ዒዋላ ሰብኣይ ካብ ባባ ለይፅበዮ prank ገይሩኒ ዉነይ ክሳብ ዝጠፍእ😂

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 609

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  5 місяців тому +225

    ኸመይ ቀኒኹም ጎተት🙏

  • @abyeabye5963
    @abyeabye5963 5 місяців тому +225

    ደስ ክትብሉ ናዓኪ የምስለና ሰሉየ🥰 አብኡ ዝፈቱ እስኪ 👍

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 5 місяців тому +1

      ደምርኒ🎉🎉🎉🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому +2

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

    • @abyeabye5963
      @abyeabye5963 5 місяців тому

      @@Grmaneshyoutube ገይረልኪ ግበርለይ☺️

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 5 місяців тому +1

      ካብ መጠን ብላዕሊ እየ ዝፈትዋ ናይ ፍቅሪ ብግብሪ መምህረይ እዩ ዋላ ኣነ ናቱ ተዘይሓዝኩ ብቻ ክዝክሮ ንብዓት እዩ ዝቅድመኒ በቃ ቃላት ከማን መግለፂ ኣይረክበሉን ስደትና ኣሕፂሩ ብሰላም የራክበና እምበር

    • @abyeabye5963
      @abyeabye5963 5 місяців тому

      @@tsegagaltgray 🙏❤

  • @AfewerkiTsegaySmile
    @AfewerkiTsegaySmile 5 місяців тому +270

    ኣራዳው ኣባተ smile family ❤❤😂😂😂😂

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 5 місяців тому

      ❤❤😂

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ​@@salamsalam1464 ሳብስክራይበ ግበረለይ❤

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ 5 місяців тому

      ኣፎመይ😂😂

    • @marbayname
      @marbayname 5 місяців тому

      ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚአብሔር 🙏ደቂ ባባ ፀጋይ❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      @@marbayname ሳብስክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ💝

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 5 місяців тому +47

    እንካዕ ብሰላም መፃኪ ሓወይ ሓፍተይ ነዛ ፅሕፍ ዘንበቡክም ፍጣሪ ትምንትክም ልብክም ፍሊጡ ኩሉ ከም ድላይክም ይግበረልክም የስምረልክም ካብ ክፍእ ይሓሊክም ፅፅቡቁ ናዓክም ተጋሩዋይ ሓዳሽ ጀማሪት እየ ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍትዋተይ ❤

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 5 місяців тому +45

    እውይይይ ሰሉዋኒ ባባዋይ ልዕሊ ነፍሰይ እየ ዘፍቅሮ ኣብ 15ተ ዕድመይ ከለኩ እየ ተፈልየዮ እና ከምዛ ናትኪ ምስ ባባዋ ግዜ ከሕልፍ ፀልይለይ😢

  • @ሓፍቲንጉስ
    @ሓፍቲንጉስ 5 місяців тому +21

    እታ ልዕሊ ኩሉ ወደይ ትብሊ ነበርኪ ኣያዋኪ መሊሶሙልኪ ኣለው ታኣረሚ ሰሉየይ❤

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 5 місяців тому +41

    ምስ ወላዲካ ተሕልፎ ግዜ ኣብየት ምጥዓሙ ይምጥን ጥራሕ ጅግና ኣቦና ግርማ ኣምበሳ ኣብ ቦትኡ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @Tigray341
    @Tigray341 5 місяців тому +18

    ናይ ኣቦታትና ብራንክ ደስ ክብል ኾ🥹😂ሓደ ማዓለት ኣያዋይ ብጣዕሚ ኣሕርቂን መጠቃ ደገ ዘርግሐ ናብ ገዛ ኣትየስ ብርክትየ ልሕሚ በልዓቶ መጠቃየ ይብለንሎስ ደንግፀ ውፅአ ይብለኩስ ምንም ዘየል🤣😅

  • @ህያብ
    @ህያብ 5 місяців тому +21

    ያሬዲ ኣድንቀካ ጎይታ ኣነ ዝተባረኸልኻ ብዘይ ፀብሕ እዩ ዝብላዕ♥️

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 5 місяців тому +14

    ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣራዳየይ😂❤🎉

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 5 місяців тому +92

    ቀዳሜቲ ናሰሉ ኣፍቀርቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
    ሰሉ ይመቸኪ❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

    • @hymiyoutubechanel6651
      @hymiyoutubechanel6651 5 місяців тому

      @@Almi_Alm ገይረ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому +2

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤❤

    • @Secor-v5d
      @Secor-v5d 5 місяців тому

      ​@@hymiyoutubechanel6651❤ገይረልኪ ሃሚየይ ❤

    • @tfgddyfyg38750
      @tfgddyfyg38750 5 місяців тому

      haymiyey demrni gyrelki demrni gemarit eyewa❤❤❤

  • @ኪዳነምህረት-ኣደይ16
    @ኪዳነምህረት-ኣደይ16 5 місяців тому +12

    ልወደይ እየ ቅድሚ ኹሉ ዝርኢ ዝበልኪ ብሓፂሩ ፋዘርኪ መሊሰሙልኪ ኣለው

  • @jdhdhjxbxhhx9274
    @jdhdhjxbxhhx9274 5 місяців тому +9

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ስድራ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ናዓካትኩም የማስለና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ፈጣሪ ስደትና የሕፅረልና❤❤❤❤❤

  • @aduyoutube1897
    @aduyoutube1897 5 місяців тому +6

    ዋይ ንኡሽተይ ተዝድጉዩ ብተለይ ልብኪይ ከጥፉኡልኪይ ነበሩ ሓፃርን መራርን እያ ቀፅሉሉ❤❤❤❤

  • @MayDy-o6c
    @MayDy-o6c 5 місяців тому +13

    ወየ ሰሉየ ባርኮትሰ ብፀብሒ😂😂

  • @CgeYfg-qt3sj
    @CgeYfg-qt3sj Місяць тому

    ሰሉ ባርኮት ተይፅባሕካይ ኢዩ ዘብላዕ ሕራይ❤

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 5 місяців тому +4

    ኣሰይይይይ ደስ ዝብሉ family ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሓቅን ጸዋታን ፍቅርን ካብ ቤትኩም ኣይፈለ❤❤❤❤❤

  • @selemunkahsay7485
    @selemunkahsay7485 2 місяці тому

    ቡቆረፃ ገይሮምዋ ባባ ፀጋይ 😂😂😂ሳሓቅኩም ይብዛሕ ክቡራት ስድራ🙏🙏🙏

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 5 місяців тому +7

    ኢውይ በስማኣብ ደስ ትብሉ ኩሉ ግዜ ሳሓኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዋይ ሰሉ ና ባርኮት ኮ ኣይፅባሕይ😂

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ❤🎉

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 5 місяців тому +11

    እወ ሃማኣ አያ ኘራንክ😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም🙏🙏🙏

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @KvfDtr-ic4cg
    @KvfDtr-ic4cg 5 місяців тому +7

    እፍፍ ኣቦዋይ ማዕረግ ገዛ❤❤❤ ያበደ ፕራክ😂

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 5 місяців тому +8

    ሶልዋይ ቕንጆ እየን እና ግዝእለይ ቅርሺ ክሰደልክስ ወይ ኣበይ ገዚእክየን ንገርኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 5 місяців тому +13

    ዋይ ደሰ ክትብሉ ዋውው❤ስምዕ ስሉተይ ስባኣየይ ደሕሪ ወደይ እዩ ዝበለኪ ስምዓ ናይ ኣቦኪ ዘረባ ደቅካ ቅደሚ ስባኣይካ ኣይረእየ።

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 5 місяців тому +3

    ምስ ወለድካ ክጥዕም ኮ
    2010 ዓዲ ከይድና ምስ ደቒ እነይ ተአኪብና ኩልና ተአኪብና ላሰሓቕና አያይ ደቀይ ተአኪቦም ኢሉ ተሓጕሱ ላሰሓቐ ድሓር ላበላዕና ሰጋ ሰለዝነበርና አያዋይ ሰጋ ሰርሕ ኢልዎ ተሓነቁ ነይሩ ማይ ሰትዩ ግን እግዚኣብሔር ይመሰገን በኩሉ ጊዜ ዘይርስዖ ብሰንኪ ደቑ ላስሓቁ ድዩ ነይሩ ይብል🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 місяців тому +1

    አሰይይይይ ክንደይ ደስስስ ትብሉ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤ሰላመይ ከዓ ቅድሚ ዉላደይ ንስብኣየ ኣይሰርዑ ዝበልኪ ሐዚ ካብ አቦኪ ተማሃር ተኣረሚ እኪ❤❤❤

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c 5 місяців тому +5

    ባርኮት ጊን ፀብሒ ኣይፅባሕን ሰላመይ

  • @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
    @ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ 5 місяців тому +2

    ደስ በሃልቲ ቀድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    አቦ ወድኪ ተዝህልው ምሳኩም እውን ዝበለጸ መመቀረ

  • @TgffGfg7-rw4ut
    @TgffGfg7-rw4ut 2 місяці тому

    ኣዚኩም ደስ ትብሉ ቤተሰብ ፍቅርኩም ብከምዚ ክቅፅል ይምነ ብሓቂ

  • @mesturamamye7026
    @mesturamamye7026 5 місяців тому +13

    ብጣዕሚ ደስ ክብል ሰሉየ ዘንፍንጃል ፎትየየን ክንደይ ገዚእክየን❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 5 місяців тому +1

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ሓግስኩም የብዘሐዮ ፅሩያት ስድራ

  • @SelamLove-fm3zh
    @SelamLove-fm3zh 2 місяці тому

    ስሉ ዓይነይ ባርኮት እኮ እይስባሕን ተሳሊምካ እዩ ዝብላዕ ንስኪግን ፀብሕኪ በልዕክዮ እየ የማዳም ቅምምይ

  • @RahelGerye
    @RahelGerye 5 місяців тому +10

    ዝተባረካዮ ጥርሑ እዩ ዝብላዕ ፅሩያት ሰድራ❤❤❤❤❤❤

    • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
      @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 5 місяців тому

      እወ እንደገና አቦ ብሓንቲ እዱ ሒዙ እዩ ሂብዎም ብክልተ ኢድ ሒዙ እዩ ክባርካም ነርዎ

    • @MrsNasima-p3j
      @MrsNasima-p3j 2 місяці тому +1

      ደምርኒ ሕቡየ

  • @VxmgLhkjii-vl1zv
    @VxmgLhkjii-vl1zv 5 місяців тому +43

    እዚ ትባረከልኪ እንጀራ'ኮማ ብደረቓ እኺ ትበልዕያ ነይርኺ ሰሉ ባርኮት ብጸብሕ አይብላር ሰሉ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 5 місяців тому

      ብትክክል👌

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 5 місяців тому

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz 5 місяців тому

      ኣይፈልጥን ነይረ😢

  • @HaytBarhu
    @HaytBarhu 5 місяців тому

    ኣሰይ ታዓዲልኪ ሰላመይ ኣነ ኣመና ንዓደይ ዘህፅፀኒ ምስ ወለደይ ከይደ ከምዚ ክኮላለስ እዩ ኣጀና ደቂ መዳም ቆናጁ ሰሌዋይ ፈጣሪ ኣይፈላሊኩም ፍቅሩኩም ዘላቂ ይኩን ዕድመ ጢዒና ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @semharberaki6185
    @semharberaki6185 5 місяців тому

    Edmen teanan yhabeley egziabhere, gin kidmi zibarekelki Wes aytbeli

  • @rahelestif2112
    @rahelestif2112 5 місяців тому

    አቦኹም ምስ ክብርቲ በዓል ቤቱ ንስኹም ድማ ምስ አዴኹም ብሓደ ትስሕቕሉ የምፅአልኩም።አብ ስደት ኮይና በይና ኡፍፍ....ኤረ ኩሉ ገዲፋ ትምፃእኹም ዓለም እዚአ እያ ትርፋ ምስ ቤተሰብ ስሕቕካ ተሕልፋ ካልእ ዋጋ የብሉን።

  • @ፅልልቲእየBTDF
    @ፅልልቲእየBTDF 3 місяці тому

    እዉይ ሰሉዋይ ባባየይ ብጣዕሚ እየ ልፈትዮ እሞ መልሲ ስደት ከም ናትኪ ክገብረለይ ፀልይለይ❤❤❤🎉🎉

  • @አስኪዩቱብ
    @አስኪዩቱብ 5 місяців тому

    ንካልእ ግዜ ብራኬ ምስተቀበልኪ ጥርሑ እዩ ዝብላዕ ፀብሒ አይግበሮን እሽ ማዓረይ
    ዕድመን ጥዕናን አባ💖

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 5 місяців тому +1

    ሰልየይ ቅድሚ ሀይዚ ዉልድ ይዓቢ ዝበልኪ ኣበኪ መልሰምልኪ ተረዲኢኪ ክከዉን ተስፈ ይገብር ብዝተረፈ ፅብቅ መደብ ዶሞ ኣይትጥፈኢ ሰሉየ ምቅርቲ ዓለም❤❤❤❤❤❤❤

  • @HappyGreyCat-gg6pg
    @HappyGreyCat-gg6pg 2 місяці тому

    ዋውው❤❤❤❤ ኤፊተይ

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 5 місяців тому

    ፈቃር ዚኮነ አቦ አለኩም፡ታዓዲልኩም አምላምኪ ዕዲመን ጢዕናን ይሃቦ።

  • @lem607
    @lem607 5 місяців тому

    ሓፃርን ደስስስስ ባሃሊትን ፕራንክ ተዓዲልኪ ሰሉዋይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክፈትወኩም ማዓት እየ ❤❤❤❤❤❤

  • @LetayBerhe
    @LetayBerhe 2 місяці тому

    ባረኮት ብፀብሒ አይብላዓን

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 5 місяців тому

    100k ናእትያ ደቂ ዓበቲ ሰሉዋይ ኣነስ ክፈትወኪ መዓት ❤❤❤

  • @AZEBAZEB-x4c
    @AZEBAZEB-x4c 5 місяців тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @yirgagebremariam2181
    @yirgagebremariam2181 4 місяці тому

    ደስ ብሃልቲ ፋሚሊ ይመችኹም

  • @SlamSlam-w3e
    @SlamSlam-w3e 5 місяців тому +1

    😊❤ያሬድ ሓወይ ቡሩክ

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley 5 місяців тому

    ባቢየይ ጅግና❤
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍትዋት❤

  • @SenayMehari-mx2so
    @SenayMehari-mx2so 5 місяців тому

    ማርያምን ናትኩም ቤተሰብ ክከታተል አምሽየ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናትኩም ሂወት ምስ ሂወተይ ይመሳሰል እዩ❤❤❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 5 місяців тому

    ኣሰይይይ ብእኩብኹም ንቦሩ ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ👏❤❤❤❤❤

  • @ggbghghgd3369
    @ggbghghgd3369 5 місяців тому +3

    ኣይፈላልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ ይብልልልል❤❤❤

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 5 місяців тому

    ደስ ባሃልቲ ስድራ ግን ሰሉየ እቲ ፅፍሪ ስ ማብሊዕትኪ ተዝቀሪ

  • @አደይይ
    @አደይይ 2 місяці тому +1

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @አይጠዓመናንስደትዓዲጓና
    @አይጠዓመናንስደትዓዲጓና 5 місяців тому +2

    ኡፍፍ ዛ ማዓልቲ እዚአ ናፊቀያ ደስ ክትብሉ ዕድለኛታት ኢኩም በሓቂ🙏❤

    • @rgvcfajxf5923
      @rgvcfajxf5923 5 місяців тому +1

      ብሓቂ😢 እና ኣይዘና እሰከ❤

    • @MrsNasima-p3j
      @MrsNasima-p3j 2 місяці тому

      ደምርኒ ወላይ

  • @Love-ow7tv
    @Love-ow7tv 5 місяців тому +1

    እዙ ሓደ ቆልዓ ዳአ ናበይ ከይዱ ቴዲ ሓቀይ ሽሙ አይበልዕን ድዩ

  • @saramm8772
    @saramm8772 5 місяців тому +2

    ጥዑማት ስድራ ደስ ክትብሉ❤❤❤

  • @TgffGfg7-rw4ut
    @TgffGfg7-rw4ut 2 місяці тому

    ጅግናና ኣያና

  • @Yadasmile321
    @Yadasmile321 5 місяців тому +2

    yleyal smile famili

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 5 місяців тому

    ባባኪ ዝባርክልኪ ቀጥታ ክትበልዕያ ነይርኪ ተመልሰኪ ፅብሕኪ በልዕኪዪዬዬ ይመቺኩም❤🎉

  • @ggubj1224
    @ggubj1224 5 місяців тому +1

    ሰሉዋይ❤❤❤❤

  • @nfffdt931
    @nfffdt931 5 місяців тому +1

    ደስ ብሃልቲ ሙቁራተይ ንዓኹም የምስለና ❤❤❤

  • @Azmra-ye6bd
    @Azmra-ye6bd 5 місяців тому

    ታዓዲልኪ ሰሉ ተመስገን በሊ ካማኣእያ😂😂

  • @Roza7569
    @Roza7569 Місяць тому

    ደስስ ባሃልቲ ❤❤❤🎉

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 5 місяців тому +1

    አስይ ደስ ክትብሉ አምላክ አይፋላሊኩም ሙቁራት ስድራ 💖💖💖

  • @AhQw-mm7gr
    @AhQw-mm7gr 5 місяців тому

    አሰይ ዕደመን ጥዕናንን ይሃብኩም ፈጣሪ ከጥዕመልክም ናዕክም ይመስል

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube 5 місяців тому +3

    ሰላም ሰላም ሰሊቲይ መቅርት እንኳዕ ሰላም መፃኺ ክብረተይ ዕድምን ጥዕናን ይሃብኩም ምሰ ሰድራኺ ክድይ ደሰ ይብል❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጉድባሕሪ
    @ጉድባሕሪ 5 місяців тому +1

    ደስ ትብሉ ፋሚሊ 🥰🥰🥰

  • @SalemafekirFekir
    @SalemafekirFekir 5 місяців тому +1

    ሰላም የኔ ቆንጆ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Romary-cv8rq
    @Romary-cv8rq 5 місяців тому

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልኩም ንኩለኩም ስደት ዘለና ለ እግዚአብሔር ስደትና የሕፅረልና

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 5 місяців тому

    ዛማዐዓልቲ ናፍቀያ ማኣዝ ከን ትከን❤😊

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz 5 місяців тому

    እንካዕ ዝጭፍርኪ ለይሓሮዶም ከፈሮም አረ ዝጭፍርኪ ደርብዮ ብዝኮነ ይመችኩም

  • @QgecSvvd
    @QgecSvvd 5 місяців тому

    🎉ሰልተይ ፅብቃት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኹሙ ፈጣር. 🎉🎉🎉 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Yordiye19
    @Yordiye19 4 місяці тому

    እዩዋይ ሓቢቢ ናፊቅናዮ❤

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 5 місяців тому

    ዞሮ ዞሮ አይናትናን ( በቲ በለ በቲ )በሊ በይዛኪ ትካሊእ ክምሃር አብ ሚድያ ክንዛረብ ንጠንቀቅ 🙏🙏🙏

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 5 місяців тому

    ሰሉ ፃሓይ ገፃ❤ፁቡቃት ሰድራ😍😂

  • @AbudiAbudi-u3c
    @AbudiAbudi-u3c 5 місяців тому

    ዋውው ደሰ ዝብል ባባ አዩ ዘለኪ ሰሉዋይይይ ❤❤❤❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 місяців тому

    ኣስይ ደሰ ከትብሉ ቡሩኻት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ❤❤❤

  • @TitiYigzaw-cb5uo
    @TitiYigzaw-cb5uo 5 місяців тому +3

    ባባ ሓወይ ፀጋይ❤😂😂

  • @MeryMery-r1o
    @MeryMery-r1o 5 місяців тому +1

    ኡፍ ሸኮር አቦ አለኩም ሰሉዋይ❤

  • @MareamMaream-p8y
    @MareamMaream-p8y 5 місяців тому

    😢አቦይ ተዝህል ነይሩ ክንደይ ደስ ምበልኒ❤

  • @fhgYuyyu
    @fhgYuyyu 3 місяці тому

    ደስ ክትብሉ ፅሩያት

  • @ዮስራ
    @ዮስራ 5 місяців тому +2

    ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ማሻአላህ❤❤❤❤❤

  • @hanit726
    @hanit726 5 місяців тому +1

    ደስ ክትብሉ ብሩካት ስድራ❤

  • @JohnTubeጆን
    @JohnTubeጆን 5 місяців тому

    ደስ ክትቡሉ ናዓኪ የምስለና ሰሉየ

  • @JfEf-b6c
    @JfEf-b6c 5 місяців тому

    ሰለምይ ፅሪት ❤❤ ግን ትግሪኛ ላተናገሪኪሲ ባዘወይ ኣትበሊ😂😂😂

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 5 місяців тому +1

    ካሜራ ዝወለዐ ዘይመሰለኒ ያ ንካሜራ ኢኪ ትስሕቂ ማለት እዩ 😂😂😂😂😂😂

  • @AsAs-qu7dh
    @AsAs-qu7dh 5 місяців тому +1

    እወ ከምኣ እያ 😅😂😂ደስበሃልቲ❤

  • @TsigeEnthabu
    @TsigeEnthabu 4 місяці тому

    የብል ቡና ዓይኒ ደሮሆ የምስል❤❤❤

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 5 місяців тому +1

    ጅግና ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስድራኩም አሰይይይ ክንደይ ደስ ክትብሉ ሰሉየይ ምጭውቲይ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @AndtheEgg
    @AndtheEgg 5 місяців тому

    ሰሉዋይ ትጠፍአና ለኺ ወለላይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 5 місяців тому +1

    ታዓዲልኩ ሰሉዋይ❤🥺

  • @ተስፋ-ኘ1ሸ
    @ተስፋ-ኘ1ሸ 5 місяців тому +2

    ደስ ባሃልቲ family ❤❤

  • @agh65ngjlc12
    @agh65ngjlc12 5 місяців тому +1

    ዋውውውውውው ደሰ ክትቡሉ ሽኮራተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 5 місяців тому +1

    ይመችኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 5 місяців тому +1

    ወላድስ ይንበር ዳኣ አሰይ ደስ ክትብሉ 🙏🥰🥰

  • @ዓጋመ
    @ዓጋመ 5 місяців тому +1

    ከምኣ እያ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @ZanoZanoba
    @ZanoZanoba 5 місяців тому +1

    ደስ ባሃልቲ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tdf2093
    @tdf2093 5 місяців тому +4

    ፅብቃት ሰድራ ❤🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 5 місяців тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @tdf2093
      @tdf2093 5 місяців тому

      @@tsegatsega238 ገይረልኪ ማዓረይ 🥰❤

  • @samrihaylay6720
    @samrihaylay6720 5 місяців тому +1

    ከምኣ ያ❤

  • @SlamA-j2l
    @SlamA-j2l 5 місяців тому

    ዋውውውው ❤❤❤