Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣይዞኪ ዛሓፍተይ😢ንሓወይ መግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
ዋይ ዙወዲ ኑኡስይ ጀግና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😢😢😢
ኣብየይ ሱሰይ ዌልካም ብልፅተይ❤ ዙወዲ ኣሕዚዝኑኒ ከምዛ ዝፈልጦ😢
😭💔🥺 ካቢድ እዩ ኡፍ😢 እናተፈቀርካ ምፍልላይ😢 በሰንኪዙ ኪናት ኣብ ለግለግ ፍቅርና😢 ከሲርና😢
ዝፍልጦ እዩ ዝፈልጦ😢😢 አብኡ ዘሎ ሰቃይ ናተይ ከማኪ ብህፃነይ አሞርዕዮምኒ ፍቅሪ የፈልጢይ ነይረ ምስ ተሰውአ ልበይ ተሰይሩ ብሕልመይ ናተማለለሰ ከሊኡኒ ከምቲ አቢ ዝበለትኪ ብሸሙ ዝኮነ ነገር ገይረ ካብኡ ሓዲጉኒ ብሕልሚ አይመፀንን ተመስገን አብኡ ይሕሾም😢
😢😢
ኣቢዋይ ብምንታይ ክረክብኪ እክእል ❤
ብቲክቶክ ወይ fb ርኸብኒ
ዝሓፍተይ ኣጀኺ ስድራኻ ልፁብቅኪ እሎም እየም እና ኣጀኺ
ታይ ማለት እዩ ግን ባርያ ጠቢብን ባርያን ሓደ ድዮም ኣብ መውስቦ ፀገም ኣለዎ ማለት ድዩ እስኪ ንገሩኒ ከምኡ ከየጋጥመንስ ዛሓፍተይ ምብዳልስ በዲልኩምዎ ኢኹምዋ😢😢 ግን ፈቃር ከሲርኪ ፈቃር ኣጋንዩኪ ፈጣሪ ከይትከስርዮ ንዙይ እውን ተጠንቀቒ ኣቢ እኳ መሊሳትልኪ እያ ግን ኣጆኺ
ብኣበሃህላ እዩ መውስቦ ይከልእ ዝብሉዎ ኣነኳ ኣይኣምነሉን ግን ባርያ ማለት ብመልክዑ ፀሊም ፀጉሩ ውን ጠዋይ እዩ ጠቢብ ማለት ከዓ መልክዖም ማራ እዮም ሽኮራት ንዝደለይዎ ሰብ የሕምምዎ ይቀትልዎ እዩ ዝበሃል ግን ርኹስ መንፈስ ስለዝሓድሮም እዩ እምበር ሰብ ንሰብ ክበልዕ ይክእል ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና ❤❤
ብእግዚአብሔር ባርያ ወይ ጠቢብ ዝበሃል የለን ጓልነይ ብደቂሰባት ግን ይፈላለ እዩ ኣነ ኣይኣምነሉን እየ ንእግዚአብሔር እምበር ንሰብ ክትነብሪ ኢኪ ባዕልካ ዝመስለካ ምውሳን እዩ
ደሚራን ክምልስ እየ ተጋሩዋ🥰
ደምረኪ መልሲ
ሰላምክ ይብዛሕ ኣብ ሓፍተይ ኣድናቅትክ እየ ኣነዉን ምክረ ደልየ ነይረ ብከመይ ክረክበክ ይክእል ዛሐፍተይ
ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣሎwww.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=ZS-8t7n3vGTvC3&_r=1
😢😢😢😢😢
ኣንፃር እምነቱ ዝጋዓዝ ሕብረተሰብ😢እቲ እናኣምኖ ኣምላክ ግን ብቁዱስ ሃወርያ ጳውሎስ ገይሩ ከምዙይ ይብለና።ብክርስቶስ ሓደ ኢኩም እሞ ኣብ ሞንጎኩም ባርያ ወይ ጭዋ ዝበሃል የለን ይብለና 😢 ንሕና ስድታት ሕብረተሰብ ግን በቃ ንስካ እዙይ ኢካ ንስኪ እዙይ ኢኪ እናበልና ኣብ መከራን ድንቁርናን ድክነትን ንነብር ኣለና ምድሪ ናይ እግዚአብሔር ብዝሑ ተባዝሑ ኢሉ ዝፈጠራ ንሕና ግን ንወገና ሕማቅ ቃላት እናደብረና ንነብስና ክባር ንገብራ ኣለና። ሓደ ሓቂ ግን ክነግረኩም እቲ ዝግፋዕ ሰብ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ደሚቁ ከም ዝርከብ እመኑ ። ንሓወይ ከዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢
ይገርምኪ እዩኮ😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😂😂😂😂😂😂😂
❤❤❤❤😢
2ይ ትለቅዮ ኣለኪ ኣቢ ቅድምሉ ሰሚዐያ ነይረ ምሽ
ዋይ ኣነ ኣይሰማዕኹን ቅድሚኡ ኣበይ ለቒቓቶ ተጋጊኺ
@@ليلى-ص9و ብፅሑፍ ኢኪ አንቢብክዮ ማለት እዩ ሐደ ጊዜ ከምኡ ገይረአነ
@@ليلى-ص9و ኖኖ ሓደ ሻዓ እዩ ዛሓፍተይ
ሰላምኩም ይብዛሕ ፍትዋተይ ደምሩኒ ኣሕዋተይ ❤🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢
ደምርኒ ክብረተይ
ባርያ ማለትከ ታይ ማለት እዩ ኣቢየይ በእነት ኣረደእኒ😢😮
ፀሊም ፀጉሩ ጠዋይ ከደም ተሰዲቶም ንዓድና መዒኦም ንከብዶም ይሰርሑ ነይሮም ትሰብና ከዓ ይንዕቆም ነይሩ ክሳብ ሕዚ እዚ ኣበሃህላ ኣይተረፈን መዋስብትና ኣይኮኑን እናበሉ የርሕቅዎም ኣለዉ❤
@سلاخاحمد ኣይ ናትና ሰበ ከምኡ እንደዩ የገርም እዩኮ ሰበ ሰበ ምኳኑ አይተረፊ መቸም
@@AsqAsq-y4m ይገርም ምስ ክንደይ ሰባት ተባኢሰ ኣለኹ ደቅ ዓድና ኣለዉ ብድሕሪኦም ይፀርፍዎም ኣነ ከዓ ከምዝታት ኣይፈትን ታይ ኢኺ ትሕለቅሎም ቤተሰብ ዲኹም ይብሉኒ ብጣዕሚ እየ ዝሓርቅ
ዋላ ኣነ
@@Nano-ki7efደምርኒ መዓረይ
16😂😂😢😢😢
ቀደመይቲ
@Museslomon ቀደም ደሚረኪ ፅብቅተይ
❤❤❤❤❤❤😢😢😢
❤❤❤❤😢😢😢

ኣብ ቲክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣሎ
www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=ZS-8t7n3vGTvC3&_r=1