Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣጆካ ገች ህዝቢ ትግራይ ንቃሕ ኣስተውዕል ጉባኤ ናይኒ ዕንኪሊል ንህዝቢ ትግራይ መጥፊኢቱ ከም ዝኮነ ኣይተረደኦን ልቢ እስቲንበል ሰለሙን ሓቂ ስለዝበለ ንምንታይ ፈተነ ቅትለት ተገይርዎ ስለዚ እዚኦም ነታ ስልጣን ተመጢልና ኢሎም እምበር ስለህዝቢ ምንም ኣይግድሶን ሀዝውን ስክን ኢልና ንታዓዘብ
tezaribka dikha moitka. Bihigi weyinin hizbi Tigrayn eneho Debrits temeritsulka enihe. Haf beteq dea bel.
ትግራይ ሃየ ርአዩለይ። We demand sovereign and prosperous tigray
ግምት ህዝብናን መሬትናን ክሳብ ሰኔ ሰላሳ ክንምልስ ኢና ኢሉ ሓስዩ ሐዚ እዚኣ ተነቒሓቶ ነሓሰ 30 ኣኺሉ እዚኣ ዕላምኣ ንምጭዋይ ዝግበር ዘሎ ሸበድበድ እዩ።
Victory For The Heroes Of Egyptian.
ውዕሊ ፕሪተርያ ተግባራዊ ይኹን
ዶ ?
Continu gech amarch kezih wch yelem
ኣብ ነብስኩም ዘይትኣምኑ ኣቱም ቦክባኻት ።ኢመሪካስ ብሓቂ ንዕርቂ ሰላም ዘሚራትፈልጥ ።ኣኪልኩም ፖለቲካ ናይ ዓለም ከየንቦብኩሞ ከትነብሩ ።ክትፍኩሩ ከለኩም ከኣ ሽግራትኩም ባዕልኩም ትፈትሑ ትመስሉ ።ይርዳኩም ሓሳዳት
ማይ አባይን ቀይሕ ባሕሪ ንሕዝቢ ትግራይ ኸዝውን ናብ ውጥረት አብ ምእታይ እያ
ዶኩተር ደብሮፅዮን ዝብል ዞሎ መሬት ይመለስ ጌታቸዉ ዝብል ዞሎ አይምለስን
ዋኢ መረዳእታኺ እንታይ እዩ
ካበይ ኣምፃእኽዮ?
ክልተ ሰረቕቲ አብ ምምቕቓል ዝሰረቕዎ ንብረት ይባአሱ ዝባሃልሲ አብ ሕወሓት ሪኢናዮ፡ እዛ ሓሳዊትን ሰራቂት ውድብ ንህዝቢ ምትላል ካብ ትጅምር ነውሕ ጌራ ንህዝቢ ብሓሶት አደንዚዛቶ እያ፡ ህዝቢ ሕወሓት ዝበሎቶ አምላኽ ከምዝበሎ ቆጺሩ ክአምና ጸንሑ እዩ፡ አብዚ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመት ድሕሪ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩሉ ሓሶታ ተቃሊዑ ምሕሳዋ የሕፊርዋ ሃዲማ አብ ትግራይ መቐለ ተሽጉጣ ንህዝቢ ትግራይ ነፃ ከነውጽአ ኢና መንእሰያት ምስ ሰራዊት ትዓጠቕ ኢላ አብ ተሌቪዥን ትግራይ ሰራዊት ሰልፊ ኮማንዶ እንዳበለት ንህዝቢ ብሓሶት ሓያል ሙዃና ንህዝቢ አታሊላ አብዛ ኲናት የእቲያ 1000000 መንእሰይ አጢፊአ አዚዩ ቡዙሕ ዝባሃል ቆጥባ የዕንያ ተመሊሳ ኢትዮጵያዊት ኮይና አነ እየ ምሳኹም ዝሰሪሕ አነ እባ እዳበሉ ንዶ/ር አብይ ይልምንዋ አለው፡ አብይ ድማ ንጌታቸው ይሕሸኒ ኢሉ አብዩ፡ አብይ ሩጉም ንሕወሓ አብ ክልተ መቒልዎ ንህዝቢ ትግራይ አብ ጸገም የእትዮሞ ክሊቶም ንስልጣይ መን ሓዘ ይፈኻኸሩ አለዉ፡ ህዝቢ ትግራይ ጉድ አርኺቡ እንታይ እዩ ክገብር?
ግምት ማለት በቂመኛ ኣሜሪካዊ ዜግነት ዘለዎ ፃድቃን ዝዝወር ትካል 'ዩ።
ኢትዮጵያ ብጀካ ንክልል ትግራይ ምፍርራሕ ንካል ምፈርራሕ አቅሚ የብላን
ሓውልታዊ ህወሓትን ግምትን ማዕረ ዘይምዃኖም ተረዲእናዶ? ግምት ዝተፈላለየ ኣካላት ብምክታቱን መንግስትን ስለዝኾነ ካብ ሓውልታዊ ሓሳብ ህወሓት ዝዓቢ ምዃኑ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ብግልፂ ነጊርና'ሎ።
፦ ግዝያዊ ምምሕድዳር ንተግራይ ከፈራርሕ አይኽእልን ንምጥፋእ ግዝይኡ ተአኺሉ እንድዒ
አሻ አድዋታይ አርከይ ካራኻ ተውሲዳ ተተባሕለ እዌ ውሲደምዋ ሰፈራ ውሲዶም ሰፈራ ዳአኒ ሞይተይ ድየ በለ ሕጂ ድማ ካብ አዲስ አበባ ሻንጣኺ ሒዝኪ ሕዝቢ ትግራይ አሒልቅኪ ሕጂ ድማ እንታይ ሒዝኪ ፈኸራ ዶ ዳግሚይ ትም ኢልኪ ኣሕዛብ ክተሕልቂ ዶ ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ኢስኩዝማ ክባሐል??
ብደምቢ ክወሰድ ይኽእል እዩ ምክንያቱ ናይ ህዝቢ ደገፍ ሰለዘለዎ ።ሀወሓት ዓንቃፊ ሓይሊ እዩ ናይ ኣባላቱ(ካድረ) ጥራሕ ተዘይኾይኑ ህዝባዊ ደገፍ የብሉን ። ሰለዚ ህወሓት ዝዕንቅፍ ተኾይኑ ሕጋዊ ሰጉምቲ ክውሰዶ እዩ ።
ደደብ የሻብያ ልጅ መጀመሪያ ንፁህ ውሀ ጠጡ የግመል ሽንት ከመጠጣት ትግሬ ከሆንክ ኦነመሥፍን ሥዩም ፀሀይ አሥመላሽ አድዋ ናቸው ህውሀት ተጋሩጂ ደደብ የጠላ ሻጭ ልጆች ጌች ሌባ ነው ክሉሉ ይመለሥ ማንም ቢያሥተዳድረው ግድ የለኝም ያለ የአይሙሮ ዝግምተኛ ነው ሚሥቱን ማሥተዳደር ያልቻለ ሀገር ሚሥቱኮ ተለምና ነው ከሤት ልጁ ጋር የመጣችው አቢይ ሢማግጥ እምሥ ሢልሥ የቀረፀውን ኦንዳይለቀቅ ፈርቶ ትግራይን ሸጠ ይህ ሽንታም ዱሮይ ድመት@@toyotaw2500
@@SwingTrader-v9w እንጀራ አለም ብላእ ሕዝቢ ትግራይ የአኽሎ በምንም ተአምር እዚኦም ሰባት እዚኦም ትግራይ ክመርሑ አይክእሉን ተራእዩም ድሕሪ መለስ መራሒ አይረኸበትን ክሎም ራኣዩም ስድራቤታት አሜርካ አንብሮም እንታይ ዝገበረ ድኻ ስድራቤታት ትግራይ እዩ ሕጂ ድማ ናብ Genocide ኢሳያስ ተአሚንም ኢሳያስ ዘአመነ ማይ ዝሐቆነ እዩ
@@toyotaw2500 ግን ኣብታ ላዕላይ ዝፀሓፍካ ዓድዋ ገለ ትብል ደሰ ኣይትብልን ። ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት እዩ ክገላገሕ ዝደሊ እሞበር ክከፋፈል ኣይደልን ። ባህግና ሰላምን ልምዓትን ዲሞክራሰን እዩ ። ትግራይ ኩሉ ትግራዋይ ዝሳተፈላ ሰርዓት ኢና ንደሊ ❤️
ጌታቸው ዋና ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ አብ ዝሕዚ እዋን
it is your idea and the likes of you only.
ደደብ ፍጥረት
@Metabikom: entay ikha halewlew tibl ? tserfi hadigka aqmkha flet . DR. Debretsio bihizbi zitemeretse, niselam kibl sltanu ahlifu zihabe. Fetawi selam wedi hzbi, nay 3 mieraf jigna merahi eyu.
You are trying to take sides, which is not good for you, the people involved, and above all, the people of Tigray..
እሱእኮእዩስልጣነይከውርዱኒእዮምኢሉዝሃደመ
Tikikil elom Getachew wedesa america ember godelotat wiel pretoria ayitezareben. Getachew yimesasel ember yikatae yikeraker yelen. Megemerta naeda zeykone nekefeta eyu zigibae. Gagez ayikonen kedamay hito kedanay hito jizbu nabotu mimilas eyu neru. Hagez hagez mibal yehsireka ember yekboreka ayikonen. America ziateweto guday bizelaki sekam zemtsiatlu yelen.
ግምትስ በኽቲ ኮይኑ ኣዐንቀፉኒ ከባርር እየ መቁረምረሚ እንድሕር ዓቅሚ ዘይብሉ ዘየረክቦ እቲ ስልጣን
ኣንቱም ሰረቅቲ ኩፋኣት ደቂድቃላ ሰረቅቲ ምንም ፅቡቅ ነገር የብልኩቡን ገፅኩም ትርሓቅ ኩፋኣት
አቱም ተጋሩ ሎምስ አብ ድቃስ ምሕሳብ ዲኹም ዘለኹም ደብሪፅ ነቲ ዝመፅእ ዘሎ ዞባዊ አንፀላልዩ ዘሎ ን ሓደጋ አይርእዮን ዘሎ ጌቹ ቶሎ ለውጢ ክተምፅዕ የድልየካ ናብ ሕዝብኻ ወሪድኻ ውረድ ደብሪፅ 30 ዓመት ዘይተምሓረደንቆሮ መራሒ ፖርቲ ደኗቁር ተኸተልቱውን ሓደ እዮም
ግመት ባዕሉ ሓሳዊ ሕጊ ዘፍረሰ ህወሓት ከፍርስ ዝፅዕር ዘሎ ።ናይ ብልፅግና ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ጊዜያዊ ሓሊፉ ጌታቸው ደርጊ እዩ አይንቕበልን ፕሮቴሪያ ውዕል ከትግብር እምበር ኽሽይም መሰል የብሉን መሬት ትግራይ ከይመለስን ህዝብና ከተመለሰ ንስልጣኑ ዝጓየ ህወሓት ከፍርስ ዝቃለስ ዘሎ ብጌታቸውን ፃድቃንን እዮም ዝርብሽ ዘሎ ።
ሓቂ እዩ ህዝቢ ትግራይ ዓገብ በልዎ
ሰላምን ራህዋን ህዝቢ ትግራይ ንኽረክብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ መሓውሩ ክዝርግሕ ኣለዎ ። ንዚይ ዕንቅፋት ዝኾኑ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም። ፅሕፈት ቤት ህወሓት ኣባላቱ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት እዩ ዘለዎ እምበይ መንግስታዊ መሓውር ናይ ምምራሕን ምቁፅፃርን ሓላፍነት የብሉን ኢዱ ይሰብስብ እምቢ እንተሎም ብሕጊ ይተሓተቱ።
Anta hasawi eritra kayelalka aykonelkan diu measedeka eya eritra mis gibtxin somaln ziferemet leiba
ብ2013 ዝነበረ ኲናት ምኽንያት ገይታቸው ረዳ ዓይንናን እዝንናን ኵይኑ ድምጹ እንትንሰምዕ ፍርሕን ሓጐስን ዓወትን ስኽኢሉ ሕውስውስ ዝበለ ስምዒታት ነቲ ኹነታት ትርጉም ማሃብ ኣፀጋሚ ነይሩ ። ሐዚ ግን ምስ ኣራት ኪሎ ኾይኑ ነቱ ልዕሊ 121000 መናእሰይ ትግራይ ሂወቶም ዝኸፈልሉ ውድብ ንምብታን ዝካኣሎ ኹሉ ድፅዕር ኣሎ ።እንተተሳኺዕሉ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ብዝኾነ ይኹን ታራካዊ መለክዒ ይቕረታ ዘይብሉ ናይ ኣሰራርሓ ገይጋ እዩ ። መፈለምታ ኣራት ኪሎ ንእኡ እዮም ዝበልዑዎ ቀጺሉ ኸዓ እቱ መከረኛ ህዝቢ ትግራይ ኣብታሪኩ ብመራሕቱ እናተጠለመ ዝነብር ነቱ ዝፍጠር ጸገም ኣብ እንግድዑ ንዘለኣለም ይሓዝሎ ። ትርጉም ብዘይብሉ ምኽንያት ገይታቸውን ፃድቃንን ብግዚያዊነት ደይቦም ከይወርዱ ንትግራይን ተጋሩን ኣብ ክዋፅእዎ ዘይኽእሉ ደልሃመት የእትውዎ ኣለዉ ። የሕዝን።
ኘሪቶርያ ከይፍፀም ለጥ ኢሉ ዝደቀሰ ኢዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝባሃል ኣሻንጉሊት እዩ ለካብጥ መሕፈርቲ እኩም
😂😂😂 ግምት ትካል ረኺብካስ ትህትፍ
You are temporary president so stop stop making decision for Tigray people.Ones you elected by Tigray people then you can make a decision.
መሬትና ናብ ድርድር ዘእተው ዱኹማት መራሕቲ አይንደልን ስልጣን ዘቐድም አይንደልን።
😢😢😢😢
አብ ማእኸላይን ምዕራብን ክርኢ ይግባእ ትግራይ መቕለን ቁሽትቭጥራጅ አይኮነትን እቲ ዋና ፀገም ዝነበረሉ ቦታ ክረአ ነይርውፕ ከባቢውነት ይጥፋእ።
ከምዚ እዩ ችግር ህዝብኻ ዘርዚርካ ምዝራብ ምሽ ከምጌታቸዉ ተሐተመ ዕትሮ ይመስል አራት ኪሎን መቀለን ማለት ትርጉም የብሉን
ኩሉኸ ትግራዋይ ክትፈልጦ ዘለካ እዚ ሚድያ ናይ ኤርትራዊ ምኻኑ ጥራሕ ዘይኮነስ ሕወሓት እንተፈሪሳ እያ ጥርናፈ ሕዝቢ ክትብትኖ ትክእል ዝብል ተልእኾ ተሓንጊጡ ዝሠርሕ ዘሎ እዩ።
ብወረርቲ ዝተትሓዙ መሬት ትግራይን ተመዛበልቲ ህዝብና ቅድሚ ምምላሱ ንምንታይ እዩ DDR ዝቐድም ዘሎ?
ኣታ እዞም እከያት ጉጅለ ከምታ ናይ 2012 ዓ.ም ምስ ፌዳራል ተባኢሱ መረፃ ጌሩ መንግስቲ የለን ሰራዊት ኢትዮ ፈሪሱ እዩ , ንሕና ናይ በይንና ንስራሕ በቃ ንሳቶም ክወርዱ ንሕና ክንድይብ ክንራኸብ ኢና ኢሎም ዝፈከሩ ጉጅለ ደብረ ዕንይንይ ሐዚ ከ እንታይ ግበሩ ይብል ኣሎ ? በቃ ንሱ ፈሽሉ እኮ ፈሪሱ ሳላ መንእሰይ ትግራይ መስዋቲ ከፊሉ ተሰንኪሉ ጠምዩ TDF ዘምፀኦ ዓወትን ሰላምን ርስትና እዩ ኢሎም እዞም ጉጅለ ይርብሹ ኣለው ከምታ ምስ ፌደራል ተሃላሊኾም ምስ ሙሉእ ብሄር ብሄረሰባት ኣባኢሶም ህዝብና ኣደዳ ሞትን ማእሰርትን ስደትን ጌሮም ሃፍቲ ትግራይ ኣዝሪፎም ሐዚ ከ ነን ባዕልና ብዞባን ከባብያዊ ወዲቦም ከባልዑና ድዮም ደልዮም እዛ እከይ ጉጅለ ን ልዕሊ 50 ዓመት ትግራይ መሪሓ ሙሁራት እንደ ቀተለት እንዳ አሰረት እንዳ ጨቆነት ። ሐዚ እኮ ሳላ ማሕበራዊ መራኸቢ ኩሉ በቢ ደቂቃ ይፍለጥ ኣሎ ምአ
Tigray no belstgna midya
Bastard belo
Eritrea ilka hgdef tebele tegray ilka entay tebele????????
ደ/ር ደብረ ጽዮን ዝብል ዘሎ መሬትና ይመለስ ይብ ጌታቸው ድማ አይምለስ ይብ እስኪ ብትክክል ንሕሰብ መን እዩ እቲ ትክክል ዝኾነ ። ጌታቸው መንግስትን ውድብን ክፈሊይ ድቃስ ሲኢኑ ህዝቢ ትግራይ መከራ ይበጽሖ አሎ ጌታቸው ስርሑ እውን ክፈልጥ አይ ከአለን ስሩሑ ኮይኑ ወሎ ህወሐት ምፍራስ ተጸሚዱ አሎ ህዝብና አብ ሞትን ስደትን ጥምየትን አሎ እንተሱ አዲስ አበባ እንዳ መጸ ይሰክር ሕዚ ጌታቸው ዝድግፍዎ ዘለውን ምስመን ከምሰርሕ ዘሎ ግልጺ እዩ እቶም ህዝቢ ትግራይ ካብ ገጽ መሬት ዓለም ከጥፉኡና ኢሎ ዝነበሩ እዩ ዝሰርሕን ዝድግፍዎን ።
ግምትን ኣብይን ሓሶት ምዝራብ ባህላዊ ፀወተኦም እዩ።
kkkkkkkkkkmeshaq etihiooia mastenkeqta kkkkkkkkkkk
So they do whatever US says - servants

ግመት ባዕሉ ሓሳዊ ሕጊ ዘፍረሰ ህወሓት ከፍርስ ዝፅዕር ዘሎ ።ናይ ብልፅግና ስራሕ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ጊዜያዊ ሓሊፉ ጌታቸው ደርጊ እዩ አይንቕበልን
ፕሮቴሪያ ውዕል ከትግብር እምበር ኽሽይም መሰል የብሉን
መሬት ትግራይ ከይመለስን ህዝብና ከተመለሰ ንስልጣኑ ዝጓየ ህወሓት ከፍርስ ዝቃለስ ዘሎ ብጌታቸውን ፃድቃንን እዮም ዝርብሽ ዘሎ ።