና በስቢስና ተጠላቒና ተጨማሊቕና ብህዝቢ ተተፊእና ኢና ኢሉ አብ ሚድያ ወፂኡ እተዛረበ ።
    ከመይ ጌሩ ከምዚ ዓይነት መራሒ እዩ እንደገና ንህዝቢ ክመርሕ ኢሉ ዝዛረብ ?እዚ ንዕቐት ህዝቢ ትግራይ ከምዘለዎ እዩ ዝገልፅ ዘሎ እሞ ቀልጢፍኩም ካብ ስልጣን አባርርዎ ።

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Місяць тому +3

    ማሓሪ ዮሃነስ ግን ጅግናን ብሪላንትን ኢዩ፡ ህዝቢ ትግራይ ስልጣን ንመሓሪ ዪወሃብ ክብል ዪግባእ።❤

    • @ZekariasSolomon-m3b
      @ZekariasSolomon-m3b Місяць тому

      መሓሪ ዮውሃንስ ፡ ሰማዒ ኣይረኸበን እምበር ሓቅታት ካብ ዝትኵስ ኣይወሓደን ።

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv Місяць тому +5

    ህዝቢ ትግራይ ገታቸው ይኹን ደብረጽዮን ብሓባር ተኣለዩልና ዘይብል፡ ናይ መድያ ዪኣኽለኩም ክጅመር ዪግባእ።

  • @MahdereEwket-ww4kb
    @MahdereEwket-ww4kb Місяць тому +4

    ንኣዶ ትግራይ ካልኣይ መርድእ እዩ። ፅንዓት ይሃብኪ።

  • @beletufente
    @beletufente Місяць тому +12

    የሕዝን እዩ እዙ ኩሉ ጅግንነትን መስዋእትን ንፖለቲካ መቀለዲ ኮይኑ

    • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
      @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Місяць тому

      @@beletufente እንትትረአስ ስኽ ኢልካ ንምባል ጥራሕ ዝጸሓፍካዮ ይመስል የግዳስ ጀግንነትን መስዋእትን ደቂ ህዝቢ ንዘለኣለም እና ተዘከረን እናተመስከረሉን ክነብር እዩ ።ህዝቢ ትግራይ እውን ምስቶም ናብ እግሪ ኣምሓራ ክወስድዎ ዝቃለሱ እንተይኮነስ ምስቶም ዓርሰ እምነት ሃልይዎም ክመርሑዎ ዝደልዩን ዝኽእሉን ኮይኑ ኽዕወት እዩ እናዓምበበውን ክነብር እዩ ። እቱ ሐዚ ዱኹማት ሒዘምዎ ዓገርገር ዝብሉ ዘሎዉ ኣካይዳ ህዝቢ ትግራይ ምስ TDF ኮይኑ ከፍሽሎ እዩ ። "journey of a thousand miles begins with a single step" . Because of opportunist groups Tigrai right now is at a difficult situation but with a wide leadership of TDF and the political partner Tigrai shall win.

  • @ZeruBahta
    @ZeruBahta Місяць тому

    ዋይዋይዋይ ክሕደት

  • @user-wk6dh1ik2o
    @user-wk6dh1ik2o Місяць тому +10

    ብጣእሚ እዩ ዘሕዝን ወላድ ትግራይ 2 ሰለስተ ደቃ ሂባ ከምዚ ኮይኑ ኢዳ😪😪

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 Місяць тому +1

      Nay behaqi ado Tigray ezuy deo mitefdeyt 😭😭😭😭

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y Місяць тому

      ተአጠቅ ተቃለስ አንጻር እዞም ባንዳታት ጆኖሳይድ ዝፈጸሙ
      ካብ ወህኒ ፈቲሆም ዝለቀቁ
      ስጉምቲ ውሰድሎም።

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 Місяць тому +1

      @@AyalewAlemu-m5y niseka neqedem wufer mexaferi

    • @gmbarxorona2655
      @gmbarxorona2655 Місяць тому +1

      @@AyalewAlemu-m5y3 deqa ab tornet maitom tornet belae seb eu Ayokum Nayna endabelkum hizbi ab zeyfelto hunkto koynu

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Місяць тому +3

    TDF ኣብ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ኣካይዳ ኣትዩ ትግራይን ትግራዋይን ከይጠፍኡ ተሪርን መሪርን ቃልሲ ክመርሕ ከካይድ ግደይታን ግቡእን እዩ ክኸውን ዘለዎ እዩ ። ትግራይ ኣብ ትሕቲ ኣምሓራ እንደገና ኣትያ ክትምራሕ ማለት ክትጠፍእ ምግባር ማለት እዩ ።

    • @ZeresenanayT
      @ZeresenanayT Місяць тому

      ቁቡል ሓሳብ አሪሕቅና ክንሓስብ ዘገብር እዩ።

  • @HayletsyonSyum
    @HayletsyonSyum Місяць тому +2

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም አብ ወረዳ ኮረም ጣብያ ፋላ 51ሰቦት ዝተጨፍጨፉ አብ ስንሳሕ መድሐኔ ዓለም ዝተጨፍጨፉ ልዕሊ ሰማንያ ሳባት አብ አቦ መጣዕ 7 ስድራ ዝተጨፍጨፉ እስካብ ሕጂ ሐደ ሰብ እኳ ድምፂ ብዘይ ምርካቦም የሕዚን በሓቂ

    • @abebaviard60
      @abebaviard60 Місяць тому

      😭 እወ ብጣእሚ ዝሕዝን ግሰአት ኢና በፂህና እግዚአብሔር እሰኪ ሓደ ነገር ይበለና🙏🙏

  • @ፃፀ
    @ፃፀ Місяць тому +1

    ልማዓት ጉጅለን ንሳላሳዓመት አብ ስልጣን ዝፀንሑ አንሕና እንተዘይፀኒሕና ትግራይ ትጥፋእ ዝብሉ ለያቡ ፣ እኒ አለምን ደብረፅንተትን ወዘተ እና ዝተወሰኑ ጀነራላት እናሃለው ህዝቢ ትግራይን መሬት ትግራይን ናፅነትን ራህዋን ፣ፍትሕን የለን

    • @ZeresenanayT
      @ZeresenanayT Місяць тому

      አታ ሕሙም ሓጎል አበይ ከምእትበፅሕ ክሪኢ ኢና ዑሱበ ተከፋሊ።

  • @AbrishWediraya
    @AbrishWediraya Місяць тому +1

    ዋይ ትግራይ ዓደይ ፅንዓት ይሃብኪ ባዕሉ ይክሕድሎ ኣይ ብጥዕንኡ ኣይኮነን መሕፈሪ መራሕቲ እንታይ እዮም ዝኮኑ ዘለው

  • @Noname-n7b3u
    @Noname-n7b3u Місяць тому

    ገርናውእስካ ኢሉ ዶ/ር ሓመድ ብላዕ ብሙያኻ ሰሪሕካ ዘይትበልዕ

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Місяць тому +4

    እዚ ሰብ ክንደይ ሰብ እንትሞት እዩ ክሃዝን ዘለዎ።
    ዋላ ሓደ ትግራዋይ ለምን ይሞታል።

    • @genetbrhane7433
      @genetbrhane7433 Місяць тому

      Entay kemzbele mulue thzteu semeukayo dika weys ezi media tkoritsu zekerbe semieka kabtzare ab h.r m aleka reayo ente ezi media nay getachew eyom nmnta neti getachew fethu zleqoqom zeyzarbu

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 Місяць тому +4

    ደብረፅንተት ሕልኩስ

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq Місяць тому +17

    ኣንቱሞ ሰብ መንግስቲ የለን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ኣሎ ህዝቢ ሕዚ መፍትሒ ክደሊ ኣለዎ

  • @NegasiTsegay-mz1bq
    @NegasiTsegay-mz1bq Місяць тому +1

    ናይ መጀመርታይ እየ ነዚ channel, it just happened to be random to my scroll, but found it very informative!

  • @sisayweldu
    @sisayweldu Місяць тому

    ዉዉዉዉዉዉዉዉዉ
    ኣንታ ስሙዑ ኣንታ ወላድ ትግራይ ዋኣይ ኣሕዋተይ ወድ ረሳሕ ሰታይ ደም

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Місяць тому +1

    ሕቶ ንዶ/ር ደብረፅዮን ክንደይ ሚልዮን ክሞት ኣለዎ ዳኣ?2?3?4?

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ Місяць тому +1

    ግጅለ ደብረጽንተት ካሓዳማት ጠላማት ኢዮም ንህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ኢዮም ዝጠልምዎ ፎኦ ምዚኦም ብኸመይ ሓብርካ ክትነብር ግጅለ ዓለታዋይ ከባባዋይ ንስልጣኖም ክብሉ ጸንተት ህዝቢ ዝክሕዱ

  • @barakbintigray1379
    @barakbintigray1379 Місяць тому +5

    እዚ:ደ/ፅዮን: ዝበሃል: ናብ: ፍርዲ: ክቐርብ: ኣለዎ* **!! ግድን: እዩ**!! ብምንም:ተኣምር ህወሓት:ናይ: ፖለቲካ: ስራሕቲ: እምበር: ኣብ ሲቭል : administration አጁ:ከእቱን: ከምቲ: ን33፡ዓመት: ዝገበርሮ: ከጨማልቕን: ፋሉል ዝኾነ ሉ: ዕድል:ክህልዎ:/ ክረክብ: የብ**ሉ...ን**!!! ይኣክል**! ENOGH is ENOGH**!! በ*..ቃ**!!

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y Місяць тому

      ጌታቸው ረዳ እውን ጀኖሳይድ ዝፈጸሙ ብነጻ ስለዝለቀቀ
      ፍርዲ ቀሪቡ ክእሰር ወይ ከኧ
      ካስልጣኑ ክወርድ አለዎ።

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy Місяць тому

      ናብ ሕጊ ክቀረብ ዘለዎ እማ ቮድካቸዉ ረዳ እዩ ድብረፆን እንታይ ጌሩ ብሳክት ኣይትዛረብ። ጌታቸዉ ግን እንኳን ናብ ፈርዲ ሞት ፈርዲ ክፈረዶ ዘግባእ ሕሱር ሰብ እዩ። ምክንያቱ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዘፈፅሙ ኣካላት ሰፐሻሊ ብቪዲዮ እንዳቀድሕ ዘረሸኑ ዘነበሩ ናይ ኣብይ ወታድር ብሕጊ ክሕትቱ ተባሂሎም ተታሒዞም ዘፅኑሑ እቲ ብሸቲ ቮድካቸዉ ረዳ ናብ ሰልጣን መፂዩ ንኣብይ ከፈቱ ሰዲድዎም። እዚ ተግባራት እንኳን ብሕጊ ምጥያቅ ኣብ ማኣክል ፅርግያ የርሽኖ እዩ እዚ ገበን እዚ።

  • @TseguAnania
    @TseguAnania Місяць тому

    ደብረፅንተት አምሓርኛ ውን ይጠፍኦ አሎ መስለኒ ዝዛረቦ አይፈልጦን ዘሎ።

  • @abebeh.8145
    @abebeh.8145 Місяць тому +2

    ሳስ ፑቲን እንትብልኻ ይከራኸረልካ ነይረነገር ግን እውነት እዩ ራስ ፕቲን ኢኻ.
    ልስልጣን ተባሂሉ ክሕደት ጀኖሳይድ መደመሚ.
    ኣነ እንድሕር ለመራሕኹ ዳንደርም ኣይትብቆላ !!

  • @HayelomReda-e1p
    @HayelomReda-e1p Місяць тому

    ሃየኸስ መራሕና እንታይ ከምዝብል ይሰማዕ

  • @ZeruBahta
    @ZeruBahta Місяць тому

    ልቢበል ህዝቢ ትግራይ እዞም ካሕዳማት ደናቁር ደብረጼን በዳባባይ ተሓኒቁ ክስቀል ኣለዎ

  • @tsehayeTesfay
    @tsehayeTesfay Місяць тому +1

    እዝ ቦለቲካ ዚ ህዝቢ ክድሕ ተዘይ ኺእሉ እቶም ጀነራላት ዐርሶም ኪእሎም ናይ ክልቲኦም ደገፍቲ ከይኾኑ ህዝቢ ክድሕን ኣለዎ እየ ዝብል

  • @GEB301
    @GEB301 Місяць тому

    ልዕልና ሕጊ እንተሃልዩ ደብረፅዮን ናብ ሕጊ ክቐርብ ዝግብኦ ካሕዳም ዝኾነ ፍጥረት 'ዩ።

  • @abrehetaraya8236
    @abrehetaraya8236 Місяць тому +1

    መሕፈሪ ፅንሕ ኢሉ ኻዓ ንሕና ኢና ወሪርና ክብልዩ

  • @AsemelashRr
    @AsemelashRr Місяць тому

    ንምፅራፍ ነይመሀይም እዩ ተስፈአለም

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish Місяць тому +1

    ደብረፅዮን ኢትዮጵያኒስትዩ እዚ ማለት ጆኖሳይድ ተፈፂሙ ምባል ንኢትዮጵያዊነት ሓደጋ ስለዝኾነ እዚ ምኹላፍ ስርሖምዩ።

  • @NguseTekeste
    @NguseTekeste Місяць тому

    ደብረ ህውከት

  • @tsegahunkahsay4903
    @tsegahunkahsay4903 Місяць тому +7

    ንሓቂ ደው በሉ😊

  • @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ
    @ወዲትግራይ-ሐ2ጀ Місяць тому +1

    ዋይ እዝ ለንካት ደብረፅዮን ንወንበሩ ጥራሕ ዝጭነቅ ደንቆሮ ሰብ ጆኖሳይድ ዝተፈፀመ ምኳኑ መረጋገፅ የለን እሉ ኣታ ስምዑለይ ባዕሉ ምስክርነት ይህብ ኣሎ

  • @Estifanos-xy5ix
    @Estifanos-xy5ix Місяць тому

    ጆኖሳይድ ንኽፍፀም ምኽንያት ናይ ሕዋሓት ስለዝኾኑ እዩ ዝኽሕዱ ዘለዉ

  • @GEB301
    @GEB301 Місяць тому

    ብናይ ደብረፅዮን ኣገላልፃ ህዝቢ ትግራይ መሉእ ብሙሉእ ተዝፀንት ጉዳዩ ከምዘይኮነን ትሕቲ ስልጣኑ ምዃኑ 'ዩ።ደብረፅዮን ኣይ ካብ መልክዑ ኣይ ካብ ርእሱ ከሊፍ ዝተረፈ ዘፅልእ ሰብ 'ዩ።

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 Місяць тому +2

    ይገርም የሕዝን ዉን ስልጣን ክሕዝ ኢሉ ዝጭቃ እዚ ደብረ ፅንተት ኢሉ ኢሉስ ህዝቢ ኣይተጨፍጨፈን ክብል ጀሚሩ🤔

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo Місяць тому +1

    ሓንዳሰት ጀነ ሳያደ ባዕላ ሕወሕተ አነያ ነበ ኣበይ አታቅዕረረ ዓነ ጨፈነ አዘኸሉ ወገአ ሰወአ ዛተደፈረ አቀደሙ መገበይ አአተኸሐደተ ነገረና አዮ አተደፈራነ በምበል

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e Місяць тому

    ካብዚ ንላዕሊ ክሕደት የለን ኩሎም ይኣኽለኩም ክበሃሉ ይግባእ። ኩሉ አካይዳኦም ኣንፃር ትግራይ እዩ።

  • @amaremekonen4582
    @amaremekonen4582 Місяць тому

    ንስልጣኖም ክብሉ ሓቅታት ዝኸሓዱ: መረዳእታ ዘጥፍኡ ምስጢር ዝድሕድሑ ርካሻት ስለዝኾኑን ንህዝብና ዘይጠቕሙ ውዳቓት ስለዝኾ ብፍላይ ድማ ደብረ ፅዮንን መሰላቱን ብህፁፅ ክውገዱ አለዎም

  • @GuashGebrewahd
    @GuashGebrewahd Місяць тому

    እንታይ እዮም ዝኮኑ ዘለዉ ክልተ ዒዋሉ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ንሳ ባእላ ሻራዊት እያ ትግራይ ሰላም ምምናይ ምሔሸ ይመሲለና

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay Місяць тому

    ብወገን ትግራ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ክፍረም ዝገበሩ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ከይኮነስ፥ ናይ ባዕሎም ትፋስ ንምድሓን ዝተፈረመ ይመልስ....

  • @ዓደይብልየንዓይይነይ

    ኣቲሓፍተይ በጃኺ ክንስምዖ ዉን ከቢዱና እዞም ክልተ መራሕቲ ዝቐትሎም ደ ድዮም ሲኢኖም 1 ጌታቸውን ይፅዮንን ክር ሸኑ ኣለዎም

  • @AftomAftom-yi8oo
    @AftomAftom-yi8oo Місяць тому

    ኣብ ትግራይ ቲክቶክ ተጠቂሞም ንኣዶታት ምፅራፍ ንጀነራላት ን ቲድኤፍ ምፅራፍ ብገበን ሕተቱ ኣለዎም ኣውሽጢ ዓዲ ከይኑ ዘገርግር ዘሎ ኣሸናፊ ዝባሃል ንነብሱ ዕቅባ ሓቲት ዝነበረ ኣዲስ ኣበባ ሕጂ ከም ጅግና ዕግርግር ዝብል ዘሎ ብሕጊ ሕተትልና

  • @zemenmamoamare4621
    @zemenmamoamare4621 Місяць тому +1

    ኣነ ብቐረባ ዝፈልጦም ብሰንኪ ስእነት መድሓኒት ህይወቶም ዝሓለፉ 3 ክጠቅስ
    1- ዶ/ር ያሲን መስራታይ መቐለ ዩኒቨርስቲን ነበር ዲንን
    2- ዶ/ር ኢንጅነር ፋሲል ካብ መቐለ ዩኒቨርስቲ
    3- ኢ/ር ክብሮም
    ነዚ ታይ ይበሃል ደብረፅዮን መን እዩ ተሓታቲ¿????????

  • @sabafekadu911
    @sabafekadu911 Місяць тому

    እዘን ኩለን ዝትገለፃ ገበናት ብጌታቸውን ጉጅሊኡን ዝተፈፀማ እየን ወንጀለኛታት ዝሰደደ , ሐፂነ መፂን ክጣፋእ ዝገበረ, ህዝቢ ብኸባብያውነት ዝፈላሊ ዘሎ ወዘተ ኩለን ናይ ጌታቸው እየን ንሱ ድማ ንህወሓት ዝምልከት አይኮነን ምኽንያቱ ጌታቸውን ጉጅሊኡን ህወሓት አይኮነን

  • @HilufGebrekiros
    @HilufGebrekiros Місяць тому

    ደብረጽዮን ምስክርነት ፅንተት ሂቡ። ምንም ዝጠፍአና ነገር የለን ኢሉ።

  • @GeberMekonon
    @GeberMekonon Місяць тому

    ጉጅለ 14 ዝብል ሰም ንዞም ሰባት ተውሃበት እያ ወ ንትግራይ ዝኸሓዱ ኣብታሪኽ ትግራይ ክጻሓፍ ኣሎም

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 Місяць тому

    ፁቡቅ ዜና ግን ተቃወምቲ ትብል ሓዲኪ ተነሓናሕቲ ትብል ቃል ተትጥቀሚ ፁቡቅ እዩ ኣገላልፃክን ጭብጥጣትን ፁቡቃት እዮም ቀፅሉሉ!!

  • @TseguAnania
    @TseguAnania Місяць тому

    አንታ ሓደ ወሳኒ ሰብ ዶ ተስአነ ነዞም ሰባት እዚኦም አሲሩ ሰላም ዘውርደልና።

  • @smumd
    @smumd Місяць тому

    መሕዘንቲ እዮም😢😢😢😢😢😢😢

  • @sisayweldu
    @sisayweldu Місяць тому

    ይግለስ በጃኹም የጋንየና ኣንታ ኹፉእ መልሓስ

  • @smumd
    @smumd Місяць тому

    እዝአቶም መራሓታ ዘይኮኑስ መሕረረቲ እዮም ዝባሀሉ
    ካሓዲቲ😭😭😭😭

  • @SuodAlshdwy-qy2gy
    @SuodAlshdwy-qy2gy Місяць тому

    ደብረፅየን ህቢ መሪፅዎ ሀዝቢ የዉርዶ ብሰንኪ ንቁፅ ይነድድ ሩሑስ አይትግበርዎ

  • @selamselam2754
    @selamselam2754 Місяць тому +2

    ደብረን ጌታቸውን አይምጥኑናን ኢልና እኮ ዓረረ ኢልና ሰማኢ የለን እምበር
    ጌታቸው አነ ፈሪመ እንተዘይመጽእ ተጋሩ ክንስዓር ነይርና ኢና ኢሉ ሞራልና ሰይርዎ‼️ ደብረ ድማ ጆኖሳይድ አይተፈጸመን ይብለና አሎ ልብና ደጋጊሞም ይሰብርዎ አለው 💔

  • @haddiswoldegebriel2419
    @haddiswoldegebriel2419 Місяць тому +7

    TPLF x 50 years = Zero

  • @AbabaAsfaw
    @AbabaAsfaw Місяць тому +4

    ዋይ ዋይ አዶ ትግራይ

  • @medhaniekindeya4434
    @medhaniekindeya4434 Місяць тому

    ኣየ ህዝቢ ትግራይ ምስ ሻዕብያ ንዝረዳዳእ በላዒኻን ጀኖሳይድ ንዝክሕድን እናሰማዕኻ ምስ ጌታቸው ዘይትረዳዳእ ወገን

  • @zewdumesele5845
    @zewdumesele5845 Місяць тому +1

    ሀህዝቢ ራያ ይስእር

  • @hadushTekle-g8m
    @hadushTekle-g8m Місяць тому

    ክሳብ ሎሚ ካብ ዝርአኹዎም ፖለቲከኛታት ከም መሓሪ ዮሃንስ ዝበለ መስተውዓሊ አይረአኹን

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb Місяць тому +1

    እዚኣ ጌቾ ኢልዋ ተዝኸውን ካድረ ኣደመ ክንደይ መሰራሰርዋ

  • @ZenebeNegash-yr2ns
    @ZenebeNegash-yr2ns Місяць тому

    ደበረፅተት ገድሽዎ ሞይቱ ገና ይፍክር ኢዩ ዘሎ

  • @MekonnenHadush-yw3uo
    @MekonnenHadush-yw3uo Місяць тому

    Debretsion must to bring to ICC.

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Місяць тому

    TDF ን2ቲኦም ብገበን ክህተቱ ምግባር ግድን ክኮን አለዎ ምስዋና ዋና አባላቶም ፍቱን መድሃኒቱ እዚኦም ብምውጋድ ህዝቢ ትግራይ ትንሳኡ ግብሰር አለዎ።

  • @ፃፀ
    @ፃፀ Місяць тому

    ህዋሕት ብመስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝተመስረተ እዩ ኮይኑ ግና ብንአለምን ፣ ደብረፅንተትንወዘተ ዝአመሰሉ ትሓንሽሹ እዩ እዚኦም ለማስ ሕሊና ዘለዎም አስፊሖም ዘይሓስቡ ደንቆሮ መንደር እዬም ንስልጣኖም እንበር ንመፃኢ ትግራይን ፣ ህዝቢ ትግራይ አይሓስቡን እዬም

    • @GidayNayzgi
      @GidayNayzgi Місяць тому

      አብ ስማይድያ ክተፅድቀካ።አብምድሪ ወዲአ

  • @BrhaneSbhat-dz7zo
    @BrhaneSbhat-dz7zo Місяць тому

    ኧረ ጉድ እዩ እዚኦም ንመን ወኪሎም እዩ ዘርባዕባዕ ዝብል ዘሎ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ትክክል መህፈሪ አብ ትግራይ ተፈጢሩ

  • @ፃፀ
    @ፃፀ Місяць тому

    አይሓፍሩን እዬም እቶም አደመ ልዕሊ ሓደ ሚልዬን ህዝቢ አወዲኦም አይሞተናን ዝብሉ ሰባት እዬም ። መራሕቲ ህዋሓት ወይ ካዓ ኸባብያውያን ፣ ዓልየትን ፣ ጥቅምን ቀንዲ ናይዚ ፅንተት ተሓተትቲ እዬም ደቃሉ

  • @yhrahdesta7577
    @yhrahdesta7577 Місяць тому

    አዋይ ሓጥያት ህውሓት ሲ አዚ ኮይኑ ካሕስኣ ነዚ ካብ ነበረያ ነበረ ኣድሒኑ ስረ ዘዕጠቓ ህዝቢ ትግራይ ሲ ኣአዳዉ ቆሪጻ ኮፍ መበሊ ወንበር ሰሪሓቶ

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb Місяць тому

    ጌቾ ዒዋላ እዪ።ን ኣብይ ከመይ ከምዝሽውዶ ይፈልጥ እዪ

  • @kideasefa
    @kideasefa Місяць тому

    ህወሓት ካብስልጣን ይተኣለ

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 Місяць тому +1

    አረ እዚ ደብረጽዮን ዓቢዱ ድዩ ጆኖሳይድ አይተፈጸመን ይብል አሎ መሕፈሪ ክሕደት እዩ

    • @siblesible4838
      @siblesible4838 Місяць тому

      Jonesayd aytefetemen aybelen hademilyen zbl aytetareyen ktare alewo eyu zbl zelo aytegannwo ktegawhu eina nreizelena entekieilna nmerahtna nmker tezeykonu kembahadsh knwdeb alena kabzen partat wetaei koynna

  • @mekonenaregai9483
    @mekonenaregai9483 Місяць тому

    ኣንፃር ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ዝግበር ውዲት ካብ መን ከምዝኾነ ፍሉጥ'ዩ

  • @ArayaTareke-m9n
    @ArayaTareke-m9n Місяць тому

    ዕላሚኺን ውግንናኺ ንፁር እዩ ሓሳዊት

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 Місяць тому +1

    መራሕቲ ትግራይ ነቶም ምሳኽም ዝገዩ ዝነበሩ ግሊኦም ብጥይት ተቀቲሎም አብ ተከዜ ዝተደርበዩ ዘኩሩ እቶም ነዚ ህዝቢ 7 ግዜ ትሞቶሉ እሎም ዝተስውኡ በቃ ክሕዲ ክሕዲ 💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish Місяць тому

    ሕራይም ክንደይ ትግራዋይ ክሞውት እንተሎ እዩ ብኣኻ ደብረፅዮን ህልቂት ኢልና ንፅውዖ?
    ደብረፅዮን ክንደይ እንትውሰኽዎ ህልቂት ክብሃል?

  • @tsegaizewelde7215
    @tsegaizewelde7215 Місяць тому

    General Tadese is absolutely right. In fact, tigray generals are the best in the world. Whoever said bahlawi has no idea about the military or he never shot a gun. But what is the hidden agenda on charging "bahlawi"? Our generals are capable of protecting their country and people unlike the Phds, doctors and money mind tigrians. Even American military analysts are surprised and wanted to learn from these Tigrian generals. Our Tigrian generals had fought against more than 4 different forces and countries. Our generals triumphed over their enemies and the whole world recognized them but little people with their little paper(PhD, Doctors.....) calling them bahlawi shows how naive they are to their knowledge.

  • @birhannegn
    @birhannegn Місяць тому +1

    ኦ ትግራይ ፅንዓት የሃብኪ!
    ይኣክል! ትግራይ! ንብረት ሃደ ውድብን ናይ ካሃድትን አይኮነትን!!! ዘይውዳእ ህስድና የብቅዕ!

  • @meseretgebru5341
    @meseretgebru5341 Місяць тому

    ታይ ዓይነት ሰብ ኢኻ ብሰንክኻ ዝተወለዐ ኹናት ምእንተኻ ንባዕሉ ኽንደይ መንእሰይ ረጊፈ

  • @KirosGegi
    @KirosGegi Місяць тому

    ndebriz emma hasaw beluwo kosciacia leka hakatom neyrom debriz hassaw he is Lear

  • @ephremdesta1731
    @ephremdesta1731 Місяць тому

    አቱም እስኪ ሰከን ኢልና ንሕሰብ መን እዩ ጥፍአተኛ ክልቲኦም ዶ አይኮኑን ዮም ዓዲ ዝመርሕዋ ነይሮም ሕጂ እንታይ ሓድሽ ነገር ሰሪሖም ዮም ሓዲኡ ዝሙገስ ገሊኡ ዝንቀፍ ሙውጋድ እንተኮይኑ ኩሎም ይወወገዱ ካብኡ ድማ ሚድያት ውን ንሓደ አይንወግን ዘሎ አፈላላዮ ብግልፂ ንገሩና ሰብ አየተደናግሩ አይትከፋፍሉ

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx Місяць тому

    ጉድ ዩ!! ናይ ደ/ጽዮን ዘርባዕባዕ
    ደርበሽበሸ!!

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re Місяць тому

    ጌታቸው ረዳ ብሕጊ ክጥየቅ አኬባ እናገበረ ህዝቢ ንህዝቢ የዋቆዖ አሎ

  • @FtsumbirhanBelay
    @FtsumbirhanBelay Місяць тому

    ከም መጠን ኩሉ ዝከታተሎ ሚድያ ሚዛናዊ ዝኾነ መልእኽቲ ኣመሓላልፉ ምኽንዬቱ ኮሚሽን መፅናዕቲ ጆኖሳይ ድ መን ኣቋሪፅዎ ?ፈትሹ ብዝግባእ

  • @Tek23109
    @Tek23109 Місяць тому +4

    ዶክተር ደብረፅዮን ከምአ እትብል መልእኽቲ ንምሕላፍ አይመስለንን ቀፃሊ መብርሂ ይሃበላ።

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 Місяць тому +1

      😂😂😂

    • @CheerfulDirtBike-bf2mb
      @CheerfulDirtBike-bf2mb Місяць тому +1

      ረሳሕ ኣድሒንኻዮ ሞይትኻ

    • @azebeawete4680
      @azebeawete4680 Місяць тому +1

      እንትይ ክብል ደሊኡ ???? 2÷2=4 እዩ 5 መኻካን ኣክእልን ::ዝተዛረቦ ግልፂ እዩ

  • @gebrhiwotgebretnsai4947
    @gebrhiwotgebretnsai4947 Місяць тому

    ተመኩሮ ህዝቢ ኤርትራ መምሃሪ እዩ unconstitutional political power by corruption 55 years one part ህግደፍ one man president ኢሳያስ እፈወርቂ ህዝባውን ቆጠባውን ዕንወት ስደትን ምብትታን ስድራቤትን ዘከተለ ስራሕ ኣልቦ ምስኮነ እዩ ፡ እንኮ ንህዝቢ ትግራይ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ with constitutional goverenment for the Tigrai people they need Gebrhiwot Gebretnsai

  • @ለምንይዋሻል
    @ለምንይዋሻል Місяць тому

    ከምዚ ሚዲያ እዚ ዝሕሹ ኣይረኣኹን።
    1) ዶክተር ደብረፂዮን ጀኖሳይድ ኣይተፈፀመናን ኣይበለን። እቲ ሓደ ሚሊዮን ዝባሃል ዘሎ ንመራሕቲ ንምኽሳስ እምበር ንቐተልትና ክኸሱ ኣይኮነን። ቑፅሩ ትክክል ይኹን ኣይኹን ሐዚ እውን ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣወዲኡ ዝባሃል ደብረፂዮን እዩ ዝብል ትግራዋይ ቁፅሩ ብዙሕ እዩ።
    ብትክክል ናይቲ ቃል ወሃቢ ሓሳብን ርድኢትን ብትክክል ክርገልፅዎ ይግባእ። ሐዚ ውን ንደብረፂዮን ንምፅላም ንምፍርራሕ ዘይፅዋእ ነገር የለን።

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 Місяць тому

    For ever TPLF❤❤❤❤❤

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 Місяць тому

    እቲ ትድግፍዮ ጌታቸው እኮ እዩ ሒሳብ ክነወራርድ ስኰር ኢንች መሬት ንዘይምልስ ንዑዑ ንምድሓን እውን ፀኒቱ
    ናበይ ናበይ እዩ ነገሩ ሓሰውቲ

  • @AbabaAsfaw
    @AbabaAsfaw Місяць тому +1

    አታ ኩሎም ይልቀቁ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ትክክል ወዲ ወረደ እቱ ሐቂ እዙይ እዩ ኩሉም ተጋሩ እዩም ግን አ እየ ጂግና አይከንኩን አነ እየ እናበሉ ንትግራይን ንተጋሩን የባሉእና አለዉ እዚኦም ተአልዮም ኩሎም ናብ ገደል ወሪዉሪካ tdf tdf እሲካእ ሰላም እትረኪብ ትግራይ አገብ አንታም ናብ ዙይ ናብቱይ እናበልኩም ትግራይ እናከፋፈልኩም እተቸጉሩ ዘለኩም ናይ ዊሪዴት ዉሪዴት እዩ ንትግራይን ንቱም ትግራይ ትሲእር እናበሉ እተሰዉኡ ደጋኑ ደቁ ትግራይ ማአት ተረኪቡ አብ ተጋሩ መንገዲ ዘይብሉ ምእንዳር እዩ አቢዪ ዚፈጠረልኩም ናይ ገዛ እዮ ዉሪዴት ናቶም አብ በረካ ዘለዉ ንትግራይ እሎም ዚዋረዱ ዘለዉ ምእፋር የለን??????????

  • @Jemilabay
    @Jemilabay Місяць тому

    ሓመድ ብልዑ ኾይንኩም መስሓቂ 4ኪሎ ኾይንኩም ተሪፍኩም መሕፈሮ ተግራይ ሓፊራ በኣኹም ህዝቢ ትግራይ ይሳቀ ንስኹም ንወንበር ትማናጨቱ ይይይይይ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 Місяць тому

    TBS ክም ጌታቸው ከብድኹም ንምዕባይ ገንዘብና ካብ ጌታቸው እንዳጋሓጥኩም ህዝብኹም በድልዎ እትናስሕሉ መዓልቲ ኣብ ቀረባ እዩ

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha Місяць тому

    ጀኖሳይድ ዝኻሓደ የለን አይተሓስዊ ከም ጋዜጠኛ ገለልተኛ ዝኾነ ሓበሬታ ሃቢ ሓደ ሚልየን አዎዲኦም እናተብሃለ አብ ልዕሊ ህወሓት ዝግበር ዘሎ ዘመተ ትክክል አይደለም።

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish Місяць тому

    ኣመሪካ እተዊ ዝብሉ እንተልዮም ውፅኢቱ ዲሞክራስን ምዕባለን እዩ ምንትዚ ኩኾን ቀንዲ ባዕልና ተተበሊፅናላያ ህዝብና ምዕቡል ስለዝኾነ።

    ፌደራል ይእተዎ ዝብልዎ ግን እዚ ፍሉጥዩ ጆኖሳይድ ንምፍፃምን ብፅንንተት ንምዝዛምን ጥራያ ክትኸውን ኣብዚኣ ተረባሕቲ በፅብዕቲ ዝቑፀሩ ሸዋውያን ኢትዮጵያኒስት ተጋሩ ኢና እናበሉ ዝፀንሑ ብፍላይ እቶም ንህወሓት ዝጨወዩ።

  • @سايمانيلمان
    @سايمانيلمان Місяць тому +3

    ደብረፅንተት

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy Місяць тому

      ፅንተት ህዝቢ ትግራይ 50 ሚሊይን ናይ ተመዛብልቲ ዘተዋፅእ ንህዝቢ ከይሃበ ሰለማዊ ሰልፈ ንክዉፅእ ካብ መንሃርያ ትሸርት እንዳግዘኣካ ደግፈኒ እሞ ግንዝብ ክብካ ንህዝቢ ትግራይ ንመጨብርባር ዘሰራሕ ብወግን ቮድካቸዉ ድዉ ይብል። እንዳህዉሓት ድማ ኩሉ ኣቢኢድኩም እንከሎ ንዚ ሌባ ቮድካየዉ ረዳ ኣብ ሓፂር እዉን ሰጉምቲ ክዉሰዶ ክትዉሰድሉ ኣለኩም።

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Місяць тому

    ኣነ ኣብ ሰላሳ ዓመት ጠፊኣ ወይውን ናይ ጥፍኣት መንገዲ ነይራ ዝብል ብtbs ሓደ ሰብ መስደመም ሓሳብ ሰሚዐ ከም ትግራዋይ ዘሕፍርን ዘሕዝንን እዩ 1981ዓ ም ትግራይ እንታይ ትመስል ነይራ ኣብ ዝሞንጎ እዙይ ዝተገበረ ናይ ልምዓት መንገዲ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ኢልዎ ድሕሪ 2013 ኸ እንታይ ትመስል ዂናት ዝበልዖ ሃፍትን መሰረተ ልምዓትን ልምዓትን ሉውጥን ንዝርደኦም ሰባት ንገድፈሎም ትግራይ ካብ ኽልተ ሃይስኩል ናብ ኣርባዕተ ዩኒቨርስቲ ግን ጠፊኣ ይብለና ሓደ ፈላጥ ። 182 ብር ዝኽፈሎም ዝነበሩ መምህራን ክሻዕ 12000ን ካብኡ ንላዕልን ብሓፈሻ ልዕሊ ክሻዕ ካብ 18000 - 30000 ዝበጽሕ መሃያ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ውልቀ ትካላትን ተፈጢሮም በዝሒ ሰራሕተኛታት ናይ መንግስታዊን ዕልቀ ትካላትን ብሓፈሻ ልዕሊ 580000 ሓይሊ ሰብ ማዕረ ምስቶም ካልኦት ክልላት መሰረተ ልምዓት ከም ስልኪ መብራህቲ ጽርግያታትን ካልኦትን ኣማሊኣ እትመሓደር ኮይና ግን ብቶም ኣብ tbs ዝሰማዕኹዎም ሰብ ግና ትግራይ ጠፊኣ እሞ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ድዮም ክመርሑና ኢዶእ.......

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 Місяць тому +4

    እሞ ዶ/ር ደብረጼን ፡ ህዝብና ገኖሳይድ ኣይተኻየሉን ! እንተ ኢሉ ደኣ ሞ ፡ መን ደኣ እዩ እቲ ገኖሳይድ ተኻይዱልና! ክብል ?

  • @bereketab70
    @bereketab70 Місяць тому

    ደብረጽንተት 999,999 ሰባት ደ ይዀን ልሃለቀ ወይስ 999,998 ወይስ 999,997....!? ብሒሳብ ግን ጐበዝ ደ ይመስል!?

  • @Noname-n7b3u
    @Noname-n7b3u Місяць тому

    ኣታ ረሳሕ እማንካ ኢካ ንስካን ስድራካን ስለዘይተተንከፉ ብደም መንእሰይ ህይወትን ደምን ትሽቅጥ ኣለካ። ሐመድ መዳሕንቲ