Isaise and his regime they are trying so hard to delete them from all the history, but we will never forget them, thanks 🙏🏽 Samuel for doing this our nation darkest day in our history , May God protect them what ever they are !
@@jagme334 I am talking about how our people are uninformed, under educated and their geopolitics knowledge is limited. Many of them have lived in the western world 20 t0 30 years and they have no clue how to sort out or filter out truth from lies.
😢 ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን!
እዚ እውን ክሓልፍ ኢዩ።
ናይ ውቂ መላኪ ታሪኻዊ ነገር ናይእብዳት እዩ 😊😊😊😊😊😊
መጽሓፍ ጻሓፊ ረዘነ ተስፋጽዮን ፡ምጽፋይን ግህደትን ምልካውነት ትብል ውሕልልቲ መጽሓፍ ኩሉ ሰብ ከንብባ እንዳ ተማሓጸንኩ ነያና ረዘነ በዚ ኣጋጣሚ ከመስግኖ ይደሊ
Thank you 🙏🏿 good conversation 🌿🌿🌿
ናይ ብሓቂ ጹቡቅ መደብ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amazing GBU All thanks
❤
Hi Samiaie nezom buluxat seb aebi tarik zeqrebkayom mTaAmi Aye zemesgneka bertiA qexlo Tray Aye zbleka thanks sami hawnan bxaynan
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኽሪን ሓበሬታን ኢኹም ሂብኩምና እሞ የቀንየልና!
ጀብሃ ዶ ሻዕብያ ከይበልኩም ብሓንሳብ ከም ኤርትራውያን ጥራይ ኮይንኩም ዘለናዮ ኩነታት ክትመያየጡ ምርኣየን ምስምዔይን ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕጉስ።
ከማኹም ይብዝሓዮም!
ሳሙኤል አብነታዊ ጋዜጠኛ ከብዲ አደ ጉራምራ ከምዝበሃል ንመንነትን ጠባያትን ኤርትራዋ ዘይዉክሉ ትግራይ ትዕወት ክብሉ ጉዳይ ቃልስ ኤርትራዊ ዝረስዑን ዝዘረጉን ዮቱበር ዘፍሸልካ ኢኻ።
Isaise and his regime they are trying so hard to delete them from all the history, but we will never forget them, thanks 🙏🏽 Samuel for doing this our nation darkest day in our history , May God protect them what ever they are !
I won't blame him coz he not eritrean and he use them to kill their own people/brothers. No essu
ክቡር ሐዉ ጋዜጠኛ ሳሚኤል ነዚ ናይ ወትሩ ውርዙይ አቀራርባኻን ልቦናኻን ብሐቂ ክትምስገን ይግበአካሞ ቀፅል ድማ በርትዕ ክብለካ እፈቱ : ነዞም ብዛዕ ጂ 15 ሐሳቦምን ተዘክሮታቶምን ከካፍሉ ዘምፃኻዮም ወራዙትን ሰብ ሐቦን ኒሕን ክቡራት አያታትናም ከየመስገንክዎም አይልፍን :: ብሐቂዩ እዚ ቅዱስን ወረጃን ህብና አብክንዲ ቀያሕቲ ደቁን ወርቁን ጨርቁን ኩለንተናዊ ዓቅሙን ከፊሉ ልዓላውነት ሃገሩ ዘረጋገፀ አብ ዝፈትዋ ሃገሩ ሐድሕድ ተኸባቢሩ ተጠቃሚ ትሕቲ መሬትን ልዕሊ መሬታን ፀጋታታ ዝኸውን ብሐደ ሙስሉይን ወትሩ ሐሳውን መደናገርን ውልቀ መላኺ ወዲ መድህን በራድ ከም ሐንቲ ናይ በይኑ (ግሉ) ካምፓኒ ከም ቃሕትኡ መፃወቲኡን መለማመዲ ሕሱርን እኩይን ናይ ሸርሙጣ ፖለቲክኡ ጌርዋ ነዚ ክቡር ህዝቢ ነቲ ወረጃን ውርፁፅን ልምዱን ባህሉነ ክብርታቱን ብሙስሉይነት በቢቁሩብ ባሕጊጉ ጥራይ ነብሱ ዕርቃኑ አውፂኡ ይፃወትሉ አሎ ክሳብ መዓልቱ ብሰሪ ደረቱ ዝሐለፎ ግርህነትናን እምነተናን ሕምቀትናን እሞ መዋፅኦ ይፍጠረልና : ዋና/ ጓሳ ዝሰሰሰአነ ህዝቢ ዘይተፀበዮ ክረክብ ከሎ አመናዩ ዘሕዝን
ደቂ አኒሲቲዮ ደቂ ተባዒቲዮን ሚቢላካ ኹቦር ሐው ረዚነ። ኪሊሚድ ዘሊውፕ😊 ጾታዊ ማዒሪኒት አቃሊቦ ሚጊባርዮ❤❤❤❤❤
ተካሉ ብከመይ መገዲ ደመክራሲ ኣብ ሃገር ተወፋይነትኩም ኣገልግሎይትኩም ኢንታይ አዮ ህዝቢ ዝሪኦ አንትርፊ ሃሶት ኣመጽ ካሊአ የለን
🎉
Game over
Great program
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Wow that's great 😃👍
Thanks Dehay Eritrea and Rezene Antonio for remembering the heroes of Eritrea who support Democracy but snached by Esayas.
Well done all.
Amazing ❤❤❤❤
ዴሞክራሲ ድምጽና ሓደ ግብረና 2
የቀኒየልና ሳሚኤል፡ታሪክ ስለ ዘዘከርካና፡ነቶም ቢሂወት ዘለዉ ኣዋጽኦ ይሃቦም ንስድራቤቶም ከኣ ሓይሊ ተጻዋርነት ይፍጠረሎ
ንኡድ መደብ። ብልሒን ብስለትን ኤርትራውያንን፣ ሓይሊ ሲቪክ ማሕበረሰብ ኣብ ህንጸት ሃገር ኣጉሊሑ ዘርኢ መደብ። የቐንየልና
2011 ኣርካናት ዝተ ኣስሩላ ፡ ኣዋጅ ኣረመንነት ድ ኣምበር ፡ ምልካውነት ድ ኣ ኢሳያስ ምልካውነቱ ኣብ በረኻ እንከሎ ኢዩ ኣረጋጊጹዎ ፡ ንዚ ከም ኣብነት ዝኸውን ፡ኣብ ኣብ 1990 ድሮ ናጽነት ፡ኢሳያስ ንማእከላይ ኮሚተ ሻዕቢያን ወያነን ኣኪቡ ምስ ኢትዮጵያ ክንምስርት ምስ በሎም ወያሳነ ክቃወምዎ ከለዉ ፡ብዘይካ መስፍን ሓጎስ ዝተዛረበ ኣይነበረን ።
It is a wonderful discussion. You deserve appreciation.
Ezi eu eti tselmmmmmmmmmmmm tzrik nay hzbi eritrea
ንቢተወደድ ኣስፍሃ ኣብርሃ ጽሓይ ናጽነት ከይርኣየ ረፈረንዱም እኳ ከየድመጽ ን10 ዓመት ቅድሚኦም ዝተኣስረ ረሲዕኩም በቶም 2001 ዝተኣስሩ ምጅማርኩም ኣዝዩ ኣዝዩ የሕዝንን የገርምንዩሞ፡ በዚ ዕለትዚ ብብተወደድ ኣብርሃ ዝጀመሮስ በዚኣቶም ድማ ደጊሙ ኣድሚቑዎ እንተትብሉዶ ኣይምሓሸን ግፍዒዶኸ ኣይኮነን፧ ወዮ ድኣ ንሳቶምው ኣይሐተቱሉን ክሒዶሞ እዮም ናብኣቶም ዘይመጽእ መሲሉዎ ተጋግዮም ጠሊሞም እዮም እምበር። ሕጅ ድማ እስኻትኩም ደጊምኩም ትጠልሙዎ ኣሎኹም ካብ ውሽጢ ልቢኻ ምዓንጣ ከብድኻ እዩ ዝቐርጽ።
በጃኻትኩም ኣርሙዎ ሕሰቡሉ ጌጋ እዩ ልቢ ብዙሓት ይሰብር ኣሎ።
መኣስ ከ ሻዕብያ ሕግን ሕጋውነትን ኣንጸባሪቁ ተኸቲሉ ኸ ይፈልጥ ትማሊ ኣብ ሳሕል ዝገበርዎ ሎሚ ኣብ መላእ ሃገር ይደግምዎ ኣለዉ። ኣብ ምብታን ወለዶታት ኣብ ጽንተትን ምፍራስ ሃገርን ተጸሚዶም ይርከቡ, ናይዚ ኣደራዕ ኣንጸፍቲ ወደንቲ እዞም ተኣሲሮም ዘለው እዮም, ብደቂ ህዝቢ ምጽዋት ሓላፍነት ካ ዘይምስካም እዩሞ ሓመዶም የቅልለሎም። ታሪኽ ብተግባሮም ክዝክሮም እዩ።
❤❤❤❤❤
ሙሁራት ክንሶም ታሪኽ ዘይምሮ ።
Bravo Samuel, Antonio and Rezene,
ኣየ ባዓል ኮንቶ፡ recorder ሒዝካ ኣቲካስ ጅግንነት ዲኻ ቆጺርካዮ፡ በትኪ።
ብቀደማ ጓህማም ሲኒ ስ እንጣጢዕ ቑሒማ ትስሕቀኒ ይበሃል ፡ብቀደምካ ተቛዋሚስ መሊስካ ተቋውሞ ወሲኽካ ማለት ድዩ?
G15 ደቂ ጀርጆ ሰሮስ
ሽጊር አዊኒዚፊካ ፊታሒ አይሪኪቢን
🙏💙🙏
ኣቲ ዝገርም ናይ በዓል ዓብደላ ጃብር ክልተ ሞት ዝዝክሮም ዘይብሉ ፥ምካኖም ዪ፥
እቶም ንሃገሮም ሕጊ ዝሓተቱ ካብ ገዝኦም ዝተጨዪ ኣርካናት ገድሊ ይዝከሩ ኣለው፥
እንተ ቶም ካሕዳማት በዓል ምስጦፋ ዝመርሖም ግን ኩሎም ኣሰር ክፍ ኣቶም ሲዕቡዎም፥
ኢሰያስ ውን ሓደ መዓልቲ ኩሉ ዝዝርዝረሉ መዓልቲ ክመጽእ ኢዪ
ንስኹም ለባማት እቲ ኻልእ ህዝቢ ዓሻ ኮይኑ ድዩ ዝስማዓኩ: ጽልኢ ኻልእ እዩ ሓቂ ኸኣ ካልእ እዩ።
ሰክቱ ብርሑቅ ኮንካ ምኒን ምባል ግደፉ።
ትዃን ድአ ን3/4 እንድዩ ትራትኡ ዝሪኤሉ... ያኢ ደቂ ሽወደን በሊጾም ማለት?
😊
There’s one day they will be free
Democracy will Reveal in Eritrea because it's Our right and Our Mandate
ዝኸበርካ ኣቶ ረዘነ ኩሉ ንፍትሕን ራህዋን ህዝቢ ኤርትራ ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘለኻን እናመስገንኩ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ። ብዛዕባ ውልቃዊ ረብሓ ናይ ህዝቢ መሬት መንጣልካ ገዛ ንምስራሕ ዝበልካዮ ግን ግጉይን ዓማጽን ሓሳብዩ ኔሩ። ምናልባት’ውን ሰሪሕካ እንተትኸውን??
Poor bastards.
ሕጂ ኸ? ምሲዚኹሉ ዝሓለፈ ከመይ ትርድ ኢዎ?
Melsi kab Senegal weldetnsae ekul eyu .
ሰላም ክቡር ሓው ሳምሶን።
ካልአ ኣጀንዳ ዘይብሉ ኤርትራዊ (ልኡኽ ኣመሪካ ዘይኮነ) ናይ "ባድመ ውግእ" ወራር ውያኔ አዩ ዝብል። ውግእ ኢትዮ/ኤርትራ ኣይነበረን። ደለይቲ ፍትሒ ዘኮንኩም ልኡኻት ሕወሓትን ምዕራባውያንን ኡኹም
ከመይ ገይሮም ወራር ወያኔ ክብልዎ ወያኔ እንድያ እንዳመወለት ትቅልቦም ዘላ ሰሪሖም ዘይፈልጡ። መናልባት በሕጂ እንተበሉ ወያኔ ንባዕላ ተበታቲነ ስሐዘላ ኣይፍለጥን እዩ። ኩሎም ነዞም ዝሕለቁሎም ዘለዉ ከይተረፈ ዘደናገርዎም ወይን ተለኻኺምም ጠፊኦም እዮም እሞ ኤረይ ከኣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማእከል ስሕበት ኮይና ትርከብ። አዞም መልሓስ ስንቆም ከከኣ ሕልሚ ክሓልሙ ክነብሩ እዮም።
game oooovvvveeerrrr is not a simple phrase!
I
Isaias copied Stalin back then, and he is still doing so.
Sami lewtsi kab adi yu ezi nezi kemzi kemay berger delie diu ? Ezi nay hizbom quanqa dzarebu sebat/abotat ADI KIATU DKIELELU , entedey kone kabta nay haba atsmu/esu/essayas qetilka bikyat mesilu do ayreayekan ?
Ezi siq elka yu 2 sereqti ab miqlo aytesemamuen. Abzi gin hade sebay/esu/haba atsmu/dunquruna/abotatna tehawisu ezi kulu 1973/75/76 , ezi nayn nezi welodon 1/3 waga yeblun emo . Anes abzom nay himamey waga yeblun
ኣታ ኣበይ ዓለም ኤኩም ዘለኹም
መንግስቲ ኤርትራ ዋሕስ ሀገር ኤርትራ አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What do we need from there I have some stuff for dinner I picked out o😅😊
😊
ኣቶ ረዘነ መስከረም 11 ዝተፈጸመ ግብረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኒዩ ዮርክ ብጽዮናዊት እስራኤልዩ ተፈጺሙ። ኣብዩቱብ ሪዳክተድ ዝበሃል መርበብ ኣብ ዝሓለፈ ሸውዐተ መዓልቲ ብበላሕቲ ናይ ኣባላት ስለያ ነበር ዝተዋህበ ምስክርነት ጽን ኢልካ ስማዕ። ሙሁራትና ክሳብ ክንደይ ኣብ ዕትሮ ዝተደጐለ መብራህቲ ምዃኖም ዘሕዝንዩ።
🫣🫣🫣 what are you talking about?
@@jagme334 I am talking about how our people are uninformed, under educated and their geopolitics knowledge is limited. Many of them have lived in the western world 20 t0 30 years and they have no clue how to sort out or filter out truth from lies.
ሳሚኤል ዓካዓካ ከዳዕ ደንቆሮ ወዲ ሃለቃ ገብረሂወት(ኣብሾ) ኣነ ኣብ 1993 ኣብ ድግሳ ነይረ ኣቦኻ ንዓይ ኩሉ ሰብ ከማኻ ተዝኸውን ይብለኒ ነይሩ : እቲ ዝተሰወአ ሓውኻ ሓሚሙ ኣነ ይሕክሞ ነይረ,,:: ደሓር ከኣ ኣብ ዛላምበሳ ተሰዊ ካብ ዝገርመካ ሓወይይን ወዲ ሓውቦይን ቀቢሮሞ ግን ጅግና ኢዩ ነይሩ:: ንስኻ ግን ዝኾነ ሽግር ኣለካ:: ነጻነት ሓፍትኻ ከኣ ኣብ ሰንዓፈ ነይራ ሕጂ ግን ኣበይ ከም ዘላ ኣይፈልጥን:: ኣነ ከኣ ወዲ ዓዲ ቀይሕ (ሃዳሙ) ወደባት ኢየ:: ንምሕረት ሳውራ ክትከድዕስ ኣይትሓፍርን::
ኤህ ኣብምላኽ ኣብ ጸልማትን ስኦልን የንብርኩም ኩሉ ትብሉዎ ትሓስብዎ ትምነይዎ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ
ንስካ ኢካ ጸላኢ ኤርትራ
ኣንታ ሓውና ነቲ ብሰንኪ ዝብኢ ዓዲ ሃሎ ተዓቢሱ ተነፊሑ ዝመውት ህዝብኻ ደኣ ተዛረብ እምበር፣ እዞም ንህዝቦምን ሃገሮምን ዝጣበቑ ዘለዉ ደኣ መሰሎም ተሓልዩሎም ጽሩይ ኣየር እንድዮም ዘስተንፍሱ ዘለዉ።
Way gudd!!! antsar nebsikum tikalesu denaqur degefti HGDF 🫣
Hangolka hxebo.
ከዳዕዶ ይጣበቕ ንባዕሉ ዝጣበቑሉ ዝደሊ። ኣኣብ ዝጥዕመን ሃዲመንሲ ንጣሰቕ፡ ዘበን ግርንቢጥ ማይ ንዓቑብ ዝብልዎ ንኸምዚኣቶም ለፍለፍቲ እዩ።
Black September
ኤርትራ ሃገረ ለውጢያ ሃይለስላሰ ደርጊ ወያነ ሓመድ ድፋጭኦም ኣስትያ ምቅጻል ዓድታት ምሕናቕ ንጹሃት ደቂ ሰባት ኣብ ገዛእ ሃገርና ክብረት ስኢና ኔርና ብደም ጽኑዓት ከኣ ኩሉ ደው ኢሉ ናጽነት ከኣ ተጎናጺፍና ሕጂ ውን እስኻትኩም ድላይኩም ንክትዛረቡ ዝኸልኣኩም ሓይሊ የለን ንህዝቢ ኤርትራ ኸኣ ሓጋዚኡ ርእሰ ሙርኮሳ ስለ ዝኾነ ህዝብና ንኹሉ ብድሆታት ሰጊሩ ንዓኻትኩም ንተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራን መንግስትን ኸኣ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ኣብ ጣዕሳ ኣቲኹም ከም ትሓፍሩ ክገብረኩምምዩ
ከዛብ
Eziom kea fishulat
ኣየ ብዓል ኣንቶንዮ ከኣ ናይ ፖለቲካ ተንተንቲ ኮይኖም ክቐርቡ ሰብ ተሳኢኑ ማለት ኢዩ።
ኣስተውዕል፡ ሰነድ ታሪኻዊ ተርኽቦ 18 መስከረም 2001 እዩ ዝንገረካ ዘሎ፡ ፖለቲካዊ ትንተና ኣይኮነን፡ ፈላሊዮ። ንኣፍልጦኻ
ኣብቲ ዘለኹሞ ጨኒኹም ክትመቱ ኢኹም
Eway bham mskin nska ke nmewael dika ktnebr ab sdet eika zeleka barya foe
ምጭናው ደኣ ኣብ ኤርትራ ዩ ዘሎ እምበር ኣብ ስደት መዓስ ኮይኑ፡ ንስኻ ውን ኮ ካብቲ ጨና ሃዲምካ ኢኻ ዘለኻ ዕሽነት ዘጥቀዖ ስደተኛ።
ናይ ሎሚ ተቓወምትስ ጉዳማት ኢዮም። ቱዃን ኣብ ህድሞኦም ስለ ዝበልዑዎም ናብ ምቁዋም ዝኣተዉ ባዕሎም ክምስክሩ ከለዉ ዘርኢ።
ናይ ምርዳእ ጸገም ኣልካ ድዩ፧