Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ክክክክክ ዋላ ንዓይ እንጭዋ ብጣዕሚ እያ ተፍርሐኒ ብዝኮነ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ሽኮሪናታት ኣይትጥፍእና ናፍቀኩም ነይረ
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ኣድነቅቲ ኣሹ እስከ ላይክ ኣግረጩው ኣብሉለይ ኣብዚኣ
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ 🇻🇳🇻🇳❤️
Betami das zbel comedy ajoka hawit Eri haweka
#ሰላም #ፍቅሪ#ራህዋ #ቅሳነት #በረኸት #እፎይታ*የሃቡኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም* ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዓወተይ ጅግና መልካም 😘
ዋውው ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ኬፍ ዘለዋ ድራማ ቀፅሉሉሉሉ
እንኳዕ ብደሓን መፃኹም ፍቱዋተይ ፅቡቅ ድራማ ከዓ So ኣይትጥፉኡና።
ዋው ደቂ ሓላል መሬት ቀፅሉሉ ❤️❤️💖💖
ዓወትዋ ሓሪፍ ሰራሕ እዩ ካባካ ብዙሕ ንፅበ ኣይዞካ
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ቀፅልሊ ትግርኛ ይዓብብ አጆኩም
ገለ ዓይነት ቀፅልሉ ተጋሩ አሕዋተይ ❤💛
ኢድ መብሩክ ኣመንቲ እስልምና❤😍waw konjo eu bertu
ዋዉዉ ኣተካኣልኩምን ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ በርትዑ
ፃዲቁ አባታችን አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስየ2011 መጨረሻው ወር ወርሀዊ በአላቸውመጭውን አዲስ ዘምን የፍቅር የ አንድነት ያድርጉልንበያለንበት ረድኤት በረከታቸው ይደርብን አሜን🙏🙏🙏 ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፉቱው እኮ😘😘😘
አሜን አሜን አሜን
@@AmanualTubeአማኑኤልዩቱብ amen amen amen
ንክብረትኪ ክስዋእ እየ ትግራይ ዓደይ ኣለናልኪ: ብትግርኛ ኮምኡ ጌርኪ ዘይትፅሕፍዮ እንታይ እዩ ገማሚዕኽዮ ድኣ?
አሜን
Amen Amen Amen
ኣሹ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ
i miss you so much በለስ from segenyti Eritrea
Welcome ኣሹ የኔ ከርታታ😊😊ንኣመንቲ ኢስልምና ዒድ ሙባረክ ንኣመንቲ ክርስትና ክኣ ሰናይ ፆም ይግበረልና
አሜን አሜን አሜን ዝተባረከ ጾም ይግበረልና!
Beslam tfa
Welcome Deki Abay Tigray Awet jegna Ajoka ketsleli
Waww neshu arkey tegaru ahwatna bteami eye zfetwekum from eritrea beles nay adna zereakana kea thanks nafiknayo ena nerna
ሰላም ደቂ ተዋህዶ ኣብ ዘለና ሃሊና ኣቡና ጋብር ካብ ክፍእ ኩሉ ባዕሉ ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፅሩያትይይይይይይ ደስ ክብሉ💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ጎቡዙ
ሸኮሪናታት ደቂዛ ሓላል መሬት ስላም ቅሳነት ናዓኹም
ወይ ኣሹ ዓፉና ኣግጭዋ ካብ መዓዝ ኣፍ ኣውፅያ እያ ውሕ ትብለኪ 😁😁
Wellcome deqi tgray we love it
Gere emun zeyblus zeyshbeniEzi nay tgray comedy
ግን ካራ ማራ ኣይተብዝሑ ንህዝቢ ዘምህር ክከውን ኣለዎ ፋሊምስ ብዝኮነ ንሓዋሩ ኣይተሓምቂ ዓወተይ ብራቮ
ሽኮሪናታት ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ
Great job Shikorat ❤️🤣
፭/5 ነሓሰ 2011እንቋዐ ን ቅዱስ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወርሓዊ ብዓል ብሰላም ብሓባር ኣብፀሐና!!!!ኣማላዲነቱ፥ሰላሙ፥ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።።።!!!!!
ሊድያ ባዓልቲ በለስ ጎቢዝኪ።
kkkkkkk Ahahahaaaaaa eway des kblu keshkuka gobezat bertu 💖💖💖
እዛ ገዛ ጸው ኢላ ነይራ እንዃዕ ብሰላም መጻኻ
ዋዉ ደስ ባሃልቲ ቀፅሉሉ
አሹየ ቆንጆ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
ደቂ ዓደይ ገቦዛት ኢኩም ግን ካራ ሕደግዎ
አየ ዓወት ካሕሳይ ፃሕፃሒ
ዋውው ደቀ ሓላል መሬት ትግራይ
ኣንታ ብሰሓቕ ቆሲለ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም
Welcom aweta bertu 😘😘😘
ዌል ደቂ ዓባይ ትግራይ ቀጽልሉ ንፍዓት
ኣነ እዛ ካራ ምሓዝ ኣይተመቸወትንን
ተጋሩዋኒ♥♥♥♥
ዋውውው ደቂ ሓላል መሬት
በለስ ክንደይ እዩ ከ 2 ቅርሺ ዋ ኣራንሺ ድዩ ትሸጥለይ ዘለኪ ክክክክክክክ 2 ጉድ ክልተ ቅርሺ ዓጋመ ዓደይ ከ ክንደይ ኣሎ
ዓጋመ ብናፃ እዩ ምቅርተይ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ከመለኺ ዝያዳይይይይ
@@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ እግዚአብሔር ይመስገን መዓረይ፡ ከመይ ብወገንኪ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ክክክክ ክንዲ ዝጠዓመ ድዩ ብነጻ ኮይኑ ምቅርቲ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! እግዚኣብሄር ይመስገን ፅቡቅ ኣለኹ ዝያዳይይይይ ሰላምኪ ይብዛሕ ፡ምዓረይይይ ክፈትወኪ ኮ
Wellkam dekey tegray shkorat
😂😂😂 ዓፈና ልኾንኹ ቆልዑ
Gobezat kestlwo 👍🇻🇳
ትግራይ ዓደይ ናፊቐ💛❤️
Eza hanti egrey xryti eya kale mealti khaxba kkkkkkk eway skorinatat
ገሬ እሙን ዝረዓየ ዓይኑ ይብራህ
ኒ ኣሹ ዝፈቱ #like ይጽቀጥ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም
ክፋእ ትምህርቲ ። ሰብ ክከባበር ክተሓሳሰብ ስርሑ እምበር ካራ ማራ ኣይተርእዩና
bzlomi ako kemu eu bezihu zelo nmemhari eu
Afework Gidey ክክክክ
Haha 😂 Ma best actors
Enqae dehan metsakum deki adey❤❤
Abta hlmkas ayteetwenido aywelkkan😁😁😁😁😁😁
Asuway meshki hamey deya lefoteyakum ketselulu❤
ነመላእ እስላም ተከተልቲ ዒድ መባርክ
አንጭዋ ቀተለ ጅግና ክበሃል😅😅😅😅
Wellcome ሽኮሪናታት ኣሹ 😜😋
ደቂ ዓደይ ❤
ክክክክክክክክክክ ዋይ ከስሕቅ ምዓት እዩ
Awita nateka adnakit eye Betami ika jegna Nab Holland do proses kegebreleka
Aranshi nebsi kkkk
@@user-bb8en5yv5s Ata entay weriduka u ezes yeshekkk Malet diuyy kkkkkk fqri hizuniii fewesi zeyrkebo hemam beqa ente kileqa hagezeni geda kkkkkkk
@@Eritrea20431 kkkkkkkk xegem yelen ziqielo tray yekun enber
እንቋዕ ብድሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ ሽኮርርር ምዓር:::::!!!!!
ዋውውውውው እዚ ኸዓ ፍልይ ዝበለ ምቁራተይ
Welcome ብሩኻት ዘርኢ።
ኣሹ መጹ ክክክክክክ
ኣታ ሑጡጥ
@@huruy27 ተረዋእ
@@huruy27 ወድዛ ኸልሚ
@@ሽመይኣይነግርንእምቢ ኣታ ወዲ ድቃላ
@@ሽመይኣይነግርንእምቢ ኣታ ነቲሕ ፋእፋእ ገጻብ
ፈጣሪ ይሓልኩም
ሙስሊም ኣሕዋትና እንኳዕ ለዒድ አድሓ በዓል በሰላም አብፃሓኩም ዒድ ሙባረክ
Welcome deki tgray shkorat
ኣነስ ብዚ ዘሎ ኩነታት ርብሽ እናበልኩ እየሞ ብዞም ምቁሳት ኣሕዋትና ክራጋጋዕ ከርእዮም ወሲነ ሰናይ ምክትታል ።
በለስ ክልተ ቅርሺ ኮይኑ ንሕና ብሕርካም እናሃለወ በልዕናዮ ክክክክክክክክክክክክክ
ደሰ ክትብሉ
ኣየ ኣሹ ወዲተባዕታይ ይአ
ክፈትወኩም ማዓት ትግራይ ሃገርይ ዓንብብለይ ዓዱ ዝፈትው ላይክ ሃቡንይ
Welcom jeganu bruk senbet ygberelkum shkorinatat ketsllu
Entay eka eba baba may titu tikewun kkkkkkkkkkkk
Away Aza Gal ktHmmeni Eya
እንካዕ ደሓን መፃኩም
tegrayzyna
Kemzi natey beles zenafki alo do
enkae dahin mestaekum
ቆንጆ ድራማ ነይራ ዋ ግን ታይ ዋጋ ኢንኤዎ ተቆርፅዋ ዳኣኮንኩሙይ
Enka dehan mexakum xbukat .Ashu wedi mara eka kef thbeni
ሰላም ሰላም ሰላም ደቂ ዓደይይይይ ምዓረይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መቅሰናት
ኣሹ ሽኮር
ክክክክክክ ውሕ
ኣዮኩም ደቂ ወየንቲ ቀጽልሉ በለስ ኣሎ በለስ ኣብከብድካ ኣትዩ ዘይቃለስ😂😁
ኛው ክክክክክ
ምርጥ ድራማ ተጋሩ ሓላላት
ብሩክ ሰንበት ንክርስትዮኖት
አሜን አሜን አሜን፡ንኩላትና
#ኣሹ ኣብ ፍቕሪ ጥሒሉ 😃😃😃
ኣሽዋይ የኔ ፍቅር
ኣሹየማርርርርርርርር፣እንካዕብሰላም፣መፃኩም
በለስ አባ ስድድልና። ናፍቐዮ።
😂😂😂❤❤
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
😍😍😍😘😘😘🌷❤
Ggyyt
ክክክክክ ዋላ ንዓይ እንጭዋ ብጣዕሚ እያ ተፍርሐኒ ብዝኮነ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ሽኮሪናታት ኣይትጥፍእና ናፍቀኩም ነይረ
እንቃዕ ብድሓን መጻኩም ኣድነቅቲ ኣሹ እስከ ላይክ ኣግረጩው ኣብሉለይ ኣብዚኣ
ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ 🇻🇳🇻🇳❤️
Betami das zbel comedy ajoka hawit Eri haweka
#ሰላም
#ፍቅሪ
#ራህዋ
#ቅሳነት
#በረኸት
#እፎይታ
*የሃቡኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም*
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
ዓወተይ ጅግና መልካም 😘
ዋውው ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ኬፍ ዘለዋ ድራማ ቀፅሉሉሉሉ
እንኳዕ ብደሓን መፃኹም ፍቱዋተይ ፅቡቅ ድራማ ከዓ So ኣይትጥፉኡና።
ዋው ደቂ ሓላል መሬት ቀፅሉሉ ❤️❤️💖💖
ዓወትዋ ሓሪፍ ሰራሕ እዩ ካባካ ብዙሕ ንፅበ ኣይዞካ
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ቀፅልሊ ትግርኛ ይዓብብ አጆኩም
ገለ ዓይነት ቀፅልሉ ተጋሩ አሕዋተይ ❤💛
ኢድ መብሩክ ኣመንቲ እስልምና❤😍waw konjo eu bertu
ዋዉዉ ኣተካኣልኩምን ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ በርትዑ
ፃዲቁ አባታችን አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ
የ2011 መጨረሻው ወር ወርሀዊ በአላቸው
መጭውን አዲስ ዘምን የፍቅር የ አንድነት ያድርጉልን
በያለንበት ረድኤት በረከታቸው ይደርብን አሜን🙏🙏🙏 ደቂ ትግራይ ማዓረይ ፉቱው እኮ😘😘😘
አሜን አሜን አሜን
@@AmanualTubeአማኑኤልዩቱብ amen amen amen
ንክብረትኪ ክስዋእ እየ ትግራይ ዓደይ ኣለናልኪ: ብትግርኛ ኮምኡ ጌርኪ ዘይትፅሕፍዮ እንታይ እዩ ገማሚዕኽዮ ድኣ?
አሜን
Amen Amen Amen
ኣሹ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራት ደቂ ትግራይ
i miss you so much በለስ from segenyti Eritrea
Welcome ኣሹ የኔ ከርታታ😊😊
ንኣመንቲ ኢስልምና ዒድ ሙባረክ
ንኣመንቲ ክርስትና ክኣ ሰናይ ፆም ይግበረልና
አሜን አሜን አሜን ዝተባረከ ጾም ይግበረልና!
አሜን አሜን አሜን
Beslam tfa
Welcome Deki Abay Tigray
Awet jegna Ajoka ketsleli
Waww neshu arkey tegaru ahwatna bteami eye zfetwekum from eritrea beles nay adna zereakana kea thanks nafiknayo ena nerna
ሰላም ደቂ ተዋህዶ ኣብ ዘለና ሃሊና ኣቡና ጋብር ካብ ክፍእ ኩሉ ባዕሉ ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ፅሩያትይይይይይይ ደስ ክብሉ💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ጎቡዙ
ሸኮሪናታት ደቂዛ ሓላል መሬት ስላም ቅሳነት ናዓኹም
ወይ ኣሹ ዓፉና ኣግጭዋ ካብ መዓዝ ኣፍ ኣውፅያ እያ ውሕ ትብለኪ 😁😁
Wellcome deqi tgray we love it
Gere emun zeyblus zeyshbeni
Ezi nay tgray comedy
ግን ካራ ማራ ኣይተብዝሑ ንህዝቢ ዘምህር ክከውን ኣለዎ ፋሊምስ ብዝኮነ ንሓዋሩ ኣይተሓምቂ ዓወተይ ብራቮ
ሽኮሪናታት ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ
Great job Shikorat ❤️🤣
፭/5 ነሓሰ 2011
እንቋዐ ን ቅዱስ ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ወርሓዊ ብዓል ብሰላም ብሓባር ኣብፀሐና!!!!ኣማላዲነቱ፥ሰላሙ፥ፍቅሩ፥በረኸቱ፥ረዲኤቱ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ይንበር ንዘለዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን።።።!!!!!
ሊድያ ባዓልቲ በለስ ጎቢዝኪ።
kkkkkkk Ahahahaaaaaa eway des kblu keshkuka gobezat bertu 💖💖💖
እዛ ገዛ ጸው ኢላ ነይራ እንዃዕ ብሰላም መጻኻ
ዋዉ ደስ ባሃልቲ ቀፅሉሉ
አሹየ ቆንጆ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
ደቂ ዓደይ ገቦዛት ኢኩም ግን ካራ ሕደግዎ
አየ ዓወት ካሕሳይ ፃሕፃሒ
ዋውው ደቀ ሓላል መሬት ትግራይ
ኣንታ ብሰሓቕ ቆሲለ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም
Welcom aweta bertu 😘😘😘
ዌል ደቂ ዓባይ ትግራይ ቀጽልሉ ንፍዓት
ኣነ እዛ ካራ ምሓዝ ኣይተመቸወትንን
ተጋሩዋኒ♥♥♥♥
ዋውውው ደቂ ሓላል መሬት
በለስ ክንደይ እዩ ከ 2 ቅርሺ ዋ ኣራንሺ ድዩ ትሸጥለይ ዘለኪ ክክክክክክክ 2 ጉድ ክልተ ቅርሺ ዓጋመ ዓደይ ከ ክንደይ ኣሎ
ዓጋመ ብናፃ እዩ ምቅርተይ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ!
ከመለኺ ዝያዳይይይይ
@@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ እግዚአብሔር ይመስገን መዓረይ፡ ከመይ ብወገንኪ
@@ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ ክክክክ ክንዲ ዝጠዓመ ድዩ ብነጻ ኮይኑ ምቅርቲ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ!
እግዚኣብሄር ይመስገን ፅቡቅ ኣለኹ ዝያዳይይይይ ሰላምኪ ይብዛሕ ፡ምዓረይይይ ክፈትወኪ ኮ
Wellkam dekey tegray shkorat
😂😂😂 ዓፈና ልኾንኹ ቆልዑ
Gobezat kestlwo 👍🇻🇳
ትግራይ ዓደይ ናፊቐ💛❤️
Eza hanti egrey xryti eya kale mealti khaxba kkkkkkk eway skorinatat
ገሬ እሙን ዝረዓየ ዓይኑ ይብራህ
ኒ ኣሹ ዝፈቱ #like ይጽቀጥ
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም
ክፋእ ትምህርቲ ። ሰብ ክከባበር ክተሓሳሰብ ስርሑ እምበር ካራ ማራ ኣይተርእዩና
bzlomi ako kemu eu bezihu zelo nmemhari eu
Afework Gidey ክክክክ
Haha 😂 Ma best actors
Enqae dehan metsakum deki adey❤❤
Abta hlmkas ayteetwenido aywelkkan😁😁😁😁😁😁
Asuway meshki hamey deya lefoteyakum ketselulu❤
ነመላእ እስላም ተከተልቲ ዒድ መባርክ
አንጭዋ ቀተለ ጅግና ክበሃል😅😅😅😅
Wellcome ሽኮሪናታት ኣሹ 😜😋
ደቂ ዓደይ ❤
ክክክክክክክክክክ ዋይ ከስሕቅ ምዓት እዩ
Awita nateka adnakit eye
Betami ika jegna
Nab Holland do proses kegebreleka
Aranshi nebsi kkkk
@@user-bb8en5yv5s
Ata entay weriduka u ezes yeshekkk Malet diuyy kkkkkk fqri hizuniii fewesi zeyrkebo hemam beqa ente kileqa hagezeni geda kkkkkkk
@@Eritrea20431 kkkkkkkk xegem yelen ziqielo tray yekun enber
እንቋዕ ብድሓን መፃኹም ደቂ ትግራይ ሽኮርርር ምዓር:::::!!!!!
ዋውውውውው እዚ ኸዓ ፍልይ ዝበለ ምቁራተይ
Welcome ብሩኻት ዘርኢ።
ኣሹ መጹ ክክክክክክ
ኣታ ሑጡጥ
@@huruy27 ተረዋእ
@@huruy27 ወድዛ ኸልሚ
@@ሽመይኣይነግርንእምቢ ኣታ ወዲ ድቃላ
@@ሽመይኣይነግርንእምቢ ኣታ ነቲሕ ፋእፋእ ገጻብ
ፈጣሪ ይሓልኩም
ሙስሊም ኣሕዋትና እንኳዕ ለዒድ አድሓ በዓል በሰላም አብፃሓኩም ዒድ ሙባረክ
Welcome deki tgray shkorat
ኣነስ ብዚ ዘሎ ኩነታት ርብሽ እናበልኩ እየሞ ብዞም ምቁሳት ኣሕዋትና ክራጋጋዕ ከርእዮም ወሲነ ሰናይ ምክትታል ።
በለስ ክልተ ቅርሺ ኮይኑ ንሕና ብሕርካም እናሃለወ በልዕናዮ ክክክክክክክክክክክክክ
ደሰ ክትብሉ
ኣየ ኣሹ ወዲተባዕታይ ይአ
ክፈትወኩም ማዓት ትግራይ ሃገርይ ዓንብብለይ ዓዱ ዝፈትው ላይክ ሃቡንይ
Welcom jeganu bruk senbet ygberelkum shkorinatat ketsllu
Entay eka eba baba may titu tikewun kkkkkkkkkkkk
Away Aza Gal ktHmmeni Eya
እንካዕ ደሓን መፃኩም
tegrayzyna
Kemzi natey beles zenafki alo do
enkae dahin mestaekum
ቆንጆ ድራማ ነይራ ዋ ግን ታይ ዋጋ ኢንኤዎ ተቆርፅዋ ዳኣኮንኩሙይ
Enka dehan mexakum xbukat .Ashu wedi mara eka kef thbeni
ሰላም ሰላም ሰላም ደቂ ዓደይይይይ ምዓረይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መቅሰናት
ኣሹ ሽኮር
ክክክክክክ ውሕ
ኣዮኩም ደቂ ወየንቲ ቀጽልሉ
በለስ ኣሎ በለስ ኣብከብድካ ኣትዩ ዘይቃለስ😂😁
ኛው ክክክክክ
ምርጥ ድራማ ተጋሩ ሓላላት
ብሩክ ሰንበት ንክርስትዮኖት
አሜን አሜን አሜን፡ንኩላትና
#ኣሹ ኣብ ፍቕሪ ጥሒሉ 😃😃😃
ኣሽዋይ የኔ ፍቅር
ኣሹየማርርርርርርርር፣እንካዕብሰላም፣መፃኩም
በለስ አባ ስድድልና። ናፍቐዮ።
😂😂😂❤❤
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂🥰🥰🥰🥰
😍😍😍😘😘😘🌷❤
Ggyyt