Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Selma Khalid and Solomon 🤝🏿 welcome communication*. Respect 🙏🏿
ካልድ ግን ርዲኢትካን ስነልቦናኻን ምስ እዚ ጊዜ ኣይከይድን እዩ ። ምኽንያቱ ንስኻ ሎሚ እናነበርካ ናይ ጽባሕ ትእምት ሰብ ኢኻ ኣነነን ከምዚ ኸማይን ግን ይትረፍዶ ናይ ጽባሕ ክንእምት ናይ ትማል ዝሓለፈ እኳስ ክነስተንትን ዘይንኽእል ወለዶ ኢና ።ብዘይ ቀልዓለም ስለዚ ሓሳበይ ከጠቓልል ቀዲምካና ኣለኻ ብጅሮ እንተደኣ ገሊፍካና ። ንሓዋሩ ንመን ክትምህር ። ፍጥነትካ ቀንስ ። ንሕና ከይንግለፍ ንስኻውን ከም መምህምር መጠን ዝመሃሩ ከይትስእን ። so kald I love you so much bro።
Love guys ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Walden you are welcome and you are right
ሰላም ኩሉኹም ይርድኣኒ ኢዩ ክልቴኩም ስግኣት አለኩም ሰለሙን እስካ ባዓይኒ ውድብ ትርኦን ትሓስብን አለካ መምህር ኻልድ ግን ጋዜጠኛ እዩ
Good job Solomon ❤❤❤❤
Kald you are right
ካልድ ጅግና እዙ ሰለሙን ሚዛንካ አይኾነን ልኡክ ህግደፍ እዩ
Khaled is right ✅️, You can't cry for Sovereignty while you don't respect other's Sovereignty.
But can you yourself cry for your country's sovereignty any Way?
Solomon malet hgdf msletyu kulu zbmo Kab ksad nlaeli iyu Béa Bla qendi xere brghed nhameduyu
eri man ንፈትወኻ ኢና አዙ ሰለሙን አይንአምኖን ኢና በጃኻ ኻይተምጻልና ድሕሪ ሕጂ
ሰለሙን ተምሃር ተምሃር ኣንጎሎ ጸኒሕካ ኣይኮነን ጋዘጠኛ
Eritra eritrawyan tblwo zelekum ayenyti hager bzey hagez nay wexai vara zwrxet Ala 6 shay werar abnet alo qalsi eritra bsudan somal Yemen ksleewn tehahizaya nexa wexia Solomon njgdf iyu kkelakel tdelyu kamsinyu
ጉጅለ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ይውክል ድዩ???
Smart guy Solomon ❤ , always be strong and be on the side of truth.
Selomun malet higdf malt ey! Kalid zizarbo hake ey.
ንሰሌ ከምእዉን ንኻልድ ማዕረ ክብረት ኣለኒ ግብ ግን ግን ግን ካልድ ናይ ልበይ እዩ በቃ 44 ነጥቢ
It's from 2012/2013 . If I am right.
ሰለሙን ህግደፍ ምዃኑ ቀደም ነጊርናኹም ብትኽኽል ቀደም ነጊርናኹም
" ሰይቲ ቐሽስ ዋሕሊለ ክትብል መጽሐፍ ቅዱስ ሓጸበት" ሰለሙን ዓብደል ቃድርከቢረን አሽሐት ሐርበኛታት ስውኣት የሕዋትና ንጎቦን ባሕርን ጎልጎልን ሰናጭሮን ድዮም ተሰዊኦም:: ህዝቢዩ ሀገር ህዝቢዩ መሬት ህዝቢዩ ባሕሪ አቶ ሰሎሙን:: ዋና ባሕሪ ዋና መሬት ዋና ሀገር እናጸነተ እናተሳደደ ዛዕባ ልኡላውነት ምውጣይ አይናይ ጥዕናን:: ባሕርን መሬትን ተሰኪምወም ዝኸይድ የሎን እንተዝህሉ ሳሳብ ሕጂ አይምጸንሕን ነይሩ:: ስለዚ ትርጉም ልኡላውነት ህዝቢዩ:: ህዝቢ ኤርትራ ከምህዝቢ ህላውነቱ ቀጻልነቱ አብ ምልክት ሕቶ እንዳሀሎወ ማለት ልክዕ ከም ኤችአይቪ ንመንእሰያት ኤርትራ ከይመሀሩ ክይወልዱ ከይዝምዱ ቀጻልነት ምትኽኻእ ኤርትራዊ ዜጋ አብ ሐደጋ ወዲቑሉ ዘሎ ግዜ ህጹጹነቱ ሽለል ብምባል ብዛዕባ ጎልጎልን. ስንጭሮን....ዛዕባታት ምፍጣር ካብ ጸላኢ አይሕለፍ:: ኤርትራ ሐንሳብን ንሐዋሩን ልዑላዊት ሀገርያ ብወግዒ ኽኣ አብ ውድብ ሕቡራት ሀገራት ዝተመዝገበት ሀገር ኢያ:: ዋናአ ግን ይጸንት አሎ:: ንስኻን ዝኸማኻን ግን ነዚ ፈቖዶ ሀገራት ተበቲኑ ዘሎ ሐድሽ ወሎዶ ኤርትራዊ ዜጋ አብ ክንዲ ምኽንያት ጥርናፈኡ ትኾኑ ብአንጻሩ ካብ ቀዳምነታተቱ ዘልግሰሉ አጀንዳ ብምፍጣር ምኽንያት ዝፈላለየሉ ዛዕባታት አብ ምፍጣር ከይደቀስኩም ትሐድሩ ንዕዘበኩም አሎና::
ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ልኡላውነት ጎረቤት ኢትዮጵያ ደፊሩ ጥራይ ዘይኮነስ ብአካል አትዩ እንዳሀረሞም ኢትዮጵያ ስቕ ኢላ ክትህረም አሎዋ ማለት ክም ድዩ?? ጉጅለ ህግደፍ ሕጋዊ ስርዓት ድዩ?? ንህዝቢ ኤርትር ይክልድዩ?? አጀንዳታት እናምጻእም አንፈት ተቓለስቲ ንምጥምዛዝ ይአክል:: ብቓንዛ ህዝቢ ኤርትራ ምልጋጽ ደው ይበል:: ክድዓት አይበዝሕንዶ????
ኣቶ ሰለሙን ዓው እንተበልካ ክሲ ኣብ ካለድ ምንም መልሲ ዘይብሉ እካ ትካታዕ ዘለካ እቲ ዝበሎ ብምሉኡ ስምዓይ
እዚ ወዲ ሓደገኛ ወዲ ጣባ ኮይኑ ይስመዓካ ጃሱስ እዩ ሰልሙን
ዓሰርተግዜ ንቲ ሓሶቱ ባዕሉ ይደግሞ ኣሎ ኣብ ምጨረሽታ
Selma Khalid and Solomon 🤝🏿 welcome communication*. Respect 🙏🏿
ካልድ ግን ርዲኢትካን ስነልቦናኻን ምስ እዚ ጊዜ ኣይከይድን እዩ ። ምኽንያቱ ንስኻ ሎሚ እናነበርካ ናይ ጽባሕ ትእምት ሰብ ኢኻ ኣነነን ከምዚ ኸማይን ግን ይትረፍዶ ናይ ጽባሕ ክንእምት ናይ ትማል ዝሓለፈ እኳስ ክነስተንትን ዘይንኽእል ወለዶ ኢና ።ብዘይ ቀልዓለም ስለዚ ሓሳበይ ከጠቓልል ቀዲምካና ኣለኻ ብጅሮ እንተደኣ ገሊፍካና ። ንሓዋሩ ንመን ክትምህር ። ፍጥነትካ ቀንስ ። ንሕና ከይንግለፍ ንስኻውን ከም መምህምር መጠን ዝመሃሩ ከይትስእን ። so kald I love you so much bro።
Love guys ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Walden you are welcome and you are right
ሰላም ኩሉኹም ይርድኣኒ ኢዩ ክልቴኩም ስግኣት አለኩም ሰለሙን እስካ ባዓይኒ ውድብ ትርኦን ትሓስብን አለካ መምህር ኻልድ ግን ጋዜጠኛ እዩ
Good job Solomon ❤❤❤❤
Kald you are right
ካልድ ጅግና እዙ ሰለሙን ሚዛንካ አይኾነን ልኡክ ህግደፍ እዩ
Khaled is right ✅️, You can't cry for Sovereignty while you don't respect other's Sovereignty.
But can you yourself cry for your country's sovereignty any Way?
Solomon malet hgdf msletyu kulu zbmo Kab ksad nlaeli iyu Béa Bla qendi xere brghed nhameduyu
eri man ንፈትወኻ ኢና አዙ ሰለሙን አይንአምኖን ኢና በጃኻ ኻይተምጻልና ድሕሪ ሕጂ
ሰለሙን ተምሃር ተምሃር ኣንጎሎ ጸኒሕካ ኣይኮነን ጋዘጠኛ
Eritra eritrawyan tblwo zelekum ayenyti hager bzey hagez nay wexai vara zwrxet Ala 6 shay werar abnet alo qalsi eritra bsudan somal Yemen ksleewn tehahizaya nexa wexia Solomon njgdf iyu kkelakel tdelyu kamsinyu
ጉጅለ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ይውክል ድዩ???
Smart guy Solomon ❤ , always be strong and be on the side of truth.
Selomun malet higdf malt ey! Kalid zizarbo hake ey.
ንሰሌ ከምእዉን ንኻልድ ማዕረ ክብረት ኣለኒ ግብ ግን ግን ግን ካልድ ናይ ልበይ እዩ በቃ 44 ነጥቢ
It's from 2012/2013 . If I am right.
ሰለሙን ህግደፍ ምዃኑ ቀደም ነጊርናኹም ብትኽኽል ቀደም ነጊርናኹም
" ሰይቲ ቐሽስ ዋሕሊለ ክትብል መጽሐፍ ቅዱስ ሓጸበት"
ሰለሙን ዓብደል ቃድርከቢረን አሽሐት ሐርበኛታት ስውኣት የሕዋትና ንጎቦን ባሕርን ጎልጎልን ሰናጭሮን ድዮም ተሰዊኦም:: ህዝቢዩ ሀገር ህዝቢዩ መሬት ህዝቢዩ ባሕሪ አቶ ሰሎሙን:: ዋና ባሕሪ ዋና መሬት ዋና ሀገር እናጸነተ እናተሳደደ ዛዕባ ልኡላውነት ምውጣይ አይናይ ጥዕናን:: ባሕርን መሬትን ተሰኪምወም ዝኸይድ የሎን እንተዝህሉ ሳሳብ ሕጂ አይምጸንሕን ነይሩ:: ስለዚ ትርጉም ልኡላውነት ህዝቢዩ:: ህዝቢ ኤርትራ ከምህዝቢ ህላውነቱ ቀጻልነቱ አብ ምልክት ሕቶ እንዳሀሎወ ማለት ልክዕ ከም ኤችአይቪ ንመንእሰያት ኤርትራ ከይመሀሩ ክይወልዱ ከይዝምዱ ቀጻልነት ምትኽኻእ ኤርትራዊ ዜጋ አብ ሐደጋ ወዲቑሉ ዘሎ ግዜ ህጹጹነቱ ሽለል ብምባል ብዛዕባ ጎልጎልን. ስንጭሮን....ዛዕባታት ምፍጣር ካብ ጸላኢ አይሕለፍ:: ኤርትራ ሐንሳብን ንሐዋሩን ልዑላዊት ሀገርያ ብወግዒ ኽኣ አብ ውድብ ሕቡራት ሀገራት ዝተመዝገበት ሀገር ኢያ:: ዋናአ ግን ይጸንት አሎ:: ንስኻን ዝኸማኻን ግን ነዚ ፈቖዶ ሀገራት ተበቲኑ ዘሎ ሐድሽ ወሎዶ ኤርትራዊ ዜጋ አብ ክንዲ ምኽንያት ጥርናፈኡ ትኾኑ ብአንጻሩ ካብ ቀዳምነታተቱ ዘልግሰሉ አጀንዳ ብምፍጣር ምኽንያት ዝፈላለየሉ ዛዕባታት አብ ምፍጣር ከይደቀስኩም ትሐድሩ ንዕዘበኩም አሎና::
ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ልኡላውነት ጎረቤት ኢትዮጵያ ደፊሩ ጥራይ ዘይኮነስ ብአካል አትዩ እንዳሀረሞም ኢትዮጵያ ስቕ ኢላ ክትህረም አሎዋ ማለት ክም ድዩ??
ጉጅለ ህግደፍ ሕጋዊ ስርዓት ድዩ??
ንህዝቢ ኤርትር ይክልድዩ??
አጀንዳታት እናምጻእም አንፈት ተቓለስቲ ንምጥምዛዝ ይአክል::
ብቓንዛ ህዝቢ ኤርትራ ምልጋጽ ደው ይበል::
ክድዓት አይበዝሕንዶ????
ኣቶ ሰለሙን ዓው እንተበልካ ክሲ ኣብ ካለድ ምንም መልሲ ዘይብሉ እካ ትካታዕ ዘለካ እቲ ዝበሎ ብምሉኡ ስምዓይ
እዚ ወዲ ሓደገኛ ወዲ ጣባ ኮይኑ ይስመዓካ ጃሱስ እዩ ሰልሙን
ዓሰርተግዜ ንቲ ሓሶቱ ባዕሉ ይደግሞ ኣሎ ኣብ ምጨረሽታ
Kald you are right