3ይ ክፋል ዳህሳስ መጽሓፍ "ተሓድሶ ካበይ ናበይ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 3

  • @merhawighebrameskel5250
    @merhawighebrameskel5250 4 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓዉና ወልደኣብ

  • @Samuel-tl6ut
    @Samuel-tl6ut 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽብቅቲን ኣድናቅትን መጻሓፍ እያ፡ በዚ ክሳብ እዚ በጽሕናዮ ዘሎና ጥራይ እዛ መጽሓፍ።
    ከም ናተይ ርኢቶ ግና ብሊቃውንቲ እንተ ትረአ ጽቡቅ እዩ ይብል።
    ዋላ ነተን ካልኦት መጽሓፍቲ ንምንታይ ከምኡ ትብል እንተ ተባሂለ ርትዑነት ንምህላው ኢለ እየ። ስለዚ የቀንየለይ። መምህረይ ኣጆካ ቀጽሎ ኢካ።

  • @hailegtesfa7540
    @hailegtesfa7540 4 місяці тому

    ንስኻ ትጋደል ኣለኻ፡ እቶም ዝያዳ ሓላፍነት ዘለዎም ኣቦታት ግን እንተ ብፍርሂ እንተ ዓቕሚ ብምስኣን ንዝረኣዩ ተንኮላት ተሃድሶ ክቃለስዎምን ህዝቦም ክእክቡ ኣይረኣዩን።