ኣቤል ጎጆ ፣ ብሩህ መጻኢን ኣጋጢሙ ዘሎን፣ መንእሰያት ምብጻሕ ንሃገሮም ጸገም የብሉን | Yikealo Tv

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 53

  • @letinak4559
    @letinak4559 18 днів тому +2

    ዕድመ ይሃብካ ንኡስ ወለዶ 🙏🙏

  • @peacelover5890
    @peacelover5890 18 днів тому +2

    ሰላም ይካኣሎ ምስ ጋሻኻ, ደስ ይብል ኣጋይሽ ሒዝካ ምቅራብካ.

  • @michaelhaile1045
    @michaelhaile1045 17 днів тому

    ወዲ ጎጆ ብራቮ ብራቮ ናይብሓቂ❤

  • @grmayabebe7340
    @grmayabebe7340 17 днів тому +1

    ኣበል ብጣዕሚ ንፉዕ
    ግርም ኣገላልጻ 👌👌👌👌

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 17 днів тому

    ዳንኤል ብመደብ ኢዩ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዝነበረ ይብል ንሕጂ ድሓን ይመስል ጽባሕ ግን ካብ ተሓታትነት ነጻ ኣይኮነን

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 17 днів тому

    ናይ በየነ ጉዳይ መዲያታት ንዑኡኡ ጥራሕ ባይታ ምሃብ ካብ ብሩህ መጻኢ ዓቢ ሓደጋ ገሮም አዮም እንተ ብፍላጥ እንተ ብዘይ ፍላጥ። ሓላፍነትኩም ክትወስዱ ይግብእ ኣብ ምድኻም ብሩህ መጻኢ።

  • @fnanbrhane3074
    @fnanbrhane3074 18 днів тому +1

    Very good yka hawey, you are one of my favorites.❤❤❤❤

  • @Gebr1996
    @Gebr1996 17 днів тому

    Yikealo tv nice program. Abel sound brilliant young man! But we heard many divisions about Bright Future, for example Mhimer Beyen Wufuy is the greatest brilliant and unique man 🎉❤. Hopefully In 2025 the "Bright Future" will have healthy mind-set! Good luck for the satellite television.

  • @tedroskashay1158
    @tedroskashay1158 18 днів тому +1

    ጽቡቆ ጅማሮ ቀጥታዊ ፈነወ ይቀጽል

  • @mnasiekiflom7162
    @mnasiekiflom7162 18 днів тому +1

    Welcome ykalo ms gashaka

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 17 днів тому

    ንህዝቢ ዘነዓዕብ ኣይሓልፍን ኢዩ ! እሞ ንማስቲካ ደኣ ኣይትምልከቶን ኢያ ማለት ኢዩ ምክንያቱ ጸርፊ፣ ብደዔ ፥ ምንሻው ሕብረተ ሰብ ጸለመ ንሃይማኖታት ወዘተ ካልእ ትሕዝቶ የብሉን

  • @nebiatkefali5498
    @nebiatkefali5498 17 днів тому

    bravo abela

  • @dawitwoldu4491
    @dawitwoldu4491 18 днів тому +2

    💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691 13 днів тому

    Great keep it up proud of you

  • @Kidyon
    @Kidyon 17 днів тому +1

    እሞ ፈቲኩም ዶ ኣቦ ወንበር ንዉፉይ ሂብኩሞ ኢኩም ብናቱ መንፋዓት እንበር

  • @mylifemedia5476
    @mylifemedia5476 17 днів тому

    ❤❤❤❤ abi hawey good job

  • @emaema2872
    @emaema2872 18 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤

  • @Schooliscool-j9e
    @Schooliscool-j9e 18 днів тому +1

    Welcome yka

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asmeromeyob2691
    @asmeromeyob2691 13 днів тому

    ትካላዊ ኣሰራራሓ ጥራይ ዩ ዘዋጽእ፡እዚኦ ካብ ብሩህ መጻኤ በየነ ይዓቢ ዝብሉ ዝነበሩዩም ሓጂ ጉባኤ ዝገብሩ ዘለዎ

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 18 днів тому +1

    💙💙💙💙💙

  • @merry7267
    @merry7267 17 днів тому

    💙💙💙💙👍👍👍🙏

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 17 днів тому

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @medhaniebeyan7960
    @medhaniebeyan7960 17 днів тому

    ኣቤል ሓቄነት ዘይብሉ ጥዑም ዘረባ።

  • @MaDiD2006
    @MaDiD2006 17 днів тому

    እዚ መንእሰይ እቶም መራሕቱ እንታይ ከም ዝገበሩ ብተዘዋዋሪ ነጊሩና:: ንጻዕራማት ዝቀንኡ ንውድቦም ኣምሲሎም ስልጣን ተጠቂሞም ቃልሲ ዘባላሽው ኣብ ሞንጎኦም ኣለው::

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 17 днів тому

    I enjoyed the interview but I noticed one hiccup. Why does he mention the area where the satellites have been more watched? He mentioned the name of the city and the name of the college I don’t think that was necessary.

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 17 днів тому

    ኣዚዩ ቡሱል ሓሳብ

  • @user-bm1uz9up2j
    @user-bm1uz9up2j 18 днів тому

    ብመጀመራ ስለም ይኽእል ሓወና ብምቅጽል እዘይ ዝብል ዘሎ ከመይ ከመይ እዩ ሓቅኒት ኣሎዋም ድየ ቅድም ብጽሕም ይምልሱ

  • @ZerisenayFishehaye
    @ZerisenayFishehaye 18 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @habenyonas6194
    @habenyonas6194 17 днів тому

    ❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞

  • @habteabsengal7497
    @habteabsengal7497 18 днів тому

    በዓል ኦባማ ካብ ቡሩህ መጻኢ ብምንታይ ምክናት እዮም ተሰጊጎም ኢልካ ሕተተለይ ይካኣሎ

  • @berekettesfamicael8532
    @berekettesfamicael8532 18 днів тому +1

    Kab azerarbue emo reayo . Xielie kemzelewo yreayeka 😮

    • @dehabkifle4497
      @dehabkifle4497 17 днів тому

      ኢቅ ዚበለ ጽሊኤ። ኣለዎ አዚ ወዲ ካብ ዘንበቡኩዎ ለማጽ መልሓስ ገሩ ኪስብከና ደሊዪ 21\ክፍለዘብን አዮ በለሊና!!

  • @bahlbitumuzhgi3137
    @bahlbitumuzhgi3137 18 днів тому

    Xbuq iyu kbezha alewen

  • @mehretghebrekirstos1731
    @mehretghebrekirstos1731 17 днів тому

    Very sad

  • @NegashOsman
    @NegashOsman 15 днів тому

    እዋእ ዐገብ እንታይ ፓሌትካ እዩ ሰብ አይተጋግዩ

  • @ሕልናዩሚንባር
    @ሕልናዩሚንባር 18 днів тому

    ግና እቶም መርሒነት ኣንጻር ብርገድ ንሓመዱ እንድዮም።ከም በዓል ማስቲካ ኣብ ግሩብ ካብቶም ኣንጻር ብርገድ ነሓመዱ ዝጉስጉስ እንድዩ።እንታይ ትብል ኣብዚኣ

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 9 днів тому

    ጹቡቅ መደብ እዩ ግን ቡሩህ መጻኢ ማለት ሻዕብያ ኢኩም ኣብ ባይታ ሓድሓድኩም ክትባሉዑ ኢኩም ንሕና ድማ ክንውስከሉ ኢና
    ምክንያቱ ዳዊት
    ማስቲካ
    ጸጋብርሃን
    ሓደ መኣዘ ዝብሃልን ብርጌድ ንሓመዱ ክንፈርስ ዝሰርሑ ሰባት እዮም ስለዚ ከም ኣቤል ክንብድለኩም ድሌትና ኣይኮነን ግን መራሕትካ ብውሽጢ ዝተዛረብዎ ወጽዩ ትሕስቱኡ ድማ ዘሕፍር ናይ ሻዕብያ ተግባር ኣንጻርና ሰሚዕና ኣለና
    ስለዚ እዚ ባይቶ ትብሎ ዘለካ ናይ ቡሩህ መጻኢ ናይ ዓመጽቲ ሙኳኑ ይበርሃልካ::ምክንያቱ ንሕና ኣንጻ ጨቃኒ ስርዓት እንበር ኣንጻርኩም ዝኮነ ኢልና ኣይፈልጥን ኢና::ባይቶኩም ድማ ናይ ቁኑዓት ተዝከውን እዚኦም ብዓቅሞም ዝቃለሱ እንበር ንዓና የርብሕ ኣየርብሕ ኢልና ክፈርሱ ኣይንሰርሕን ኣይንምነን ምበለ:: ግን ብውልቃውያ ስለ ዝዝወር ዓቢ ራኢ ክህልዎ ኣይንጽበን:: ምፍራስ ንዓና ቀጽልዎ ንዓኩም ምቅባር ድማ ክንተሓሓዞ ኢና
    ይክኣሎ ግን ከም ወትሩ ጹቡቅ መደብ ምስ ኣቤል
    ኣንጻር እቲ ዘይፍትሓዊ ትካል እንበር ኣንጻር ብዓል ኣቤል ከምዘይኮንኩ ድማ ክሕብር ይፈቱ

  • @habtomberhane1335
    @habtomberhane1335 17 днів тому

    ኩቡር ሓው ይካኣሎ፡ ኣነ ሓደ ካብ ቀጻሊ ተከታተሊኻን ብተቅርቦም መደባትን በቲ ኣብዚ ቅልሲ ኤርትራውያን ንልውጥን ፍትሕን ህዝብና ዘለካ መርገጺን ከየድነቅኳካ ክሓልፍ ኣይደልን። ከም ኩሉ ተቃላሳይ ንፍትሒ ኣብ ሃገረ ሽወደን እንብር ኣሎኹ። ሕቶ ኣለኒ ፍቃደኛ ዝንተኾንካ ኽሓተካ ፡ ኣዝዩ ዝተፈልየ ሕቶ እዩ ክብል ኣደፍርን እዩ፡ ኣብ ልቢ ቡዙሓት ዘሎ ኮይኑ ይስመዕስኒ። ክሓተካ እሞ ብኸመይ መልሲ ከምትህበኒ ናባኻ እገድፎ። ንሕቶይ ኣብዚ ናይ comment page መውረድኩዎኣብ ገለ ገለ ስሚዕታውያን ሰባት ክውዕል ግን ኣይደለኹን። ንዓይ ብተለፎን ይኹን ብ ኢመይል ክንራኸብ ጸግርም የብለይን።
    ሓውካን መቃልስትኻን ሃብቶም።

  • @berekettesfamicael8532
    @berekettesfamicael8532 18 днів тому

    Kla new belo eziy nay mastika riesi hizu eyu mexyu

  • @warning7570
    @warning7570 18 днів тому

    ሰብ ሓሳብ ደለዎ ዩ ድርኢ። ተቀበሎ ። ።።።

  • @WediNega
    @WediNega 18 днів тому

    ይኪ ዓርከይ እዚ ኣብየል ጎጆ ማለት ሓዎም ንብዓል ጥዓመ ወዲ ጎጆ ደቀምሓረ ማለት ድዩ?ማለት ድሕሪ ባይትኡ ስለ ዘይሰማዕክዎ እየ

    • @yikealotv
      @yikealotv  18 днів тому

      ewe xbuk aleka

    • @WediNega
      @WediNega 18 днів тому

      Thank you for the recognition I am he should be stronger he is a talented and young young man

  • @mehretghebrekirstos1731
    @mehretghebrekirstos1731 17 днів тому

    They are very jealous to wofuy

  • @medhanefssehaye5935
    @medhanefssehaye5935 18 днів тому +2

    ሕጂ ዉን ካብ ብሩህ መጻኢ ዉፉይ ይዓቢ። ዉፉይ ተዘየለ ትጠፍእ ትሃሱ ከኣ ኣለኩም

    • @mylifemedia5476
      @mylifemedia5476 17 днів тому

      ክክክክ ደንቆሮ ኣይትኩን ስፋሕ ካብ ትውክልቲ ሰብ

  • @warning7570
    @warning7570 18 днів тому

    ኔዮ በሎ ይከኣሎ

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 18 днів тому

    💙💙💙💙💙💙