Kemalatkum - New Ethiopian tigrigna comedy - Amel - ኣመል - part 2 (full) 2019

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 149

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 років тому +8

    አዮካ ናይና ክክክክክክክ😂😂 ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ አይትሳአኑ አንሕናውን አዮኹም ናይና 👌👌👌

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 5 років тому +12

    ቀፅል ኣየካ ናይና ክክክክ ኣይ ደቂ ትግራይ ዓደይ መቅሰናት

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 років тому +7

    ደስ ዝብል ድራማ እዩ ደቂ ዓደይ መዓረይ ኣቦይ ዘርኡ ሰካራም 😆 መረሳ ሽኮር ኩለን ድየን ዘፍቅራኻ 😃😃😃

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    እዋይ ጉድ ከምዚ ዓይነት ኣቦስ ኣይሃበኒ ክክክክክክክክ ኣዮካ ናይና በሉ ሰብኣይ😂😂😂😂

  • @ልረቪተይኢለእየዝነብር

    መልካም እለተ ሰንበት ደቂ ትግራይ ዓደይ ቀፁሉሉ ካኣ❤❤😘❤❤❤

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም

    ናባህታ ስዋ ጭሕሚ ግን ተገጢመ ካርና ኣስተካክልዋ ብቻ ብጣዕሚ ኢኩም ደስስ ትብሉ ቀፅልሉ❤

  • @ሰደተኛኮይኑሹመይ
    @ሰደተኛኮይኑሹመይ 5 років тому +6

    ዋውውውውውውውው ኣጆኩ ቀፅለሉ ኣዬኩም ናይና ንኣሹ ዝፍትው ብላይክ 😆😆😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘

  • @wurydtsey1180
    @wurydtsey1180 3 роки тому +2

    ብጣዕም ፅቡቅ ስራሕ ቓፅልሉ ደቅ ትግራይ ሽኮር

  • @tekihaile4351
    @tekihaile4351 5 років тому +23

    Wellcom deki Tgray from 🇪🇷🇪🇷👍❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs Рік тому +1

    እዋይይይይይይይይይይይይ ፀላአየይከ ይታሓዘል እዋይይይይይ
    አታ ሳሓቅ ቆሲለ❤😁😁😁❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንሰለሁሉምልዋምዓቅ

    ክክክክክ ገዛኢ ተሓዝሎም ለ ፀርፋ ኣጀኩም ደቂ ዓደይይይይ

  • @yemaryamlij2282
    @yemaryamlij2282 5 років тому +3

    wowwww Des Kitblu 👌👍👍👍👍👍
    Ashiye Kemey Dika Nay Hmamey😘

  • @selamselam555
    @selamselam555 5 років тому +3

    Enkan Dehena Mestakum Jeganu Deke Adey 😍😍😍💚💚💛💛❤❤

  • @مبمببمبمحبشيه
    @مبمببمبمحبشيه 5 років тому +4

    ያ ማራ ኣሸይፍክምና ኬፍ ኣለኩም💕💪

  • @hilufbrhane6249
    @hilufbrhane6249 5 років тому +3

    ዋው ሕጂ ለውጢ መጺኡ ገለ ዓይነት ቀጽልሉ መሃራይ ነገር

  • @የዘላለምህይወቴድንግልእመ

    kkkkkkkkkkkk ሓሪፍ ፊሊሚ እያ ቀፅልዎ

  • @mesakbicha355
    @mesakbicha355 5 років тому

    Wuy kehzn eti kola kolas yhzel ember yhazl do benegerachn lay des eyom zblu gn etom hamema endakeretsuwom hamema kkretsu yeblomn gobezat ekum ketsllu ayekum nayna 💖💖💖💖💖💖💖

  • @mahiyemikitanash6471
    @mahiyemikitanash6471 5 років тому +2

    ተጋሩ ሓላላት ከም ከመይ ድየ ዝፈትወኩም
    ዓወት ጎቦዝ ተዋሳኢ ኣዮካ ናይና😂😂😂😂😂

  • @merryyehaff7792
    @merryyehaff7792 5 років тому +2

    Welcome Deki Abay Tigray Adey Kbretey

  • @fuf4102
    @fuf4102 3 роки тому

    ብጣዕሚ ደሰበሃሊ💊💊💊💊💊💋💋❤❤

  • @rahasrahas5114
    @rahasrahas5114 5 років тому +3

    ጥዑማት ላዛ ጎቦዛት ኢኹም ቀፅሉሉ 😘😘😘😘😘😘😘

  • @zd6493
    @zd6493 5 років тому +2

    እንካዕ፣ኣብፀሐኩም፣ቡሩካተይ፣ሰናይ፣ቅንያት፣ኣሸንዳ።

  • @halefomberhe214
    @halefomberhe214 5 років тому +58

    ተጋሩ በጃኹም ናብ 6831ok ኢልና ንልአኽ ንትግራይ ኢደይ እድካ ንበል። ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 років тому +1

    Kkkkkk ኣዮካ ናይና ክደናይ ቀልጥፍ💓💓💓💓💓

  • @kesetegeresus5249
    @kesetegeresus5249 5 років тому +2

    Ayzoka nayna kaxel 😂😂😂😂😂😂😂

  • @gualtigrayfetawitselomunha2504
    @gualtigrayfetawitselomunha2504 5 років тому +6

    መልካም እለት ሰንበት🙏❤❤

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 5 років тому

    ኦ ደቂ ትግራይ ሃገረይ ጥዑማት 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ንፉዕ ደራሲ ዓባያይ ብሩህ ተስፋ ኣለካ ዓወታ!!

  • @helugalale4090
    @helugalale4090 2 роки тому

    የኔ ማሮችችች ❤️🇻🇳❤️🇻🇳

  • @یمیمسامنے
    @یمیمسامنے 3 роки тому

    ቐፅል ኣጀኻ ናይና ኣብ ሕቐ ሰብ ወፅኻ

  • @iloveduniya307
    @iloveduniya307 5 років тому

    ክክክክክ ቀፅል ኣዮኻ ናይና ክክክክክ ውይ ተቑስለኒ ኣለኻ ክክክክ ናዓይእውን ኣቑሲልኩሙኒ

  • @saraarayi4542
    @saraarayi4542 5 років тому

    እዋይ አነሲ ከመስተ ዝጸላአ ነገር የለን ካብ ሰታይ አቦ የድህነና እግዝአብሄር ዘስክር መስተ የጥፈአልና ጸር እድገት እዩ

  • @ፍቅሪኣምላከይኣለዎሓለፋ

    kkkkkkk Aayka Nayna Tsbuk Srah Eyu Keslulu Shkorinatatttttt😍😍😍😍😍😍😍

  • @erenalove
    @erenalove 5 років тому

    ናይ በሓቅ በለስ ምስ ረኣኩ ንብዓት መጼን

  • @hadushberhe4059
    @hadushberhe4059 5 років тому +2

    ያምራል ደቅ ትግራይ ዓደይ

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 5 років тому +1

    ጎበዛት።

  • @ጓልአክሱምትግራይ
    @ጓልአክሱምትግራይ 5 років тому +3

    አየኩም በርትዑ 😍

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    አዮኹም ናይና ቀፅሉሉ ሽኮሪናታት

  • @saraha8808
    @saraha8808 5 років тому +1

    Kkkkkkkkk ቀጽል ኣዮካ ናይና

  • @ጓልቶምወየንቲብውሕዶምዝሰ

    ኣታ አዚ ሰብኣይ ብነብሱ ድዩ ሰካራም
    ኣብ ኩሉ ስራሕ ስ ከምዚ kkkk
    ብዝኾነ ጎበዛት ደቂ ሓላል መርየት በርትዑ ምቅራት 🇻🇳💖👍

  • @beranabebe4614
    @beranabebe4614 5 років тому

    ክክክክክክ ኣይ ደቂ ዓደይ ምቁራት ጎቦዛት ቀፅልሉ

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 5 років тому

    ክክክክክክክ አይኮ ናይና ልምንታይ ድየ ዝቅልበካ ዘለኩ

  • @gottseidank3767
    @gottseidank3767 5 років тому

    Ashu Nay hmamey des Tbl Srah Yehwat Ayekumyana kab Hawkum _

  • @ልፅቡቅኺእዩትግራይዓደይ

    ኣዮኻ ናይና😂😂

  • @yonitomorrow8225
    @yonitomorrow8225 5 років тому

    Kef alekum deki tigray mearey

  • @meskeremsiteba4007
    @meskeremsiteba4007 5 років тому +2

    ሃሃክክክክክ ኣዮካ ናይናክክክ

  • @veraclayton3067
    @veraclayton3067 5 років тому

    Shekorinatat 😘😘😘😘

  • @avramethopia6955
    @avramethopia6955 3 роки тому

    ዋውውውው

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 5 років тому +1

    Poww ata eza gual ketexelleni eya neay wawww

  • @tg-yh7mp
    @tg-yh7mp 5 років тому

    ዋዉ ኣጀኹም ደቂ ዓበይቲ

  • @zelekwobaileyeyezfelito6155
    @zelekwobaileyeyezfelito6155 5 років тому

    Enda Bsru beynkum ekum

  • @rigbetube1077
    @rigbetube1077 5 років тому +1

    ክክክክክክክክክክክክ ኣየዃ ናይና መቕሰናት

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 5 років тому +2

    ብሩክ ሰንበት

  • @بريهنانانا
    @بريهنانانا 5 років тому

    Ajkem kezululo wowww

  • @ቅሳነትጋልውቅሮ
    @ቅሳነትጋልውቅሮ 5 років тому

    ኣያካ ናኣይና ክክክክክክ

  • @alxsgery1479
    @alxsgery1479 5 років тому

    እሰይ ኣቱም ጀጋኑ ኣይዞክም ቀፅሉ

  • @abihile4642
    @abihile4642 5 років тому +1

    Wowwwww des sile wowwww

  • @ምዚኣድናቂትናይእቲጅግናሕ

    ኣይይይ ናይ ኣቦይ ዘርኡ ጭሕሚ ክድብር ዘይትገድፍዎ ብዝኮነ ጎቦዛት ቀፅልሉ

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 5 років тому +1

    አሕዋተይ ደቂ ዓደይ ማዓርይ 💔💔💔💖💖💖💕💕💗

  • @ععع-خ7ث
    @ععع-خ7ث 5 років тому

    ዊይ ኣዮኻ ናይና ክክክ

  • @gashawgetahun2126
    @gashawgetahun2126 5 років тому

    በለስ አብ ኸብድኻ ገቢዑ ዘይቃለስ አልሽ ክክክክክክ

  • @milimili3774
    @milimili3774 5 років тому +1

    Kkkkkkk ayoka nayna

  • @geni3064
    @geni3064 5 років тому

    Kkkkkኣዮካ ናይና ሞትኩ

  • @Zufan-m2p
    @Zufan-m2p 5 місяців тому

    😁😁😁❤️❤️

  • @Musie-ju9vy2fd10
    @Musie-ju9vy2fd10 4 роки тому

    Aytgageyi ykales u

  • @madeintigraitube1197
    @madeintigraitube1197 5 років тому +5

    ዓወት ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ሚክ ኣፕ ኣሰተካከሉ

  • @عبدهعبدالله-ب1ل
    @عبدهعبدالله-ب1ل 5 років тому

    Abshru.deki.tgray.waeiro

  • @rahwamebrahtolm5233
    @rahwamebrahtolm5233 5 років тому

    😁😁😁😁

  • @zemichaelhailu8126
    @zemichaelhailu8126 5 років тому +1

    ኣታ እዛ ( ብተለይ ) እትበሃ ናይ ኣምሓርኛ ቃል ካብ ኣፍ ተጋሩ ቡንቁር ኣቢሉዶ ለጥፈኣ ተስኣነ እሞኸኣ ( ብፍላይ ብሕልፊ ምናዳ ) ልኣመሰሉ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉ ዋይ አነ!

  • @mebrhitberhe9816
    @mebrhitberhe9816 5 років тому +1

    ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ

    መረሳ ኣነ ውን ካብ ውጭ ምስመፃኢኩ ከፍቅረካ እዩ

  • @affggf9426
    @affggf9426 5 років тому

    Ayoka nayna kkkkkkkk

  • @ጋልዞምተጋሩ
    @ጋልዞምተጋሩ 5 років тому +4

    ኣሹ ን ፋና ኣስጢምካ ሓዝ

  • @freyjohn5309
    @freyjohn5309 5 років тому +1

    ❤️❤️❤️❤️

  • @መዘከርታኩራራትኹነለይ

    Enda amel kef alekum beflay eten donatat weduat

  • @trhasgebremedhn7722
    @trhasgebremedhn7722 5 років тому

    welcom deqi tgriay

  • @Peace-zf1br
    @Peace-zf1br 5 років тому

    Sakram sebby ayoka nayna kkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @abrahamtsegay4557
    @abrahamtsegay4557 5 років тому +1

    Velkommen

  • @ድንግልማርያምእናቴ-ቈ9ኈ

    ሽኮራት እንኹዓ ዳሓን መፃኹም

  • @hjezehjezr9522
    @hjezehjezr9522 Рік тому

    😂😂

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ

    ክንደይ ዲኩም ትሽኩሩ እውይዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይትደንጉዩ

    • @alikamal3426
      @alikamal3426 5 років тому

      Hi hi awye shkor

    • @alikamal3426
      @alikamal3426 5 років тому

      Amen Uuu3jeje aboy zereu haseka keyrekbkum

  • @habtegebru5601
    @habtegebru5601 5 років тому

    De da Portugal esse teus assistir e olhas alguem,,

  • @wedisequar8312
    @wedisequar8312 5 років тому

    Kkkkkk ayoka naina

  • @kesetegeresus5249
    @kesetegeresus5249 5 років тому

    Balas ab tigray yegetam du 😂

  • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
    @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 5 років тому

    Dehar entetehatemku ke ala tegaru ክክክክክክክክ

  • @fgfu8706
    @fgfu8706 5 років тому

    😍😍😍

  • @dhxgdhdtdc8667
    @dhxgdhdtdc8667 3 роки тому

    ሽከራት ቀፀሉሉ ዋዉዉዉዉዉዉዉዉ

  • @hayshaftu7110
    @hayshaftu7110 5 років тому +3

    ኣብዚ ሜክ ኣብን ላዛ ከባቢ ትግርኛ ማለት ናይ ከባቢ ዓድዋን መቀለን ኣፍላላይ ናይ ኣቦን ወድን ኣለዎ እዚ ድማ ናይ ዳይረክተር ስራሕ 'ዩ

  • @kindabrektit6628
    @kindabrektit6628 5 років тому +1

    😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ዠ4ተ

    እዙይ comedy ዘይኮነስ ጸወታ ቆልዑ እዩ ትላገጹ እኩም ዘለኩም

  • @SH-mu4ci
    @SH-mu4ci 5 років тому +1

    ❤👌👍😍😍👈

  • @aronwadgare3051
    @aronwadgare3051 5 років тому

    Ab Libey zalwo yehwateyy ka mawxeo yefxrom faxare Balu

  • @ወዲሓረስታይእየ
    @ወዲሓረስታይእየ 5 років тому

    ክክክክክክክክክ ኣጆኻ ናይና

  • @edenhagos9995
    @edenhagos9995 5 років тому +1

    ደቂ ትግራይ ሽኮራት

  • @ashebirberihu1186
    @ashebirberihu1186 5 років тому

    Ata zi chihimi zeytigodufuwo wey atsebikum giberu

  • @Bro-on6ou
    @Bro-on6ou 5 років тому +1

    Like

  • @temesgennaizge4890
    @temesgennaizge4890 5 років тому

    ✔✔✔✔✔✔💯💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tebqln8206
    @tebqln8206 5 років тому +1

    ❤️❤️❤️🎁

  • @geraltatube8097
    @geraltatube8097 5 років тому

    ሓድሽ ተኸታታሊ ድራማ ኣብ ቻናልና ኣብቀረባ መዓልቲ subscribe ብምግባር ኣበረታቱዑና

  • @hananira4512
    @hananira4512 5 років тому

    Dess bahalti meksenat

  • @erapentertement1043
    @erapentertement1043 5 років тому +1

    Kkk ayoka nahna lol ✌️🇪🇷