Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑጽባሕ ወጊሑለይ ክርእይ'የ በዝስ እኣምን'የሰብ ምካነይ 'ቲ ታህዋኸይ'ቲ ሓሳበይ ክኾነለይተስፋ ይቖርጽ ይሓዝን 'ውን ይመስለኒ በይነይ ዝኸውን ውህበትካ ግን ኣምላኽ ብዙሕ 'ዩ ትህበኒ ኩሉ ኣብ ግዚኡ ውድቀተይ ፈጺምካ ኣይትደልን ኩሉ ግዜ ክሓዝን ክደንንሓደ ሽግር ከይሓለፍኩዝዓበየ እንዳ ረከብኩኣብ ሂወተይ ዓቀብ ቁልቁልገጢመ’የ ብዙሕ መስገደል 'ቲ ለይቲ ጸልማቱ እንተነውሐ ክርኢ 'የ ኣነስ ምስ ወግሐ 'ቲ ርሑቅ ዝመስል ምስ ቀርበ ብርሃንካ ኣብ ቤተይ ምስ በርሀፈተናታት እንተ በዝሓኒሰሓቕ ሓጎስ ሪሒቑኒኣምላኽ ብኣኻ ክቕየር'ዩታሪኽ ኮይኑ'ዉን ክተርፍ'ዩ ስራሕኻ ፍጹም'ዩ ኣምላኸይ ሕያዋይ ጓሳ ኢኻ ኣቦይ ክሳብ ዝበጽሕ ናተይ ታራ ክጽበ'የ ኣነስ ንጎይታጊዜይ ሓሊፉ እንዳ በልኩኣብ ምጉሩምራም 'ነብር ኣለኹተጨኒቐ ዋላ እንከማርር ንዓይ ዝበልካዮ ኣይተርፍን ውህበትካ ግን ኣምላኽ ብዙሕ 'ዩ ትህበኒ ኩሉ ኣብ ግዚኡ ውድቀተይ ፈጺምካ ኣይትደልን ኩሉ ግዜ ክሓዝን ክደንን
❤❤❤
💖💖💖💖🙏
♥️❤️♥️🙏🙏🙏
Xegaka yebzhalka ❤❤❤❤
ኦርቶዶክሳዊያን ኣበይ አለኩም 🤔 ናብ ቡዙሕ ሰብ ምእንታን ክበፅሕ like 👍👍👍 ከይገበርኩም ኣይትውፅኡ ኣሕዋትና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Amen kibret yhabeley
Yes really brother 👍👍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ እስከ ነዛ መዝሙር ላይክ ሸር ላይክ ኦርቶዶኩስ ንዘላኣለም ትነብር❤❤❤👏👏 ዝማሬ ቅድስ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬ ይቀበል🎉❤
ጊዜይ ሓሊፉ እንዳ በልኩኣብ ምጉሩምራም 'ነብር ኣለኹተጨኒቐ ዋላ እንከማርር ......😭😭😭
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ ብሓቂ ኩሉ ሽግር ምስ ሓለፈ ብርሃን አሎ ተመስገን መድሃኒምናይ ሊቀ መዘምራን በድንኳን ዕልልታ ሙሉ ነው እውን ተርጊም አምፁኡሉና አብ ቤቱ የንብርኩም❤
❤❤❤❤
I agree ☝️
ኣሜን ሓፍተይ እሺ ከም ፍቓዱ
ኣሜን ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና ምስቶም ኩሎም ምሳኻ ዘገልግሉን ምስጋና ናይ እግዚኣብሔር ተዳልዉልናን እንዳ ቶርጎምኩም እንዳ ደገምኩም ኮታ ኩሉ ኣምላኽ ይባርኽኩም❤🎉😊
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲ,ን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋውን ያብዛልህ " የተሻለ ነገር አስበህልኝ ፈተናው የባዛው🤲 ,,,መፅናዬ የሆነ መዝሙር,,,✝️🥺
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ፀጉኡን በረክቱን የብዛሕ እግዚብሔር ኣምላክ 😢❤
Aseyyyy elllllllll elllllll ellllllll Amlak edmen tenan yhabkum fetari n fetwa mezmur iya des zebl Amlak ykber ymesgen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
Zmare melaekti yesmalna Amen. Nay diyaqon Abel mekbib mezmu ,Michael tbil eba zemrelna, Ezgabiher xegu yebzhalka Amen
ዝማረ መልእክት የስመዐልና
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ብዘይ ቀልዓለም እዛ መዝሙር ናብ ትግርኛ ክትቅየር ይጽበ ነይረ ከም ትጽብተይ ክኣ ይሰምዓ ኣለኩ ድልየትና ድኣ ብዝሕ ኢዩ እንበር በገናይ የልዕል ኣለኩ ናይ ዘማሪት ሰምሃር ጽቡቅ ደጊምካያ ነይርካ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክኣ ዝጽግዖ እባ ትብል መዝሙር ተትደግመልና ጽቡቅ ነይሩ
ብጣዕሚይ ደሰ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሓልኪ ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤😢😢
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መላእኽቲ የስማዓና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉዓለም ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኽ ድያቆን ሓወይ❤ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ። በርትዕ ቀጽሎ።🪘💒✝️
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላከይ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጥዑም ዝመሬ ዝሓወይ
ወይ ደስስ ክብል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ አባ❤🎉
Amen Amen
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑጽባሕ ወጊሑለይ ክሪኢ'የ በዚስ እኣምን'የ 🥹✝️🙏ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና❤
ደስ ተብል መዝሙር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ከም ኣምላኽ እንተ ኮይኑ ላመስግኔህ የኔ ጌታ ትብል እንተ ተቅርበልና፡፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና❤😂
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ በርትዐልና❤
ዝማረ መላክቲ የስመዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑ ጽባሕ ወጊሑለይ ክሪኢ'የ በዚስ እኣምን'የ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና❤❤
ሰላም ናዓካ ክብር ሓውና ቃለ ሂወት ያስመዕልና ፀጋ በርከት ያብዘሕልካ እናዘመርካ እናወደስካ አብ ቤቱ ያንብርካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤
ኣሜን[[[3]]] ዝማሪ መላእክት የስምዓልና ዝማሪ ቅዱስ ዳዊት ዜማ ቅዱስ ያሬድ ዝተቐበለ ቕዱስ እግዚኣብሔር ዝማሬኹም ይቀበል ድያቆን ሓወይ
❤❤❤❤ amen amen amen zmare yesmaalna ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዛሓንልኩም ።ብዕድመን ጥዕና የሓልወልና አሜን።
Amen Senait haftey
ብትግርኛ እባ ፀሓፉልና እዛ ግጥሚ ምስ ይቅርታ ደሲ ኢላትኒ❤👏
Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ክቡር ሓውና
zemarye melaeikt yasemaln yeagolgulot zemenachu ybark
ቃል ሂወት የስምዓልና፣ ልዑል ፈጣሪ ኣብ ቤቱ ንዘልኣለም የንብርኩም ብሩኻት የሕዋተይ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድሜ በቤቱ ያፅናክ
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Thanks Dyakon Hawey Amlak Abetu yenbrka Eza Mezmur kseme kelekus Endi Wstey Kem Gele ygbreni Amlak Sedtna yhxrlna😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና👏🙏ኣሜን (3)👏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤
Thank you bro keep translating mezmur Zimere melaekity yesimaelina 🍀Let’s support him guys please!
Amen! Keep me in your prayers
May the prayers of saint be with you brother!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓውና✝️🙏❤
Diyakon hawey Mearey egziabher amlak edmen tienan yhabkum fetari kulu alem 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻
zmari melaekti yesmealna hawna , sratu zhalewe akerarba kexlo,
❤❤❤❤❤ ቡሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ❤❤❤
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና
ኣሰይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ
ብሓቂ ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤ዕልልልልልልል
ይህ መዝሙር መጀመሪያ ላይ ቀኑ ከረፈደ ከመሸብኝ መጣሁ የሚለውን ይመስላል ❤በርቱ
Kem mear n xaban zste zmare melakt ysmelna 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
ፈጣሪ መገስ ይክንካ ዛሓወይ ዝማሬ መላእኪት የስመዐልን አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን❤
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእኸቲ የሰምአልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏🥺
Aseyyyyyyyy zmare melaekti yesmalna nay agelglot edmekum ybarkelkum fetari ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ህወት የስምዕልና ኣሜን❤❤❤
Nay behqi dyaqon hawey amlk xegu yebzehalka kulu gezye enda mesgenka yenberka amlak xegu abzihu ibuka eyu emo amesgno ❤
Amen Amen kibret yhabeley ab xelot zekreni
Egzabhr ymsgen zemari malate yasmen tbark hawey Amennnn ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፍቱው ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤
Amen Amen Amen amlaki edmein tenan yehabki zahaway ❤❤❤
Ellllĺllllll Zmarie melaet yesamelna
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን ጸጋዉ ያብዛልህ በቤቱ ያጽናህ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤
Amlak memelisu yibarka d.hawey
Amen amen
Amen zmerere melakt yesmalna kburat ahwatey zemenkum mlue ezgabher amlak ybark Amen
ኣሜን አሜን ኣሜን🙏♥️♥️♥️♥️
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና የሕዋተይ።
እልልልልልልል እልልልልልልል❤❤❤❤😢😢😢
Zmare melakt yesmalna dyaqon hawey nay zemen agelglotka Egzabiher ybark❤❤
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤kal hiwet yesmalna
_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤_
amen amen amen ❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Zmare melaekt yesmeolna xegeu yebzhalkum fetari ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🪴🪴🍀🌿🍀🍀
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna burkatey timti mezmur yetshale neger❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Amen Fthawit haftey
❤❤❤zmarey malkti ysmalun dypan hawey xego ybzhaluka fetari ellllllll elllllll ellllllll❤❤❤
Aseyyy zmarie melakt yesmealna❤❤❤❤❤❤❤
Egzabihier ymesgen ❤, zmare melakt yesmalna egzabihier amlak xegau yebzhelkum. Zfetwa mezmur beti bmsmaey egzabihier ymesgen xeguau yebzhelka hawey ❤❤❤Nay lkemezemr tedros kdanemhret enate mstrenaye gadaye tbl wn bkemzi ksema tesfa ygebre ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Eshi kem fikadu
Zmare melaekt yesmalna ❤❤🎉🎉🎉
ዝማሬ መዓእኽቲ የስመዓልና ኩቡር ድያቆን ሓውና.... ኣምላኽ ኣገልግለትካ ይባርከልካ ❤️❤️❤️❤️❤️
_ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዛሐልኪ ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ምቁር ዲያቆን ሓውና ፀጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሔር እሰይይይይ👌💓💒
Amen Amen Amen qalihawet yesmaelina Dayqon hawey
Egziabiher amlak xegu yebzehalka zahawey naybhaki temti mezmur
Aseyyyyyyy zmare melakt yesmalna dyaqon hawey Nay agelgulot edmieka ybark egzabhier amlak ♥️❤❤
Amen Tigsti haftey
Wawww❤❤❤❤ btaemi zmarea melaekti yesmealna des tbl mezmur eiya .
ዝማሬ መልክተይ የስማ
ዝማረ መላእክቲ ይስማእልና ጸግኡ ይብዛሓልኩም።
ብርግጽ እግዚኣብሔር ልዕል ልዕል የብልካ
ዝማሬ መላህክት ያሰማልን❤❤❤
ዝማሪ መላእክተ ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏🙏
Zmarie meleakti tesmealna
Amen kalhiwet yesmialna zemeri
ዝማሬ መልአክት ያሰማልን
ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤zmare melaekti yesmealna❤❤❤tebarek❤❤❤ fqur hawey❤❤❤
Amen Fyori haftey
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑ
ጽባሕ ወጊሑለይ ክርእይ'የ
በዝስ እኣምን'የ
ሰብ ምካነይ 'ቲ ታህዋኸይ
'ቲ ሓሳበይ ክኾነለይ
ተስፋ ይቖርጽ ይሓዝን 'ውን
ይመስለኒ በይነይ ዝኸውን
ውህበትካ ግን ኣምላኽ ብዙሕ 'ዩ
ትህበኒ ኩሉ ኣብ ግዚኡ
ውድቀተይ ፈጺምካ ኣይትደልን
ኩሉ ግዜ ክሓዝን ክደንን
ሓደ ሽግር ከይሓለፍኩ
ዝዓበየ እንዳ ረከብኩ
ኣብ ሂወተይ ዓቀብ ቁልቁል
ገጢመ’የ ብዙሕ መስገደል
'ቲ ለይቲ ጸልማቱ እንተነውሐ
ክርኢ 'የ ኣነስ ምስ ወግሐ
'ቲ ርሑቅ ዝመስል ምስ ቀርበ
ብርሃንካ ኣብ ቤተይ ምስ በርሀ
ፈተናታት እንተ በዝሓኒ
ሰሓቕ ሓጎስ ሪሒቑኒ
ኣምላኽ ብኣኻ ክቕየር'ዩ
ታሪኽ ኮይኑ'ዉን ክተርፍ'ዩ
ስራሕኻ ፍጹም'ዩ ኣምላኸይ
ሕያዋይ ጓሳ ኢኻ ኣቦይ
ክሳብ ዝበጽሕ ናተይ ታራ
ክጽበ'የ ኣነስ ንጎይታ
ጊዜይ ሓሊፉ እንዳ በልኩ
ኣብ ምጉሩምራም 'ነብር ኣለኹ
ተጨኒቐ ዋላ እንከማርር
ንዓይ ዝበልካዮ ኣይተርፍን
ውህበትካ ግን ኣምላኽ ብዙሕ 'ዩ
ትህበኒ ኩሉ ኣብ ግዚኡ
ውድቀተይ ፈጺምካ ኣይትደልን
ኩሉ ግዜ ክሓዝን ክደንን
❤❤❤
❤❤❤
💖💖💖💖🙏
♥️❤️♥️🙏🙏🙏
Xegaka yebzhalka ❤❤❤❤
ኦርቶዶክሳዊያን ኣበይ አለኩም 🤔
ናብ ቡዙሕ ሰብ ምእንታን ክበፅሕ
like 👍👍👍 ከይገበርኩም ኣይትውፅኡ
ኣሕዋትና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
Amen kibret yhabeley
Yes really brother 👍👍
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ እስከ ነዛ መዝሙር ላይክ ሸር ላይክ ኦርቶዶኩስ ንዘላኣለም ትነብር❤❤❤👏👏 ዝማሬ ቅድስ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬ ይቀበል🎉❤
ጊዜይ ሓሊፉ እንዳ በልኩ
ኣብ ምጉሩምራም 'ነብር ኣለኹ
ተጨኒቐ ዋላ እንከማርር ......😭😭😭
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ ብሓቂ ኩሉ ሽግር ምስ ሓለፈ ብርሃን አሎ ተመስገን መድሃኒም
ናይ ሊቀ መዘምራን በድንኳን ዕልልታ ሙሉ ነው እውን ተርጊም አምፁኡሉና አብ ቤቱ የንብርኩም❤
❤❤❤❤
I agree ☝️
ኣሜን ሓፍተይ እሺ ከም ፍቓዱ
ኣሜን ጸጋ የብዝሓልካ ሓውና ምስቶም ኩሎም ምሳኻ ዘገልግሉን ምስጋና ናይ እግዚኣብሔር ተዳልዉልናን እንዳ ቶርጎምኩም እንዳ ደገምኩም ኮታ ኩሉ ኣምላኽ ይባርኽኩም❤🎉😊
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲ,ን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋውን ያብዛልህ
" የተሻለ ነገር አስበህልኝ ፈተናው የባዛው🤲
,,,መፅናዬ የሆነ መዝሙር,,,✝️🥺
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ፀጉኡን በረክቱን የብዛሕ እግዚብሔር ኣምላክ 😢❤
Aseyyyy elllllllll elllllll ellllllll
Amlak edmen tenan yhabkum fetari n fetwa mezmur iya des zebl Amlak ykber ymesgen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
Zmare melaekti yesmalna Amen. Nay diyaqon Abel mekbib mezmu ,Michael tbil eba zemrelna, Ezgabiher xegu yebzhalka Amen
ዝማረ መልእክት የስመዐልና
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ብዘይ ቀልዓለም እዛ መዝሙር ናብ ትግርኛ ክትቅየር ይጽበ ነይረ ከም ትጽብተይ ክኣ ይሰምዓ ኣለኩ
ድልየትና ድኣ ብዝሕ ኢዩ እንበር በገናይ የልዕል ኣለኩ ናይ ዘማሪት ሰምሃር ጽቡቅ ደጊምካያ ነይርካ ከም ፍቃድ ኣምላክ ክኣ ዝጽግዖ እባ ትብል መዝሙር ተትደግመልና ጽቡቅ ነይሩ
ብጣዕሚይ ደሰ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሓልኪ ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤😢😢
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓና ድያቆን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉዓለም ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኽ ድያቆን ሓወይ❤ እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ። በርትዕ ቀጽሎ።🪘💒✝️
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላከይ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጥዑም ዝመሬ ዝሓወይ
ወይ ደስስ ክብል ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ጸጋኡ ያብዘሐልኻ አባ❤🎉
Amen Amen
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑ
ጽባሕ ወጊሑለይ ክሪኢ'የ በዚስ እኣምን'የ 🥹✝️🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና❤
ደስ ተብል መዝሙር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ከም ኣምላኽ እንተ ኮይኑ ላመስግኔህ የኔ ጌታ ትብል እንተ ተቅርበልና፡፡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና❤😂
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ በርትዐልና❤
ዝማረ መላክቲ የስመዓልና🙏🙏🙏
ዝማሬ መልእክት የስመዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓወይ
ዝበለጸ ነገር ሓሲብካለይ ኢኻ ፈተናይ በዚሑ ጽባሕ ወጊሑለይ ክሪኢ'የ በዚስ እኣምን'የ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና❤❤
ሰላም ናዓካ ክብር ሓውና ቃለ ሂወት ያስመዕልና ፀጋ በርከት ያብዘሕልካ እናዘመርካ እናወደስካ አብ ቤቱ ያንብርካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን❤❤❤
ኣሜን[[[3]]] ዝማሪ መላእክት የስምዓልና ዝማሪ ቅዱስ ዳዊት ዜማ ቅዱስ ያሬድ ዝተቐበለ ቕዱስ እግዚኣብሔር ዝማሬኹም ይቀበል ድያቆን ሓወይ
❤❤❤❤ amen amen amen zmare yesmaalna ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ የብዛሓንልኩም ።ብዕድመን ጥዕና የሓልወልና አሜን።
Amen Senait haftey
ብትግርኛ እባ ፀሓፉልና እዛ ግጥሚ ምስ ይቅርታ ደሲ ኢላትኒ❤👏
Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna kuburat yehwateyyy egziabher amlak xegue yebzehelkum kuburat yehwateyyy
ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ኣሜን ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ክቡር ሓውና
zemarye melaeikt yasemaln yeagolgulot zemenachu ybark
ቃል ሂወት የስምዓልና፣ ልዑል ፈጣሪ ኣብ ቤቱ ንዘልኣለም የንብርኩም ብሩኻት የሕዋተይ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድሜ በቤቱ ያፅናክ
ኣሰይይይይይይ እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
Thanks Dyakon Hawey Amlak Abetu yenbrka Eza Mezmur kseme kelekus Endi Wstey Kem Gele ygbreni Amlak Sedtna yhxrlna😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና👏🙏ኣሜን (3)👏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤❤
Thank you bro keep translating mezmur
Zimere melaekity yesimaelina 🍀
Let’s support him guys please!
Amen! Keep me in your prayers
May the prayers of saint be with you brother!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክቡር ሓውና✝️🙏❤
Diyakon hawey Mearey egziabher amlak edmen tienan yhabkum fetari kulu alem 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻 🙏🏻
zmari melaekti yesmealna hawna , sratu zhalewe akerarba kexlo,
❤❤❤❤❤ ቡሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ❤❤❤
ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና
ኣሰይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ
ብሓቂ ዝማሬ መልእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤❤ዕልልልልልልል
ይህ መዝሙር መጀመሪያ ላይ ቀኑ ከረፈደ ከመሸብኝ መጣሁ የሚለውን ይመስላል ❤
በርቱ
Kem mear n xaban zste zmare melakt ysmelna 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
ፈጣሪ መገስ ይክንካ ዛሓወይ
ዝማሬ መላእኪት የስመዐልን አሜን አሜን አሜን
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን❤
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእኸቲ የሰምአልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏🥺
Aseyyyyyyyy zmare melaekti yesmalna nay agelglot edmekum ybarkelkum fetari ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቃል ህወት የስምዕልና ኣሜን❤❤❤
Nay behqi dyaqon hawey amlk xegu yebzehalka kulu gezye enda mesgenka yenberka amlak xegu abzihu ibuka eyu emo amesgno ❤
Amen Amen kibret yhabeley ab xelot zekreni
Egzabhr ymsgen zemari malate yasmen tbark hawey Amennnn ❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፍቱው ሓውና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤
Amen Amen Amen amlaki edmein tenan yehabki zahaway ❤❤❤
Ellllĺllllll Zmarie melaet yesamelna
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን ጸጋዉ ያብዛልህ በቤቱ ያጽናህ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤
Amen Amen
Amlak memelisu yibarka d.hawey
Amen amen
Amen zmerere melakt yesmalna kburat ahwatey zemenkum mlue ezgabher amlak ybark Amen
ኣሜን አሜን ኣሜን🙏♥️♥️♥️♥️
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና የሕዋተይ።
እልልልልልልል እልልልልልልል❤❤❤❤😢😢😢
Zmare melakt yesmalna dyaqon hawey nay zemen agelglotka Egzabiher ybark❤❤
Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤kal hiwet yesmalna
_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤_
amen amen amen ❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Zmare melaekt yesmeolna xegeu yebzhalkum fetari ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🪴🪴🍀🌿🍀🍀
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna burkatey timti mezmur yetshale neger❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Amen Fthawit haftey
❤❤❤zmarey malkti ysmalun dypan hawey xego ybzhaluka fetari ellllllll elllllll ellllllll❤❤❤
Aseyyy zmarie melakt yesmealna❤❤❤❤❤❤❤
Egzabihier ymesgen ❤, zmare melakt yesmalna egzabihier amlak xegau yebzhelkum. Zfetwa mezmur beti bmsmaey egzabihier ymesgen xeguau yebzhelka hawey ❤❤❤
Nay lkemezemr tedros kdanemhret enate mstrenaye gadaye tbl wn bkemzi ksema tesfa ygebre ❤❤❤❤❤❤❤❤