#ቅርፉድ

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 119

  • @TGTube16-i4h
    @TGTube16-i4h Місяць тому +2

    ሰላምኪ ይብዛሕ ዮርዲተ እንቋዕ ብሰላም መጻኪ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Desta-wn8wi
    @Desta-wn8wi Місяць тому +2

    እንኳዕ ብሰላም ሠፃአኪለይ ዮርዲተይ ዝፈትወኪ ዋውውውው ማራ አዩ ደሰበሃለይ ቀፅለል ዛናተይይይ

  • @roorogarah-dz8cq
    @roorogarah-dz8cq 25 днів тому

    እግዚአብሔር ኣምላክ የክብረልና ዮርዱየይ መዓረይ
    ናተይ ጸጉረይ ነዊሕ እዩ ግን ብጣዕሚ እዩ ዉሕዱ ብጣዕሚ መብዝሒ ተልዩ ሕሽክ በልኒ ቃደማኪ ዋ❤

  • @hiwettegry9288
    @hiwettegry9288 Місяць тому +2

    የቅንየልና ዝያዳይ

  • @AsuChenal
    @AsuChenal Місяць тому +1

    እንካዕ ዳሓን መፀእኪ የርዱየይ ደምራኒይ ተጋሩዋይ

  • @rahwakahano2506
    @rahwakahano2506 Місяць тому +2

    የቐኒየልና ፅብቀቕተይ❤

  • @ابرهاتابرهات
    @ابرهاتابرهات Місяць тому +1

    ክብረተይ ኣነስ ጸጉረይ ናሳሓየ ኣብኒ ግረፍረፍ ናበለ ዋላ ሒና ገይረ ተተሓፅበ ካልእ ግን እግዚአብሄር ይመስገን❤

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ምቅርቲ ሓፍተይ ተሓፂብኪ መጨረሻ ክትልቅለቂ ከለኪ ቅርፉድ ማይ ግበርሉ ኢኪ ፎሮፎር እዩ ዝኮን ዘሳሕየክን ገረፍረፍ ዝብልን 😍

  • @Selu.s
    @Selu.s 29 днів тому +2

    ቅንፍቅ እና ማይ ሰርሕና ምስተሓፀብናዮ ጀምርና ክሳብ ሰለስተ ክሳብ ሓምሽተ ማዓሊቲ ተፀንሑ እንታይ ክብለና ይኽእል ፅቡቅ ድዩ ዋላ ኣይኮነን

    • @roorogarah-dz8cq
      @roorogarah-dz8cq 25 днів тому

      ወላ ሰሙን የቀኒ ምንም ኣይብሊ ኣነ ይጥቀም እየ

  • @Merhawityoutube
    @Merhawityoutube Місяць тому +1

    እንኳዕ ዳሕና መፃኪ ዬርዳየ የቅንየልና በርትዒ ዛናተይ ❤🎉

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo Місяць тому +2

    ናይ ፀሊም ንጥብጣብባ ስርሕለይ ዛበይተይ ኣብ ገዛ ዝዛጋጀ❤❤😊

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ናይ ገፅኪ ድዩ ክብርተይ ኣነ ኮሚደረ ስሕት ኢለ ይጥቀም እየ በረድ ማይ እውን ካሊእ ግን ገፀይ ኣጥቀመሉኒ ❤

    • @سلامسلام-ز4ق1ش
      @سلامسلام-ز4ق1ش Місяць тому

      ካመይ ገይካ እዩ ዝሐፍተይ​@@yordayouteube

  • @ኤደንግደይ
    @ኤደንግደይ 21 день тому

    የርዱየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ታሚዓለመይ
    @ታሚዓለመይ 29 днів тому

    ትሕፀብዮ ዲኪይ ኣብ ፀጉርኪይ ክቅኒይ መልስልና

  • @Azebቻነል
    @Azebቻነል Місяць тому +1

    የቀንየልና ዮርዲ ሽኮር❤❤❤

  • @FatayaDendamo
    @FatayaDendamo 22 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤👍

  • @SjgsufShveige
    @SjgsufShveige Місяць тому +1

    ኣረዳዳኣኪ ደስ ክብል ቀፅልሉ ማዓረይ ኣነ ግን 2ዓመትን ገለን ተከናኪነዮ ለውጡ ንእሽተን

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብረት ይሃበለይ ጓልነይ ❤🌷 ክብረተይ ዘይልወጥ የለን ቅብኣት ጥራሕ ዘይኮነ ክትሕፀቢ ከለክው ሒና ወይ ባናና ወይ ኣቨካዶ ግበርሉ ዝረከብክዮ ❤

  • @DyfyfdhuHdhf
    @DyfyfdhuHdhf 29 днів тому

    🎉🎉🎉❤

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d Місяць тому +1

    ደምራኒ ደቅነይ ክምልሰልክን እየዋ😮

  • @ዓባይሃገርስብየቱብ12
    @ዓባይሃገርስብየቱብ12 Місяць тому +1

    ደምረና አሕዋትይ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    ዮርዱየይ❤

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ

    ግንሲ ናይ ጅንጅብል ቅብኣት ሲ ኣብ ፀጉርና ክቅኒ ጉድኣት የብሉን ማለት ድዩ ሓፍተኒ❤

  • @bryEthup
    @bryEthup 29 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SdfDfgg-je1xp
    @SdfDfgg-je1xp Місяць тому +1

    ❤❤❤

  • @NetsiHabeshawit
    @NetsiHabeshawit Місяць тому

    ደምራኒ ክምልስ እየ❤

  • @mebratyoutube
    @mebratyoutube Місяць тому

    ደምርኒ ማዓረይ🎉❤❤❤❤

  • @SalamhSlam
    @SalamhSlam Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @Hsh-w5p
    @Hsh-w5p Місяць тому +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Marabana-n6n
    @Marabana-n6n Місяць тому +1

    Yoridetay

  • @a1a1aa22ff
    @a1a1aa22ff Місяць тому

    ይቅሬታ ዝሓፍተይ ንዓይ ውን ብጣዕሚ እዩ ዝረግፍ ብፍለይ እንተሓፂበዩ ምትሓዝ ይኣብየኒ ናረገፈ መፍትሒኡ ንገረኒ ዛምበይተይ 🥰🥰🥰🥺

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ምቅርተይ ናተይለ ይከድ ነይሩ እዩ ሒና ናገበርኩ ሎሚ ደሓን ኮይኑ እና ሒና ምስ ዝባዲ ሓዊስኪ ተጠቀሚ ከመሓይሽ እዩ ዛሓፍተይ ❤

    • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
      @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ Місяць тому

      ከምናተይ ዶ ጉድ ረኪብኪ አረ አነስ ሓደ ሓደ ግዜስ ይመረኒ

  • @MmGg-hr8lw
    @MmGg-hr8lw Місяць тому

    የርዳ ሓፈተይ ስላምኪ ይብዝሓ ኣነ ኮኮናት ሲ ከመታ ናተኪ አይረከብኩዋን ዋ እቲ ኮኮናት ሲ ጨቃ ዱዩ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብረተይ ፎቶ ኣርኢኪ ክትረክብያ ኢኪ ጭቃ ኣይኮነን ፈሳሲ እዩ ኣብ ዛሕሊ ይረግዕ ኣብ ምቆት ይመክክ ❤

  • @sdcvsc36
    @sdcvsc36 Місяць тому

    ናተይ ፆግሪ ብጣዕሚ እዩ ተባላሽዩ😢
    ብትክትኽ ይብል ይረግፍ ይካናኸኖ እየ ሒና ቅርንፉድለ ኮታስ ቡዙሕ ነገር እየ ሞኪረዎ ግን ብጣዕሚ ይረግፍ ፈሳሲ ቅብአትለ ጭቃ ቅብዓተለ ዘይስማዕመዖ እና መፍትሒ ትፈልጢ ተኮይንኪ ፃሓፍለይ ህያበይ🙏ወይስ ምስዳድዶ ይሓይሽ ሓዲሽ ፆግሪ ተበቆለለይ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብረተይ ዝረግፍ ተኮይኑ ተድርቅዮ ተኮይንኪ እዩ ዝረግፍ ሓፊስ ጭቃ ወይ ቫዝሊን ግበርሉ ካብ ሱሩ ተኮይኑለ ሒና ምስ ዝባዲ ፅቡቅ እዩ ክብረተይ ❤ ናተይለ ይረግፍ ነይሩ እዩ ዙሙቀት ግዲ ኮይኑስ ሎምስ ተመስገን ደሓን እዩዋ

  • @TigrayTDF
    @TigrayTDF Місяць тому

    ከምዚ ገርክዮ ዘለኺ ቅብኣት ድሕሪ ሳዓታት ትሕፆብዮ ድዩ ዋላ ፀገም የብሉን ይቅኒ ኣብ ፀጉርኻ መልሰለይ እስኪ ማዓረይ❤

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  29 днів тому

      የቀንዮ እየ ምንም ኣይብልን መዓረይ ❤

    • @TigrayTDF
      @TigrayTDF 29 днів тому

      @yordayouteube እሺ የቐንየለይ ማዓረይ

  • @fhchffuchf
    @fhchffuchf 12 днів тому

    ❤❤❤❤😢❤❤❤😅

  • @SeSw-zs7bx
    @SeSw-zs7bx Місяць тому

    ኣነሲ የርዱ ሓፉተይ ጀጉረይ ደሓንዩ ነይሩ ዓዲ ናሃለኹ ቆሪፆዮ ኣባላሽዮዮ ሐዝግን ምምላስ ኣቢኒ ቅንፉር ይጥቀም እየ እንጣጢዕ እዉን ተጠቒመሉ ለዉጢ የብሉይ ናይ ክጥቀመሉ ተገዲስኪ መልስለይ ቀይሕለእዩ ጨጉረይ ብጣዕመለእዩ ልስሉስ ግን ኣቢኒ ምንዋሕ መፈትሒ ንገርኒ 😢😢😢❤❤❤❤

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብረተይ ምቁራፅኮ ፅቡቅ እዩሞ ንገለ ገሊኡ ከዓ ኣይፈትወሉን ደኣ እበር እና ዝያዳይ ቅብኣት ዝስማዕመዐኪ ንፀጉርኪ መጀመርያ ምሪፅኪ ፍለጥዮ ኢኪ ክትሕፀቢ ከለኪ ከዓ ሒና ወይ ባናና ወይለ ኣቨካዶ ተጠቀሚ ከተሰላቸኪ ክስተካከል እዩ ❤

    • @SeSw-zs7bx
      @SeSw-zs7bx Місяць тому

      ​@@yordayouteubeእሺ ክብረተይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freyemaryamlij1263
    @freyemaryamlij1263 Місяць тому

    ናተይ ፀጉረይ ብጣዕሚ እዩ ደረቅ ተሓፂበ ብእስትሽዋር እየ ልምሽጦ ፀገም ኣለዎ ድዩ መልስለይ ዛናተይ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому +1

      ክብረተይ ተሪር (ዓጫት) ፅጉሪ ንምልስላስ ቀሊል እዩ ቪድዮ ክርሐልክን እየ ❤

  • @HmHm-j4e
    @HmHm-j4e 15 днів тому

    ክናገረኪ ቀለም ኣለዎ ግና ተተጠቂመክነውሕይክእላዶ

  • @Chcgv-j4u
    @Chcgv-j4u Місяць тому +2

    🌸🌸😍😍የርድዋይ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ቲጅዋይ ወለላይ ❤

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ Місяць тому

      ​@@yordayouteubeመልሲ❤

  • @mtlalal
    @mtlalal Місяць тому

    ናረገፈ አቢዩኒ አነስ ሳብስክራይብ ለገይረሉዋ አነ ብጣዕሚ እዩ ጨጉሪ ዝቅነአኒ ብዙሕ እዩ ግን ቁሞት የቡሉን ታይ ክገብረሉ ምከርኒ❤❤

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ዛበተይ መጀመርያ የቀንየለይ 🙏 እና ፆጉርኪ ዝረግፍ ተኮይኑ ተድርቅዮ ከትኾኒ ተገደደ ኣብ ሰሙን ሓደ ጊዜ ብደቢ ቅብኣት ኣፅግብዮ ክትሕፀቢ ከለኪ ከዓ ሒና ምስ ዝባዲ ተረኪብኪ ወይ ባናና ተጠቀሚ ❤

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube Місяць тому

    ናተይ ማኣከል ርእስይ ኣብይኒ ፍሪዝ ኮይኑ ካልኡ ብቅድምቱ ብድሕርቱ ዝሐሸ እዩ ልስሉስ እዩ ግን ከዝስ ጸልኤዮ ታይ ክገብሮ❤😌

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      መዓረይ ማእከሉ ናተጠቅለለ ተኣብዩኪ ሓፍስ ቅብኣት ዞማ ወይ ቫዝሊን ግበርሉ ከም ሃገሩ ሉስሉስ ተመሻጢ ክኮነልኪ እዩ ❤

  • @asefaselamawit2952
    @asefaselamawit2952 Місяць тому

    ብዛዕባ ቅብኣት ዝተሰማመዐክን ክትጥቀማ ዝበልክዮ ጽቡቅ ኣገላለጽ ገሌጽክዮ ኣለኺ ብተፈጥርአን ጸጉሪ ዘይብለን ከ ኦማሄር እንተተጠቀማ እንታይ ሳዕቤን የውርደለን

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብርቲ ሓፍተይ ብተፈጥሮ ሓፂር ፆጉሪ ኣሎ እዩ ሓቅኪ ብክንክን ከዓ ቁሩብ ከመሓየሽ ይክእል እበር ሁማንሄር ከዓ ኩሉ ግዜ ክከውን ከሎ በተለይ ኣብ ርእስካ ጥብቅ ዝብል ዘሎ ሳዕቤን ኣለዎ ይብሉ እዮም ዋላ ዞም ዶካትር ካሰር ናይ ርእስሲ ከስዕብ ይክእል እዩ ኩሉ ግዜ ምስ ዝከውን ስሕት ኢልካ ግን ፀገም ኣይብሉን ❤

  • @حياةعبدالله-م9خ
    @حياةعبدالله-م9خ Місяць тому

    ቅንፍር ገርካሉ ትቃናካ እንተይ ይብሎ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ምንም ኣይብልን ምቅርተይ ❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g Місяць тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ghfg8591
    @ghfg8591 Місяць тому

    ኮኮናት እና ምሰማር ገይርኪይ ከይትሓፀብኪይ ድኪይ ትጉንጉንዮ ምዓረይ መልሰለይ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому +1

      እወኒ ክብረተይ የቀንዮ እየ ኣይሕፀቦን ❤

  • @hyat315
    @hyat315 Місяць тому

    ሰላምሰላምሰላምሰላምሰላም😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊😊❤😊❤❤😊❤😊❤😊❤😊❤😊❤

  • @SonySony-e7o
    @SonySony-e7o 28 днів тому

    ኧረ በአማረኛ አስረጂኚ የኔዉድ

  • @amoonaa5182
    @amoonaa5182 Місяць тому

    demrni mkrtey

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ Місяць тому

    ፈሰቡኪ መን ድዩ ዝብል ብወሽጢ ከመፀኪ ዝያደይ

  • @ማዓዛቀሺማዓዛቀሺ
    @ማዓዛቀሺማዓዛቀሺ Місяць тому

    ሳብክራይብ ግበርለይ ገይአልኪ እየ ዋ

    • @yordayouteube
      @yordayouteube  Місяць тому

      ክብረት ይሃበለይ ዛበተይ 🙏❤

  • @edltilove
    @edltilove Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @GedayGerzehar
    @GedayGerzehar 26 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-ሐ6ጀ
    @ትግራይ-ሐ6ጀ Місяць тому

    ♥️♥️♥️

  • @ሂዊጋልትግራይሂዊጋልትግራ

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @GsuxhxbxBdhdbxb
    @GsuxhxbxBdhdbxb Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SamrySamry-r1n
    @SamrySamry-r1n Місяць тому

    ❤❤❤❤

  • @MerryKOOLmerrycool
    @MerryKOOLmerrycool Місяць тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WrgffWcgfdr
    @WrgffWcgfdr Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Chaltuwolde-j4r
    @Chaltuwolde-j4r 29 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤