- 297
- 76 427
Meseret Media- መሰረት ሚድያ
Приєднався 24 жов 2020
መጀመርታ መሰረት ሚድያ ትባሃል ሓዳስ መራኸቢ ብዙሃንን ከፊትና
ምህላዉና ንደላዪ ሰላምን ፍቕርን ክምሕብር ከሎና ኣድላይነት ምኽፋት መሰረት ሚድያ ካብዙይ ንታሕቲ ኣሕጺርና ክነብርህ ንፈቱ።
እነሆ! እምበኣር፡ ብመስመር መራኸቢ ብዙሃንና ዝሰላሰል፡ ካብ ዝኾነ ሕብረተሰባዊ ሕማማት ማለት፡ ብሃይማኖት፡ ብዓሌት፡ ብዘርኢ፡ ብብኈር፡ ብሓይሊን ዓመጽን ንዝፍጸም ገበን ኣዝያ ትጽየኖን ትፍንፍኖን፡ ትቃለሶውን።
ሓፈሻዊ ንጥፈታት መሰረት መራኸቢ ብዙሃን! ኣብ ባህሊ፡ ልምዲ፡ ያታ ወግዒን መንነታዊ ጸጋታትን ብምቱኳር፡ አብ ጥንታዊ ምዕብልና ሕብረተሰብናን ጸጋታቱን ሰረት ዝገበረ ሓፈሻዊ ንጥፈታት ተዕዝዝ።
ከምቲ ዝፍለጥን ኣብ ልዕልን ትሕተ ምድርን ዘሎ ቅርስታት ብዘረጋግጾ ብዝያዳ ነዚ ጸጋታትዚ ትኽረት ትህብ።
ዕላማ መሰረት ሚድያ፣ ሓሳባት ትህብን ትቕበልን ኣብ ታሪኽ፣ ባህልን ልምድን ብምጥዕዓም ፖለቲካዉን ሕብረተሰባዉን ምትእሰሳራት ኣብ ምምዕባል ትነጥፍ።
ብኣንጻሩ! ኣዕነዉትን ጎዳእትን ዝባሃሉ ብፍላይ ምስ ድሕረትን ኣሉታዊ ስምዒታትን፡
ዝዛመዱ ወይ ሕብረተሰባዊ ድሕረታት ኣብ ምእራም ትነጥፍ እያ ትነጥፍ መሰረት ሚድያ።

ሰለሙን ድራር፣ ትግራይ ዝተንከፈ ወይልኡ ክብለና እሉኽ ከምዘሎ ምስትውዓል የድሊ።
ሰለሙን ድራር፣ ትግራይ ዝተንከፈ ወይልኡ ክብለና እሉኽ ከምዘሎ ምስትውዓል የድሊ።
Переглядів: 4 216
Відео
ሻዕቢያዊት ኤርትራን፣ ኣውራጃዊ ክብርታትን ፍልላያቶም ሰፊሕዩ።
Переглядів 46121 день тому
ሻዕቢያዊት ኤርትራን፣ ኣውራጃዊ ክብርታትን ፍልላያቶም ሰፊሕዩ።
ከመይ ነበረ ኲናት በለሳ፣ ወራር ውቤን መኸተታቱን፣ እነሆ ካብ ታሪኻዊ ኣውራጃዊ ጸጋታት ኣከለጉዛይ 1884፣ ተኸታተሉና።
Переглядів 583Місяць тому
ከመይ ነበረ ኲናት በለሳ፣ ወራር ውቤን መኸተታቱን፣ እነሆ ካብ ታሪኻዊ ኣውራጃዊ ጸጋታት ኣከለጉዛይ 1884፣ ተኸታተሉና።
ጽያፎም ዘይከተቱ ቆልዑ ማዕበልን ዓወት ካራን፣ ኣንጻር ህዝቢ ኣከለጉዛይ፣ ስለ ምንታይ።
Переглядів 439Місяць тому
ጽያፎም ዘይከተቱ ቆልዑ ማዕበልን ዓወት ካራን፣ ኣንጻር ህዝቢ ኣከለጉዛይ፣ ስለ ምንታይ።
ፖለቲካ ትግራይ ናበይ፣ ጅኦ ፖለቲካዊ ቁርቁሳትን፣ ረብሓታት ህዝቢ ትግራይንከ ከመይ ዝብል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ መሰረት መራኸቢ ብዙሃንና እዩ። ሳብስክራይብ ከይረሳ
Переглядів 411Місяць тому
ፖለቲካ ትግራይ ናበይ፣ ጅኦ ፖለቲካዊ ቁርቁሳትን፣ ረብሓታት ህዝቢ ትግራይንከ ከመይ ዝብል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ መሰረት መራኸቢ ብዙሃንና እዩ። ሳብስክራይብ ከይረሳ
ክብረ በዓል መስቀል ኣብ ጀርመን 2017፡ ሳብስክራይብ ሼርል ላይክ ናብ ኩሉ ኣባጽሑ።
Переглядів 2062 місяці тому
ክብረ በዓል መስቀል ኣብ ጀርመን 2017፡ ሳብስክራይብ ሼርል ላይክ ናብ ኩሉ ኣባጽሑ።
ኣብ ስደትውን መፍረ ንህቢን እቶት መዓርን፡ ይከኣልዩ። ከም መርኣያ ኣዳምጹና። ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ምትሕብባርኩም ኣብ ቦቱኡ ይኹን።
Переглядів 6473 місяці тому
ኣብ ስደትውን መፍረ ንህቢን እቶት መዓርን፡ ይከኣልዩ። ከም መርኣያ ኣዳምጹና። ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ምትሕብባርኩም ኣብ ቦቱኡ ይኹን።
ምፍጣጥ እስራኤልን ኢራንን ካብ ዝሓመቐ ናብ ዝኸፍአ፣ ምብጽሑ ከመይ ይጸልወና።
Переглядів 5233 місяці тому
ምፍጣጥ እስራኤልን ኢራንን ካብ ዝሓመቐ ናብ ዝኸፍአ፣ ምብጽሑ ከመይ ይጸልወና።
መፍረ ንህብን ጠቕሚ መዓርን። ሳብስካራይብ ከይረሳዕኩም፡ ተኸታተሉና።
Переглядів 2424 місяці тому
መፍረ ንህብን ጠቕሚ መዓርን። ሳብስካራይብ ከይረሳዕኩም፡ ተኸታተሉና።
ኣውራጃን ኣውራጃውነትን። ስለ ምንታይ እዩ ኣብዚ እዋንዚ ሰባት ብኣውራጃውነት ክህረሙ ዝድለ ዘሎ። ኣውራጃን ኣውራጃውነትንከ ካብ መኣስዩ ገበን ኮይኑ።
Переглядів 5094 місяці тому
ኣውራጃን ኣውራጃውነትን። ስለ ምንታይ እዩ ኣብዚ እዋንዚ ሰባት ብኣውራጃውነት ክህረሙ ዝድለ ዘሎ። ኣውራጃን ኣውራጃውነትንከ ካብ መኣስዩ ገበን ኮይኑ።
ነባር ሕማሙ ደጊሱዎ ኣብዪ ኣሕመድ። ሎምኸ እንታይ እዩ ዝነግረና ዘሎ፣ ተኸታተሉና። ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ከኣ ከይረሳዕኩም።
Переглядів 3514 місяці тому
ነባር ሕማሙ ደጊሱዎ ኣብዪ ኣሕመድ። ሎምኸ እንታይ እዩ ዝነግረና ዘሎ፣ ተኸታተሉና። ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ከኣ ከይረሳዕኩም።
ብዘይ ንህቢ ህይወት ዘለዎ ፍጡር ኣይምነበረን። ሼር ላይ ሳብስክራይብ ከይረሳዕኩም ናይ ሎሚ ትሕዝቶና ብምክትታል፡ ተወሳኺ ሓበረታ ካባኻትኩም።
Переглядів 3434 місяці тому
ብዘይ ንህቢ ህይወት ዘለዎ ፍጡር ኣይምነበረን። ሼር ላይ ሳብስክራይብ ከይረሳዕኩም ናይ ሎሚ ትሕዝቶና ብምክትታል፡ ተወሳኺ ሓበረታ ካባኻትኩም።
ሎሚ መደብ ንህቢ መዓር ከመይ ከም ዝብርበር ክነላልየኩም ኢና። ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ከይረሳዕኩም ተኸታተሉና።
Переглядів 4045 місяців тому
ሎሚ መደብ ንህቢ መዓር ከመይ ከም ዝብርበር ክነላልየኩም ኢና። ሳብስክራይብ ሼር ላይክ ከይረሳዕኩም ተኸታተሉና።
ፍርያት ንህቢ ዝምልከት ሓበሬታ ናይ ሎሚ ትሕዝቶና እዩ። ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ምትሕብባርኩም ኣብ ቦትኡ።
Переглядів 4885 місяців тому
ፍርያት ንህቢ ዝምልከት ሓበሬታ ናይ ሎሚ ትሕዝቶና እዩ። ሼር ላይክ ሳብስክራይብ ምትሕብባርኩም ኣብ ቦትኡ።
Hhhhhhh sebay eritrea ni eritrea eya😊
ወዳጄ 😂 ትግራዋይሲ ያኢ ሰብ ተቖጺሩስ ክንድዚ ዓዶኽዶኽ 😂😂😂😂 ሸፋቱ!
Selam geber atum rekust hezbi tegruwni kkkkk
እዞም ትግራይ ትስዕር (ወያነ ትስዕር) ካሎኦት ሰላም ምስ ህዝቢ ትግራይ ሰላም እንተእሎም እንታይ ጫቅጫቅ ዘብለኩም።
ኪድ ናብ ትግራይካ ዝበልካኒ፡ ሕራይ እብለካ። ግን ሪኢቶ ኣይትኸልክለኒ።
እኔ የውቤ ስድስተኛ ተወላጅ ነኝ በመሰረቱ የውቤ ሚስት የራስ ሐጎስ ልጅ ናት ለእኔ ስድስት ትውድል።( ውቤ ወረደ፣ውቤ ወረደ ኤርትራ ባህር ሳት አነደደ የቱርክን እስላምን አሳደደ) ይህ ቀን ውቤ ቱርክን ከቀይ ባህር ያስወገደበት የውጊያ ጥበብ ያሳየበት ኤርትራን ከቱርክ ወራሪ ነፃ ያወጣ ነበር። ሲጀመር ውቤ ኤርትራን ሲያስተዳር የራስ ሀጎስ ልጅን ኤርትራዊቷን አግብቶ ነው። ፕሊስ የውሸት ፓለቲካ ገልብጣችሁ አታስተምሩ! ???
ኣያና ክብሪ ይሃብካ " ይኣርግ እምበር ኣይልብምን እምበር ብሓቂ
ሸዓቢያ ኣብ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ጠንሳሲትን ስጋብ መጨረሻ ዓቕሚ ዝሓፅራ ብን ይሕዘኒ 70 ሺሕ ወታደራት ረካሳ ኩሉ ግፍዒ ዘብፀሐቶ ዘመን ተሻጋሪ ታሪኽ እዩ።
መን ድዩ ምሳይል ሰዲዱ ሉሕዱድ
Aregit qolea tgray tiewet endhr elka dea entay bzaeba Eritrea zezarb aleka
ሰላም ተዝደልዩ ምስቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ ህዝቢ እዮም ክጅምሩ ኔሮም
ኣብ ኮለል ኣባህላኻ ፡ ንርእስኻ ብሕማም ሎምዘበን እተለኸፍካ ምዃንካ ትፍለጥ😢
Ab kndi nebska kthafr aleka anta aby kola, ndekks fkry ab kndy tmhr'sy tslie tgusgus, wake-up aby kola.
So ata nus weledo baelka lby yebika, ab kndy tslie fkry dagosgoska nkdmit temt, bzuh edlat'u zeleka.
ትግራይ ትስዕር እንተ ደአ ትብል ኬንካ ኪድ ናብ ትግራይካ ንሕና ኤርትራውያን ኢና
ሕራይ ትግራይ ክኸይድ፡ ግን መሰለይ ክገልጽየ
Ane tegaru tegermni eritrea xentet geyra keteblu aytehfrun goytakum Abiye do aykonen bemdren deronen endagoyeye zexexahaken ne abiye zeytehatu mes eritrea entay eyu chgerkum zeyhagezkumna balkum bezejemrkumo torent..bekeyti..
ከምኡ እንተነይሩ ውዕሊ ኣልጀርያ ኣንብበለይ።
ስምካን ዓድኻን እንተቲ ነግረኒ ጽቡቕ ምተረዳዳእና፡ ጸርፊ ግን ናይ ሰነፋትዩ
ዶብ ናይ መሬት ምዕጻው ኣይጎድእን፡ ለባማት ይፈትሑዎ።
ሰለሙን ድራር ሰላም ጥራይ እዩ ዝደሊ:: ጭፍጨፋ??? ጋሽ ባርካ ትመስክር!!!! ሰለሙን ድራር ዑሱብ ኣይኮነን!!!!:: ዝሐለፈ ይኣክል ኢልካ: ናይ ሰላም ኢድ ምዝርጋሕ: ለባማት ከም በዓል ሰለሙን ድራር ዝበሉ እዮም ዝገብርዎ!!!! ብረት ከብትን ካብዝን ኣኻኺብካ ህዝቢ ምጭፍጫፍ ????:
ለባምን ክቡር ን ሓው❤❤❤ከቢርካ ንበር❤❤
ዘቅረብካዮ ሰሚዐዮ እንታይ ክወጾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፅልኢ ጠፊኡ ሓደ ክንኮን ኢና ቀፅሉ
Hej ewen mes hezbe tigria ena mes weyane telam hezeb da hawena endeyo serket weyane
ገና ንጽልእ ምጉስጋስ ኣየቃረጽካዮን
ሕጂ ድማ መተካእታ አወል ሲዒድ ሰለሙን ድራር 😂😂😂😂😂😂
አስመራ ንተጋሩ ኣዶምያ - ተወሊዶምላ ፣ ተቀሚጦምላ ፣ ወሊዶም ዘሚዶምላ - እዚ ፈጺሙ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ጣቋ ዘረባ'ዩ ! * አይብጽሖምን ✅✅✅✅✅ ** ንምንታይ ዲና አብ ኤርትራ ሪፈረንደም ከድምጹ ዘይካኣሉ ? ጓኖት ኢትዮጲያውያን ስለዝኾኑ ።✅ ** ሓደ ዓጋመ ብጌጋ ሪፈረንደም ዝገበረ ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ጥራይ'ዩ ✅ ** ዜግነት ብትውልዲ ( ወደባት ) በህጋዊ መንገዲ ሓቲትካ ፣ ብመረዓ ክትረክብ ይካኣል'ዩ ። ኣብ ኤርትራ ግና ቅዎምን ህጊን ስለዘየለ ኣይተክኣለን ✅ ** ንዘረባ ን'ክጥዕመልካ ኢልካ ዘይኸውን አይትዛረብ ❌ ብኽብረትካ
@mesfinabraham ሙሽሙሽ ፥ ኢሳያስ ውልቀመላኽነቱ ኣብ ቦታኡ ኮይኑ፥ ነዛ ንስኻ ትንየተላ ዘሎኻ ሃገረይ ትብላ ኤረትራ ዋጋ ከፊሉላ ዩ። ዓሌትካ ምሉእ ትርጉም ኤረትራዊነት ኣብ ዘይፈልጥሉ ግዜ ከም ብዓል ጀግና ወልድኣብ ወልደማርይምን ትኩእ ይሕደጎን ዮም ዋጋ ኸፊሎም ነዚ በጥራዕራዕ ትብለሉ ዘሎኻ ዜግነት ንዓኻን ንስድራቤትኩምን ፈጢሮምልኩም!😂😂😂😂😂
ብስለት ልቦና ዝተሓወሶ ቁርጹጽ ዘረባ ኣቦና ዕድመ ይሃብኩም ብቀረባ እቶም ተወልድቲ ትግራይ እዩ ጽልኣት ዘለዎም ብዘይካ እዞም ደናቁር ደገፍቲ ህግደፍ ከም ክብቲ ሃዘሞ ተኸብኪቦም ዝኾዱ?
ዓቢ ኣኽብሮት ንሓቀኛ ኣቦ።
ንኹልኹም ኣዝየ የመስግነኩም።
Kela sele elka eka sekkk bel
ኣይ ንስኻ እውን ዓቢ ቆልዓ ኢኻ። ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ክትፈሊ ዘይትኽእል ዕሱብ ኢኻ። ንህወሓት ህዝቢ ትግራይ እውን ፈንፊንዎ ኢዩ።
Kebilaaaa tefaikaa Higdeffffin agazyan in koinom ketfeuikaaa eyom
ናይ 21 ክፍለ ዘመን እቶም ኣሮግቶት ዝድንቁሩሉ እቶም ነኣሽቱ ዝልብምሉ ግዜ ይኸውን ኣሎ ማለት'ዩ በዚ ዝርእዮ ዘሎኹ ስብኣይ እንተመዚነዮ እቶም ቲክቶካት ደኣ ካብዛ ናትካ ሓሊፎም እንታይ ጌይሮም ? መዋእልኩም ንክቡር ፕረሲደንት ኢስይያስ ኣፈወርኪ እንዳዘንጠልኩም ንመንግስቲ ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ እንዳበልኩም ወገሔ ጸበሔ ትግራይ ትዕወት ሰራዊት ኤርትራ ይደምሰስ ምባልኩም ምርቃ ኮይኑ እቲ ክቡር ኣቦና ሰለሙን ድራር ከኣ ንኣቢ ቆልዓ እንተበሎ መርገም ኮይኑ ተሰሚዕኩም ከተማርሩ ጀሚርኩም ንኣቢ ቆልዓ ከብሎ ዝክእል ከምዛ ናትካ ተግባራት ተግባራቱ እያ ንስኻ ን20 ዓመታት ዝኣክል ልእላውነት ኤርትራ ተደፊሩ ስድራና ተጨፍጪፎም ተቀቲሎም ብሂወት ዝተረፈ ከኣ ካብ ዓዶም ተባሪሮም ንዞባ ማእከል ኣትዮም እንበዓል ንስካ ከኣ ትግራይ ትዕወት እንዳበልካ ሰራዊት ኤርትራ ብምልኡ ንክጠፍኣልካ እዳተሓጎስካ ትጽበ ኔርካ ሕጂ ግን ብግምጣሉ ኮይንካ ናይ ስዕረታ ምልክት ከም ናይ ቲክቶክ ንኣቢ ተዘንጢሉ ኢልካ ኣብ 4×4 ዝተዓጽወት ገዛ ኮይንካ ሓዘንካ ትገልጽ ኣሎኻ ተውሳኺ ክብለካ ዝደሊ መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ሒማቅ ተመኒይሉ ኣይፈልጥ'ዩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ግን ወገሔ ጸበሔ ንህዝቢ ኤርትራ ሒማቅ ንክጠፍእ ከምዝምነዩ ኩሉ ግዜ መዓልታዊ ብቃልዕ ምስተዛረቡ እዮም ። ኣብ መጨረስታ ውን ዝብለካ ምስ ተጋሩ ጎረባብቲ ደኣንበር የሕዋት ኣይኮናን ተጋሩ ካብ ትግሪስ ዝመጽኡ ኢራቃውያን እዮም ኤርትራውያን ከኣ ደቂ ንጉስ ቀይሕ ባሕሪ እዮም ስለዚ ምሳኹም ብሕውነት ዘራኽብ የብልና እንተ ደኣ ተጋሩ የሕዋትና ኮይኖም ምዕረባውያን ውን የሕዋትና እዮም ካብ መጀመርታ ኣመጻጽኣ ወዲ ሰብ ከተዋልድ እንተ ደኣ ኮይንካ
😂ረሳሕ ኮንካ እበር ጠቅሚ ንትግራይ አዩ
ሶሎሙን ንድሕሪት ድዮ ንቕድሚት ዝኸይድ ኣይፈልጥን እዩ ስለዚ ከም ድሪት ካኣ ጨው ተጻዒኑ ይመጽእ
ኣንታወ ብሩኽ ወድቶም ዓበይቲ።
Keep on dear brother God bless you
ኣታ ሰብኣይ ዓበይ እኻ ትመሰል ግን እቲ ዝረባኻስ ናይ ጽሉል እዩ ዝመሰል ዓጋመ ቆንዳፈ እንትኹይንካ ጺርግፍ በል በዝይ ቡኡ ውዲኻ ኣለኻ ቤትክረስትያንካ ትመላሊሰ ናብ ሙት ቅረብካ ኣለኻ ።
ናይ ውልቁ እዩ ኩሉ ሰብ ከሙኡ ከይመስለኩም ንዘረባ እዩ ተዛሪቡ ምሳኻትኩም ዶብና ምዕጻው ጥራይ እያ ተድሊ ብሙሉኡ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ዝደልዮ እዩ ።
ሰብኣይ የ ክትብል ዲኻ ሕጂ?? ዓፋፍ ኢኻ ትግራይ ትዕወት ማለትካ ን ኤርትራ በልዋ ኣብጎንኹም ኣለና ማለትካ ዩ::
ንስካ ሲ ብ ዕድመ ዝጸገብካ እኻ ትመስል፡ ወላ ዳ እታ ርእስኻን፡ ሓሳድ ብህርን ፡ኣይትግደፍካ እንበር ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝተገብረ ግፍዒ ፡ወይ ተሳቲፍካ እኻ ወይ ኣፍልጦ ኣለካ፡ ምጽብጻብ እንተ ኮይኑ እሞ ፡ሕነ ከማን ኣይተፈደይን፡ እንተ ኮነ ኩሉ ይትረፍ ተባሂሉ ስላም ስለ ዝተደለየ ጥራይ ዳ እንበር፡ ስግኣት ሃሊማ ኣይኮነን፡ እቲ ሽገር እዚ ህዝቢ ትግራይ ለባይ ሕጽረት ኣለዎ
ሃየ ትግራይ ትስዕር እሞ አይተረኸበን GAME OVER ኢያ ። አታ ዓንጃል ስቕ በል ዓጋመ ቢያ ከደምቲ ለማኖ ጤ
ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ሓዚልካ'ዶ ትፍክር ወዲ ኣባትጦር ተሰካማይ ባንዲራ ኢትዮጵያ 🦓
ጸርፊሞ እንታይ ይጎድእ?
ከም ኩሉ ግዜ አገዳሲ ነጥቢ ኢዩ
Abona Edmen Teinan Yehabkum. Sele Eti Haki Zerebakm. Gen Eti Zeger Etom Weledo Tigray Zelowom Hulufat Eritrawyan Kelonu Zexeiru????????? Melsi Lab Felatat Yehatet
አጆካ አይትጃጁ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ኤርትራውነት ሐበን ክርዓት እዩ
ስቕ በል ኣታ ባርያ ወዲ ባርያ፡ ወዲዞም ፈራሓት ተሓረስቲ ኣቡዑር። ASCARI ITALIANI 🇪🇷🇮🇪 👎 ባርያ
ትግራዉነት ጭዋ መንነት❤❤❤❤
ትኽክል ኣያና ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
🩵🩵🩵💚💙💙💚💚💙💙🩵🩵💙💙🩵💞💞🌹💕💕🌹💕💕
ጽቡቅ አገላልጻ ወዲ ባሻይ ይበል
ይገርመካ እዩ፡ናይ ብሓቂ ጽንተትን ብርሰትን። እስኪ ጸሓፍቲ ነዚ ዝባሃል ዘሎ ምሩኩስ ጌርኩም በርብሩ። ብጣዕሚ እንዳመስገንኩ እየ፡ ውላ ናይ ቀዳም ተመሊሰ ሰሚዔ ተጠቂመንን ተማሂረን።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙