ኣብ ቅድሚ ኣሕዋተይ ጠሪጠ😱 ታኾይኖም ግን ተናዲዶም🤔

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1 тис.

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  3 місяці тому +240

    ጉዕዞ ላብ 100k እዩ እሞ ፍጥን ኢልና ኽንኣቲ ምእንቲ subscribe ዘይገበርኩም ኸቸግረኩም ጎቶት🙏

  • @BrhanMengstu-h1n
    @BrhanMengstu-h1n 3 місяці тому +29

    እዋይ ሰሉዋይ ስሓቅ ቀትልክና ብሂወተይ ከም ለማዕልቲ ስሒቀ ኣይፈልጢ😢😢😢

  • @Sndusndu-f9u
    @Sndusndu-f9u 3 місяці тому +38

    ሰሉዋይ ሽኮር ስራሕ ድክም ኢሉኒ ዊዒለስ ብሳሓቅ ቃትሊኺን 😂😂😂

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 3 місяці тому +26

    ኣነ ክንዲ ጥራጥ ዘስሖቀኒ ኣብ ሂወተይ የለን ቆሲለ ሳሓቅ😂😂😂😂

  • @Yordiye19
    @Yordiye19 2 місяці тому +3

    ንሰሉ ክሳብ ኸዚ 100k ለየብፃሕናያ😢 ያላ ነብፅሐያ ኣሕዋተይ❤አረ ካብደይ ቆሲለ ብስሓቅ ሰሉዋይ መቀረት😂

  • @Zinoo-hr1ej
    @Zinoo-hr1ej 3 місяці тому +32

    ዋይ ለማዓንቲ ዶ ሰሉ ሰሓቅ ቀቲሉኩሙና ብራንኪ መለት ከምዚኣ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 місяці тому +14

    ተምሰገን ስሕቅ አቢለ ፅሩያተይ❤❤❤ ልጥረጥ አይሳአን❤ አሕዋተይ🙈😁

  • @Atsbawit
    @Atsbawit 3 місяці тому +42

    ብኩሉ ቀዳመይቲ እየ ሎምስ ሰሉ ጠራጢት እንኳዕ ደሓን መፃእኩም😂😂😂😂❤❤🎉

  • @sarahwelcome2560
    @sarahwelcome2560 3 місяці тому +48

    ዋይ እንታይ ችግር ኣለው እንኳዕ እዚኦም ስዑዲ ዓረብ ኣይመፁ 😂😂😂😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚

    • @ZamzamZamzam-p6o
      @ZamzamZamzam-p6o 3 місяці тому +1

      ምንም ለይሓፍሩ ክሓልፊን ክምለሱን😢😂😂

    • @sarahwelcome2560
      @sarahwelcome2560 3 місяці тому +2

      @@ZamzamZamzam-p6o አብዙይ ኖርማል እዩ ክክክክ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Tomas-y8y
      @Tomas-y8y 3 місяці тому

      Eway abey diyom zeleu Saudi deykonun zelewu

  • @mlove27-z27
    @mlove27-z27 3 місяці тому +17

    ተጋሩስ ሰሳትና ዘንዓቢ ሃየ ንደጋገፍ❤❤❤👍👍👍

  • @RakiTube-
    @RakiTube- 3 місяці тому +43

    ይቅርታ እንበር ሰሉ ሓፍተይ ፀበል ናብ ሓዊ ኣይቀርብን😢🥺
    እና ብዘለኩምወ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ🙏🥰🥰🥰🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ💚💚💚💚💚💚💚

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ፃሓይ
    @ፃሓይ 3 місяці тому +47

    ኣረ ሞትና ብሳሓቅ 🤣
    ልጠረጠ ከይትስሕቁዎ ልምንታይ ድየ መናፈሻ ላሃብክዎ 😮
    ልወድቀ ስሓቅዎ ልምንታይ ድየ ዓይኒ ብርኪ ልሃብክዎ 😊😂

    • @BduvdhdhdNdbvdhdh
      @BduvdhdhdNdbvdhdh 3 місяці тому

      ብሓቂ ጓለይ ኣነስ ዝወደቀ ሰብ ከሰሕቀኒ ጥራጥ ግን ደሓን እየ😂😂

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ 3 місяці тому

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 місяці тому

      ​@@BduvdhdhdNdbvdhdhደምረን🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 3 місяці тому

      ​@@ይርጋጓልትግራይደምረን

  • @tebebehareya
    @tebebehareya 3 місяці тому +16

    መይታ እየ ብሰሓቅ😂ቴዲ ታይ ገዲፉላ ማዓኮራ😄

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓሊልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @ርግኣትሓዱሽ
    @ርግኣትሓዱሽ 2 місяці тому +2

    ናየና ነየካ በሀለስ ከጸለአካ ማዕት ዞምኣዕራብ ዳኣ ደስ ኩበሉኻ ለመገቢ ቃላዕለም ኣየግበሩ ለጠራጥ ቃላዕለም ኣየገብሩ ::ናየና ነየካ ገን ሱቕ አለካ ደኑ ቁረና ዘመለአኦ 😢😢6🖤🖤

  • @SemhalAtsbha
    @SemhalAtsbha 3 місяці тому +12

    ዋይ ለማዓልቲ ሰሉ ሳሓቅ ቀቲሉኩምና ብራንኪ ማለት ከምዚኣ እያ ይመችኩም😂😂😂😂

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @SemhalAtsbha
      @SemhalAtsbha 3 місяці тому

      @@Grmaneshyoutube እሺ ዝያዳይ

  • @ىاوبلتي
    @ىاوبلتي 3 місяці тому +17

    ሳሕቅ የካኣልናይ ሰሉየይ አፈወረቅ ጨይኑያ😮❤❤❤❤❤

  • @ZeluZelu-g6g
    @ZeluZelu-g6g 3 місяці тому +15

    ዋይ ብስማአም ብሳሓቅ መይተ ሰሉየ ይመችኩም❤😂😂😂

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px 3 місяці тому +13

    ኣታ መይተ ሎምዓንቲ ማዳመይ ክሳብ ታይ ከይንኪ ትብለን 😂😂😂😂😂😂😂😂ለለስ ዝጠርታ ሰበይቲ ነይረንስ ዘክረ ኣይካኣሉኩይ ማርያምን😂😂😂😂😂😂😂🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @HhdHd-sp9px
      @HhdHd-sp9px 3 місяці тому

      @@Grmaneshyoutube ገይረልኪ ዛምበይተይ🥰🥰🥰

  • @SeraaSera-z1q
    @SeraaSera-z1q 3 місяці тому +17

    ውይ በስመኣብ 😂😂😂ከምለምዓንቲ ስሒቐ😂😂ኣይፈልጥን😂😂❤

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 3 місяці тому +20

    ዋይ ዋይ መዲሂናኣለም ክጨን እያ የበለይ ኣፈወርቂ ዞም ኣዕራብ ይጠርጡ እሞ ሓምዲላህ ይብሉ ኣነ ስሓቅ እየ ዝሞት 😂😂😂😂😂

  • @mmn7636
    @mmn7636 3 місяці тому +5

    እፍፍፍ ከተንፍሰ ዶ ከብደይ ቆሲለ ብሰሓቅ 😂😂😂 ደሰ ዝብል ፕራንክ ሰሉየ 👍❤❤ ዋይ ኣፍወርቂ ጨንይኒ ያ ሕሾት🙊🤣🤣 ኣሰሒቅኒ

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому

      ደምርኒ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @ሃዉልቲጓልትግራይ
    @ሃዉልቲጓልትግራይ 3 місяці тому +40

    ዋይ ብስማአም ብሳሓቅ መይተ😂😂😂 ሰሉዋይ መሰሐቂ መመህሪ ብራንኪ ቀፁሉሉ አነግን ዝገረመኒ አፈወሪቂ ጨይኒንያ😅😅😅

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 3 місяці тому +3

    ወይለይ ክትጠርጥ የብላን ያ😂ያሰላም😅ገረምቲ አብ ቅድሚ ሰብ አይጥረጥይ ምባል ልምዲ አሎ ተዘይኮይኑ አይጥረጥይ ምባል ግንጭራሽ ጉራ እዩዋ😂🎉❤

  • @SSalam-hr1qk
    @SSalam-hr1qk 3 місяці тому +1

    ኣልዕል ኣበልካ ጨንን ትብል ኣፊየ😂 ሰሉ ማዓረይ ኣስሕቅክን ፀበል ኣብጥቃ ሓዉ ኣይተቅሩቡ ዘሙ ኣሕዋተይ❤

  • @AsAs-xu6fw
    @AsAs-xu6fw 3 місяці тому +4

    ሰሐቅ ቀትልምና ስሉየይ ልገረመኒ አፈወርቂ ጨይኑያ❤❤❤❤❤

  • @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ
    @ትግራይደመይ-ጘ6ዠ 3 місяці тому +1

    መድሃኒአለምን ጨንዩ አይትበል ኢፊ ማሕላ ፁቡቅ አይኮነን ከይለምደካ ዝሓወይ❤

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes 3 місяці тому +16

    ልፀገበ ኮዩ ልጠርጥ ኣሕዋተይ ግን ድሑር ኣታሓሳሰባ ኣይትሕሰቡ 😂😂😂😂

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому

      ደምርኒ ዝያዳይ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @SosA-tg4ll
    @SosA-tg4ll 3 місяці тому +1

    ዋይ ሰሉዋይ የካኣልኩይ ሳሓቅ መይተ ዋይ ኣፈወርቂ ጨይኒኒ ያበለይ🙆‍♀️😁😁😃😁😁😁😁😁😁

  • @TDFጋልትግራይ
    @TDFጋልትግራይ 3 місяці тому +24

    ዋይ ሶሉየ ሰሓቅ ቀቲልክኒ😂😂😂😂😅😅

  • @رهوه-ج9ح
    @رهوه-ج9ح 2 місяці тому

    ዋይ ማርያምን ከምዚ ዓይነት ሰሓቅ ሲሒቀ የፈልጥይ ሰልዋይ አረ ብጥራጥ ፕራንክ ትደገም 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅

  • @TgYtfg
    @TgYtfg 3 місяці тому +8

    ውይ በስመኣብ😂😂😂ከምለማዓንቲ ስሒቐ ኣይፈልጥን😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @MaryamFkr
    @MaryamFkr 3 місяці тому +2

    ብሓቂ ቆሲለ ለለ ናኣፈወርቂ ሕሾት ዘይጨኖስ ጨይኑያ😂😂😂

  • @Monliaz
    @Monliaz 3 місяці тому +8

    ያሬድየይ ❤ግን ይምችካ ብጅብና ያያያ😂😂😂😂

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj 3 місяці тому +2

    ጀበናኪ እዚሄር ኣዉፅእዋ ያሩ ጉዑሙም አቢልዋ ነይሩ 😂😂😂😂

  • @DsedDswe
    @DsedDswe 3 місяці тому +9

    ዋይ ኣፈወረቂ ሓሻዊ ጨይኒን ያ 🤔🤔ብዚ ኾነ የመችኪ ሰሉዋይ❤❤❤🎉🎉🎉😂

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 3 місяці тому +13

    ባይዘወይ ሶሊየይ ሰሓቅ ቀቲልክና 😮😅😂🤣

  • @aedf4837
    @aedf4837 3 місяці тому +1

    ሞይተ ስሓቅ ይመችኽ ሰላመይ እና ይፈትወኩም እየ❤❤❤❤

  • @Meeuuuuu
    @Meeuuuuu 3 місяці тому +3

    ሰሉ ጠራጢት ኣትጥፊኢ ባ ሰሉዋይ መስሐቅታት ቨድዮ ስርሑልና❤❤❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому +1

      ደምርኒ ዝሓፍተይ❤❤❤

  • @AbiTafere
    @AbiTafere 3 місяці тому +2

    ሰልየ ምቅርቲ ዓለም ምስኣ ግን ሰዲድክላ ከይትከኒ ጨኑ እሎም ከለም ዋይ❤😂😂😂😂

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 3 місяці тому +118

    ደሞ 100k ነብፀሐያ የሕዋት

  • @Sasacnjiyaመዝመርትግርኛ-z1l
    @Sasacnjiyaመዝመርትግርኛ-z1l 3 місяці тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኣረ ይመችኪ ሰሉየ❤❤😂😂

  • @ShamS-hp3vn
    @ShamS-hp3vn 3 місяці тому +21

    ጋሊይ ጠራጢቲ😂😂😂😂😂😂

  • @العنودغازي
    @العنودغازي 3 місяці тому +3

    ንመጀመር ታይ ኸመቲ ፅሕፈ ሰለም ዓይነይ ብሳሓቅ ቆስለ ብዝተረፈ ይመችኹም❤❤❤❤

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @MiliH-fo8s
    @MiliH-fo8s 2 місяці тому

    Asey mkrti 😂😂😂😂😂 ayfelalikum fetari🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
    @ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 3 місяці тому +13

    አረ ኣፎም ክጨን ያ❤ ሰሉዋይ❤ ሳሓቅ ቃትልኽና ኣይትሳኣኒ😂😂😂

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @JfKg-n4c
    @JfKg-n4c 23 дні тому

    ያርየድ ዛጀበና ሃየ ጀበና ለሚ እዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @HddfggGgytgtfff
    @HddfggGgytgtfff 3 місяці тому +4

    😊😊😅😅ቱኡዶም አቃላጥፈ ኡዪ ዝገረም

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 3 місяці тому

    ኣነ መጀመርያ ናሰሉ ሳሓቅ ምይተ ዳሓር ግን ና ያርየድ ገዱዱ ጀበና ሞስ ኣለዐለ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @SelamZeTewahdo
    @SelamZeTewahdo 3 місяці тому +4

    ኣፈወርቂ ታይ እዩ ጨንይዎ ብፍ ልዉሎ ቆሲለ ብሳሓቅ😂

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 3 місяці тому +1

    😂😂😂❤❤❤ገና ኸይረአኹዎ ብስሓቅ ሞይተ

  • @salamuh3253
    @salamuh3253 3 місяці тому +4

    ከምሎም ስሕቀ ኣይፈልጥን ዋይ ከብደይ ቆስለ🤣🤣🤣🤣😄😄😄

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 3 місяці тому

    ደቢርኒ ነይሩስ ስሓቅ ሞይተ ለሙዓቲ😁😁👌

  • @MaryHamad-d9c
    @MaryHamad-d9c 3 місяці тому +3

    ሰሉየ ሸሓቅ ሞትኩ😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie 3 місяці тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ሞይተ ሳሓቅ Afewerki ኣይትሓሱ እንታይ ጨኒካ

  • @Shewitaa19
    @Shewitaa19 3 місяці тому +12

    ጓል ዶ ያ ትጠርጥ እያ ጓል ዶ ማዓኮር የብላን ዋይ😂😂😂😂😂😂😂

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 3 місяці тому

      🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ቆሲለየ

    • @thth3770
      @thth3770 3 місяці тому +2

      ዋይ በእውነት እናበከኩ ነይረ ስ ናብ ዩቱብ ይኣትለኩስ ናትኩም ሪኤ ናብ ስሓቀይ ኣትየ

    • @ፅጌዩቱብቻናል
      @ፅጌዩቱብቻናል 3 місяці тому +3

      ​@@thth3770ፀላኢኪ ይብከ ጋልኖ ኣጆኪ👏

    • @nlegmskts9007
      @nlegmskts9007 3 місяці тому

      እኮ😂😂😂😂

    • @gullala4624
      @gullala4624 3 місяці тому

      አጄኪ ማዓረይ 😢​@@thth3770

  • @FwefFswd
    @FwefFswd 3 місяці тому

    አረ ሰልየይይ ከም ለማዓንቲ ሲሕቀ ኣይ ፍልጢ ክክክክ ጭንያ ኣፍም ያሕሸት😂😂😂😂😂😂 ዝሮ ይመችክም ከምኡ ናገበርክም ኣዛናግዕና ዘምናተይ ❤❤❤

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 3 місяці тому +32

    ዋይ ሞየተ ሳሓቅ😂😂😂 ይመቻቹ
    እንከዝጉንኒ ሰብ ኳሞይንት ብዑንቂ ናይ ሰላም ማዓንኳር ስቁ ኢላ ደያባ ትንቁይ😂😂😂😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 місяці тому

      ደምርኒ ማዓረይ💚💚💚💚💚

    • @muluftwi
      @muluftwi 3 місяці тому

      😅😅😅😅😅

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 3 місяці тому

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @rcgtgg5133
      @rcgtgg5133 3 місяці тому

      😂😂😂😂

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ

    ዋይ ከም ለማዕልቲ ሲሐቀ የፈልጥ ሰላም ስራሕ ዊዒለ መፀስ ድክም ኢልኒ ሰብ ከይኑ ዶ ስደት ይስደት😢

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 3 місяці тому +6

    ዋይ መይተ ሳሓቃ ኣፍወረቂ ይጨንያ😀😀😀😀😀😃

  • @GhhhfHgv
    @GhhhfHgv 3 місяці тому +1

    ማርያምን ሳሓቂ ሙይተ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @ሜላት-i1d
    @ሜላት-i1d 3 місяці тому +2

    ዋይ ሰላመይ ሳሓቅ ቀትልክኒ😂😂😂😂

  • @TfFc-wm9ko
    @TfFc-wm9ko 2 місяці тому

    ሞይተ ማርያምን🤣🤣🤣🤣🤣ይመቸኩም ሰሉየይ ምቅርቲ❤

  • @ጥእሙቲጋልተዋህዶ
    @ጥእሙቲጋልተዋህዶ 3 місяці тому +3

    ብስሓቅ ቀቲላትኒ😂😂😂

  • @TySh-m6o
    @TySh-m6o 2 місяці тому

    ኣረ ይመችኩም ደቢሩኒ እዩ ነይሩ ብጣዕሚ ሲሒቀ ከምዚኣ የላን😅😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @slamsslam740
    @slamsslam740 3 місяці тому +7

    ከማይ ዘሞተ ሳሕቅ ዲ አሉ 😂😂😂😂

    • @TtTt-b9r7j
      @TtTt-b9r7j 3 місяці тому +1

      ደምርኒ ሰሉዋይ❤❤❤

    • @slamsslam740
      @slamsslam740 25 днів тому

      @@TtTt-b9r7j እሺ ሕለላ

  • @HalfH-d4q
    @HalfH-d4q 2 місяці тому

    ሰሉዋይ አረ ንስኽስ ይመችኺ ሰሓቅ ቀቲልክና😂😂😂😂😂😂

  • @HritZeru
    @HritZeru 3 місяці тому +2

    ቆሲለ ብስሓቅ ይመችኩም😂😂😂

  • @GrffGsc
    @GrffGsc 2 місяці тому

    ብሓቂ ብስሓቕ ነቢዐ😂😂😂😁😁

  • @TDFጋልትግራይ
    @TDFጋልትግራይ 3 місяці тому +4

    ኣታ ክጮኑ ያ ነገር😂😂😂😂

  • @selamsereke7317
    @selamsereke7317 15 днів тому

    ሰሉ ሓፈተይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meksebe
    @Meksebe 3 місяці тому +2

    Selamey meyte shak Afwerki eyu ashikni 😅😅😂😂❤❤❤❤

  • @konozphon8967
    @konozphon8967 3 місяці тому

    ስሓቅ ሞይተ ሰሉየይ ኣይትሳኣኒይ😂😂😂

  • @KvfDtr-ic4cg
    @KvfDtr-ic4cg 3 місяці тому +5

    ማሪያምን ሃመይደአ ስሕቀ በይነይ ምስ ጀዋለይ😂😂😂😂😂😂

    • @HaniGile-lf8uw
      @HaniGile-lf8uw 3 місяці тому

      ሚ ቱኡ ብልቢ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 3 місяці тому +1

    አወይ ሰሉዋይ የኔ ቆንጁ ክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 3 місяці тому +4

    😊ዋየ ስሓቅ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂ይመችኪ ሰልዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @15kmarta
    @15kmarta 3 місяці тому

    ደስ ክትብሉ ፈጣሪ ፍቅርኹም የብዝሐዮ❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 3 місяці тому +2

    አፍወርቂ ጨይኑ መዲሃኒአለም ደማ የበለይ ከዛብ 😅😅😅😅😅😅

  • @abba2909
    @abba2909 3 місяці тому +1

    ስብአየይ ጥረይ ይብለኒይያ ሰሉዋይ ሽኮር 😂😂😂😂😂😂😂

  • @Natsnet-s3u
    @Natsnet-s3u 3 місяці тому +1

    ጨኒኹ መድሃኒኣለም ኣይበለይ ኣፍወርቂ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 3 місяці тому +1

    ቆሲለ ሰሉየይ ምንጪ ስሓቀይ😂😂😂😂😂😂

  • @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
    @ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 3 місяці тому

    እፍፍፍ ምይተ እየ😂😂

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف 2 місяці тому

    ኣየ ሰሉዋይ ምቅርቲ ኣቁሲልክና😂😂😂😂❤❤❤

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 3 місяці тому +5

    ቅድሚት ባዕለይ👍😁❤️

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 місяці тому

    ኣየ ሰሉየይ ሰሓቅ ቀቲልክኒ😂😂😂😂😂😂😂😂😂ዎዲኦምኪ. ኔሮም😂😂😂😂😂ጋልደ. ትጠርጥ ያ😂😂😂😂 ጋልደ. ሞዓኮር የብላን😂😂😂

  • @FutsumTube4236
    @FutsumTube4236 3 місяці тому +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሳብሰከራይበ ግበሩለይ ተጋሩ አሕዋተይ❤

    • @KbraGoytoam
      @KbraGoytoam 3 місяці тому

      ኣሺ ማዓረይ❤❤❤

  • @FjgrDhte
    @FjgrDhte 3 місяці тому

    ሰሉዋይ ፅሪቲ ያረደስብጀበና😂❤

  • @TeteA-sy7ys
    @TeteA-sy7ys 3 місяці тому +2

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @AsAs-xw1zw
    @AsAs-xw1zw 3 місяці тому +2

    ከም ለማዓንቲ የስሓቅክንይ ሰላመይ😂😂😂

  • @adtwo8032
    @adtwo8032 3 місяці тому +1

    😂😅

  • @SenaidSenaid
    @SenaidSenaid 2 місяці тому

    ማርያምን ከም ሎሚ ኣስሓቅኩይ😂😂😂😂😂

  • @ሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊ
    @ሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊሊ 3 місяці тому

    ይመችኪ ሰሉዋይ😂

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ

    ኣወርቂ ጨይኑያ ናይ ብሓቂ ግዲ ኢኪ ሰሉዋይ😁😂😁

  • @MuzeyArefayne
    @MuzeyArefayne 7 днів тому

    ይመችኩሙ😂😂😂

  • @MMm-fz2kf
    @MMm-fz2kf 3 місяці тому

    ዋይ ሶሉየ ሰሓቅ ቀቲልክኒ🤣🤣🤣🤣❤❤❤

  • @Fregaltgray
    @Fregaltgray 3 місяці тому +1

    ሳሓቅ መይተ😂😂😂

  • @HappyGreyCat-gg6pg
    @HappyGreyCat-gg6pg 2 місяці тому

    ያዉይ ምይተ ኣነሰ❤❤ ሰሉየ ኤፊይ 💋💋💋

  • @MeryNarea
    @MeryNarea 2 місяці тому

    ዋይይይ ሞይተ እየ ብሳሓቅ😂😂😂😂

  • @gotoytomberheberhe9842
    @gotoytomberheberhe9842 2 місяці тому

    ጡዕማት ስዲራ❤

  • @BrhanGhiwot
    @BrhanGhiwot 3 місяці тому

    ብሰመኣብ ሰሓቅ ቆሰለ ናይ ኣፈወርቂ ይገደድ መድሃኔኣለም ጨኑኒ ያ ነገር😫🙉 😂😂😂 ሰሉየይ ከምዚ ዓይነት መዛናጋዒ ኣምፂኡ 😂😂

  • @SadddGsfg-gh8ze
    @SadddGsfg-gh8ze 3 місяці тому

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣ሰሉየይ ቀፅልሉ አነ ኮ ዝገረመኒ አፈወርቂ ጨይኑኒያ 🤣🤣🤣