ቃለ መሕትት ምስ ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ Interview_With_General_Samora_Yonus//Brakhe_Show

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,8 тис.

  • @jemalYasin-wm2vd
    @jemalYasin-wm2vd Місяць тому +4

    ሞጆር ጀነራል ሳሞራ የኑስ ብጣዕሚ ፅቡቅ መረዳእታ ኣቅሪቡልና ደስስስ ይብል ኣጀኳ በርትዕ ኩሉ ግዜ ንሰላም ኢካ ትፅውዕ ግን እቶም ፀረ ሰላም ብምንጭብጫብ ዝኣምኑ ብዓል ደብረ ፅንተት ህዝቢ ኣፅኒተሞ
    ኣጀኳ በርትዕ።
    መድሂን ውን ብጣዕሚ ንፍዕት ኢኪ ኣጀኪ ቀፅልሉ ጂግና ኢኪ።

  • @Aba_Dagnew
    @Aba_Dagnew Місяць тому +6

    Samora is a level minded general. He was not beating war drums like Debretsion &Co. He well know it is impossible to change regime by force. Tigrayans must learn from him.

  • @Abelab642
    @Abelab642 Місяць тому +136

    መድህን በጃኪ ኣርከበ ዕቅባይ ኣምጺኢልና❤❤❤

    • @kidusgirma7909
      @kidusgirma7909 Місяць тому

      ታይ ክገብሩ ምድረ ጠላማት

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 Місяць тому

      ሐደ ነገር ዝገርመንይ ናይ ሳሞራ የኑስ መንፈንቅለ መንግስት ንግበር ኢሎምንይ አቢዩም ኢሉ ግን ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ወግይኑ ኽሕይዱዎም ይገርም ናይ ቀደም መጋድልቱ ረስይዑ አብ ሽግሩ ጌዜ ሐብይሮም ዝነበሩ ምስማዕ አብዩ ጠልይሙ ክሕይዱ ንትግራይ አጨፍጭፍዎ ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ኩሉ ናይ ወታደርዊ ዕጥቅን ስንቅን መሳራያ ባንክን ንአብይ አረክይብዎ ካብዝይ ዝኽፍእ ባንዳነት አሎ አሕዋት ተጋሩ እስትይ ንገሩንይ ...

    • @merongetahun753
      @merongetahun753 Місяць тому +6

      Entay kibil?😢

    • @militigraweyti6418
      @militigraweyti6418 Місяць тому +5

      ታይ ክብል ክመፅእ?

    • @GetachewTdf-v8q
      @GetachewTdf-v8q Місяць тому +3

      መድህን ሓፈትይ በጃኺ ኣርከበይ ዕቅበይ ኣቅርቢን

  • @abadittsegay3303
    @abadittsegay3303 Місяць тому +7

    ፅቡቅ ቃለ መሕትት! መድህን ከምሎሚ ሚዛናዊን በሳል ሕቶታት አቅርብኪ አይትፈልጥን እሞ ቀፅልሉ!!!

  • @selamfisha-my2pj
    @selamfisha-my2pj Місяць тому +34

    Samora was sold to CIA. that's why he handed over his position by risking Tigray people lives.

    • @selamdelina2568
      @selamdelina2568 Місяць тому

      What a Denkoro everything your own ignorance put it to CIA
      The failed leader called Debrezion is responsible to all problem in Tigray. How can someone beg position from one who trashed him already

    • @ShedItOff-df4tl
      @ShedItOff-df4tl 23 дні тому

      He was not Tigray General rather Ethiopian

  • @senaitmebrahtu912
    @senaitmebrahtu912 Місяць тому +1

    Oh, the brave-hearted man!! We Tigreans seek the truth, even when it’s bitter. Let this be a lesson for my people: the war waged by TPLF was not real.  እዚአ እያ እታ ሐቂ ሕዚ ብደንቢ ተረዲእና እዩ ሐረጉ ሕንጉጉ ሕደጉ ተባሂላ ኔራ እያ። " ተጋሩ ኩሩዓት ኢትዮጵያዊያን.ን.ንን ኢና "!!መድህን tnx bring to front such truth and eye witnessed men .

  • @Maki-mk
    @Maki-mk Місяць тому +10

    Good job Medhin! Your effort is highly appreciated! 💛❤️

  • @TsehayeYtbarek
    @TsehayeYtbarek Місяць тому +3

    ጀነራል ሳሞሮ"""best & ውግእ ዝፅየፍ ትግራዋይ ክፍጠር አለዎ

  • @ahmedabdelkader7187
    @ahmedabdelkader7187 Місяць тому +31

    ኣዝዩ ደስ ዝብልን ቁምነገር ዘለዎ ቃለ መሕትት እዩ። ጀነራል ሳሞራ ኣብ ሰላም ዘለካ ኣጠማምታ ደስ ኢልኒ።

    • @rahwag.6888
      @rahwag.6888 Місяць тому +4

      መንከ ሰላም ዘይደልይ
      ኩልና ኣብ አለም ዘለና ሰባት ሰላም ክሕሉ ጥራሕ ኢና ክንነብር ንኽእል።
      ሰላም ግን መፈራርሒ ክኾን የብሉን መተሓቑቛፊ እምበር
      ሕዝብና ንኽብትኑ እዮም ገገሊኦም ደለይቲ ሰላም ገሊኦም ነፈግቲ ሰላም ዝብሉ
      ፖለቲከኛ ትግራይ ኩሎም ብሕዝቢ እዮም ዝንግዱ
      ካብ ጉጅለ ደብረጽዮን ክሳብ ጌታቸው ጻድቃን ኩሎም ሓደ እዮም
      ሕዚ ጥቕሞም ደልዮም እምበር ሕዝቢ እንተጽመርጹ መሬትና መምለሱ ነይሮም
      ጉሒላታት እዮም

    • @habtom2275
      @habtom2275 Місяць тому +1

      ናይ ብሓቂ እዚ እዩ ጅግና ዝብሃል ሰብ❤❤❤

    • @KiareYasine
      @KiareYasine Місяць тому +1

      ብትኽክል መሊሱ

    • @aregahegnnegayiketem8306
      @aregahegnnegayiketem8306 Місяць тому

      ኣበይ እዩ እቲ ደስ ባሃልነቱን ጅግንነቱን? እንትርፊ ሕሶትን ጥልመት ህዝቡን

    • @aregahegnnegayiketem8306
      @aregahegnnegayiketem8306 Місяць тому

      ፖለቲካዊ ፍልጠት የብለይን ትብል፣ መሊስካ ኻኣ ብፖለቲካ ትሕብሉቕ። political degeneration፣ ተቛም ወዘተ እናበልካ ትህውትት። ዝዂሉ ህዝቢትግራይ እንትጭፍጨፍባ ኣበይ ነበርካ?

  • @siedmohammed385
    @siedmohammed385 Місяць тому +15

    ናይ ብሓቂ ሓቀናን ጂግና ትግራዋይ ወገናውን ዓለታውን ዘይኮነ ደላይ ሰላምን ደላት ፍትሕን ብደንቢ ስለ ኪናትን ወረ ኪናትን ዚተረደኦ ሰብ እዩ።

  • @Aberamitiku-ls6jq
    @Aberamitiku-ls6jq Місяць тому +63

    ብጣዕሚ የህዝን ህዝቢ ትግራይ ነዚኦም ድዩ መራህተይ ኢሉ አሚኑ ነይሩ። ህዝቢ ትግራይ መርገም ተረጊሙ እዩ ፖለቲከኛ አይውፀአልካ ተባሂሉ ።

    • @fekadugebreselassie2080
      @fekadugebreselassie2080 Місяць тому +6

      @@Aberamitiku-ls6jq this general should be arrested and be charged with genocide under 40 years leadership failure to cause genocide to Tigray people if he goes to Tigray he should be arrested

    • @akoyamen9084
      @akoyamen9084 Місяць тому

      Naybihaki 😢

    • @akoyamen9084
      @akoyamen9084 Місяць тому

      ​@@fekadugebreselassie2080yes yes he is

  • @josammusi7798
    @josammusi7798 Місяць тому +1

    መድህን ክብርቲ ሓፍትና ከምቲ ኩሉ ጊዜ ጎበዝ ጅግና ኢለኪ ሎማዓንቲም❤❤❤

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 Місяць тому +11

    🇪🇷BREAKING NEWS 🇪🇷
    My dear sister journalist, Jesus christ loves you. Please, please preach love and peace. Eritrea and Ethiopia (including Tigrians) can not afford another war and killing.

    • @Shaebiya.tsereharestay
      @Shaebiya.tsereharestay Місяць тому

      😜😜😜😜

    • @Wedi-pv4go
      @Wedi-pv4go Місяць тому

      What are you talking about? Has said any otherwise? I can see frustration

    • @JoBu-j9d
      @JoBu-j9d Місяць тому

      Pray direct to father not to son , man not a god , Christianity is Roman politics.

  • @berihu7143
    @berihu7143 Місяць тому +23

    "ዋላ ጆኖሳይድ እንተፈፀሙልና ረብሓና ግን ሐዚ እውን ኣብ ኢትጵያ እዩ" ይብለና ኣሎ😢 ብኸምዙይ ዓይነት ዝደንዘዙ መራሕቲ ተመሪሑ ትግራዋይ እንተዘይጭፍጨፍ እዩ ክገርመና ነይሩ። ብሓቂ መሕዘኒ። ጀነራል ዘይኮነስ ካድረ ካድረ ዝሽትት ኩሉ ጊዜ ንኸብዱ ዝነብር ሓሽከር።

    • @Merhawi-qr8je
      @Merhawi-qr8je Місяць тому

      @@berihu7143 Ata Tay koinka eyu...anbeb emo upgrade your mind...

    • @abitesfa7198
      @abitesfa7198 Місяць тому

      @@berihu7143 ከማካ ዓይነት ድንዙዝ ሰብ እዩ ዘየለ፣ ድንዙዝ መራሒኩም እዩ ናብ ኩናት ሕዝኩም ኣትዩ። ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ ዋላ ሓንቲ ኣይትከውንን እያ ትግራይ ብዘይ ኢትዮጵያ ግን ክትሰርር ኣይትክእልን እያ ነቂሕኩም ሕሰብሉ ህዝቢ ትግራይ።

    • @amine4019
      @amine4019 Місяць тому

      Eta tiray tbehal ko kem beal samora .tsadkan ziameselu yom amxioma ms hasabkum zeykede beka mxraf trah yu

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w Місяць тому +55

    ክቡር ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ !!! ተዓዘብ : መራሕትኻ ምሳኻ ኣለው ዶ የለውን?? ኣንታ ኽቡር : ለባም መስተውዓሊ :ህዝቢ!!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s Місяць тому

      ክላእ ግደፎ። እዞም ትዕቢተኛታት መራሕትኻ ዘህለቁኻስ፣ ንካሊእ።

    • @meressameressa5837
      @meressameressa5837 Місяць тому

      አብ ትግርይ ተዳልዩን አሜንሉንኹናት ዝወፈረ የለን ብሓቕን ብድልየትን ስለዝቐረብ መልሱውን ሓቒ ክኸውን ይግብኦ ዝተብሃሎ ሓቕድዩ ሓሶት ንግደፎሞ ናብራይ ጥዕሜኒ ክኸይድ አደለኹን ምባል ጡዑም ዘረባ እዩ ነይሩ እሱግን አገበሮን
      አይኾነንዶ ጀነራል ፈላስውን ዝዓጠቐሉ ናይ genocide ወፍሪ አብ ትግራይ ዝዋዐለ
      ፀንተት ንምግላፁ ቓላት ዘይርከቦ ብኸመይ ክምዝርእዮ ዘሕዝን እዩ
      ንሱን ኸምኡ ዝበሉን አብ ስልጣን ዝነበሩ ብዝፈጠርዎ ጊጋታት ህዝቢ ትግራይ ፀኒቱ ትሓተቲ ድማ እዩም ፀፍ ጭልጥ ኢላካ ዝሕለፍ አይኾነን

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 Місяць тому +2

      @@Barry-m3w ሸቀጥ ድዬ።ህዝቢ ሎሚ ፈሊጥክምዎ።30 ዓመት በኽዬ።ብመለስ ዜናዊ ንብዓቱ ንውሽጢ ነቢዑ ደኒኑ ከይዱ ሐዚ ደብረ ፅንተት ጋህዲ ገይርዎ።30 ዓመት ፅቡቅ ዘይሰረሐስ ታይ ስለ ዝኮኑ ደኣ ሕግታት ሕወሓት ደቃ ከምመፅሓፋ ቁድስ ከተማ ከተማ እናከዱ ዘንብብዎ ዘለው

    • @ErmiasBlood
      @ErmiasBlood Місяць тому +1

      @@Barry-m3w ንዘይጠቕሞ ድርጅት 50 ዓመት ደሙ እንዳገበረ ዝነበረ ህዝቢ እዩ ። ጉድለትካ ምፍላጥ ጠቓሚ እዩ።

  • @AronGmicael
    @AronGmicael Місяць тому +1

    ኣንታ ፀላእቲ እንዶ ኣይነብዝሕ ሓቁ እንተኾይኑ አነ ኩሉ ሓሳባቱ ተመችዪኒ እዩ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ሰላም እዪ ዘድልዬ አኸለ

  • @mekonengebrmikaiyl3203
    @mekonengebrmikaiyl3203 Місяць тому +80

    ፈሪሐ ምባል ሓጢያት አይኮነን ካሊእ ዓጀውጀው አየድልን

    • @Shigut
      @Shigut Місяць тому

      ወዲ 70 ዓመት ሽማግለ እንታይ ክገብር ትጽበዮ ? ዒብ ግበሩ በጃኹም ! መዋእሉ ክቃለስ ኣይትጸበዩ

    • @theobserver2677
      @theobserver2677 Місяць тому +2

      ኣለዎ ጥጅእ ተንኮል ፍርሒ ጥራይ ኣይኮነን ናይ እዚ ጠላም

    • @tesfayegirma7140
      @tesfayegirma7140 Місяць тому +3

      ቀሺም ሳሞራ ፈሪሑ😂

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot Місяць тому +1

      @@tesfayegirma7140 shabia n sheytan keman yefrhu

    • @ስላምለኣለምህዝብ
      @ስላምለኣለምህዝብ Місяць тому +6

      ወጣትነቱ ተይስስዐ መዎእሉ ኣብጦርነት ለሕለፉ ጅግና ፈሪሑ ክትብሎ ሞራል ካበይ ኣምፂእካ ነፈዝ

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 Місяць тому +7

    ናይ ብሓቂ፡ ሳሞራ እታ ቀንዲ፡ዝበልካያ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ምርካቡ ካብ ጽንተት ምድሓን ኢዩ ንዝሃብካና መርገጽኻ፡ ዝነበርካ ኣራእያይ ንጹር ፡ኢዩ thank u

  • @mekonengebremedhin3722
    @mekonengebremedhin3722 Місяць тому +69

    ፖለቲካዊ ሕምቀት እንትፍጠር ወታደራዊ መራሒ ጅግና እንተኮይኑ takeover ገይሩ እቲ ስልጣን ህዝቢ ከድሕን ይክእል ነይሩ ግን ሳሞራ ምስ ተከተልቱ ካብ ውልቀ ኮተት እዮም ነይሮም ።

    • @minneapaul804
      @minneapaul804 Місяць тому +3

      ተደሊኻ ጦብያዊ ኹን ተደሊኻ ውን ኦሮሞ ብዛዕባ መፃኢ ዕድል ትግራይ አይምልከተካን ናይ ሕልፍኩም ጥራይ ተዛረብ

    • @mekonengebremedhin3722
      @mekonengebremedhin3722 Місяць тому

      መን ኢካ ንስካ ከ ንፍጣም ትግራዋይ እየ ብዛዕባ ትግራይ እየ ዝዛረብ ዘለኩ።​@@minneapaul804

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 Місяць тому

      ሐደ ነገር ዝገርመንይ ናይ ሳሞራ የኑስ መንፈንቅለ መንግስት ንግበር ኢሎምንይ አቢዩም ኢሉ ግን ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ወግይኑ ኽሕይዱዎም ይገርም ናይ ቀደም መጋድልቱ ረስይዑ አብ ሽግሩ ጌዜ ሐብይሮም ዝነበሩ ምስማዕ አብዩ ጠልይሙ ክሕይዱ ንትግራይ አጨፍጭፍዎ ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ኩሉ ናይ ወታደርዊ ዕጥቅን ስንቅን መሳራያ ባንክን ንአብይ አረክይብዎ ካብዝይ ዝኽፍእ ባንዳነት አሎ አሕዋት ተጋሩ እስትይ ንገሩንይ ...

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 Місяць тому

      ሐደ ነገር ዝገርመንይ ናይ ሳሞራ የኑስ መንፈንቅለ መንግስት ንግበር ኢሎምንይ አቢዩም ኢሉ ግን ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ወግይኑ ኽሕይዱዎም ይገርም ናይ ቀደም መጋድልቱ ረስይዑ አብ ሽግሩ ጌዜ ሐብይሮም ዝነበሩ ምስማዕ አብዩ ጠልይሙ ክሕይዱ ንትግራይ አጨፍጭፍዎ ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ኩሉ ናይ ወታደርዊ ዕጥቅን ስንቅን መሳራያ ባንክን ንአብይ አረክይብዎ ካብዝይ ዝኽፍእ ባንዳነት አሎ አሕዋት ተጋሩ እስትይ ንገሩንይ ...

  • @TekaHailu
    @TekaHailu Місяць тому +1

    *I don't have words... Just an Intellectual explanation but Expected & suppose to be✅ TNX🙏(General)Samora♥️Proudly intelligent... 👉Medhin at this stage i respect🫶 u*

  • @Sew-mehon07
    @Sew-mehon07 Місяць тому +4

    መድህን ንፍዕቲ ዋዕሮ ጋዜጠኛ ቀፅልሉ❤❤❤
    ንኣርከበ ዕቑባይ ኣቅርብልና

  • @mgd4319
    @mgd4319 Місяць тому

    ዝሮዝሮ ፅቡቅ ቃለመሕትት የቀንየልና መድሂን ዋዕሮ

  • @teshemegebremichael8147
    @teshemegebremichael8147 Місяць тому +21

    ኣየ ሳሞራ ኣነ እኳ ጽቡቕ ጌረ እንድየ ዝፈልጠካ።ህዝቢ ትግራይ ክሓልፈሉ ቃልሱ ከኣ ፍረ ክርኢ ሰዓረ እዩ ቦታኻ ክሕዝ ዝግብ ኦ።ብዙሕ ኢንድየ ዝፈልጠካ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ግን ንነብስኻ ምክልኻል ጥራሕ እዩ።ስማዕ እባ ፓትሪስን ናቃቸውን ደኣ ኣበይ ኣበልካዮም ኣታ ከዳዕ።

    • @እርገጤሞላተሰመ
      @እርገጤሞላተሰመ Місяць тому

      ከዳዓት ንሕሽክርና ክብሉ በዚ ግዘ እዚ ጫው ጫው ምባሎም ዘገርም'ዩ።አብ እርጋኖም ዝፀየቐሎም ሕልኩሳት ።

  • @mulalemzenebe2958
    @mulalemzenebe2958 Місяць тому

    Medhin so exceptional and her efforts in searching reality is very great and much appreciated.

  • @kibromkidane7755
    @kibromkidane7755 Місяць тому +5

    ቀፃሊ ንዶ/ር ኣርከበ

  • @haileezgihaxera9293
    @haileezgihaxera9293 Місяць тому +1

    መድህን ጽቡቕ መደብ ።
    መቐለ መጺእ ካፈ ክጋብዘኪ ምደለኹ ❤

  • @michalleteum2445
    @michalleteum2445 Місяць тому +6

    He said what he believed and what he did , was right. He has the courage to be challenged . And for that I have respect 🙏

    • @yacobweldu3683
      @yacobweldu3683 Місяць тому

      @@michalleteum2445 i wonder why u pretend being egnorant ኣቢ ሊእኽዎ ዩ ስጋብ ሕጂ ዝዛረብ ዘሎ እንታይ መልእኽቲ የመሓላልፍ ኣሎ፡ኣይተረደኣኩምን፡ዲዩ ሓዊዩ ዝልክሰላ ዘሎ መሬት

  • @mitikuworku4096
    @mitikuworku4096 Місяць тому +1

    ለማያምንበት ነገር አልፈልግም የሚል ሁሌም ብሆን ጀግኔ ነው።

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 Місяць тому +19

    መድህን ዋዕሮ? ኣምጽእዮም ደኣ ነዞም ሰተይቲ ደም ውጹዕ ህዝብና? ናብ መነጸር መስኮት ክፍለ ዓለም? ከምዚኣ ጌርኪ ብኽብሪ ዓዲምኪ ውሽጣዊ ጉዶም ክተናዝዝዮም ኣለኪ። ኣቲ ዋዕሮ ከምዴታታ። ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe Місяць тому +1

    መድህን ፀላእትና እንታይ ይብሉ ኢልኪ መፅነትና ስለዘቃላዕኽልና የመስግን።ጆኖሳይደራትን ሓደ ማዓልቲ ፍርዲ ክረኽቡ እዮም።

  • @kirosgebre1405
    @kirosgebre1405 Місяць тому +6

    ብህዝቢ ትግራይ ማእገር ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ዝበፅሐ ንህዝቢ ትግራይ ንፅንተት ኣሕሊፉ ዝሃበ ሕሱር ፍጥረት

  • @wxKGebrehiwet
    @wxKGebrehiwet Місяць тому +1

    መድህን ንኣብርሃ ሃይለዝጊ ኣምፅእልና።

  • @rasalula1140
    @rasalula1140 Місяць тому +3

    ሳሞራ አንጭዋ መሬት ምስ ወግሐ ወፅእካ

  • @SamielHaileslasie-l6h
    @SamielHaileslasie-l6h Місяць тому +1

    ጎበዝ መድሂን ነቶም ዓበይቲ ምቅራብኪ ቀፅልሉ 🎉

  • @kahsaykebede6284
    @kahsaykebede6284 Місяць тому +34

    ሳሞራ ፀረተጋደልቲ እዩ ምስኡ ሓቢሮም ዝተቃለሱ ተጋደልቲ በዘይቢቁዕ ምኽንያት አናባረረ ብአሸሓት ዝቁፀሩ ተጋደልቲ ናብዓሚቅ ድክነት ዘእተወ ኩፈእ ግለሰብ አዩ።

    • @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ
      @ኮመድያንሰታሊንገሰላሰ Місяць тому +3

      ብትእዛዝ ወዲ ዜናዊ እዩ ምውት አይወቀስ ድዩ ኾይንካ

    • @muezgezahgn1000
      @muezgezahgn1000 Місяць тому

      Eyu koynu gin beabiyu eti shiu merahi serawit lomi hitsibo zibil zelo seb eyo

    • @ahab3667
      @ahab3667 Місяць тому

      አብቲ ሹዑ ግዜ መንድዮ ኢታማጆር ነይሩ

    • @seidedris3325
      @seidedris3325 Місяць тому

      Tsadikan eyu zirefetom

    • @HiwotShanun
      @HiwotShanun Місяць тому

      መህለው ለዊ

  • @gadeedoobeeya2672
    @gadeedoobeeya2672 Місяць тому

    Medhin (I call you መድኃኒቴ), you did an excellent job as always in feeding your viewers with the factual information - I tried to follow your interview and was also able to get translations from other sources, Your questions and analysis are very helpful and educational - ውስጣዊ አስተሳሰብሽ ብቻ ሳይሆን ቁመናሽ ያማረ ቆንጆ ነሽ በጣም የምትወደጂ ነሽ እግዚአብሄር ዕድሜና ጤና ይስጥሽ

  • @luulhadgu969
    @luulhadgu969 Місяць тому +31

    General samora. My entire life shouldn't be in a war. Peace and prosperity first. Well said 👏. I really appreciate you the you. Let us sing for a permanent peace. Not for a war. I have watched your interview with journalist bekele before 4 years. As you are well experienced in life. Like war, peace and development. So now you have to play a big role to secure peace and development in Tigray. Just to relieve the mothers and to hug 🫂 their beloved children....etc

    • @chuchechuche1335
      @chuchechuche1335 Місяць тому

      ሰብ ሓመድ ይበልዕ ኣሎ። ቄልዑት ብጥምየት ይሞቱ ኣለው። ስንኩላንን ሕሙማትን ብሰንኪ መድሃኒት ምስኣን ይሞቱ ኣለው።ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ይብል ኣሎ። ብከመይ እያ ሰላም ክትመጽእ?? ማኣስ እዩ ከ ትግራይ ሰላም ክትረክብ?? ክሳብ ሕጂ ትግራይ ኣብ ክባን ዕጽዋን ኣላ። ሃለውለው ግደፍ ኣብ ስደት ኮይንካ ወዲ ረሳሕ

  • @Man-y2k
    @Man-y2k Місяць тому +2

    አረጊት ጠስጣስ ትማሊ ንህዝቢ ትግራይ ዓብ ሓደጋ ክወድቅ ልዑል ግድ ኸምዘይተጻወተ ህጂ ዓይን ብጨው ሓጺቡ መጽዑ

  • @teklayfisaha22
    @teklayfisaha22 Місяць тому +11

    ሳሞራ ኪሒድካያ ትግራይ ናብ ውግእ ዝአተወ ትግራዋይ የለን ክነጥፋአካና እንዳበሉኻስ ስለዘይአመንኩሉ አይቃለስን መስሓቅን መሕዘንን ሕስረት ዩ።

  • @nurahmed1143
    @nurahmed1143 Місяць тому +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ የ ቀፃሊ እውን ኣርከበ ኣቅርቢ

  • @alexenvironment
    @alexenvironment Місяць тому +16

    ❤Medhin, you are always consistent and professional
    Please keep it up
    Please invite Dr Arkebe, Dr Debretsion, Dr. Tewodros, and others

  • @amenehaileselasse3963
    @amenehaileselasse3963 Місяць тому

    In agreement with Samora. Big Respect.

  • @AsmelashBrhanu-t5m
    @AsmelashBrhanu-t5m Місяць тому +7

    ጀነራል ሰሞራ ዮንስ ጌጋ ኣይረእኹሉን

  • @workuabraha4989
    @workuabraha4989 Місяць тому +1

    Very nice to hear his ideas.

  • @Yonas-jp7sp
    @Yonas-jp7sp Місяць тому +4

    Long live general and Ethiopia❤❤❤❤❤❤

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 Місяць тому

    መምሀራይ ጽቡቅ ሐሳብ እዩ ግና ካድረ ህዝቢ ይውክል እዩ ዝብል ትኽክል አይኮነን ከብዱን ጉጅልኡን እዩ ዝውክል ። አለም ዝበሃል ጋኔን አብ ዝአዘዞ ይውዕል ኢድካ አውጽእ አብተብሀለ ሽግ የምስል

  • @AleneTefera
    @AleneTefera Місяць тому +32

    ጁቡኦም ምስመለአ ንሕዝቢ ትግራይን ትግራይን ኪሒሂዶምዎ ናይዚኦም ታሪኽ ዋ ብሓፈሻ እቱ ውድብ ውድብ ሕዝቢ ትግራይ ኣይነበረን ጅግና ሕዝቢ ትግራይ ወዲ ኣሉላ ወዲ ዮሓንስ ኣታሊሎምዎ

    • @HiwotShanun
      @HiwotShanun Місяць тому +2

      ሃለውለው ዝረአኻዯ ገዲፍካ ዘይረአኻዯ ተሞግስ

    • @rigat-cm3fb
      @rigat-cm3fb Місяць тому

      ሳሞራካ ዋላ ኣሉላካ ኩሎም ሕደ መዋእሎም ብጀካ ሰብ እንዳህለቅካ ንኤርትራ ምውራርን ሰብ ምህላቅን ምዝማትን ምዕማጽን እንታይ ታሪክ እዩ ዘለዎም ትዝርዝሮ ታሪክ የብልካን ሕጂ ከ ዘርሞ ዘርሞ ክልል ሒዝካ ጠጠው

    • @getayferdal8827
      @getayferdal8827 Місяць тому +1

      ​@@HiwotShanunhalew elka tifaee

  • @BrhaneGidey-td9gp
    @BrhaneGidey-td9gp Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ብግቡእ ተረዲእኪ ብዘይ ፍርሓት ብምጥያቅኪ ኣጆኪ በርትዒ

  • @FunGame-r3m
    @FunGame-r3m Місяць тому +15

    ሰመራ ጀግና ዝገበሮ ህዝቢ ትግራይ እዩ ሰመራ ውታደረ አዩ አጭበረበረ እዩ

    • @HiwotShanun
      @HiwotShanun Місяць тому

      እንታይ አጭበርቢሩ ወረኛ ጀግና ስለዝኾነ እዩ

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому

      Abeymo samora tetsemae

  • @jdis2621
    @jdis2621 Місяць тому +2

    ይበል ሕቶ መልሲ ዕንኩልል እናኮነ እምበር በርትዒ መዲ ሓፍተይ

  • @jonilion9368
    @jonilion9368 Місяць тому +78

    መቼም ይህ ኢንተርቪ ትግራይ ውስጥ እንደማይሆን እገምታለሁ ፣ እኔ ሳሞራን ብሆን ፣ ምንም ወሬ ሳላበዛ ፣ የትግራይን ህዝብ ፣ ይቅርታ ፣ ነበር የምለው ፣

    • @Israelxox
      @Israelxox Місяць тому

      @@jonilion9368 : He is General

    • @BettyBet-sk5wj
      @BettyBet-sk5wj Місяць тому

      @@jonilion9368 ትኽክል yhe maferya

    • @Hudenlinnas1
      @Hudenlinnas1 Місяць тому

      አረ ባክህ! ደብረፅንተት 9800 ሚሊሻ እና ልዩ ሀይል ይዞ ወደ ጦርነት አስገብቶ 1 ሚልየን የትግራይ ወጣት አስጨርሶ ሲያበቃ ይቅርታ ሳይጠይቅ ሳሞራ ይጠይቅ? እግር ብላ እግር ብላ ፣ ቀልደኛ ነህ።

    • @Leban-v6l
      @Leban-v6l Місяць тому

      የሄን ለማድረግ ንፁህ ሂለና ያስፈልገዋል ይሄ ጥንብ ቆሻሻ ግን ራሱ የሸጠ መናጢ ስለሆነ ይቅርታ አይጠይቅም

    • @abdulhakimshikur2563
      @abdulhakimshikur2563 Місяць тому

      @@jonilion9368 min belo?

  • @gdssghhfff507
    @gdssghhfff507 Місяць тому

    ጋዜጠኛ መድህን የጋዜጠኝነት ስራሽን እየሰራሽ ነው ። መልካም ነው ። የተለያዩ ከሕዝብ የሚሰበሰቡ አወንታዊም ሆኑ አሉታዊ አስተያዬቶችን ተቀብለሽ ጉዳዩ የሚመለከታቸውን ሰዎች እያቀረብሽ አድማጭ ተመልካች የተወሰነ ግንዛቤ እንዲያገኝ ማድረግሽ ፤ እንዲሁም ሰዎች በመጥፎ ማንነታቸው ያዩያቸው የነበሩትን ሰዎች ጠንካራ ጎናቸውንም ለማሳየት ፣ ጠንካራ ጎን አላቸው የሚባሉትንም ሰዎች ክፍተታቸውን ለማሳዬት እንደጋዜጠኛነትሽ ለማሳየት የምታደርጊው ከላይ እንደገለጽኩልሽ መልካምና ይበል የሚያሰኝ ቢሆንም እንደትግራዎይነትሽና እና አሁን ትግራይ ካለችበት አጣብቂኝና መስቀለኛ መንገድ ለመውጣት ማንንና ምን ዓይነት ሰዎችን ማቅረብ አለብኝ ብለሽ አስበሽና ተመራምረሽ ማቅረብ ሲገባሽ ምናልባት ለአንቺ እንደ ስኬት ልትቀጥሪው ትችያለሽ የጠፋና ዝናቸው የናኘን ሰዎች አግኝቶ ቃለመጠይቅ ማድረግ ከሙያሽ አንፃር ትክክለኛ ነኝ ብለሽ በኩራት ለመናገር ብትችይም እነዚህ እስካሁን ያቀረብኳቸው ሰዎች በትግራይ ሕዝብ ቁስል ላይ ጨው ነው እየጨመሩ ያሉት ነው ወይስ የቁስል ማድረቂያ ( penicillin powder ) ? እንደ እኔ ዕይታ በቁስሉ ላይ ጨው
    ከመጨመራቸውም ባሻገር እንዳይሞት እንዳይድን በፀፀትና በተስፋ መሀል እንዲዎዥቅ ከማድረግ በቀር ምንም እየፈየዱለት ያለ ነገር የለም ። በተለይ ደግሞ ሁለቱ ጄነራሎች ዮሐንስ መንጋግና ሳሞራ ምናለ ቢያንስ ቢያንስ የተሰበረ ልብ ቢኖራቸው ? ድርቅናቸውና ሀፍረተ
    ቢስነታቸው ከምንም በላይ ያማል ። ራሳቸውን እንደ ወታደራዊ ጠበብትና ፖለቲካ አዎቂ አድርገው ማቅረባቸው ፤ በወቅቱ የጉዳዩ ባለቤቶች፣ አድራጊ ፈጣሪዎች ሆነው አይነተኛ አወንታዊ አስተዎፅእ ማድረግ ሲችሉ አሁን ላይ ብለን ነበር ማለት የሚቀናቸው አይነ ደረቆች ናቸው ። እንዲያው ምናለበት በትግራይ ላይ ለተፈጠረው ችግር በግንባር ቀደም ተጠያቂ ነኝ ወይኔ ወዮታ አለብኝ ፣ ከሕዝቤ ፊት ቀርቤ እንዴት ነው በምስል የምታዬው ? የምታይም ከሆነ በመጀመሪያ በማወቅም ሆነ መስሎኝ ባደረግኩት ስህተትና ጥፋት የትግራይን ሕዝብ ይቅርታ እጠይቃለሁ ብለው ከተቀመጡበት ተነስተው በተሰበረ ልብና በእውነተኛ ፀፀት ራሳቸውን እንደማቅረብ ትዕቢት በተሞላበት አነጋገር ራሳቸውን ለሚዲያ ሲያቀርቡ የእኛ የሰው ልጆች ልብ ምን ያህል ክፉና ደንዳና መሆኑን ነው የተረዳሁት ፤ ይቆየን ፥

  • @mebrahtomteklay1152
    @mebrahtomteklay1152 Місяць тому +6

    ውግእ ርስቲ ኣይኮነን።ካብዚ ኩናት ዘላቂ መፈትሒ የድሊ እዬ።ካብዚ ወፃኢ ዝግበር ዕንደራ መንእሰይ ዘየብላ ትግራይ ምፈጣር እዬ

  • @rahwag.6888
    @rahwag.6888 Місяць тому

    መድህን እህታችን ከዚሕም ከዚያም ሳትይ እንደጋዜጠኛ ለሁሉም እኩል መድረክ ስጪ
    አትወግኚ
    ተጋሩ ን ሁሉንም አስተናግጂ
    በርቺ ጥሩ ስራ ነው

  • @YonasGebreegziabher-x8s
    @YonasGebreegziabher-x8s Місяць тому +4

    "ህዝቢ ትግራይ ክዋጋእ የብሉን።"

  • @abdulwasiemustafa3003
    @abdulwasiemustafa3003 Місяць тому +1

    ጀነራል ሳሞራ ጅግና ኢኻ ታይሞ ይኹን ተቃሊስካ ኢኻ ናትካን ናይ አሕዋትካን ቃልሲ ግን መርገጺና ኾይኑ ሓንቲ ማዓልቲ መሰል ሙስሊም አኽሱም ይከበር ኢልካ አይትፈልጥን ።

  • @dg4147
    @dg4147 Місяць тому +4

    I appriciate his attitude towards peace as well known general. I like his integrity of power and the wisdom how to solve problems. I learn many things such as wisdom for my personal life to avoid bitterness and gain the power of forgivness.

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 Місяць тому +5

    Thank you, general, for this peace loving heart you have. Eritrea and Ethiopia (including Tigray people) don't want war

    • @rahwag.6888
      @rahwag.6888 Місяць тому

      ኤርትራ ታዲያ ጦርነት ካልፈለገች ምን ትሆን ትግራይ ገባች
      ቅቤ ልትቀባን
      ቀልደኛ ብጤ ነህ

  • @kahsay-m3e
    @kahsay-m3e Місяць тому

    መዲሂነይ ጎበዝ መንእሰይ እያሞ ኩሉ ከበራታታዓ አለዎ
    ካልእ ግን እዞም ኣብዛ ሀገር ኣብ ወሳኒ ቦታ ዝነበሩ ስብእነኦም ብምኽባር ብድፍረት ክትሓቲዮም ኣለኪ

  • @mesta_media__321
    @mesta_media__321 Місяць тому +23

    መድህን በላሕ ዋዕሮ ኢኺ። እሞ በርትዒ ኣብ ጎንኺ ኣለና!👌

    • @GoitomGmariem
      @GoitomGmariem Місяць тому

      አብ ባዕልና ንኩን ንዶ አድምፅ

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s Місяць тому

      ናይ ፌስቡኽ ሕሜት ብድፍረት ስለዝጠየቀት ድዩ?

    • @YonasGebreegziabher-x8s
      @YonasGebreegziabher-x8s Місяць тому

      ጠቅላላ ህዝቢ ትግራይ ክፀንት ዝተገበረ ኲናት፣ መንግስትና ፈሪሱ ይብሉና ህወሓታዉያን። 😢😢

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 Місяць тому

    የቐንየልና ብራኸ ሸው:: መዲሂን ይበል ይበል:: ቃፅልኪ ኣቦ ውንበር ህዋሕት ተትሓትዮ?

  • @FitsumArya
    @FitsumArya Місяць тому +5

    ❤❤❤❤❤❤❤ My Herooooo ሣሞራ ❤❤❤❤

    • @selamasfaw5665
      @selamasfaw5665 Місяць тому +1

      ነዚ ጀግና ዝበልካ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ እዩ!

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 Місяць тому

    ጽቡቕ ገርኪ መድህን ቅድሚ ሕጂ ንጀነራል ሳሞራን ንኣርከበ ዕቑባይን ኣቕርብልና ኢለ ሓቲተ ኔረ
    ብዝኾነ ኩሉ ህዝቢ ሓሳቦም ክሰምዖ ምግባር ጽቡቕ'ዩ

  • @Mulu_alene
    @Mulu_alene Місяць тому +13

    Samora and Abay Woldu are the best examples that Meles was choosing individuals with bad personality to work with him.

    • @fyou2241
      @fyou2241 Місяць тому

      I think Meles was Quit right, Im so speechless to listen to Samora, he is worlds leader❣💯
      Meles is/was wise as usual and knew what he did haha.

  • @Asmara2b
    @Asmara2b Місяць тому +2

    ፉከራ ጠጠው፡ ህልኽ ጠጠው፡ ቶኽሲ ጠጠው፡ No more drone, no more death from the conflict. Pretoria agreement works. Yes sir. General Samora Younus, ሰላም. I just found a brother in Ethiopia, believe it or not, and a sister and another brother all from different father although my father and my mother are both from Eritrea It is very exciting times indeed and fortunate to see this time of days Only by the power of God. Good listening

  • @meharitesfay5003
    @meharitesfay5003 Місяць тому +9

    መድህን ሓፍትና ጎበዝ ኢኺ ቀፅሉሉ። አብ ቀፃሊ ኸዓ አርከበ ዑቕባይ ፣ አብራሃም በላይ ኽተቅርብዮም ተስፋ ንገብር።

  • @GEB301
    @GEB301 Місяць тому +1

    እቲ ብጣዕሚ ዘግረመለይ ዘረብኡስ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ከምዝደልን ናይ ሰላም ሓይሊ ምዃንና ብተግባር ክነርኢ ኣለና ይበሃለለይ።ንስኻ በይንኻ ጥራሕ ሰላም ስለዝደለኻ ሰላም ከምዘይረጋገፅ ናትና ጉዳይ እኹል ኣብነት 'ዩ።

  • @Kokoba123
    @Kokoba123 Місяць тому +8

    እዞም ካሕዳማት መራሕት ካብ ቀደሞም እዮም ተንኮለኛታት ኔሮም። ተዓዛዝብና እና ሎምስ ደሓን፡ምድህነይ በርትዕ❤

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w Місяць тому +1

    መድህን እውነተኛ ጋዜጠኛ ነሸ። ትሕትና ተላብሰሽ የሕዝብ ጥያቄ ለሚመለከታቸው ስለሞታቀርቢ አመሰግናለው። ❤❤❤❤❤

  • @mihretarkebe9285
    @mihretarkebe9285 Місяць тому +22

    ኣየ መዲሂን እቲ ዓቅልኪ ዘይምድናቅ ኣይካኣል በርትዒ ጅግና ኢኪ🙏❤💛

  • @haftomtekle9798
    @haftomtekle9798 Місяць тому

    ፅቡቅ መደብ ነይሩ መድሂን ዓይነይ ኣነስ ኣብቱ ኮረደር ልምዓት ሸናሕ ክትብሊ ዝከድኪ መሲሉኒ ነይሩ ግን ፅቡቅ ቃል መሕተት እዩ ቀፅሉሉ

  • @FishaFitsum
    @FishaFitsum Місяць тому +21

    Samora,hashawi,dihri,dergi,widqet,tegadelty,abalat,Epda,enabelka,fah,bitinabilkayo,labey,sherteshertet❤

    • @tekiagebru5871
      @tekiagebru5871 Місяць тому

      @@FishaFitsum meles eyu tehatati eyu kabsamora nilaliy

  • @DhugaaOromo
    @DhugaaOromo Місяць тому +1

    The greatest fighters are the most peace loving people. He's one of them. I wish i understood what is saying.

  • @GebrekirosTadese
    @GebrekirosTadese Місяць тому +23

    ምእ ! ኣታ ከምኣይሉ እባ እዩ ዘሎ እዚሰብ ? ድሕሪ እዚ ኹሉ ዓመት 'ውን ንእሽተይ ጣዕሳ የብሉን ። ጥልመት ኣይኮነን ይብል ኣሎ

  • @ዛላትግራይ
    @ዛላትግራይ Місяць тому +1

    Medi ተኪኢልኪ ጫለቱ interview ግበርዮ ዝገርም ሰብ እዩ :🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o Місяць тому +6

    መድህነይ ንፉዕቲ ኣይዞኺ ቀጥ ቀጥ ኣበልክዮም

  • @Phil_Johon
    @Phil_Johon Місяць тому

    Excellent interview - thank you Medhin!

  • @genetyohanes7935
    @genetyohanes7935 Місяць тому +5

    God bless you General Samora, I wish everyone listens to you. Very wise person, all power to you.

  • @haftomhaile8065
    @haftomhaile8065 Місяць тому +1

    ነመስግን ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ

  • @kifleguesh6526
    @kifleguesh6526 Місяць тому +25

    መድሂን ጽቡቅ መደብ ጽቡቅ ሕቶ❤❤❤

    • @Pasttest543
      @Pasttest543 Місяць тому

      ሐደ ነገር ዝገርመንይ ናይ ሳሞራ የኑስ መንፈንቅለ መንግስት ንግበር ኢሎምንይ አቢዩም እ ኢሉ, ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ወግይኑ ኽሕይዱዎም ይገርም ናይ ቀደም መጋድልቱ ረስይዑ አብ ሽግሩ ጌዜ ሐብይሮም ዝነበሩ ምስማዕ አብዩ ጠልይሙ ክሕይዱ ንትግራይ አጨፍጭፍዎ ምስ አብይ አሕመድ ኮይኑ ኩሉ ናይ ወታደርዊ ዕጥቅን ስንቅን መሳራያ ባንክን ንአብይ አረክይብዎ ካብዝይ ዝኽፍእ ባንዳነት አሎ አሕዋት ተጋሩ እስትይ ንገሩንይ ...

  • @BahtaBahta-z1o
    @BahtaBahta-z1o Місяць тому

    መድህንዕድመን ጥዕናንየሀብኪንኹሎም ነባራት ተጋደልቲ አቅርብልናዘለዎም አቁዋም ክንሰምዕ ንደሊ ኢና

  • @tadesewoldu445
    @tadesewoldu445 Місяць тому +41

    ካብ አብ ጥራሕ መዓኮሩ ኢዱ እናበተነ ዝፍክር ዝነበረ ለማስ ደ/ፅዮንን ጉጅሉኡን , አብ ዘይአመንኩሉ ጠሩነት አይአትውን ዝበለ ሳሞራ ይሐይሽ !! እንተ ሓፍትና መድህን ግን አጆኺ በርትዒ ውቅብቲ ሓፍትና👌👌👌

    • @getayferdal8827
      @getayferdal8827 Місяць тому +2

      Hitsab egri Debrits site

    • @AlemTigray-pc8yv
      @AlemTigray-pc8yv Місяць тому +3

      ጉሓፍ

    • @selamasfaw5665
      @selamasfaw5665 Місяць тому +1

      ብናይ ሓደ ሰብ ፅልኢ ናይ ህዝቢ ትግራይ ረብሓ ምሕላፍ ናይ ባንዳታት ስራሕ ተዘይኾይኑ ካልእ ክኸውን ኣይኽእልን ::እዚ ወዲ ትግራይ ንውልቀ ርብሒኡ ክብል እምበር ኣብዘይኣመንኩሉ ኣይዋጋእን ዝብል ኣይኮነን ተዘይኾይኑ ተሸኪምካዮ ዙር!

    • @aaabbb-xx1tq
      @aaabbb-xx1tq Місяць тому

      ባንዳ ንባንዳ ይንእድ

    • @kiduteklebrhane62
      @kiduteklebrhane62 Місяць тому

      እቲ ዓፋሪ ጌታቸው ከዳ ኸ እንታይ ይብል ነይሩ?

  • @Debreizen
    @Debreizen Місяць тому

    ❤❤❤❤ ጀ.ነ ሳሞራ ሐቀኛ. ጅግና እዩ አንቲ መድህን ግና ዘይከድካ ናብ ትግራይ ትብሊ ንስኺ ኸ አበይ ኔርኪ አብቲ እዋን ኲናት

  • @mikitesfa663
    @mikitesfa663 Місяць тому +4

    Samora , hgi dima rigaka tegaru adenagirka ab goni biltisgna (abi Ahmed) keteself teleko tewahibka mexika. Terediuna ,ata belaee 2siga .

  • @destaalem7502
    @destaalem7502 Місяць тому

    መድሂንስ ቁምነገር ረኺብኪ ንሳሞራ ኣርዮስ ከም ሓደ ስሩዕ ትግራዋይ ጌርኪ ትሓቲዮ?

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j Місяць тому +5

    ጀነራል ሳሞራ ዮኑስ ብህዝቢ ትግራይ ቃልሲ አብዚ በጺሕካዮ ዘለካ ደረጃ ከም ዝበጻሕካ ጭራሽ ረሲዕካዮ ምክንያቱ ክንዲ ዝሃለወ ምፍልላላይ ይሃልካ ምስ ብጾትካ አብ ጽንተት ህዝቢ ትግራይ ግን አብ ጎኒ ህዝብካ ክትኮን ዘይምክአልካ ምንም መብራህርሂ እንተዘይ ትህበሉ መሐሸካ ይቅርታ ጥራሕ ኢካ ክትብል ዝግበእካ ነይሩ ጀነራል ጻድቃን እኮ ካብ ግል ሂወቱ ተመሊሱ እዩ አትዩ

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому

      Jenerale samora kemechewo adis abeba kekefao tgraway aykonen emenu

  • @henokkidane8097
    @henokkidane8097 Місяць тому +1

    እዛ ጓል ግን ጥዕና ኣለዎ ድዩ ተሰኪፍካ ዲኻ ትግራይ ዘይከድካ ትብሎስ እንታይ ዝገበሮ ነገር ስለ ዘለዎ ልዕሊ 1million መንእሰይ ኣጥፊኦም ንስልጣን ክሕዙ ኣብ ኣዳራሽ ተዓጽዮም ክበኣሱ ዝዉዕሉ ዘለዉ መራሕቲ ዘይተሰከፉስ ጀነራል እንታይ ዘሰክፍን ዘሕትትን ስለ ዘለዎ ? ስለዚ ሕቶኺ`ሲ ሚዛናዊ ይኹን ሓፍትና

  • @samiyitbarek6205
    @samiyitbarek6205 Місяць тому +4

    Samora zitezarebo haki eyu 100%

  • @GizeySerikomo
    @GizeySerikomo Місяць тому

    Thx medi shikor ❤ n politica Tigray n msfah tgebrio zeleki xaeri kelil aykonen kexillu.

  • @ethiopiadagne
    @ethiopiadagne Місяць тому +7

    This man has got it! Better than the herd!

  • @Sbu23561
    @Sbu23561 Місяць тому

    ንምንታይ እምባ ህዚናብ ሚድያ ቀሪቡ አታ ኸዳዕ ጠላም ብፆትካ ፀገማት ምፅዋር አዊካ ዝብል ሞዝሙር ነይሩ ንሳሞራ ባ ጋብዝልና

  • @Hagoshbdgu-zx5vf
    @Hagoshbdgu-zx5vf Місяць тому +21

    መድህን ብጣዕሚ ጎቦዝ ሶሞራ ድሙ

  • @TekleWelde
    @TekleWelde Місяць тому +2

    አብ መወዳእታ ንፅሩይ ሓሳብካ ጀነራል የመስግነካ

  • @abderehmanabdeselam7721
    @abderehmanabdeselam7721 Місяць тому +6

    1987. የነበረው የታጋይ ቅነሳ በጭራሽ በጥናት እና በእቅድ አልተሰራም በስሜት ብቻ ነው መድህኔ በጣም በሳል ፖለቲከኛ ነሽ ይህን ጥያቄ ማንም ጠይቆት አያቅም

  • @equarhagos7474
    @equarhagos7474 Місяць тому

    please ask again to arkebe Equabay to your interview medhin and continue your hard asking!

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 Місяць тому +9

    ናብ ትግራይ ዘይኸደሉ ምኽንያት ፀሊም ሓተላ ታሪኽ ስለዘለዎን ስለዘሕፈሮን ኢዩ።

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому

      Haki kewutsae slezkone sle ztselaewo aykeden arse emenet zelewo koynu kef elu

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому +1

      Kulom derbiyomo keydom beynu dyu adi kedehen

    • @mebrhit-vz5mr
      @mebrhit-vz5mr Місяць тому

      ናብ ትግራይ እንተከይዱ ከም ኣረጋዊ በርሀ ብደንጎላ ገይረካ ምብራሩ እዩ

  • @kMGG-p7f
    @kMGG-p7f Місяць тому +1

    በዚህ እልቂት ከተሳተፉት ሰዎች ውስጥ፣ ስህተቱን ያመነ ሰው ኣለየንም። ሳሞራም ያው ነው "ልክ ነበርኩ" ነው።

  • @InspireEritrea
    @InspireEritrea Місяць тому +14

    መን ኽቀንኣልካ.. መሕፈር...

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому

      At haki zezareb aytefotwun

    • @YonasNobya
      @YonasNobya Місяць тому

      Samora jegna zeyfereh zeyhadem mebtun gedetaun atsebiku zefelet jegna eyu

  • @hintsagebreselasse4673
    @hintsagebreselasse4673 Місяць тому +1

    መድህን ሓፍተይ ካብዚ ቃለ መሕትት ዝኾነ ነገረይ ቀይሩኒ ኣሎ።ዋላ ሕጂ እውን ቡዙሓ ዘይስማዕመዐሎም ውሳነታት እንተነበሩ ከይረአኻዮ ሰብ ምፅላእ ግና ፅቡቕ ከም ዘይኮነ ሒዘ ኣለኹ። ሕጂ ድማ ዶክተር ኣርከበ ዑቑባይ ኣቕርብልና።

  • @haftomtewelebrhan-nz7yf
    @haftomtewelebrhan-nz7yf Місяць тому +53

    ንህዝቢ ትግራይ ክሒድካ ክደይናይ ከይጥዕመካ ረሰሓ

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث Місяць тому +6

      እንታዴኡ ኸ ይመስል መልአክ ዘይብሉ አየ ሶሞራ በዓለገ ሕሱር

    • @tesfayegirma7140
      @tesfayegirma7140 Місяць тому +2

      ናይ በዓል ስብሓት ሌብነት ዘይምድጋፉ ረሳሕ የብሎ😂

    • @محمدعلي-ش7ب5ث
      @محمدعلي-ش7ب5ث Місяць тому +2

      @@tesfayegirma7140 ተሕዝን ኢኻ ብሓቂ ህዝብኻ ጀኖሳይድ ንኽግበር ዘማኸሩ ሐዚ ናቶም ተሓለቕቲ ካብ ክትኾን ቸጊሩዋ ዘሎ አዶ ትግራይ ንዓአ ተሓለቐላ

    • @nuredinseid4428
      @nuredinseid4428 Місяць тому

      @@محمدعلي-ش7ب5ث ችድ ሓሻዊ ሌባ ስለ ዝኾንካ ደኣ ኣሕሚማትካ እምበይ ናማን ተቖርቛሪ ትመስል ሌባ
      እምበይ ጀግና ጀነራልስ ሓቁ ነጊርካሎ

    • @HiwotShanun
      @HiwotShanun Місяць тому

      @@محمدعلي-ش7ب5ثጋህባ ማሃይም ርእስኻ አስረህዯ