ኤርትራውነት: ዝማህመነ ሞራላዊ መዐቀኒ...

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 1,1 тис.

  • @MahderPro
    @MahderPro  Рік тому +27

    www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true

  • @henmel1581
    @henmel1581 Рік тому +18

    እምበር ወዲ መምህር። no words to describe how intelligent you are! Pls keep it 💙💙💙💙

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh5098 Рік тому +263

    ኣነስ ናዓኻ ዝኸውን ዕድልን ግዜን ገንዘብን ቦታን፡ እንተዝረክብስ ክንድዝደለኻዮ ምሃብኩኻ❤ ወትሩ ኣብ ዝወፈርካዮ ምድሃኔኣለም ምሳኻ ይኹን። ወዲ መምህር

  • @amanaman07120
    @amanaman07120 Рік тому +17

    ብዛዕባ እዛ ንብዙሕ ግዜ ኣብ ልበይ ዝነበረት መሕፈር ታሪኽ ወዲ እልፉ፣ ብፀቡቕ ኣገላልፃ ምቕራብካ, የመስግነካ። ጎበዝ

  • @essienyonas3109
    @essienyonas3109 Рік тому

    Tack!

  • @selambrhanetesfaldet1389
    @selambrhanetesfaldet1389 Рік тому +40

    YOU NEVER FAILED TO AMAZE ME!

  • @habe-shatopic5313
    @habe-shatopic5313 Рік тому +9

    ዳኒ ሓወይ ኣምላኽ ይባርኽካ ዘመንካ ሰላምን ቅሳነትን ይግበሮ ኣምላክ
    መሰታይ ❤

  • @sultankubrom9209
    @sultankubrom9209 Рік тому +5

    ወዲ መምህር ቃላት እዩ ዝሐጸረኒ ንአካ ምግላጸ። you are amazing.

  • @እድቭቲህያቭነዴኣ
    @እድቭቲህያቭነዴኣ Рік тому +33

    ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን ታዓዲላ❤

  • @amanuelkahsayfissihaye-xy3ir
    @amanuelkahsayfissihaye-xy3ir Рік тому +60

    We need more people like you boss 💎💙👑

  • @solomonbb1377
    @solomonbb1377 Рік тому +2

    Great Job as always Dani hawey, please don’t get tired and keep it up.
    You are playing a huge role in forming and designing our future.

  • @eyobeyob1297
    @eyobeyob1297 Рік тому +29

    Well articulated and to the point as always Wedi memher. And you proved to all of us that wisdom doesn't necessarily come with age.

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 Рік тому +2

    ወድመምህር በሊሕ መንእሰይ ንበረልና 💙💙💙💙

  • @kemLbey3699
    @kemLbey3699 Рік тому +15

    ብሉጽ ናይ ብሉጻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ መምህር ጅግና❤።

  • @rora3757
    @rora3757 Рік тому +27

    ትሕቲ ዝሮ ቁጽሪ የለን ንሕና ድማ ወርድና ኢና ኣንጻር ሓርነት ዝቃለስ እቲ ዝሓመቀ ትውልዲ ❤❤❤❤

    • @bingo8314
      @bingo8314 Рік тому

      Alo ba Negative b adna dima Alutawi kuxri...( kemeu ymesleni etom neashtu yehwatey ztemaharuwo zbeluni (zemene shaebya))

  • @habenablel
    @habenablel Рік тому +77

    Nationalist: ”ቅድሚ ኹሉ፡ ሃገር ትሃሉ”
    Patriot: ”ቅድሚ ኹሉ፡ መሰል ዜጋ ይተሓሎ”
    We are so grateful to have you Dani my G💙

    • @Mikalshkor
      @Mikalshkor Рік тому +3

      If the peoplel are daying what is country means please define this first .

    • @googlexy1358
      @googlexy1358 Рік тому +4

      Country without people is meaningless( abona Weldeab weldemariam)

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Рік тому +5

      ቅድሚ ኩሉ ሰብ።ሰብ ተሃልዩ ሃገር ኣላ ሃገር ሰብ ተዘይብላ ብኻልኦት ኣህዛብ ትትካእ ድሕሪ ቡዙሕ ዓመት ኣሪግካ ተተመሊስካያ ከኣ ከምዞም ጸለምቲ ኣሜሪካዉያን ካላኣይ ዜጋ ኮይንካ እንዳተሳቀኻ ኣሪግካ ትመውት ።

    • @mebrahtomtsegay9330
      @mebrahtomtsegay9330 Рік тому +3

      Noooo kdmi kulu seb yhalu seb entelo hager thlu bzey seb gn hager aythlun slezi hgi knegs alewo seb ab hageru knebrrr

    • @habenablel
      @habenablel Рік тому +6

      ሰብ እዩ ሃገር። ሃገር ብዘይ ሰብ ከንቱ"ያ፤ so ቅድሚ ሃገራውነት ሰብኣውነት ንስራዕ። we are the patriots, not nationalists.

  • @KweghEyu
    @KweghEyu Рік тому +7

    Daniel, I have no words to describe your intelligence, keep up the wonderful talk until your people wake up. 👏👏👏

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde1249 Рік тому +51

    ኣቤት ትንተና ብሉፅን ንፊዕ መንእሰይ👌 ኣድናቅትካ ትግራወይቲ ሓፍትኻ 💛❤💙🌿

    • @maerakelati6901
      @maerakelati6901 Рік тому

      Gal haweboy tgraway yele ertraway ekoyu zbleki zelo yrdaku alo dyu😂

    • @yo-61
      @yo-61 Рік тому +1

      ​@@maerakelati6901ሱቅ በል ወድዛ ጀጋል ምጥሪ

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @yo-61
      @yo-61 Рік тому

      @@hermonberhe1889ሱቅ በል ዓኳር ወድዛ ጦባቢት ሽልሖ ገመ..ነቲ ናይ እዴኻ ጨናዊ ገፊሕ ምጥሪ ሊሒስካ ደቅስ ...ሉጢ

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      @yo-61 ኣታ እዞም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ትግራይ: እዛ ናይ መዓኮር ነገር: ክትዛረብሉ ክንዳይ እዩ ደስ ዝብለኩም:: እዞም ጸዓዱ ብመዓኮር ምርኻብ: ኣልሚዶምኹም: ተገበርቲ መዓኮርኩም ኮይንኩም ተሪፍኩም:: መልስ ዜናዊ ምስ ኣፍቀደ: መዓት ተጋሩ ተገበርቲ ፈጢርኩም:: ገጽኩም ትርሓቕ: ብዕሉጋት ፍጥረት::

  • @Natnaelgebrhiwet
    @Natnaelgebrhiwet Рік тому +18

    ብጥዓሚ ቡሉጽ መንሰይ ኢኻ ኩሉ ግዜ ቃላት ይስእነልካ ኣብ ዓድና ዩቨርስቲ እንተዘይሃለወና ኣብ ስደት ኬንኩም ብዓል ዳኒ ኣናቃቅሕና ነዚ ንኡስ ዎሎዶ ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ኣብ ዓድና ናይ ዳኒ ተማህሮ ክንብሃል ኢና ነዚኣ ሓሳብ ዘስመርኩምላ ላይክ ገርኩም ሕለፉ ንኡሳተይ

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 Рік тому +8

    ዳኒ ናይ ልበይ ብሓቂ ንስኻ እንካዕ ናትና ኮንካ ኣምላኽ ፍልጠትን ጥበብን ይሃብካ ሓወይ ❤❤❤❤

  • @welodey
    @welodey Рік тому +11

    ዳኒ ብሱል እንቆዕ ብደሓን ተመለስካ!ምሕረት ከኣ የዉርደልካ...!

  • @solomon2666
    @solomon2666 Рік тому +41

    ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን ክትምርመር አለዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

    • @worldsystem8312
      @worldsystem8312 Рік тому

      ናይ ኣቦሓጉኡዩ ወሲዱ😂

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому +3

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @worldsystem8312
      @worldsystem8312 Рік тому +1

      @@hermonberhe1889 ምስኪናይ እዛ ጽሕፍቲ ንኽትጽሕፍስ 20 ሰዓት ወሲዱልካ እምበርከ ትጠቅም እንተ ትኸውን ትግራዋይ ኣስመራ ዓብዩ ዓዱ ከይዱ ሕውሓት ክእመን ዘይክእል ተፈጢሩ፡ካብዚ ኩሉ ዘይንቕሓትካ ዝገረመትኒ ግን ትግራዋይ ኣብ ኤርትራ ክዛወር ከምዘይክእል ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ኢልካ ኤርትራ ሃገር ደኣ ምሽዶ ትግራዋይ ወደባት ኤርትራዊ እኮ ኮሪዑ ዘይዛወረላ መንቀሳቐሲ ሃባ ኬላን ገለን ጌሮም ካብ ዓዲ ናብ ከተማ ክትሓልፍ ዘይትኽእል እልፊ እሱርቤት ሰሪሑ ጋኒን ዓዲ ሃሎ ግን እሱርቤት ኣብ ሓንጎልኩም ውን ጌሩዩ ሓቂ ንኸይትዛረቡ ስለዚ በርጌድ ንሓመዱ ዝመስረቶ ከኣ እቲ ኣጋዲሉ ዘጋደለ እቲ ንኡስ ወለዶ ሕጊ ተኸቲሉ ኣብታ ሕጊ ዘይብላ ሃገር ሕጊ ከስፍን ኢዩ ዕላምኡ!ስለዚ እዚ ጽሑፍካ ነቶም ተጻረፍቲ ክነቕሑ ዘይደልዩ ምስቲ ዓማጺ ስርዓት ዝወገኑ ኣኪብካ ኣምብበሎም ሀ ለ ሐ መ ረ እንዳበልካ ነቶም ypfdj ከኣ ኣይትረስዕ

    • @gerzegeherehaile
      @gerzegeherehaile Рік тому

      @@hermonberhe1889 ናይ ባሓቂ ሕኑቅ እንታይ የውጽእ እዩ ነገሩ ያኢ ከምዚ ገርካ ፍትሒ ክምጻእ ወዲ መምህር ኢሎምኻ ከኣ እዛ ክልል ትባሃል ሲ ኣበይ እያ ተብጻሓኩም ቀስ ኢልና እንርእዮ ጉዳይ እዩ። ግን ንስኹም ብጉዳይ አረትራ ምዝራብ ሓዲግኩም ዓርፍኩም ኣንተትቅመጡ ጽቡቅ ኔሩ ።

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya Рік тому +33

    ናይ በሓቂብወዲ እልፉ እዚ ዕቡድ ከልቢ ሕጂስ ቀሪቡ ንዕርበቱ እዩ ኣጆና ጥራይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @nebunebu262
      @nebunebu262 Рік тому

      ክክክክክ ከምኡ ኢልኩም ነብስኹም ይዕሽው

    • @MerhawiGhirmatsion
      @MerhawiGhirmatsion Рік тому

      ​@@nebunebu262gual elfu😂😂

    • @NomorehgdefEzgharya
      @NomorehgdefEzgharya Рік тому +4

      @@nebunebu262 ናብራ ባርያ ዋላ ኣስመራ ኣቲና ውን ነብስኹም ከተተዓሻሽውዋ ኢኹም መኣስ ሕጂ ጥራይ ኬንካ ከምቲ ናይ ቲክቶክ ዝበሎ ታሕቲ ታሕቲ ተሓቢእካ ኢኻ ትኸይድ ምሽ ስም የለ ስእሊ ፈረሓት ተሓቢእካ ፈኸራ ከም ፋኖ ዘመድ ፋኖ

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @NomorehgdefEzgharya
      @NomorehgdefEzgharya Рік тому +1

      @@hermonberhe1889 ኣየ ባርያ ጎይታኻ ኤምባሲ ወያነ ዝለኣኸቶም ከምዝበለ ዶ ኣይፈለጥካን ኢኻ ወያነ ራዕዲ ኣእትዩልኩም እዩ ምሽ መራሒኻ ውን ወያኔ እዩ ክንደይ ግዜ ክትቀትልዎ ከተተስእዎ ተሓቢእካ ጥራይ ፈክር ሃዳሚ ብርጌድ ንሓመዱ ይመጸካ ኣሎ

  • @Habu-10_ደቡባዊ
    @Habu-10_ደቡባዊ Рік тому +9

    ዳኒተይ ብሉጽብሉጽ ኣነ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @ghezaeghebremicael9525
    @ghezaeghebremicael9525 Рік тому +2

    This is brilliant analysis by far as always!!! Keep it up!!! ❤❤❤

  • @berihu9286
    @berihu9286 Рік тому +51

    ብጣዕሚ ተባዕ ክም ወትሩ ቃላት ይስእነልካ ኣጆኻ ቀጽለሉ እዚ መንአይ ክም'ዚ ጌሩ ዝምህሮን ተስፋ ዝህቦን'ዩ ሃረር ኢሉ ዝጽበ ክም'ዚ ከማኻ በላሕቲ ኣጆና❤❤

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @breezy5211
    @breezy5211 Рік тому

    Danke!

  • @mikiyashailay5878
    @mikiyashailay5878 Рік тому +7

    ካብቶም ጽቡቕ ዝመሃረሎም ቁጽሪ ሓደ በሊሕ ሰብ❤❤Long live and God bless u dani❤❤❤

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c Рік тому +17

    ደስ ክብል ትንተናካ ብሉፅ መንእሰይ ጎዶሎታት ናይ ዓድካን ሃገርካን ምፍላጥ ብሉፁነት እዩ

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому +1

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @EriG15
      @EriG15 Рік тому +1

      Niska men eka ba hiji Zegnet kitiedl wielka may Zihul site Hermon tenbar !

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      @Shalex990:- ጽሩይ ኤርትራዊ ኣብ ጉዳይ ሃገረይ መሰል ዘለኒ: መን ምኻኑ: ካበየነቲ ሃገር ዝመጸ ምኻኑ: ምሕባር መሰለይ እዩ:: ዘይኤርትራዊ ብዛዕባ ኤርትራዊነት ክዛረብ: እሞ ወዲ'ታ ተሕፍር ውድብ ህወሓት ዝኾነ ትግራዋይ ሰብ: ብዛዕባ ኤርትራውነት ክዝንጥል: ክሓፍር እዩ ዝግብኦ:: ሓደ ወዲ ጠስጣስ: ፈታሕ ስርኡ'ስ: ነቲ ብረቱ ኣውሪዱ: ምሕረት ዝገበረሉ ኤርትራውነት ክዝንጥል? ጠስጣስ ኢኻ'ሞ: ደም ክትጎስዕ ኢኻ ትምነ ዘሎኻ:: ጻሕጻሒ::

  • @yemanetsegay8619
    @yemanetsegay8619 Рік тому +9

    ድሕሪ ነዊሕ ግዜ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ሓወይ ናተይ

  • @semrethaile2370
    @semrethaile2370 Рік тому +5

    ጅግና ዝብሃል ከማኻ ዝበለ ኢዩ።
    ጅግና100%፡ ከማኻ ይብዝሑሉና

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera Рік тому +3

    ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ዳኔ ወደይ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ መለይ ንፍትሒ ደው ንበል።
    ንኩሉ ጊዜ ኣለዎ እቲ ካልኣይ ንጉሰ ውዲ ኣፈጨርቂ ኣብቂዑ'ዩ ምስ ዓሻክሩ።

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @TsnatHaylab-v9t
    @TsnatHaylab-v9t Рік тому +12

    ጽቡቅ ሓሳብ :ብዛዕባ ናይ ምዕራባዊ ኣመላክታ ከተቅርበልና ደልየ።🎉🎉

  • @abagaalem2864
    @abagaalem2864 Рік тому +13

    ጽቡቅ መግለጺ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @bahlna3
    @bahlna3 Рік тому +6

    117K ሕግን ስርዓትን ዝጸማእና ናጻ ካብ ወዲ እልፉ ብሓደ ኣለና ዓወትና ኣብ ቀረባ ግዜ፡ ዳኒ ጅግና

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 Рік тому +5

    ዳኒ ንቁሕ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቀጽሎ ናይ ብሓቂ ለባም ህዝቢ ምስ ሕጊ ዘይብሉ ሓላፊ መንግስቲ ኣይውግኒን ኢዩ።

  • @kiserifre3085
    @kiserifre3085 Рік тому +15

    ወዲ መምህር ሃውይ ቃላትካ 100% ተስፋን ሃቅን ኣዩ ናይ በሃቂ ተባኣ አካ ። ኣብ ቀጻሊ ብካልኣ ኣብ 4 5 መኣልቲ ክትመጻና ክንጽበየካ አና ።

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @amankrset3152
    @amankrset3152 Рік тому +12

    ዳኒ ወዲ ካባኻ ዝመሃሮ ትብዓት ሓቂ ኣገላልጻ ንቕሓት ተስፋ ኩሉ ቀጽሎ ❤️❤️💪💪

  • @free-ly6lv
    @free-ly6lv Рік тому +48

    ዕድመን ጥዕናን ዳኒ ብሉጽ ገላጻይን ሓሳባይን

  • @FnanNuguse
    @FnanNuguse Рік тому +51

    ውዱእ ኣገላልጻ ዲኒ ሓወይ❤
    ሕጊ ረጊጾም ምልኪ ካብ መረጹ ልዕሊ'ቲ ከንቲባ እልፉ ንንጉሰ ዝቀርብዎ ኣይቀርቡናን እዮም❤❤❤

  • @yonastsehaye4397
    @yonastsehaye4397 Рік тому

    ጅግና ብሐቂ

  • @እንታይማለትዩፍቕሪ

    ወልካም ወዲ መ ጠፊኻ ናይ ደሓን ክትኸውን ተስፋ ንገብር።ጽቡቅ መደብ💙✊💚✊💙✊💚

  • @johnandebrhan9941
    @johnandebrhan9941 Рік тому +2

    ንዘይነበር ከምዝነበረ ጌሮም ሓደ መትሓዝን መጨበጥ ዘይብሉ ኤርትራውነት ከጥብቁልና ነቲ ኣቦታትና ዘይቅበልዎ ዝነበር ተገዚእካ ምንባር ከልምዱናን ኢዮም ፈቲኖም እሞ ኣይኮነሎምን።እዞም ነዚ ሓዲሽ ወዲ እልፉ ቅድሜካ ይድፍኣና ዝብሉ ዘለዉ ከኣ ካብ ኤርትራውነት ዝሓልፍ ዝፈልጥዎ ዘይብሎም ኮይኖም እዮም እንበር ንምንባራ ተፍርሖም ሃገር ንዝሃነጸ ስርዓት ምድጋፍሲ ምስ ምንታይ ይቁጸር።ዳኒ ብዙሓት ሓደሽትን ብሉጻትን ሓሳባት እንዲካ ተምጽእ ካብዚ ብዝበለጸ ክትሰርሕ ይምሕጸናካ ነዚ መንእስይ ሕጂ ኢካ ተድልዮ

  • @samuelgebrekiden8673
    @samuelgebrekiden8673 Рік тому +7

    ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ መግለጺ ዳኒ ቡሉጽ መንእሰይ💙💙💙💙💙💪

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 Рік тому

    ጅግና ወዲ መምህር

  • @bennn9280
    @bennn9280 Рік тому +71

    Nationalism caused significant damage to our country. I felt disheartened for a long time, but now I have hope in Brigade Nehamedu. However, as you mentioned, our struggle isn't just against the government but also its supporters, who must face the consequences of their actions.

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @heruy8274
      @heruy8274 Рік тому +1

      Lawless despotism and Eritreanism has done great damage to our country, not nationalism. Nationalism is the political unity and advancement of a cultural group in one country. Eritreanism is partially expressed through the emphasize of difference between Habasa people on the basis of colonial borders. In other word our definition of nationalism is warped, and this warped understanding is the source of our national identity.

  • @TruthWillSetYouFree23
    @TruthWillSetYouFree23 Рік тому +2

    Golden words came out golden people ✨️ you are always hero Dani 🙌 👏

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Рік тому +8

    ጽቡቅ ትንታኔ እዩ ግን ንደቂ እልፉ ማራ ኣይነተዓባብዮም፡ ካብ 15% ኣይሓልፉን እዮም።

  • @jiddugurja4397
    @jiddugurja4397 Рік тому

    Well said, Wedi Memhir !

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 Рік тому +4

    ሰላም ዳንኤል ወዲ መምህር ንፉዕ ጅግና ነተበበዓዮ 💙💙💙💙💙💙💙😍🌹

  • @abelhagos2756
    @abelhagos2756 Рік тому +2

    Much respect bro, we need more people like you

  • @wedieri8264
    @wedieri8264 Рік тому +42

    ካብ ወዲ መምህር ሲ መምህር ተበልናኻ ውን ዝንእሰካ ኣይኮነን ዳኒ ሓወይ ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣገላልጻ ደቂ እልፉ ክሳዕ ናብቲ ዝናፍቅዎ ወዲ እልፉ ዝጥረዙ ኣይትጥፍኣና 💙💙💙

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

    • @idunnoidunno7189
      @idunnoidunno7189 Рік тому

      ​denkoro😢😢😢😢

    • @idunnoidunno7189
      @idunnoidunno7189 Рік тому

      ​@@hermonberhe1889I hate nationalists

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኢሂ'ታ ፈታሕ ስርኡ: እንታዴኻ ነፊሑካ:: ጠስጣስ:: ሰብኣይ ከኣ ትምስል:: ደንቆሮ ተዘይትኸዉን: ደንቆሮ ኣይምጸሓፍካን:: ናይ ደንቆሮ ዝመሽመሸ ድንቆሮ: ሰብኣይ ክትመስል ትጽዕር ዘሎኻ: ጻሕጻሕ ፈታሕ ስረኻ ምኻንካ ኣይትረስዕ:: ድርባይ ውርደተኛ:: ክትሕባእ እዩ ነይሩካ::

  • @HadasGebregziabhair
    @HadasGebregziabhair Рік тому +1

    Wow and wow Dani I have no word about you, I really appreciate your video and analysis, Everytime you always amaze me and I like wedi elfu, thank you so much, great job and well-done

  • @KeshidawitBrhane
    @KeshidawitBrhane Рік тому +21

    ናይ በሓቂ ንቁሕ መንእሰይ ኢኻ እሞ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጽላሉ የንብረልካ❤❤❤❤❤

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 Рік тому

    ብሓቂ ወዲ መምህር !! ናይዚ ዘመን ተወርዋሪ ኮኸብ እዩ !!

  • @KukuhawiWeyni
    @KukuhawiWeyni Рік тому +4

    እንቃዕ ብዳሓን መጻካ ዳኒ ምሕረት ይዊርድ

  • @amanuelghebrezgabiher8608
    @amanuelghebrezgabiher8608 Рік тому

    Thabks Dani boy. በሊሕ መንእሰይ።

  • @eriforever23
    @eriforever23 Рік тому +3

    ኤርትራውነት ክቡር መንነት!!!

  • @ableldebesay
    @ableldebesay Рік тому +1

    ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ መደብ ወዲ መምህር

  • @solomonliza
    @solomonliza Рік тому +13

    ዳኒ ዝድነቕ መንእሰይ ኢኻ'ሞ በርትዕ 🙏🙏

  • @ገብረወልድተስፋ

    ብጣዕሚፅቡቅ።

  • @pauloshaile2555
    @pauloshaile2555 Рік тому +7

    Genius, the best ever!

  • @Senatteklei
    @Senatteklei Рік тому +1

    I appreciate you so much Dani hawey God bless you.

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 Рік тому +17

    Grateful story analysis. It represents our Eritrean present problem. Let us destroy Esayas regime.

    • @aman-wg1bz
      @aman-wg1bz Рік тому

      Let's go and do it !!! Soon

  • @selamdalyselamfi4084
    @selamdalyselamfi4084 7 місяців тому

    ከም ወዲ መምህር ሽሕ እፈጠሩ
    ኣደ ወለዳ ብሓቂ 👑💙🥰

  • @aman-wg1bz
    @aman-wg1bz Рік тому +9

    Hallelujah !!!! welll said . ❤

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners Рік тому

    Well done wedi memhir keep it up💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙✊🏿

  • @WediTesfay448
    @WediTesfay448 Рік тому +16

    ዳኒ በትሪ ሓቂ 100% ሓቂ በልካ😊😊😊😊😊😊

  • @ephar133
    @ephar133 Рік тому

    ናይብሐቂ ወዲመምህር ኢኻ
    መወዳእታ እታ ኤርትራን ህዝብን አብመዳእታ ምፍራስ ከምደላ ኩነታት ይሕብር ዳናቍር ህግደፍ አይባህረሩን ካብሕልሚ

  • @saliholove101
    @saliholove101 Рік тому +11

    ውዱእ ኣገላልጻ ❤❤❤
    እዞም በዓል ዮሴፍ ዝዛረብዎ ግና ውርዙይ ኣይኮነን😢😢

  • @samueltesfazion1742
    @samueltesfazion1742 Рік тому

    Thanks for your educational and informative videos

  • @ሓቂቅ
    @ሓቂቅ Рік тому +8

    ወዲ መምህር well Done, ብትክክል ኣቀሚጥካዩ ኣብ ሳዋ ሰሉስ ሰሉስ ሰሙናዊ የርኡዩና ኔሮም, ድሒሮም ጠቅሊሎም ኣጥፊኦማ እዛ ናይ ንጉሰ ፊልም, ብርግጽ ነዚ ዘሉናዮ ትገልጽ, ምስ መፍትሒኡ ካብ ናይ ሎሚ ደጋፋ ናይ ቅድሚ 200 ዓመት ዝነበሩ ህዝቢ ይነቅሑ, እዚ ክኣ ድንቁርና በለጽ ዕሽነት ስንኽልና ኣእምሮ እዩ, ግዜኡ ኣኪሉ እዩ። ክመሓዉ እዩ

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @michaelabebe1216
    @michaelabebe1216 Рік тому +2

    ዳኒ ኣባ ጥመር ኣብነታዊ መምህር ናይ ዘበና ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 Рік тому +9

    ዳኒኤል ብሉጽ መንእሰይ💙💙💙💙💙.

  • @mekell243
    @mekell243 Рік тому

    You are really smart with golden heart ❤

  • @amanhagos4921
    @amanhagos4921 Рік тому +6

    እታይ እሞ ክንብሎም ኢና ዝርድኦም ኣይኮንን እተ ኣቀራርባኻ ግን መግለጺ የብለይን( ዉሕሉልን ጭብጢ ዝዓብሎሎን ኢዩ )ስለዚ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ።

  • @Ad-fx3cq
    @Ad-fx3cq Рік тому

    I appreciate the effort you put into presenting your arguments. Your ability to make your points feel authentic is truly impressive.
    While it’s understandable that your audience looks up to you since they haven’t encountered a well-put argument, for your ability to present arguments coherently, it’s crucial to prioritize honesty and accuracy in your statements. It’s important to support your claims with factual evidence to strengthen the validity of your arguments. Widening your perspective and considering alternative viewpoints can contribute to a more comprehensive and well-rounded discussion.
    Regarding Birged Nihamedu, ensuring accuracy in your statements is essential. Clarifying their actual cause, which is fighting for Tigray Tiser rather than beating the system in Eritrea, will help maintain the integrity of your arguments.
    Lastly, I want to acknowledge the significance of Eritrea to your video and the Birged Nihamedu. It’s clear that Eritrea holds great importance for you, and it’s understandable to emphasize its role since you are talking about it. However, it’s important to remember that diverse perspectives exist, and it can be valuable to consider different viewpoints and experiences because most of us believe in Eritrea as our country, not a cult system. If you want to talk about a cult system, talk about Birged Nihamedu.

  • @selam3657
    @selam3657 Рік тому +11

    ጸግም ይብሉን ረብሽና ምዓረይ❤️❤️💙💙🩵😍❤️❤️💙💙💙🩵🩵🩵🩵💙❤️❤️❤️❤️💙ክመይ ክምዝፍትውካ ተትፈልጥ❤❤❤❤❤❤❤

    • @hermonberhe1889
      @hermonberhe1889 Рік тому

      ኣብ ኤርትራ ዝተወልዱን ዝዓበዩን ተጋሩ: ናይ ትግራይ ስነ ኣእምሮ ኩነት ዝወነኑ ኩሎም: ህወሓት ሸውዓተ ሜትሮ ዝቕመቱ ጉድጓድ ምስ ተቐብረት: ዘይዓበደን: ዘይተጸለለን ትግራዋይ ዕባይ ወዲ ኣስመራ የሎን:: እዞም ሰባት እዚኦም: ህወሓት ኢትዮጵያ ምስ ተቖጻጸራ: ናይ አሜሪካውያን ሰበ ስልጣናት ብቑልጡፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው: ወይ ንዓና ምረጹ ወይ ከኣ ንኤርትራ ምረጹ: ምስ በልዎም: ስልጣን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይምንዝዑ ብፍርሒ ተዋሒጦም: ካብ ዝምድና ምስ ኤርትራውያን ምሳኹም ስለ ዝበልጽ: ሕራይ በልዎም::
      እዞም ሃላያት መራሕቲ ህወሓት: ኣሜሪካ ንኽልቲኦም ህዝብታት ከተዋገኦም ትሓስብ ስለ ዘላ: ተጠንቀቑሎም: ኢሎም ዝነገርዎም ፈተውቲ ሃገራት ኢትዮጵያ ነይሮም እዮም:: ህውሓት ኢትዮጵያ ግን ነቲ ዝመጾም ዝነበረ ለበወታት ዕሽሽ ኢሎሞ:: አሜሪካውያን ንኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኢትዮጵያ ንኽትኣቱ: ህወሓት ከኣ ዓቢ ተራ ንኽጻወት: ዘለዎም እምነት ምስ ገለጽሎም: ህወሓት ብታሕጓስ እዮም ዝዘለሉ:: እታ ህወሓት ደገፍቶምን ዝሓልምዋ ዝነበሩ ኤርትራ ዝሓወሰት ዓባይ ትግራይ: አሜሪካውያን ምስ ደርጉሕሎም: ህወሓት ብህጹጽ ኩናት ኣብ ምድላው ተደቕደቑ:: ምስቶም ኣብ ኤርትራ ዝቕመጡ ዝነበሩ ተጋሩ ውድባት ህወሓት: ኣብ ስለላን ከምኡዉን ኣብ ቅንጸላን ኣዋፈርዎም::
      ህወሓት ነቲ ኣብ ኤርትር ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ከምኡዉን ኤርትራዊ ኮይኑ ዝነብር ዝነበረ ትግራዋይ: ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ እትምለስሉ እዋን ርሑቕ ስለ ዘይኮነ: ክሳብ ዝኸዉን ተመሳሲልኩም ንበሩ ኢላቶም:: ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ህወሓት ኢትዮጵያን እቲ ኩናት ምስ ተኸፈተ: ነዞም ዕባይ ኤርትራ ዝኾኑ: ኣብ ኤርትራ ዝነብሩ ተጋሩ: እንታይ ሳዕቤን ከም ዘምጸኣሎም ዝሓስብ ትግራዋይ ኣይነበረን:: ዳርጋ ኩሎም ተጋሩ ዕባይ ደቂ ኣስመራ: ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር እዋን ኤርትራ ዝሕዝዋ ይመስሎም ስለ ዝነበረ: ድሕሪ ሕጂ ነዛ ኤርትራ ክነብሩላ ክዛመዱላ ክዓብዩላ: ከምኡዉን ጨሪሾም ክነብሩላ ከም ዘይኩእሉ: በዓላቶም ኩነታት ይፈጥሩ ከም ዘለዉ ዝግንዘብ: ዕባይ ደቂ ኤርትራ ተጋሩ ኣየነበሩን:: እንታይ ደኣ ኣብ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ክሕምብሱ መረጹ::
      ናይዚ ዝመረጽዎ ጉዕዞ: እቲ ዝነበረ ሕልሞም: ምስ ህወሓት ስለ ዝተቐብረ: ናብቲ ቅድሚ ኩናት ምኽፋቱ ዝነበርዎ ዝነበሩ ናብራ ኤርትራ: ንኽምለሱ: ሕጂዉን እዚ ብርጌድ ንሓመዱ ዝብል ስም ኣብ ኤውሮጳ መስሪቶም ሓድሽ ሕልሚ መስሪቶም: ኤርትራ ክቆጻጸርዋ ደድሕሪ ጸዓዱ ክሕግዝዎም ይልምኑ ዘለዉሉ ኩነት ተፈጢሩ እዩ ዘሎ::
      እዞም ሰባት እዚኦም ድሕሪ ሕጂ ነቲ ኣብ ኤርትራ ክቕመጥ ዝደሊ ትግራዋይ: ክቕመጥ ከም ዘይክእል ይገብርዎ ኣለዉ:: በቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ክፍኣት ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራ: ዝኾነ ትግራዋይ ዋላ ንኽዛወር ከም ዝሽቁረር እዮም ዝገብሩ ዘለዉ:: ትግራዋይ ክእመን ዘይክእል ፍጡር ሰብ ምኻኑ: በቲ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕ: ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊ ኣእምሮ ይቖርጽዎ ኣለዉ:: እዚ ኣብ መወዳእትኡ ነቶም ዕባይ ደቂ ኣስመራ ተጋሩ: ናብ ጽላለ ጥራይ እዩ ዝመርሖም::
      ብግብሪ ከም ዝተጸለሉ ንርእዮም ኣሎና:: ካብዚ ኣትዮሞ ዘለዉ ሕልሚ: ሒዝዎም ፈቐዶ ዓለም ፋሕ ብትን ክእትወሎም እዩ:: ጨሪሾም መሬት ዓዲ ኣቦኦም ትግራይ ክይነበሩላ: ኤርትራ ዘላታ ዓባይ ትግራይ ክብሉ ከም ሽምዓ ሓቒቖም ንዘልኣለም ክጠፍኡ እዮም:: ድሕሪ 1945 ንጉስ ሃይለስላሴ ዝፈጠራ ትግራይ: ንኤርትራ ክትውሕጣ ምሕሳባ ካብዚ ዝዓቢ ጽላለ ኣሎ ኣብዚ ዓለም?

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 Рік тому

    Very good analysis. We don't even know what "HADE LIBI" malet.

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 Рік тому +3

    ወዲ መምህር ፡ እንቋዕ ብሠላም መጻእካ ።

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 Рік тому

      Kolel

    • @mussietn1966
      @mussietn1966 Рік тому

      ​@@emteemte3985
      ፍቑር ሓወይ 🖤
      ኮለል ክትብል ከፊኡካ 😁

  • @hagosseyoum8064
    @hagosseyoum8064 Рік тому

    Thank you very much

  • @ss.gebshl_hallo
    @ss.gebshl_hallo Рік тому +5

    ኢዞም ኩሉ ነብሶም ብቀይሕ ባንዴራ ተከቢቦም ዝከዱ ጥዑያት ኮይኖም ኣይስሙዑኑን ኢዮም

  • @elsabeyene4548
    @elsabeyene4548 Рік тому +1

    Well done very good point.❤

  • @milifreeshow
    @milifreeshow Рік тому +5

    *Dani arkey smart as always💙💙💙*

  • @abelmehari4047
    @abelmehari4047 Рік тому

    ናይብሓቂ ወዲ ኡልፉ

  • @habengerye2076
    @habengerye2076 Рік тому +3

    ቃልስና ኣንጻር ኩሎም ደቂ እልፉ እዩ 😂😂 thank you dani 💙💙💙💪

  • @HadasGebregziabhair
    @HadasGebregziabhair Рік тому +2

    I like dekii elfu, Dani please come back every other day plessssssssss

  • @EH2624
    @EH2624 Рік тому +4

    ጽፉፍ መግለጺ ዩ ዳኒ በሊሕ። ወሎዶይ ንቓሕ ከይትሙቋሕ። እዚ ህልወሳ እዚ ክሕከኽ ኣለዎ!!!

  • @emteemte3985
    @emteemte3985 Рік тому

    Nska dea nety ablbey zelo kblo(kizarebo) zihasib kulu gzie ab media wexika msbelkaley endika . You are ma best young man. Unique, informative, intelligent, brave, honest. Just amazing man!!! God bless you !!

  • @frehayele5091
    @frehayele5091 Рік тому +11

    ዶግተር ዳኒ!💙💙💙💙

  • @wedikeshi4558
    @wedikeshi4558 Рік тому +2

    thank u wedi memhr korida ❤❤

  • @ኣኸለበቃ
    @ኣኸለበቃ Рік тому +3

    መግለጺ የብለይን❤👏👏👏

  • @hiritysahle4088
    @hiritysahle4088 Рік тому

    Tbark zhawey 💙🙏

  • @brhankeshi8434
    @brhankeshi8434 Рік тому

    This is well said Dani wedi memhr. God be with you❤❤❤

  • @Agaziii
    @Agaziii Рік тому +5

    እዚ ሕጂ ዘሎ ወዲ እልፍ ፍሉይ ዝገብሮ ፍራሕ ስለ ዝኾነ እዩ ግን ዳርጋ ሓደ እዮም እቲ ካብ ንቡር ወጻኢ ኣትሓሳስብኦም

  • @eritrend9181
    @eritrend9181 Рік тому

    Well speech bro keep up it going

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 Рік тому +17

    ምልኣት ልቢ ኢኻ ዳኒ ሓውና❤❤

  • @Daniel-t7l2h
    @Daniel-t7l2h Рік тому

    ናይ ብሓቂ ወዲ እልፉ ዕድሌኛ ዉልቀ-መላኺ እዩ

  • @Tesfaeyu
    @Tesfaeyu Рік тому +19

    ኤርትራውነት ምሁሙን መዐቀኒ ብሓቂ

    • @KertetKertet-yn5vc
      @KertetKertet-yn5vc Рік тому +1

      Deqi sheramut eskum eskym mhmumat

    • @Eruna1993
      @Eruna1993 Рік тому +1

      ​@@KertetKertet-yn5vcኣልግስ ጭብ ዋሒድ

    • @KertetKertet-yn5vc
      @KertetKertet-yn5vc Рік тому

      @@Eruna1993 sekt agame wahdi kabzom debub dika

    • @Eruna1993
      @Eruna1993 Рік тому +2

      @@KertetKertet-yn5vc በቃ ንሳ እያ ዓቅምኻ 🤔 ዓጋመ እንድዩ ዝረግጸካ ዘሎ ጭብ ዋሒድ 😂 ደቡብ ልብኻ ኣጥፊኦምልካ ምሽ ከምኣ ኢና ንገብር ደቂ ጀጋኑ እንዲና 💪💙💙💙💙💙💙💙🌿💙💙💙💙💙

    • @Filmon680
      @Filmon680 Рік тому +1

      Eritreawenet Geme Eyu zeychebet halwesa

  • @MeronGoytom-cm1pz
    @MeronGoytom-cm1pz Рік тому

    Well said....well said....we need leaders like you