ንሸሞንተ ወርሒ ዝተኻየደ ኲናት እንታይ ኣፍርዩ፧
Вставка
- Опубліковано 10 гру 2024
- ብዛዕባ ኲናት
• ብዛዕባ ኲናት...
Mahder-Production social media links.
/ mahderproduction
/ mahderproduction
/ mahder_production
www.tiktok.com...
@ዳኒ ወዲ-መምህር
www.facebook.c...
#Tigray #Eritrea #war #Mahderproduction
ዳኒ ወዲ፥ ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምንባር ኣምጽኣልና በጃካ🙏 መን ኣሎ ምሳይ ዝሳማምዕ
Ane alko zarkey
ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ እንታ ጌራ
That's my favorite song 💓
Imo nmntay nay Abraham drfi kmxeo aykilni yu
Ane aleku
ብሓቂ መግለጺ የብለይን እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ጽቡቅ መግለጺ bravo bravo bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒ ለባም ❤🙏ፈጣሪ ምስ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ይኩን 🙏
ኣሜን መዓርይ ኣምላኽ ምስ ህዝብና ትግራይን ኤርትራን ይኹን 🙏🙏 ንበዓት ኣድታትና የኣክል ይብለልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen bejakum nfaker ❤️❤️
ኣሜን (3)
እዛ ዘዕበካዮ ከልቢ ኣባጊዕካ ክበልዐነን ምስ ጀመረ ድሓር ናይ ጎረቤትካ ክበልዕ ምስ ጀመረ ክቀትልዎ ይሓስቡ ሞ ግደፉ ኣይትቀትዎን ኢኩም ደስ ትብል መረዳእታ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ
ኣንሕና ተጋሩ ወላ ደብረፂወን ገቻቸዉ ዋላ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ተዋዓሉ ኣንሕና ባዓልና ህዝቢ ትግራይ ባዓልና ደብረፂወን ባዓልና ገቻቸዉ ኢና እዙይ ክትፈልጡ ይግበአኩም እና ዳኒ የቀንየልና ንፅር ገይርካ ሰለ ዘቅረብካዮ
ሰክት ዊዒግን
@@eritrawibhigi1359 🐑🐑🐑
ሂወት : ኣሕዋት ተጋሩ ለባትን ጭዋታትን ምኻንኩም ይፈልጠኩም እንድየ : እዚ ዓለም ኣዛሪቡ ዘሎ ጅግንነትኩም ግን ማዕረ ክንድዚ ይምሰለኒ ኣይነበረን እሞ ሓበን ይሰማዕኩም 🙏
@@eritrawibhigi1359 ብዕራይ🐂 ደንብያ !
@@Senafe-v2r የቀንየልና 😍😍
ወዲ መምህር ጅግና መስተዋዓሊ መንእሰይ ንፉዕ
ቆልዓ ክንስኻ እቲ ልቦናኻ ክንደይ ይዓቢ!
ከማኻስ አሻሐት ይወለዱ። ወዲ መምህር ፡ ባዕልኻ እውን መምህር ኢኻ። 😍😍😍
ናይ በሓቂ ወዲ መምህር ጅግና ጽቡቅ ትንታነ!
የቀንየልና ዳኒ ሓወይ ለባም ቦኡነት ከማኻ ዝበሉ ለባማት የብዘሐዮም ኣጆኩም ዶሞ ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋትና ክትዕወቱ ኢኹም ተወዶቡ ጥራሕ💊✊
ወዲ መምህር ጅግና እዛ ኣብዛ ርእሰይ ዝነበረት ኩላ ገሊጽካያ ብራቮ
ቃል ተግባር እዩ ☝🏿Tigray will prevail 💛❤️👊🏿
ሓደ ዳኒ ወዲ ምህረይ ክንዲ1000 ኤርትራዊ እዩ😋
ንዳኒ ተድንቁ ላይክ😍
ክክክክክክክክክ
Kla dhul men beleka nnebsu wekilu nsfu kbehal yfeked.
ሓደ ወድመምህር ክንዲ 1000 ኤርትራዊ ክክክክ.....ክንዲ 10000000 ትግራዋይ ይሽረፍ ኣሎ ማለት እኮዩ
@@dimaerichannel981 nska wn hade kabtom isseyas keymoto tbeki zeleka ika 🤒😂😂
@@dimaerichannel981 at least Dani is clean Eritrean how about you wed Gonder 🤣🤣🤣
ውዲ መምህር በልሕ ዓንጎል ከመኻ ይቡዙሑ ።♥♥♥
ዳኒየ ጀግና ኩሉግዜ ቅኑዕ ተባረክ ብሩክ እስይ እንኳዕ ደስ በለካ 🥰💖✌️💞
ዳኒ ኣዝዩ በሊሕ መሰተዋዓሊ መንእሰይ ናይዚ ዘመን ኣተናትና ሓሳባቱ ዝጥቀመሎም ቃላት ኮታስ ኩሉ ነገሩ ጥንኩር መንእሰይ እዩ ክተባባዕ ዝግበኦ መንእሰይ እዩ ቀፅለሉ ዳኒ ወዲ መምህር 😘😘😘
ዳኒየይ የኔ ጅግና ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
🥰😍😍😍😍 ኣምላክ ምስ ኩሉ ዉጹዕ ይኩን ዓወት ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ዉድቀት ንዉልቀ መለክቲ ስርዓት
The smartest Eritrean young Man !!!!
Nay bhaki
He is not Eritrean
@@amesginealekuemo5035 entay dea amharay kemaka?
አደ ንዓኻ ወሊዳ ትምከን ❤️👌🏿👍🏿👏🏿👏🏿
እዛ ዝበልካይ ምርቃ ዲያ ወላ ምርቃ
ስሩይ
You are 👎👎👎🤐🥶👎👎👎🤬🥶🐃🐃👎🥶🤐it is for you
ይቅንየልና ክብር ሓው ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራ እውን ኣጅኩም ተውደቡ
ኣበይ ዘለዉደለይቲ ፍትሒ ኢኻ ኣንታ ሙሩኻት ፋቱሓት ስረ በሎም
@Asair Tesfalem
ሓንጎልኪ ወይ ሓንጎልካ ብህግደፍ ተጋስሶሞ ኢዮም 😪🤣
@Asair Tesfalem tigrinya language fedl gez ente gedfkmwo da ben kenrkeb
Meknyatu tigrinya nebalu tgrway sele dkne
Please don't write tigrnya language
@Asair Tesfalem መምህር ሂወት
@@arfessa2571 nska ay konkan .malet mejemerta aytlaged .xn elka mo smayo ezi wedi .
agazan yu malet tm elka astebahl blbka smae .shu tezareb ane n dani yfetwo ye haknet alewo gn gele negerat melektu yemehalalf yu malet tgrina enda be .
so ezi wedi agazan yu?
ናይ ብሓቂ ንፉዕን ተባዕ በሊሕ መንሰይ ኣጆኻ ጥራይ ኣጎንኻ ኣለና :
ህዝቢ ትግራይ እንቃዕ ብርሃን ርኣየ ናይ ብሓቂ ዳኒ ዓርከይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዳኒ መኽሰብ ህዝቢ ኤርትረራ እኻ መግለጺ የብለይን!
ሓቂ ፍረድ ንነብስኻ ዳኒ ሽኮር ❤️❤️❤️❤️
እዋእ ኣብዙ ዕድመ እዙይስ ክንድዝይ ፍልጠት ናይ ባሓቂ ጎበዝዝዝዝዝ ወዲ
ዝዋሓጥ ዘረባ ኢዩ ዳኒ ጅግና
ከምዚ ከማይ ብ ናይ ተጋሩ 😍 ጅግንነት ዝተሓበንኩም ኣለኹም ዶ? እንካዕ ተጋሩ የሕዋተይ ኮንኩም።
Kulu wedi agame guzay tehabinu tehabina wedi rimey 🎉
bmntay eiu jgnnnet rieka grm eiu zbleni nay seb
@@senaytdaniel7664 agame guzy ke abey eyu 😂😂😂
@@senaytdaniel7664 akeguzay agame yebilnan denkoro
@@ot7bangtan751 bxogura hizka yuuu abla bhade klte ylkmuna alewu gn nay men diyom deki esu hbreteseb mlue kexnt deysekefom do ayashu belom goney ajoka 😉
እሰይይይይ ናዓኻ ዝኸዉን ቃላት የብለይ እዋ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ሓወይ ማዓረይይ
ዳኒ ሽኮር ኣነስ መግለጺ ቃላት ስኢነልካ ኣምላኽ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ይፍጠረልካ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
ብርግጽ ንፉዕ እዩ ግን ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፍቅ ጌርዎ ኣሎ ብዛዕባ ስደተኛታት ሃገሩ ተዝሓስብ.......
Ambesa
@@ሻዕብያኣይኣረገን-ረ9ኘ ብርግጽ ንፍዓቱን ብልሓቱንሲ ንሃገሩን ንህዝቡን ክብል ኔይርዎ ማለት ከም ሰብ ጽቡቅ ምምናይ ንዝኾነት ሃገር ይኹን ዉልቀሰብ ኣነ ይድግፎን ባህ ዉን ይብለኒዩ። ነገር ግን ማይ ወዲ መምህር ልምጭና ኮይኑዩ ዝስምዓኒ ምኽንያቱ ንሶም ንወዲ ኣፈወርቂ ቀቲሎም ዝገድፉዎ ነቲ ህዝቢኸ ይገድፍዎዶ ንብል ጉዳይና ባዕልና ተፈታሕናዮ እዩ ዝበለጸ ኔይሩ ድምጺ የሕዋትካ ካብ ሙኻን ክኣ ዝሃደምካ ትመስል።
iseyas ambesa bal neska heray geberekum bal tarik Esu mutrus dey wedi memher lekbat
ብሓቂ ዳኒ በሊሕን ቡሱልን መንእሰይ ኢኻሞ ፍረ ፃማኻ እትሪአሉ ማዓልቲ የርኢኻ ኣጆኩም ኩላትኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያ ሕጂ እያ ግዜኩም ተወዲብኩም ነቲ. ፅሕርያ ህግደፍ ክትኣልዩዎ ኣለኩም ብወገን ተጋሩ ኣድላዩ ዝበለ ሓገዝ ከምዘይትስእኑ ርግፀኛ እየ::
ብሓቂ ብሓቂ ህዝቢ ትግረይ ስዒሩ
Gedifemlu wexom si sierom 😅😅😅😅
@@natnaelteklu6258 Entay koinom emo wexiyom haweni
Thank you for being a voice for voiceless people of Tigrai
እግዚሔር ምስ ኹሉ ደላይ ሰላማ ይኹን ❤️♥️ትግራይ ዓደይ ምሉኡ ዓወት ይጊበርሊና 💛❤️😍🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ብናይ ተጋሩ ዓወት ሓበን ይስምዓኒ።
ወዲ መምህር ንፉዕ ቀጽል ኣጆዃ !
Thank you so much 🥰
ናይ ብሓቂ ዳኒ 💯✔️
ኣምላኽ ይሓልካ ዳኒ ሓወይ! Love you so much Please don’t stop giving your ideas ! This generation needs more education so they need someone like you to open their eyes. No matter if you are Eritrean or Tigray All nations all need Justice and freedom. Stop killing children so let’s all of us stay strong. Tomorrow will be different 🙏🏽.
💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ንዳኒ ወዲ መምህር መግለጺ ዝስእንውሉ እስከ like ርገጹ
እዋይ መግለጺ ሲእነልካ ዳኒ ሓውና። እዛ ሃገር ሲ ሰብ ኣለዋ እዝጋቢሄር ይባርካ.........
ወዲ መምህር ቡሉፅ ኣእሞሮን ሕለናን ዝወነነ ኣጆኻ ኣብ ጎንካ ኣለና
Sk bel halay ab gonka aleku hhhhh baray
@@medhaniasmarom4896 ወድዛ ድቃላ ኣምሓራይ ህግደፍ በላዒ ሰብ
ዳንየ ለባም እግዚኣቢሀር ምሳካ ይኩን ሰላም ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን
ደለየ ፅሩይ ሰብ ኣምላክ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ
I got your name from the comments section that it is Daniel, you're really have brilliant mind 🤔 🏅🏅🏅 🤝 great,,,. Let me say this what makes me watch your UA-cam videos the most is about Eritrean politics more than your other videos don't get me wrong they are good too and carry a lot of important messages(👀 opening messages and ideas) on the topic you took as a subject for the video you want to talk about on your day and day basis videos but your politic perspective on 👈&👉 🇪🇷 are amazingly true and right especially this one 100% 👏 so i just want to say that i am one among your biggest fans when it comes to politic in our country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Keep on going Daniel hawey ajokha and i am supporting you 100% in Eritrea politic.
💪🙏
🙋♀️.
ዳኒ'ይ ብሩክ ! ትግራይ ሃገር ኢያ✊🏽
Ata komal agame lemani funfunat alet #!! Bshimka kurae alet buda go hell ## keyro eti shim hama gerkayo zeleka ## abedekum nfalet gena demnet alena msakum ##
@@ጪዋ gena ab riesekum alena deki shermuta komal funfunat alet #!! Baelkin gemed kitsekla ekin ##
@@natnaelteklu6258 Abey konka tfkr Hadami. Nska hanti ktgebr aytkEln eka. EntekiElka hiwetka qeyr.
Kkkk eway tegaru
👍👍👍ናይ በሓቂ ጽፉፍ መግለጺ ዳኒ
እዞም ኔው ነጀው ዝብሉ ተቃወምቲ ዝመስሉ ነጋዶ እዮም ::
ኩቡር ሓውና ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ለባም መስተውዓሊ ትግራይ ሰዕራ 💛❤💊💪✊️✊️
Enkae hagosena hawey natey
እወ ስዒራ!! በዚ ዘይሕጎስ ተሎ ኤርትራዊ እሞ ተዛራቢ ትግርኛ ብገደል ይጽደፍ።
ጸባ ልቢ ዝኾነ ኣገላልጻ ዳኒ በሊሕ መስተውዓሊ ቀጽለሉ ወዲ ህዝቢ 🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻
ኣታ በርቒ ኣብዚ ልበይ ዝነበረ ጾር ኣርግፍ ኣበልካዮ😍👍
ሕራይ እቶም ዓረብሲ ብጽጋቦም ኩሉ ግዜ ነንሓድሕዶም ምንቝኣት ኣዝዩ ልሙድ ተርእዮ እዩ።
ናይዚ መርኣያ ድማ የመን፣ ሊብያ ፣ ሶርያ ፣ ሶማልያ ፣ ኢራቕ ምርኣይ ይኣክል።
እቲ ዘሕዝን፡ ናትና ናይ ኤርትራውያን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ትግረ ትግርኛ ንዕቕ ፍንፍን ኣቢልና
"ዓረብ ኢና" እንብል ሓሰውቲ እዩ። ከም ዝዝከር ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ገለ ምስሉያት ኣብ ክንዲ ብቋንቋታት ሃገር ዝሕበኑ ብናይ ክራይ ዓረብኛ ወድኽ ደኽ ዝብሉ እዩ። ወረ ገለስ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ኣብ ራድዮ ቲቪ ወይ ዩትዩብ "ኣይተስምዑና" ዝብሉ ኣለዉ። ብናይ ክራይ መንነት ግና እትረብሕ ሃገር ዝመስረተት የላን። ንዓረብኛ ጸብለል ኢሉ ብሕጊ ከንግስ፡ ንቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ክበርስ ኢሉ ዝተሰወአን ዝሰንከለን ብሄረ ትግርኛ የለን።
ሃገረ ትግራይ 🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💓💓💓🙏🙏🙏
ብሓቂ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዳኒ ሓወይ ለባም አዝየ እየ ዘድንቀካካ አቱም ብሓዘንና ዝሓዘንኩም ብሓጎስና ውን ዝተሓጎስኩም አሕዋትና ኤርትራውያን አሕዋተይ አምላኽ የኽብረልና ክቡር ሰብ ማዓረ ነፍሱ የኽብረካ እንተ ገበርቲ እከይ ኢሳያስን አብይን ግን አምላኽ ክፈድዮም እዮ ሰላም ነቲ ሰለማዊ ህዝቢ
ኣሜን 🙏
Amen mot iseyas yereyena
ናይ ግድን ከኣ እንበር ሓዘንኩም ሓዘና ሓጎስኩም ሓጎስና እንድዩ ፍቅሪ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ዓለም ዘዛርብ ክንገብሮ ኢና ቀሪብቡ ኢዩ
@@samigebrkidan1113
Afka ys'ar
Amen amen marey ajoku amlak ms wtsat eu
ሰላም ፍቅሪ ን ሃገረ ትግራይ ን ሃገረ ኤርትራ💛❤️🙏🏼
ዳኒተይ ወትሩ ቡሉጽ 🙏🤝🤝🤝🤝
Merhab bro 💖👈
We are proud of tigray I'm Eritrea 🇪🇷
👍
Rihaaq wedza gohaaf Baria eritrawi
@@waterfull2907
ዕንቃዕሰይ ገበርካያ ነዛ ፎካስ ንባዓልናዓካ ጁንታ ትድግፍ ክክክ
ዝብላዕ ዘረባ ዳኒ ሓወይ እቲ ዝበሃል ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thanks you smart boy ❤💛🙏🏾🌿🕊
ሰላምካ ይብዛሕ መዓረይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀፅለሉ💖💖💖💖💖💖
ተመስገን ኣምላክ ንዓካ ዝፈጠረልና ወዲ መምህር ብሪሞ ኣጆካ ቀጽሎ ዝዓርከይ።
በሊሕ መንእሰይ ኤርትራዊ ብምርኣየይ ይሕበን በርትዕ ኣገናዕ ጅግና ተንታናይ ሕልና ዘለካ ኢካ፣
መሪር ሓቂ ንክትውሕጥዎ ፈጣሪ ንጹህ ሕልና ይሃብኩም ።
Wedi teacher thank you I appreciate you
ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፍትሓውን ክኸውን
ዘለዎ ምክልኻል,ዩ100% ተዓዊቶም,ዮም
ድርብ ዓወታት ወዲ-መምህር ሽኮር✅✅
ውውውውው መግለጺ የብለይ ዳኒ ሓወይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ፈትፊትካ ኣብልዕካና ኣለካ እቶም ነዚ ናትካ ስነ ሓሳብ ዘይቅበሉ ካኣ ኣመንጊግና ኣይነብለዐኩምን ኪዱ ናብ ብላይኩም በሎም።
ካብቶም ሓቀኛ ዝብሎም ተማጎቲ ዋልታ ዉጹዓት ዝኾንካ ቡሉጽ ሰብ ኢካሞ ቀጽለሉ መንግስቲ ሓላፋይ ህዝቢ ተራፋይ ስለዚ ኩሉግዜ ጎኒ ህዝቢ ኩን ።🙏🏽❤
ለባም ወዲ ዳኒኤል መምህር። ናብ ኣቦ ወንበር ናይ ይ ኣክል ሰሜን ኣመሪካን፡ ዋን ንሽንን፡ ዘማሓላለፍካዮ መልእኽቲ፡ ኣብ እዋኑ ስለዝኾነ ኣገናዕ እብለካ። ብሓቂ ወዲ መምምህር። ቀጽሎ፡፡፡
You have a Dynamic Mind God blesse you !!
ብሩህ መጻኢ ዘለኻ መንአሰይ ከማኻ ይብዝሑ
ኣቱም ዓበይቲ ብዕድመ በትሓሳስባ ዘንጊዕኩም ዘለኹም ተባራበሩ ደቅኹም ኣይትበድሉ ሓድራ መጻእ ወለዶኹም ኣውሑሱ ሕጂ አዩ አቲ ግዜ ንራዳዳእ
ዲኒ ሽካር ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ፅሩይ ፍጥረት ♥️♥️♥️♥️♥️♥️💊💟
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣለኻ
ክብረት ይሃበልና
ዳኒ ናዓካ ዝከውን መግለጺ የብለይን ብሓቂ smart ኢካ❤
@ Mahdere production , Tsibuq Tezaribika
Mesiknay Hizbina 🇪🇷
Sirqin Ametsin Bahilina Aykonen Ab Tarik Win Yelen Hizbina Kulu Giziye Bi Newrin Agebin Eyu Dinebir Neru
Gin Miarey Dr. Debretsion Eritreawan Gudaykum Baelukum Fitihiwo Eluna Eyu Bezi Dima Thank you Elinayo Ena.
Eziom Agzian Do Tigray Tigrina Do Endabelu Hizbi Eritrea Dirbishu Tesfa quretsu
Welcome 🙏 ጅግና ኣዮኻ ናይና : ትግራይ ስዕራ 😍🇻🇳
Dani wedi memher King of you keep it Up my dear Bro good divace intelligente men
You are so great man ... I appreciate you ✊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መዓረይ❤❤
ዳኒየ am in Love with u 🥺❤️❤️❤️🇪🇷
Dani ግን ነዞም ተጋሩ እባ ገለ በሎም በዚ ዘጋጥም ዘሎ ኣብ ዓዲ ሓርሽ
ዳኒ ጅግና ፣ተባዕ፣ንፉዕ፣በሊሕ ኢኻ ብሓቂ ቀጽሎ ዝሓወይ። ኣበይሞ ከላትና ወጣታት ከምዝኸማ ነስተብህል ተንኸውን
You’re right brother and god bless you 🙏
ከማኻ ለባም የብዛሓዮም ጂግና ወዲ ዓደይ ሓቀኛ ሰብ 👌👌👌❤❤❤❤
KulKa degafi Dani wedi memhr zKonka like Enda regexka hlef.
ወዲ መምህር ምሉጽ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Abzias ayemazazenkan hwhat n Eritrea atyom malet eka n eseyas kqetlwo eyom malet aykonen qdmi eseyas zmewt hzbna eyu eseyas da entay xegem alewo air geru ka yberr qurub nestewiel❤🙏
ብጣዕሚ ጂግና 👏🏿👏🏿👏🏿👏🏿👍🏿👍🏿👍🏿
የቀንየልና ዳኒ ለባም ዓብይ ሰብ ❤⭐❤ እንኮዕ ሓጎሰና ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና
ሓቂ ይሃብካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ፅጋበይ
ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ ወዲ መምህር ።
ዓወት ህዝቢ ትግራይ፡ ዓወት ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ።
100% ጽፉፍ መግለጺ
thank you brother
ንቓዕ መጸ መጸ ኣንበሳ ይመስል ብዱር ዝወጸ👍
Dani wedi I appreciate your bright mind
በሊሕ ኢኻ፣ በሊሕ ኢኻ ስለዝበሉኻ ከይትዕሹ ብልክዕ እኳ ምስ ዕድሜኻ ይኹን ምስ ኩሉ ኣእምሮኻ ኣዚኻ እትንኣድ ሰብ እንተኾንካ ጸርፊ ግን ኣወግድ፣ ምኽንያቱ ብዙሓት ሰዓብቲ እዮም ዘለዉኻ መብዛሕቲኦም ድማ ዓበይቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም፣ ስለዚ ንስኻ ውን ነቲ ሓዲሽ ወለዶ ኣብነት ከም ምዃንካ መጠን ጸርፊ ኣወግድ ኣብ ክንዲ ጸርፊ ብformal ዝኾነ መንገዲ ነቀፌታኻ ወይ ቅሬታኻ ግለጽ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Thank you
ዓርኪ ሰባር ነቓዕ ከምዝተባህለ ንህዝቢ ትግራይ ከጥፍኡ ዕሽነትዩ ምኽንያቱ ፍጡር ኣይጠፍእንዩ
Excellent, logical, and bravo! You must be from AkeleGuzay!
ያ ናትና እዩ።
ዳኒ ኣንበሳ ተስፋኣ ዘለካ መንእሰይ በኣካ ኩሉ ግዜ ኩርዓት ይስማዓኒ። መንእሰያትና ከምዚ ናትካ ኣታሓሳስባ ክህልዎም ተስፋ ይገብር።
ናይቲ ንእሽተይ ደርጊ ገዲድና እንበር ናይቲ ኣቦይስ ዕድሚኡ ኣኪሉ እዩ። ብሰንኪ መራሕቲ
ክንደይ መንእሰያት እዮም ጠፊኦም ዘለው።
Dani jgna wenam fetawi mennetu ahwatu tnx a lot
ኣሰይ ንስካሲ እንኳዕ ተወለድካ ወዲ መምህር ንስካ ንባዕልካ መምህር ኢካ
ዳኑ ብጣዓሚ ጎበዝ👍👍
ዳኒ ወዲ መምህር ጽቡቅ ኣጋላልጻ ቀጽሎ ኣጆኻ ከማኻ ይብዝሑ
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ወዲ መምህር ሓወይ
ድንግለይ ንዓኪ ኣሚኖም ወፊም
ጸበባን ፈተናን መክራን ተጻዊሮም
ናይ ኩናት ማዕበል ተሳዒሩ ብጾሎትኪ
ጸላኢ ሓፊሩ ማሪያመይ አብ ቅድሜኺ
እትብል መዝሙር አብ ቀረባ እዋን
ክሳብ ሹዑ ግን እታ አዝማቻ ጥራሕ አብ ዩቱበይ አላትኩም
Dani proud of you n haki dew mibalika amilak ybarikika. Kemaka buzuhat Eritrean menieseyat yebzihalina.