MUST WATCH - ሽጣራታት ሱፐርማርኬት፥ ሰልድኹምን ጥዕናኹምን በዘን 5 ሓልዉ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 487

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no Місяць тому +95

    ዶኽተር ሻሮን ንህዝብኺ ንምንቃሕ ትገብርዮ ዘለኺ ዘይሕለል ጻዕሪ ኻብ ልቢ ኢና ነመስግን

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 Місяць тому +65

    ንስኽስ እንቋዕ ናትና ኤርትራዊት ኬንኪ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ።

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx Місяць тому +38

    ኣነ shopping ኣብ ዝገብረሉ 2 ሰዓት ሙሉእየ ዝወስድ ingrident ከየንበቡ ኣይገዝኦንየ trash ዶ ብገንዘበይ ክገዝእ ኮይነ ኣብ ገዛ ዝስራሕ ከኣ ኣዴታት ደቅና ባዕልና ንስረሓሎም ባኒ :ብሽኮቲ :ኣይስክረም :ጁስ ኩሉ ቀልልዩ ጥዕናና ጥዕና ደቅና ባዕልና ንሓሉ ካቨር ጥራሕዩ ኣብ store ዘሎ ንብረታት ዝበዝሕ ሓሳይናዩ

  • @kingoftheunknown6448
    @kingoftheunknown6448 Місяць тому +8

    ብታአሚ መሓሪ ትምርቲ Dr ሻሮን ዘመንኪ ይባረክ ተባረኪ 🙏🙏

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 Місяць тому +10

    I live in USA and what u told us is my major problem. Thanks for ur information. With love Mike.

  • @AleksTesfay-h2g
    @AleksTesfay-h2g Місяць тому +1

    Nebsey abzi rkebya doktery thank you for your message

  • @Merhawithayle
    @Merhawithayle Місяць тому +4

    ኩሉ ግዜ እየ ዝሐስብ ገለ ድአ ይገብሩልና እንተኾይኖም ይብል ነይር ይገርመኒ ነይሩ

  • @yohannesberhanne6322
    @yohannesberhanne6322 Місяць тому +13

    Dr.Shron ክብርቲ ኤርትራዊት ሓፍቲ ተቅሪብዮ ዘለኺ ኣገዳሲ ሓብሬታታትን ኣስትምህሮን ልዑል ምስጋና ይብጻሕኺ
    ዝተማለአ ጥዕናን ዕለታዊ ስራሕኺ ኣሳልጦ ክህልዎ ንምነ 🇪🇷❤👏👌

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 Місяць тому +2

    ብቋንቋና መግለጺ ዝሃብካዮ ብጣዕሚ ነመስግን።

  • @habtomgebremichael2531
    @habtomgebremichael2531 Місяць тому +1

    ክብርቲ ሓፍቲ ኣነስ ኣብ ዓቢ ናይ ንግዲ የ ዝሰርሕ ግን ኣይርዳኣንን ነይሩ። ሕጂ ጽቡቅ ገሩ ተረዲኡኒ ነዛ ቪድዮ ምስ ሰማዕኩ ❤❤❤❤

  • @mamanatey687
    @mamanatey687 Місяць тому +5

    ኣምላክ ዘመን ሂወትኪ ይባርኽ ዶ/ሻሮን ሓፍተይ❤ ሕቶ ኣሎኒ ብዛዕባ ፕሮቲን ዘለዎ ኣመጋግባ ካርቦ ሃይድረይት ዘለዎ ኣመጋግባ እንዳበልኩም ብዙሕ ትምህሩና ኢኹም ኣነ ግን ብዙሕ ትምህርቲ የብለይን ኣይፈልጦን እየ ግን ግዝፈይ ንምቅናስ ኣመጋግባይ ከማሓይሽ ደልየ በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኪ እስኺ በረኸተይ ኢኺ❤❤❤

  • @EilatEilat-h1c
    @EilatEilat-h1c Місяць тому +3

    Selam shikorina D.R Sharon❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tonasirak3958
    @tonasirak3958 Місяць тому +1

    ጽቡቕ ማዕዳ ብሓቂ ኣብልብና ይሕደር ብፍላይ ኣብግዜ ቀልጢፍካ ምውጻአ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ እግዚኣብሔር ክብርቲ ሓፍትና❤

  • @EdenHailu33
    @EdenHailu33 Місяць тому +11

    የቐንየልና ዶክተር ሻሮን፡እዝያ ውጺኢታዊት ኣብ መወዳእታ ዝጠቀስኪያ መዝጊብካ ምክያድ፡፡

  • @mekonensamuel5821
    @mekonensamuel5821 Місяць тому +8

    ክብርቲ ሓፍትና ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ኣስተምህሮኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዮ
    ዘይንፈልጦ ተፍልጥና ኣለኺ ግን ድማ ናይ ጥቅሚ ጉዳይ ሰለ ዝኾነ እሞድማ ተቃልዕዮም ስለዘለኺ ጥንቅቅ በሊ ክብለኪ ይፈቱ

  • @hanamelake6239
    @hanamelake6239 Місяць тому +3

    ናይ በሓቂ አንቲ ምቅርቲ ዶክተረይ ሓፍተይ ብልኽዕ ገሊጽክያ አነ ከምዛ ዝበልክያ ሓንቲ ነገር ክገዝእ ዝአተኹ ብዘይ ፕሮግራም ብዙሕ ገዚአ እየ ዝመጽእ፡ የቐንየልና ክብርተይ እንቋዕ ናትና ኮንኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @eritreabelay6350
    @eritreabelay6350 Місяць тому +2

    ሰላም Dr ሳህሮን ብጣሚ ኢየ ዘድንቀኪ ዘኽብረኪ ኣምላኽ ምሳኺ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏

  • @mehretkidane2241
    @mehretkidane2241 Місяць тому +3

    Buzuh eye zemesgineki Drnsikis enqae tewelediki Berikiti Fitret Nifiq eye zebleki kisab timexi ,Selamiin Fiqirin yimineyelki mis sidiraki!

  • @selam7603
    @selam7603 Місяць тому +1

    Dr you are the best I wish you well help our people soon ❤❤❤❤❤

  • @simonkidanegebrekudus638
    @simonkidanegebrekudus638 Місяць тому +1

    Dr Sharon we really appreciate for your sharing this important advice stay blessed 🙌.

  • @rakiberhan5395
    @rakiberhan5395 Місяць тому +2

    Waero!!!! Ati nsiki si no words you are gold for the community

  • @mulugeta6522
    @mulugeta6522 Місяць тому +1

    Thanks ❤🇪🇷🙏

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ

    ❤ጥማዕ ወርቂ❤

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse3411 Місяць тому +11

    እድመን ጥእናን ይሃብኪ አምላኽ ዶክተረይ ዘድልየና አለሊኪ ስለተቅርብልና የመስግነኪ ።

  • @isactewoldemedhen5918
    @isactewoldemedhen5918 Місяць тому +3

    ጎይታ ይባርኺ ። ኣገልጋሊን ዘማሪ ዳኒኤል ተስፍይ ብመልክዕ ድራማ ገሩ ኣቅርብዎ ነሩ ሽዑ ብዝሕ ተማህረ ንስኪ ድማ ደግምክዮ ዘይሰመዕ ይሰምዖ

  • @emahatienaressie5300
    @emahatienaressie5300 Місяць тому +2

    Eta enko zednka UA-camr Saroney zwehade zfelto eko ente neberku bzh zeyfelto gn abrihkley Tankis ❤❤❤❤

  • @FekaduBaire
    @FekaduBaire Місяць тому +2

    ክብርቲ ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፡ ተካይድዮ ዘለኺ ጽቡቅ ተግባራት ብጣዕም ዚምስገንዩ።
    ቀጽልዮ ዋዕሮ ጓል ኤረይ ጓለይ

  • @denkorosebyelen8873
    @denkorosebyelen8873 Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ዛዕባ ክብርቲ ዶር ❤

  • @Yordanos-p6n
    @Yordanos-p6n Місяць тому +1

    Dr Sharon bzaba mahberawi nabra Agedasi mehari habereta mqrabki Aze yemesgneki Tebareki 👏🙏👏

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 Місяць тому +1

    ክብሪ ይሃብኪ ደክቶር ሻሮን ኩሉግዜ ተምጽዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ።

  • @AmineRaki-xq7ov
    @AmineRaki-xq7ov Місяць тому +1

    Thats Ture Dr Sharon .its good to adress to our peopel❤❤❤

  • @yoseifmahari1458
    @yoseifmahari1458 Місяць тому +11

    እዋይ ጽቡቅ ምኽር ቁሩብ ግና ደንጉኽና 👏🏾

  • @dawitazin1590
    @dawitazin1590 Місяць тому +3

    It's absolutely true 👍 and thank you so much for sharing as your knowledge 😊

  • @rahelhaile2045
    @rahelhaile2045 Місяць тому

    Thanks Dr.Sharon Gad blees you 🙏🙏🙏❤️❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️❤️

  • @asterestifanos4920
    @asterestifanos4920 Місяць тому +1

    Thanks Dr sharon god bless you with all family ❤❤❤❤❤

  • @asteraraya-w4x
    @asteraraya-w4x Місяць тому +1

    Thank you so much Dr. Sharon, It's very educational.

  • @FkaduZerai
    @FkaduZerai Місяць тому +3

    ጽቡቕ ትምህርቲ

  • @tsehaytekle7332
    @tsehaytekle7332 Місяць тому +1

    Thanks d.r shronedmen tienan yhabki fetariy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @momlove2020
    @momlove2020 Місяць тому +1

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ጽቡቕ ሓሳብ እዩ
    አብ ህወትኪ ምልእ ጥዕና
    ይምነየልኪ ቀንዲ ደቂይ አንስትዮ ዘይ ሓሰበኦ እየን ዘልዕላ በጃካትክን
    ንጸጋም ተጠወያ አወልድና

  • @azeibhaile4711
    @azeibhaile4711 Місяць тому +1

    Dr. Sharoney nski Burkat Nay hgrrna eki Tebrekeley 🙏🏾🙏🏾❤️

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber Місяць тому +2

    Yegermeki eu dokterey memherna kemeu mehirena neru ❤❤❤

  • @Tahambele
    @Tahambele Місяць тому +2

    ሰላም እዚ ኩሉ ዝበልክዮ ኣብዛ ጎሮቤተይ ኩሉ ከምታ ዝበልክየን ኣቐማምጣ እየን ዘለዋ ዘይ ሓሰብክዎ ካልእ እየ ገዚአ ዝኸይድ ኔረ ❤❤

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 Місяць тому +3

    ቡሉጽ ትምርቲ thanks 💞💞💞💞💞🙏

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya Місяць тому +2

    ናይበሓቂ ዶክተር ሓደ ሓደ ግዜ ዝሓሰብካዮ ገዲፍካ ዘይ ሓሰብካዮ ኣልዒልካ ገንዘብ ወዲእካ ደው ትብል ወይ ድማ ገፋፊጥካ ትወጽእ ሽዑ ይጎሓፍ ገንዘብና ንውድእ😢

  • @mann9362
    @mann9362 28 днів тому

    Dr sharon btaemi blux mkri
    Edmen tenan yhabki fetari 🙏 ❤

  • @yemanegebreslasie7632
    @yemanegebreslasie7632 Місяць тому +1

    Thank you God bless you Dr.

  • @helenzeray1117
    @helenzeray1117 Місяць тому

    አቲ ንስኽስ ፍልይቲ ኢኺ ዶክተር ናይ ኩሉ የቀንየል ጽብቅቲ ሐፍትና እድመን ጥእናን ይሀብኪ ፈጣሪ🙏

  • @jossy2714
    @jossy2714 Місяць тому

    ከማኽስ ሽሕ ይኹኑልና ምቅርቲ ፍጥረት።ሓሳብ ትግሃት ኣጠቓቕማ ቃላት ኣቀራርባ ጸዓት ኩሉ ግዜ 100%።

  • @haileekealo8339
    @haileekealo8339 Місяць тому

    Thank you doctor shikor

  • @elsag2834
    @elsag2834 Місяць тому

    ሰላም ብርኽቲ ሐፍተይ ተባረኪ ስለ ቲ
    ፍልጠት ተፍልጥና ዘለኪ ::♥️🌹❤️

  • @almazabraha3443
    @almazabraha3443 Місяць тому +1

    Dankeschön Dr. Shron ❤❤🎉🎉❤

  • @Sol-Men
    @Sol-Men Місяць тому +3

    የቕንየልና ሻሮን ሓፍተይ! ድህሪ ሕጂ እታ ተድሌካ ኣስበዛ ፡ ካብ ገዛኻ ቅድሚ ምብጋስካ እተን ትሽምተን ኣስበዛ ኣብ ወረቐት ኣመዝጊብካ ብምኻድ እተን ዘለይካ ገዝእካ ንገዛኻ ክትምለስ እዩ እቲ ዝበለጸ ምርጫ ክኽዉን ዝግባእ፡ ምኽንያቱ ኣብ ድካን ኣስበዛ ክትገዝእ ምስ ኣተኻ ኩሉ ኣስቤዛ ግዝኣኒ ግዝኣኒ ዝብል ስምዒት ስለ ዝገብረልካ። የቐንየልና ንምሉእ ሓቤረታኺ።

  • @georgemichael8174
    @georgemichael8174 Місяць тому +2

    Dr Sharon 🌹 🌹 🌹 🌹 ❤❤

  • @user-iv7xc3dz4s
    @user-iv7xc3dz4s Місяць тому +1

    Thank you Shikorina

  • @TesfagabrNegassi
    @TesfagabrNegassi Місяць тому

    ዶክተረይ መጀመርያ ጥዕና ይሃብኪ ዝሃብክዮ ሓሳብ ትኽክል እዩ ሱፐር ማርኬት ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዝኮነ ናይ ሸቐጥ ቦታ ሽጣራ ኣሎ እቲ ምስትውዓል ናባኻ እዩ ዝሙርከስ ከምቲ ገንዘብ ሱር ኩሉ ሓጥያት እዩ ዝተባህለ ሸቓጣይ ገንዘብ ካኣሪ እዩ ዝውዕል እቲ ፍቕሪ ገንዘብ ኣብ ደሞም ኣትዩ ምስኦም ይወሃሃድ ከምቲ ኣቀዲምና ዝበልናዮ ሱር ኩሉ ሓጥያት ምሶኦም ይጎዓዝ እዚኣቶም ሰብን ቤተሰብን ኣይንታዮምን እዩ ሕልኖኦም ሸይጦም ሱር ኩሉ ሓጥያት በየን ይመጽእ ጥራይ እዩ ሓሳቦም
    ኣብ ሱፐርማርኬት እዚ ዝበልክዮ ሽጣራ ኣሎ ይሪኢ እየ ኣነ ዉን ዓሰርተ ግዜ ክቐያይርዎ ንምንታይ ዮም ዝቕይርዎ ግን ኣይፈልጥን ዝነበርኩ።
    ሰብ ዱካናት ናቶም ሽጣራ ኣለዎም
    ቤት መግቢ ንዓኻ ዝስሕብ ነገራት ይገብሩ ክሳብ ስጋ ብዕራይ ኢሎም ስጋ ፈረስ ዝቕርቡ ኣጋጢሙ እዩ
    ኣብ ዕዳጋ ከብቲ ስጋ ደቀይ ኢሎም ዝምሕሉ ንዓኻ ከእሙኑ ዘይ ሃብሉ ዋጋ ሕሙም ክሎ ጥዑይ ዘይሓርስ ከሎ ይሓርስ ጠባዩ ሕማቕ ከሎ ሓላል እዩ ኢሎም ይምሕሉ ብዕራይ ክትገዝእ ከምዝደለኽን ዓይንኻ ዘውደቕካሉ ብዕራይ ከም ዘሎ እንትፈሊጦም ካብቶም ብጾቶም ጸዊዑም ነንባዕሎም ልዕሊቲ ዝበልካዮ ዋጋ ወሲኮም ይቀጣቀጡ ኣቓልቦኻ ንኽስሕቡወዲ ገርሂ ልባ ዝጠመትክዎ ብዕራይ ወሲዶሞ ኢልካ ዝያዱኡ ከፊልካ ትወስዶ ቡዙሕ ሽጣራዩ ዘሎ ዝኮነ ካብ ዞም ዓብይቲ ትካላት ዝገዘኡ ናኣሽቱ ሸቃጦ ሓደ ርእዮሞ ዘይፈልጡ ሓድሽ ነገር እንተመጽዩ ክገዘኡ ይኸዱ እሞ ዉሰዱ እዚ ከምዚ እዩ ጽቡቕ እዩ ገለ እንዳበሉ እቶም ዋና ትካላት ከእምንዎም ይፍትኑ ንሳቶም ከኣ እሞ እስኪ መፈተንታ ቁሩብ ክንወስድ ኢሎም ኣብ ድካናቶም ይወስዱ እቶም ሰብ ትካል ድማ ናቶም ሽጣራ ተጠቒሞም ነቲ ንመፈተንታ ዝኸደ ንብረት ዝገዙኡ ሰባት ይሰርዑ ጫምጫም ምስኮነ ወዮ ባዓል ዱካን ተጠሊብለይ ኢሉ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ካብቲ ትካል ይገዝእ ክሳራ ንክሳራ ይኸዉን እዚ ህጂ ኣብ ህገርና ዝግበር ሽጣራ እየ ዝብል ዘለኩ ስለዚ ኩሉ ግዜ ናትካስትዉዓል እዩ እምበር ሸቓጣይ ሕልና ኣልቦ እዩ ንምባል እየ

  • @dehabtedros6299
    @dehabtedros6299 9 годин тому

    Dr. Sharon Amlak ebarki iza gualei❤

  • @FKT-uo2bj
    @FKT-uo2bj Місяць тому +1

    Thank you for providing these educational videos and thoughtful critiques. I deeply wish this video had been released on a different date.

  • @fevendawit6690
    @fevendawit6690 Місяць тому +1

    Exactly 100% thanks for everything Dr.

  • @Asterkidane-t9s
    @Asterkidane-t9s Місяць тому +1

    💕♥️💕♥️thank you god G.B.U

  • @nigistiengida1046
    @nigistiengida1046 Місяць тому

    የቀንየልና ሺኳሬ ናተዪ ሐፋተ ጼብቄተይ🙏🏽❤️🌹❤️🌹🙏🏽🌿

  • @SenaitTecle-p3l
    @SenaitTecle-p3l Місяць тому

    Dr Sharon you are a wonderful lady May the Lord bless you more and more.

  • @Yodu-judi24
    @Yodu-judi24 Місяць тому

    ብዙሓት ኢና ካብ ዶ/ር ሻሮን ንመሃር ግን subscribers ናታ ግን ካብ ናይ ካልኦት ውሕድ ዝበለ እዩ። ወያ ሲዚኒኖ ዝበላስ ሓቂ ኮይና ረኪበያ, አይንሕመቅ እባ subscrib, share, like.... እንዳገበርና ነተባብዓያ እስከ👍

  • @selamtkabo57
    @selamtkabo57 Місяць тому +2

    Brkty zerei Ewanki ybarek
    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaeltecle2937
    @michaeltecle2937 Місяць тому +3

    የቀንየንየልና ዶክቶር ኣምላክ ይባርኪ

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 Місяць тому +1

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶ/ር ሻሮን ሓብትና ።

  • @ukubagebremariam5160
    @ukubagebremariam5160 Місяць тому +2

    Egziabher ybarki D/r Sharon 🙏

  • @JosephArkanjilo
    @JosephArkanjilo 28 днів тому

    Thank u doctor sharon abay seb

  • @luwimeb5963
    @luwimeb5963 Місяць тому

    Tebareki Dr. Sharon haftey brkti. Thanks for everything you do ❤

  • @ea-vk8uq
    @ea-vk8uq Місяць тому +2

    Dr. Sharoney haftey Egziabher Amlak memelisu tbeben Flteten Ybarkki. Ezia btami ane baeley zshgerela Abay aresti eyaemo Tebareki haftey natey. Thank yo so very much.

  • @samiberhane-kc1wt
    @samiberhane-kc1wt Місяць тому

    Very True and important

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya Місяць тому

    የቐንየልና❤❤❤❤❤❤❤

  • @SH-xg2lv
    @SH-xg2lv Місяць тому +1

    Thanks, Dr. you are amazing,

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 Місяць тому +1

    ዶክተር ሽኮር ❤❤❤

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv Місяць тому +1

    ዋዕሮ❤🎉❤🎉❤

  • @MD-qk3uu
    @MD-qk3uu Місяць тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዓባይ ሰብ ካባኺ ኩሉ ሰብ ክምሃር ካብ ኣብ ሓሸውየ ንውዕል

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b Місяць тому +1

    አቲ አነ አለኹ ብዘይ መደብ ገዚአ ከይተፈለተኒ ገንዘበይ ይውደአ

  • @merhawitpetros355
    @merhawitpetros355 Місяць тому +1

    ተባረኪ ዶኩተር ማሃሪ ❤❤❤❤

  • @rahwakahsay7766
    @rahwakahsay7766 Місяць тому

    Thank more d.shalom

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 Місяць тому

    ዋይ ሓበሻ ድኣ ዘይፈልጦ እካ ይበዝሕ

  • @genetkifle6650
    @genetkifle6650 Місяць тому

    Thank you so much Dr. Sherol

  • @yekalosereke4037
    @yekalosereke4037 Місяць тому +1

    የቐንየለና ዶክተር ሻሮን፡ እዚ ዘልክዮ ኩሉ ሽጣራታት መስርሕ ናይ ሱፐርማርኬት ዝገለጽክዩ ኣብ'ዚ ዝነብረሉ ሃገር ሆላንድ ትኽክል ዝጥቀሙሉ መስርሕ እዩ ብፍላይ ክኣ ኣብ [Albert heijn] ዝበሃል ሱፐርማርኬት.

  • @AseniaSolomon-nc7js
    @AseniaSolomon-nc7js Місяць тому

    Thank you 🙏❤️❤️❤️👏👏👏

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 Місяць тому +1

    Doctor እንቓዕ ሐፍተይ ኼንኪ❤

  • @ምባርጥበብዩ
    @ምባርጥበብዩ Місяць тому +2

    thank you DR sharon , for shering your amazing idea . pls , if you shere us about social media wasting time, it would be nice ,,,, thanks in advance gal ER

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 Місяць тому

    ክማኪስ ይብዛሓ ይብዝሑ።

  • @misqwam1036
    @misqwam1036 Місяць тому

    Thank you God bless you ❤️ ♥️❤❤

  • @zaiedkebte6623
    @zaiedkebte6623 Місяць тому +1

    Thank you heftna

  • @bisrigmichael6934
    @bisrigmichael6934 Місяць тому +1

    የቀንየልና ዶ/ር አነ ንባዕለይ ቀደም ዘድልየንን ዝደልዮ ግን ንግዚኡ ፕሮግራም ዘይገበርኩሉ ይገዝእ ነይረ ዳሕራይ ግን ንምንታይ ፅሒፈ ዘድልየኒ ጥራሕ ዘይገዝእ ብዝብል አስተኻኺለ።ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።

  • @YordanosTesefahanes
    @YordanosTesefahanes Місяць тому

    thank you Dr

  • @heaven2574
    @heaven2574 Місяць тому +1

    ❤❤❤doctey aytitfena eba nafkeki Alena ❤❤❤

  • @Mussie-b
    @Mussie-b Місяць тому +1

    Thank u Dr.Sharon, U do wonderful teaching and advisory guidance to our society. Keep it up. Ur follower Mussie Berhane from US.

  • @misganakaleab5546
    @misganakaleab5546 Місяць тому

    Thanks doc xbuk timhrti nebsna fetishna

  • @abrewel4331
    @abrewel4331 Місяць тому +1

    Thank you Dr. Sharon for your education and continue providing encouraging messages to our community.

  • @Arsenal2004P
    @Arsenal2004P Місяць тому

    Thanks Dr. Sharon😊

  • @leamefrem2204
    @leamefrem2204 Місяць тому

    Thanks saroney nay bhaki ane kemeu Problem aleni

  • @khtt8663
    @khtt8663 Місяць тому

    Thanks Dr sharon sile eti abi mkrki

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 Місяць тому +1

    Yekeniyelna doktorey kibret Yihabelna ❤

  • @AbelGoitom-nz1vc
    @AbelGoitom-nz1vc Місяць тому +1

    ሕጂ መድሃኒተይ ኣምጺኺ ተጸሊለየ ባኒ ዝደሎኹ ፓስተ ሒዘ ዳወጻኹ

  • @negassibairu7159
    @negassibairu7159 Місяць тому +1

    Smart❤

  • @NahomAchi
    @NahomAchi Місяць тому +1

    Tnx doctor sharon nay forofor medhanit eba gele belna teshegire ❤❤