ከመይ ነበረ ኲናት በለሳ፣ ወራር ውቤን መኸተታቱን፣ እነሆ ካብ ታሪኻዊ ኣውራጃዊ ጸጋታት ኣከለጉዛይ 1884፣ ተኸታተሉና።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 8

  • @fessehayehailu5093
    @fessehayehailu5093 29 днів тому

    ጽቡቅ መግለጺ ኢዩ
    እንዳ ህግደፍ ነቲ ንሶም ዘርኢ ኤርትራዊ ዘጥፍእሉ ታሪኾም ከምዝጥዕሞም እናጻሐፉ ናይቀዳሞት ወለድና ጅግንነት ክድምሰስ ይሰርሑ አለው

  • @seltenekidane1038
    @seltenekidane1038 26 днів тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩበር ኣቦይ፡ ታሪክ ክንፈልጥ ሓጊዝካና ትሕግዘናን ኣለካ። ታሪክ ፡ ጹቡቅ ይኩን ሕማቅ ክስነድ እዩ ዘሎ። ታሪክ ምቆባር ገበን እዩ፡ ታሪክውን ኣይገድፈካን እዩ።

  • @MezgebeGebremedhin-o4e
    @MezgebeGebremedhin-o4e Місяць тому

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Eri-blue
    @Eri-blue 29 днів тому

    ጅግደፍ ነቲ ንሶም ዝነበርዎ (ሰሪሕናዮ ዝብልዎ) ጥራሕ ኢዮም ታሪኽና ኢሎም ዝዛረቡ፡ 👍

  • @yosiefasefa
    @yosiefasefa 26 днів тому

    ❤❤❤ ብጠዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ጹቡቁ አቃራርባ የቀንየልና ሓንንቲ ማዓልቲ ከንብዕሎ ኢና
    እቲ ታሪኽ ክምዝ ዝበልኩሞ ኢዩ የቀኒየልና
    አብቲ እዋን ቡሩት ከብ ስሚየናዊ ባሕሪ ክምጹኡ ዝተላእኩ ክምዝነበሩ አብ ግለብዶታት ስሚዒ አሎኹ አብ ድራማ ኩናት ወራር ውበትብል ግለ ጹሑፋት አብ ገጻት ፈይስቡኩ ካብ ዝንበብኩዎ ካአ ዓሳውርታ ቡሩት የቀቡሉ ነይሮም ዝብል አቢበ አሎኹ አይ ተ ሙሳ ዝባሃሉ ኻአ ካብቶም ናይ ሹዑ ምራትሕ ዝነበሩ ምሰኦ ይጽውዑ ኢዮም ብዝተረፈ የቀንየለና🎉🎉🎉

  • @robrahk1432
    @robrahk1432 27 днів тому

    ኣዝዩ ዘሕብን ታሪኽ፡ብመጽሓፍ ደረጃ እንተዝጸሓፍ ጽቡቕ ኔሩ።

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 26 днів тому

    ናይ ታሪኽ ጉዳይ ዝላዓለ ሓላፈነትን ጥንቃቐን ዝሓትት ከም ምኻኑ መጠን ኣብ እተልዕሎ ኣርእስቲ ኣተኪርካ ጭብጥን ሰነደታትን ቀርቢካ ምርዳእ ተመራጺ እዩ። ብዛዕባ መኣስ ትዛረብ ከም ዘሎኻ ንጹር ስለዘይኮነ፡ ናይ ዉበ መዋእል እንተኾይኑ ግን ካብ 1840ታት ስጋብ መጀመርታ 1860ታት እዩ ነይሩ፡፡

  • @mekonenmarye1178
    @mekonenmarye1178 15 годин тому

    እኔ የውቤ ስድስተኛ ተወላጅ ነኝ በመሰረቱ የውቤ ሚስት የራስ ሐጎስ ልጅ ናት ለእኔ ስድስት ትውድል።( ውቤ ወረደ፣ውቤ ወረደ ኤርትራ ባህር ሳት አነደደ የቱርክን እስላምን አሳደደ) ይህ ቀን ውቤ ቱርክን ከቀይ ባህር ያስወገደበት የውጊያ ጥበብ ያሳየበት ኤርትራን ከቱርክ ወራሪ ነፃ ያወጣ ነበር። ሲጀመር ውቤ ኤርትራን ሲያስተዳር የራስ ሀጎስ ልጅን ኤርትራዊቷን አግብቶ ነው። ፕሊስ የውሸት ፓለቲካ ገልብጣችሁ አታስተምሩ!
    ???