Logi motivationer smart boy ya ayteferahana ba ms sharks texafeu tblena ageb sharks first bmkanom kab kulatom aynet asatat endafeletkas ankora ka ms dolfin aymehashen bzkon keep up my dear❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Hiiii🤗 logbiba hwy 1st time comment zxhf zeleku lomi hji sle edl zrekebkbu ye ...I am big fun of ur hand movement attention seb tqoxaxer eka....weda zmota lam kea arem ya tbehal ksab lomi keyfetkaya. (Aytnger🤫 eber kab comment eye qediheya😜🤪😜 )
Like & Subscribe ከምኡ'ውን ርእይቶን ነቀፌታን ኣይትረስዑ !! Thanks.
@Logbiba ylal welcom Godeney tesfa nay hmamey tguhaf hasb zeyblka wedi, mrux Emni Angolo, mrux felsi momona nayhmam
I love you bi Tigire Efeteki bi Hidarib Ariyanok bi Bilen Kia Enkalekunki 😂 kiwisikheka do logbiba hawey 🫂✌🏼🫡🔥 keep it up 💪🏼 kab seb Holland 😊
Logi arkey mara eyu hkiyaka dmsteni gna hansab hansab hkiyaka kikebr moktay endablakani serahtena zfhireley eba kuxereley
ብዓይኒ ጠማቲኣ ዙሪያ ዝገበረት ኣድጊ ተባእስ ግን ከሐኬካ አንዶ ወዲ ሹቀይ መልሓስ ጌሮም ድዮም ተቀቢሎሙካ
log biba arkey police b tigrinya bulsya eyu zbhal kkkk
ሎግቢባ መጀመሪያ ኣድናቅኻ እየ ካብ ሊብያ ኣብዛ ስም ፈለስትኻ ማለት ገብረኣረጋዊ ብምኻንካ ክትመስግን እዩ ዝግባኣካ ብዓብዩ ናብዚ ውን ክተምጽኦ ኣይግባእን ካቡኡ ዝተረፈ ኣብ ሃይማኑትካ ሎዑል ኣክቡሮት ይሃልኻ "ጥበብ ዛ ዓለም ዕሽነት እዩ ሞ "ንኣምላኽና ኣይንጥለሞ" ዲዮም ዝበሎ ተስፈ ይገብር ተረዲኢካ ክኸውን ብጥዓሚ እየ ዝፈትወካ ቀጽሎ❤❤❤❤❤
👌❤❤
ሎጉቢባ ሩሑስ ባዓለ ጥምቀት ይግበረልካ ። ካብዚ ቀጺለ ካብዘለኻዮ በርቲዕካ ክትቅጽል ተስፍ ይገበር ኣድናቂኻ ካብ ካምፓላ ።❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Police ብትግርኛ ጸጥታ ኣክባሪ ሕጊ
ውላዳ ዝሞታ ላም ወይ ላሕሚ ዓረም ትበሃል
ጌጋ እንተለኒ ኣርሙኒ
ሉል መነቓቕሒ መንሰያት ክበር ንበር ❤🎉
Ambessa💪💪❤️❤️
@@selamberhane9794 Thnaks haftey
ሎግቢባ ሓወይ ኣነስ ይቅርታ ዳኣንበር ሓዉኩም መልሓሲስታየ ትብል መሃሪስታ ወይ መኻሪስታ ምባል ትሓይሽ ምበልኩ😂 ሓዉካ ካብ ዓዲ ግራት🎉❤
logbiba ዓርከይ ፖሊስ ብ ትግርኛ ደኣ ኣክባሪ ጸጥታ እዩ ዝበሃል ። ካልእ እውን እንተ ሃሊካ ኣምጽእ ኣብዚ ኣለኩ ናይ ትግርኛ ሓርገ 😂😁✌️
1ይ ጸሓፊ coment የ ገለ አስከ በለኒ ወላ book አንተ hibkani ኣይጸልአን የ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደፋር ውዑይ😂
ዝጻዓረሉ ከይደቀሰ ሓዲሩ ክጽሕፍ ንስካ ክኣ አዋይ ሑቡሽ ፉሉጥ ኣፍሪቃ ኢካ ዘለካ
ክብልዐለይ😂
ሎግቢባ ሓቢቢ ብ ትግረ ኣና እፈተኪ ❤እዩ ዝባሃል ።
logbiba hawey nay qeshi smka nseb ayngern eyu ❤❤❤❤❤
ሎግቢባ ሓቢቢ police betgrena da semi srketi malet eyu zarkey ❤❤❤
ሎግቢባ ስድነትካ መግለጺ የብሉን ትፈልጥ ዲካ ገለ ዓይነት ወልፊ ነስኒስካለይ እተን ትሰደልና ዘለካ ጥቅሲ ከተውጸን ከለካ ሞ ዋው መጸለል
ሓወይ ኣይትጋገ ቤተ ክርስትያና ስለ ምንታይ ስምና ኣብ ግዜ ጥምቀትና ብስም ቅዱሳን ትሰሜና መጀመርታ ሓዋይ ነቦታት ሕተት ብስም ቅዱሳን ብምጽዋዕና ኩርዓት ክስመዓና ይግበኦ
ገብረ ኣረጋዊ ማለት ውን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣገልጋሊ ማለት ዩ።
ስለዚ ስምና ኣብ መጽሓፍ ሒወት ዝጸሓፍ በቲ ስም ክርትናና ደኣ እምበር በቲ ዓለማዊ ስምና ኣይኮነን,
ዓለማዊ ስምና ግዝያዊ ስምና ዩ እንተ እቲ ስም ክርስትናና ግን ዘለኣለማዊ ስምና ዩ ድሕሪ ማትና ውን እንተ ኾነ ።
ስለዚ ዞምኣሓተይ በቲ ዓለማዊ ስምና ክንጽዋዕ ደሊና ኦኬ ንጸዋዕ ነገር ግን ስም ክርስትናና ኣይነቃልሎ ኣይንሕፈረሉ ውን ።
ዝሓወይ ብኻልእ ኣትውሰዳ እዛ መልእኽቲ ኣብ መብዛሕትኡ ሰብ ዘሎ ጌጋ ርድኢት ስለ ዝኾነ የ,
ርሕስ ኣውደኣመት እንቃዕ ናብ ብርሃነ ጥምቀቱ ብሰላም ኣብጽሓና ❤❤❤
police ኣኽባሪ ጸጥታ ማለት አዩ❤
Logbiba ዓቢይ ሰብ 🙏🙌
ወዳ ዝመታ ላም ዓረም ትብሃል ሉኡል ሃወይ ፡ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ !!!
Eta abta jalba nimen ktixen alka mistiwal yedili betami abay zreba eya::❤❤👌👌
Time is Gold
ወርቂ ግዜኻ ተጠቀመሉ
ኣልማዝ ክወልደልካ
Lõgbîbä Bateseb🤘🏼🖇️♥️
"ኣኽባሪ ጸጥታ" in my opinion.
ሰላም ሰላም ሎጊባ ናይ ሙደይ ወዳ ዝሞታ ላም ዓረም ትባሃል ተዘይ ትጋግየ ባይዘውይ ብጥሚ እየ ዝድንቀካ ቀጽሎ ❤❤❤
ርሑስ ብዓለ ጥምቅተ ክርስቶስ ሓወይ ብሩክ ንኩልኩም የሕዋተይ ከኣ
Amen ❤
Logbiba reasi koyo ዓረም እያ ትበሃል 😅
ሎቢባ ሓወይ ሩሑስ ብዓል ጥምቅት ይግበረልና ❤❤🎉
ሸውሃት ልቢ ክትብለን ከለካ ደስ ይብለኒ ንዓና ከኣ ገለ በለና ሎጊ ዓርከይ❤😂
ብጻይ ቅኑዕ ያ ናትና bro 😂
Police ብትግርኛ ኣክባሪ ጸጠታ
👉❤️ ወዳ ዝሞታ ላም " ዓረም" ትብሃል ኣዝማሪኖ
Police ኣኽባሪ ጸጥታ
ሎቢባ ሕውየ ውላድ ከረን ወላሂ መራ ንፈተካ ገለ በለና 🎉😊😂
ወዳ ዝሞታ ላም "ዓረም" ትብሃል logbiba bro ❤
Logbiba hawey btami eka asli wedi so natka endhr sema beka tesfa eye zkesm so be continues 🎉🎉🎉🎉
Police meaning(Hayli wey wudb) Sne serat athaze; Teqoxaxere;Teqomete; Qefere::ybhal btigrinya❤❤❤❤
Don't call melhasista for yourself bro u are qumnegerista with lovely fishkta ❤😂
ፖሊስ ማለት ፀጥታ መክበሪ ይበሃል❤
ተዘይተጋግየ ፖሊስ ብትግርኛ ኣኽባሪ ጸጥታ ማለት እዩ።
ዋእ! ገብረኣረጋዊ ሎሞዓንቲ ድኣ ዓብዩ በዓል ጥምቀት እንድዩ ዘሎ ሰላምታካ ድኣ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኢልካ ዘይመሰስካዮ ነቲ ነቲ ፅቡቅ ዝመስል ፕሮግራምካ ,"በተረፈ እንዃን አደረሰህ "
Teklyawi edl srah khbeka ab addis zeleka eka tmesl......
Jaki hawey police ብትግርኛ ሳኒያ እዩ ዝብሃል!!!
Logbiba bro. ደሃይ መጽሓፍካ ኣብ uk ኣላ ዲያ ብምንታይ ክንረክባ ንክእል ...?
Logi motivationer smart boy ya ayteferahana ba ms sharks texafeu tblena ageb sharks first bmkanom kab kulatom aynet asatat endafeletkas ankora ka ms dolfin aymehashen bzkon keep up my dear❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂Logbiba yenie melhasista welcome back ❤
ኣበርዒና እያ ትብሃል መስለኒ❤❤❤❤
ረስሓት ፍጥረት መሕፈርቲ ሰድራቤቶም ፉንፉናት ፍጥረትትት
ሉል ዓርከይ Police ደኣ ሓልዊ ህዝቢ ወይ ዋርድያ ህዝቢ ትብሎ ብትግርኛ ከመማረጺ ክኣ ዋርድያ ትብሎ 🎉
Eway kab kemzi elka tmls'si "seq mba" abay neger eya nera
ሎግ pro ሎሚ ኣውዳመት'ዩ እንዃዕ ኣብጽሓና ፈታዊኻ ካብ ሊብያ ነዞም ናይ ሊብያ ከኣ ትርስዓና ኣለካ ገለ በለና ንጽበየካ ኢና ኣብ ስራሕካን ሂወትካን ሰላም ይኹነልካ።
ዓረም ትበሃል ምራኻ ዝመተታ ላም
Logi smart❤ b nara kea 143 ang'a soliye yebhale 😉😉❤❤❤
Logbiba ነብሲ ኮስትሞ ልበይ ቀዲድካዮ ንስኻ ኮ ራብዓይ ስላሴ ኢካ እዚ ኣባህላ ብዶና ክብሃል እንከሎ ኬፍ ዘለዎ ግን ክሳብ ትምንጥል መጸንሒ keep going bro ✌️
ብቛንቋ ጥልያን ከኣ ቲ ኣሞ (Ti amo)
ዓረም ኣያ ትባሃል❤❤❤
Arem da ms ramet ay konen endu fluy mexiwe zelewa ay meslenn
ቀጽሎ ዝዓርከይ
Keren ዘይርኣየ ብ DC ይግረም በሎም ሎጊባ😂
wellcome melhasista hawey rhus beal tmket ygberelna🎉❤ tiktok ktExo eya mssemaekus kulen vediotatka ab gallery asfireyen😂zro ymechyeni😂😂from tigray
@@Ksanetgmikael-c9x 👍👍👍👍👍👍
memaqrti hiwet eka abaka tesfa moral sahaq rekibe aleku so l am proud
ማራኽ ትብሃል
loms may zharema derho mesilka ayteamekan dyu logbiba arkey ❤
ዓረም ትባሃል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ኣዉዳመት big boss
ወዳ ዝሞታ ላም ዓረም ትብሃል።ምንጪ ኢንጅነር ኣስገዶም -ወይዛ ጉማየ ትብል ዜማ ብቅኔ ንተጋደልቲ ኣብ ግዜ ሰውራ ዝሰርሓ ስራሕ እያ።
Wellcome habbbb1st coment selamn tenan yehabley❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Biba wedi keep going 💪 👏 bro aziye ye zednqeka adnaqika Kab Juba kxl abile ka guday mxhafka eba nseb juba wela hnti sdedelna bebriga kennbba we zarkey melsi kxbe eye thanks ❤
ፖሊስ ኣኽባሪ ጸጥታ ዩ ክብረተይ
ሳንያ እበሃል 😂😂😂😂😂
Hiiii🤗 logbiba hwy 1st time comment zxhf zeleku lomi hji sle edl zrekebkbu ye ...I am big fun of ur hand movement attention seb tqoxaxer eka....weda zmota lam kea arem ya tbehal ksab lomi keyfetkaya. (Aytnger🤫 eber kab comment eye qediheya😜🤪😜 )
Logbiba እዋእ Police ደኣ ኣኽባሪ ጸጥታ። በዚ ኣጋጣሚ ክንእደካ ንስኻ ኣንባባይ ፡መኻሪ መንእሰያት ተስፋ ዘለካ ፡ መንገዶም ከጥዕዩ ትህቦም ምኽሪ ፡ ተተሓላልፎ ስነፍልጠትን ኣዝየ እየ ዘድንቐካ። ቀጽለሉ።
Hawey natey bteami eye zdneqeka qexlo weda zmeta lam ዓረም እያ ትበሃል
Lulista , kulu seb n weladitu ms zkonet sebeyti awedadiru n adiu u ablixu zria slezi ina ka n dc leli zkonet adi ablixna nria ❤
ኣጆካ ገብረ ኣረጋዊ😂😂😂 እዚኣኮ መሓሸትካ ንበዓል (ገብረ) ኣ(ረጋዊ ) ቆራሪፅካ ኮ ኣሮን ትፀሬልካ እያ ኣሮን ዶ ክብለካ ድሕሪ ሕጂ😀😀😀😀
ሰላም ንዓካ ልኡል ሓውና
1, ስም ቀሸይ ኣይበሃልን ኢዩ ምክንያቱ ንስካ ቀሺ ኣይኮንካን
ስም ክርስትናይ ኢዩ ዝበሃል
2, ወዳ ዝሞታ ላም ኣብ ገለ ገለ ኣጋጣሚታት ከኣ ነቲ ወዳ ባዕሎም ይሓርድዎ (ዓረም) ተባሂላ ትጽዋዕ
3, ናይ ፖሊስ ምናልባት ክፍሊ ጸጥታ😏🤔 ወይ ድማ ከምታ ዝመጸታ ንርዓማ ኣብ መዝገብ ትግርኛ ከነእትዋ 😂
ካብ ሓውካ ፊልሞን✌️🫶
Logbiba welcome please dont stop posting❤
ብ ኡቋንቋ ብሌን ድማ ❤ እንካላኩንእኪ
Logbiba habibi nakupenda belely bswahili
Police ኣኽባሪ ሕጊ ይመስለኒ
Well -came dear
ሎጊባብ ሓንቲ ሓቂ ክነግረካ ኣነ ካብ ሰንዓፈ ተመዛቢለ ናብ ደቀምሓረ 5 ዓመት ተቐሚጠ ኣሎኩ እታ ከተማ ኩነታት ኣየራን እቲ ህዝቢ እታ ከተማን ክትርእዮም ከሎካ ኣድኒቕካ ኣይትውድኦምን ኢካ ካብ ክሉ ምስ ድባይ ወላ መንግስተ-ሰማይ ከመሳስልዋ ከለዉ ክሳብ ክንደይ ከምዘፍቅርዋ እዩ ። ከምቲ እቲ መንግስተ-ሰማይ ዝበለ ሰብኣይ ባዕሉ ኢሉ ኣሎ ክሳብ ክንደይ ከመ ዘፍቅራ ።
ገብረ ኣረጋዊ ዝብል ስም የለን ኣታ በሊድ ቤተ ክርስታይን ከሙ ዝብል ስም ኣይትህብን ያ ብጻይ ቁኑዕ.... ፋራኻ ደውር😂😂
Logbiba brother ምራኽ(ወዳ) ዙሞታ ላም ዓረም ትባሃል police ድኣ ኣክባሪ ደምቢ ሕጊ ወይ አክባሪ ፀፅታ ክሊእ እንታይ ክብለካ ደልዩ ሕጂ ፅብቅ አለካ ምልስ ምልስ ትብለና አለካ ፅብቅ እዩ ግን ደቂቃ ይሓፅረና አሎ ገለ ግበር
Sahbe smart kukihiniyu zubahall
ዓረም! ውሉዳ ዝሞታ ላም!
Police..ኣኽባሪ ጸጥታ
Logbiba nebsi yeak ❤❤❤
ሎግቢባ ኣድናቂኻ እየ ናይታ ((ፖሊስ )) ብ ትግርኛ ((ሒዙ ዝቅጥቅጥ ይበሃል )) እታ ላም ከኣ ((ሲንግል ሞም በላ )) ክክክ
𝒀𝒂 𝒈𝒆𝒍𝒊𝒃❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሎግቢባ ነብሲ ብPortuguese ከኣ ኤው ቲ ኣሞ ያ ።
❤❤❤🙏🙏🙏
Luul bro weda zemota lam arem tiebahal police dema Sanya..liverpool 😮
So funny and so sweet happy sonday 😂😂😂😂you are so Intelligent wow you really sweet 😂😂🥰🍻
Police ማለት ኣሳራይ ማለት ኢዩ 😂
Lobibawi Welcome 🤗❤
ሓዘተኛ ላም ትብሃል ብሮ
Melhasista nay Alexandr isak dea aytemxalna dika eza year eko natu eya gele eba belelna❤ kab zfeltka zfeltiwom zfeltina eye😂😂❤❤❤
ብብሊን ካ እንከለኩንኪ አያ ሎግቢባ ሽኮር
ዓረም ትበሃል> ምሳሕ ጓሳ እያ
ወዳ ዝሞታ ላም ( ዓረም ) ትባሃል ( police ) ብ'ትግርኛ ካኣ ( ኣክባር ጸጥታ ) ይባሃ ትግርኛ ተማሃሩ በጃኩም ።
Thanks 😂😂😂wow happy Sunday to you
ሓዘንተኛ ላም ትብሃል 😂
ኣሳሪ ሰብ😂😂
Well come zarkey ❤❤❤
ቀመም ዝኾንካ ወዲ❤
Logbibey ane ka Spanish khbeka “Te amo”😂, adnaqika kab US eye😉😊
Welcome bro bkunama
Selam ybzah zarkey natey ❤❤❤😂😂😂😂😂
Log meqsen you tuber ❤😍😍
ወዱ ዝሞታ ላም ዓረም እይ መስለኒ
Anes kfetweka ❤❤❤
እታ ወዳ ዝመታ ላም ዓረም ትብሃል Police ክኣ ዓቃቢ ሕጊ ይብሃል ይኸውን ትግጸኛ ኣይኮንኩን