ሰላማዊ ቃልስና ክዕወት ሓይልና ሓድነትናን ውዳበናን ክድልድል ኣለዎ ጀነራል ዮሃንስ ወልደጀወርግስ መዲድ 9/26/2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 67

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 Місяць тому +1

    Selami tigrai. Online❤❤

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday Місяць тому +3

    ጅግና ተጋደላይ ጀ/ር ዮውሃንስ መድድ ወሳን ዘረባ!!!❤❤❤💛💛💛ሓውና እሱ ዓቢይ ጣዓል ስልጣ ከምዝኮና ከይትጠራጠር ማንም ክናገረው አይክእልን። ናይ 120ሚሊዮን ለዕላዋይ ሓላፍይ ከምዝኮነ ከይትዝንግዕ።ከልእ ተተናግሩ ከጥፍእዎ እዮም ኦኬ።ሰለዝይ ተሓብዕ እዩ ዝፅሕፈ ዘሎ!!!

  • @ethiopiagebrehiwot5033
    @ethiopiagebrehiwot5033 Місяць тому +7

    አብታ ዓይና ሐቂ ተዛሪቡ ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ Місяць тому +7

    ሙሁር ማለት ንማሓበረ ሰብ ዝጠቅም ነገር ዘምፅእ እዩ እዚኦም ግን ንትግራይ ዘፍርስ ዝልዑኩ በዃዓት እዮም።

  • @Nureaney
    @Nureaney Місяць тому

    ❤🎉😂ንፉዕ ክቡር ጀግና ጀነራል ዮሃንስ ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ እዮ

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s Місяць тому

    ኩቡራት ጀጋኑ አቦታትና ትኽክል ገልጽካዮ ዕድመ ጥዕና ይሐብኩም 🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @samgebru1262
    @samgebru1262 Місяць тому +5

    TDF please please take Action Soon::

  • @muluBerhe-g3j
    @muluBerhe-g3j Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ትክክክል❤❤❤❤❤❤❤ ተቦና ክትርኦ እውን ኣበሳ እዩ ዝመስል ኣንተም ጅግና እኻ❤❤❤❤❤❤

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛ሰላም ኩቡር ሓውና እሱ ዓቢይ ጣዓል ስልጣ ከምዝኮና ከይትጠራጠር ማንም ክናገረው አይክእልን። ናይ 120ሚሊዮን ለዕላዋይ ሓላፍይ ከምዝኮነ ከይትዝንግዕ።ከልእ ተተናግሩ ከጥፍእዎ እዮም ኦኬ።ሰለዝይ ተሓብዕ እዩ ዝፅሕፈ ዘሎ!!!

  • @EndaEtay
    @EndaEtay Місяць тому

    ፈታዊ ኪን ፀላኢ ሓቂ እዝኣ እያ🎉

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 Місяць тому

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን ህዝቢ ትግራይ ጀነራል ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን እቲ ተዋሃቢዎም ዝነበረ ሓላፍነት ናይ ተፈናቐሉ ህዝቢ ንኽምለሱ ጻዕሪ እንተዝገብሩ ነይሮም ዓብዪ ኽብሪ ክህልዎም ነይሩ ኢዩ

  • @astergebrtfeek2207
    @astergebrtfeek2207 Місяць тому

    Seflal koyna alena❤️💛🙏

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s Місяць тому

    አነ ብወገነይ ሕዋሐት ሐንቲ ሕመቑ ንተም ሕማቅ ጋሐሉ ካብ ቀደሙ ብግልጺ ብሽሞ እንዳ ገለጸ ተዝነግሩ ነረም እዝኩል ኣይምኾነን ግን ኩሎም ንሕዋሐት ዘክፉኡ ዝስረቑ ምእንቲ ናብሕጊ ክይቐርቡ እዮም 🎉❤

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Місяць тому

    ንባዕልካ አብፀልማትእትካ ክልትኦምተጋግዮምተኮይኖም ዝብል መፍትሕ ክትረክብ አይትክእልን ብንፅህና ምርአይ ተጀምርና ሓቅ ምላይ አይአበናን ሓቅ ንብላ ንወስድ

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 Місяць тому

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 Місяць тому

    Weyenti Abi mekakikilikum

  • @ADonayAregay
    @ADonayAregay Місяць тому

    ዘይ ሙህሩ መንናብዙይ ኣትዩና እቲ ዘይተማሃረ ይስዋእ ደቁ ይህብ እዩ ዘሎ

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Місяць тому

    አጆሃ ጀግናና ህዝብሃ ምሳሃሎ።

  • @r-hgman3651
    @r-hgman3651 Місяць тому

    Totally agree with this smart General. He is absolutely right, expecting good from A Ahmed and PP is madness. It is totally shameful for all Tegrus if we failed to resolve our differences. The ruthless regime has never been happier but at this time realising the conflict going on with the leadership of Tigray . We have heard Ato Getachew is encouraging our religious leaders help resolve the differences between the two groups.

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x Місяць тому

    ትክክል

  • @saessefa
    @saessefa Місяць тому +1

    Selam selam TOL.

  • @asterselmun5467
    @asterselmun5467 Місяць тому

    ❤❤❤

  • @hailegebreizgi8187
    @hailegebreizgi8187 Місяць тому

    ሓሳዊ ዘርኤኛ
    አዲይ ትሕምስዋ አለኹም
    እንስኩም አብ ጥኦም እናነበርኩም ህዝቢ ትግራ ትህምስወ አለኩም ስላም ሀብወ ንዝይ ሕዝቢ

  • @kidanetesfay3895
    @kidanetesfay3895 Місяць тому

    ከም ባዓል መዲድ ዝበሉ ጀጋኑ ኩሎም ናብ ቅድሚት ይምፅኡ

  • @woldeslasewelezgu911
    @woldeslasewelezgu911 Місяць тому +1

    Thank you Tigray online

  • @AliTadesse-p1i
    @AliTadesse-p1i Місяць тому

    💪💪💪💪💪💪💪

  • @weldesemayatseyoum7591
    @weldesemayatseyoum7591 Місяць тому

    General Yohanes ✔️✔️✔️✔️✔️

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 Місяць тому

    ትኽክል ኢኻ ታሓቂ ኣፍታኣኼባ ተኣኪቦም ክማጎቱ ነይሩዎም

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 Місяць тому +1

    Thank you 🙏🏾 TOL I appreciate for all your hard working ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ Місяць тому +1

    በጭናዓት በሎም እዛም ሙሁራት ዝባሀሉ ውዳቃት ድርባያት ጥቅሚ ደለይቲ እዮም ዝፅበዩ ዘለው መን ሲዒሩ ይወፅእ እሞ ናብቲ ዝሳዓረ ምፅንባር ዝብል ሓሳብ ስለ ዘለዋም እዩ ገፀም ትራሓቅ እም ሙሁራትና ይብሉ በካዓት።

  • @hirayndahray
    @hirayndahray Місяць тому

    እንተወሓደ ጉባኤ ዝገበረ ብኩሉ ስምዒት ህዋሳትና ክንሪኦም አለና መበገሲ ሓቂ ዘለዎም ይመስል ፡፡
    ናይኒ ጌታቸው ሓይሊ ዘምበል ዝበሉ እዮም

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому +1

    ሐዲነት ትግራይን ተጋሩን ዚበታትን ዘሎ ፃዲቃንን ጌታቸዉን እዮም ንሰልጣን ኪብሉ ምስ አቢዪ ተማኪሪም ንምሲአቶም ዚቃለሱ ኪህደትን መሬት ትግራይን ተመዛበልቱ ምቢዳልን ትግራይ ንምብተን ከነ ኢለም ዚገበሩዎ ሲለዘሀከነ ትግራይን ተጋሩን ምብታን እዩ😮😮😮😮

  • @tsedalegher4705
    @tsedalegher4705 Місяць тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir Місяць тому

    ሙሁር ትግራይ ንኣበል ክብል ሕልኑኡ ዝሸጠ እዩ !! ንህዝቢ እማ ዝሕስብ እንተዝኸውን ነይሩ ፅገም ትግራይ ቀደም ክፍታሕ ምተኽኣለ ግን

  • @tsegayberaki4334
    @tsegayberaki4334 Місяць тому

    *Enqae abtsihena*
    Kem Tegaru weriduna zelo shigr nhseb

  • @gengeb5610
    @gengeb5610 Місяць тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 Місяць тому

    Public delusion is to have such indecisive leadership and encroachment of factions!

  • @hirayndahray
    @hirayndahray Місяць тому

    እቲ ሕዚ ዘሎ ኩነታት ጉሉ ኑገር ግልፅልፅ ኢሉ አሎ ምንም ድንግርግር ዘብል ነገር የለን ናብታ ዘላ ናይ ህዝብና ውግና ምውጋን ዩ

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 Місяць тому

    እዝኣ ክኣ ምዲህርሃር ጋና ኣብቓልስይ እያ ዘላ፡ ግዑዝይ ኣብ ምፅነትይ ኩነታት ኩሉ ህይውቱ ክድህን ዝጎየ እንታይ እያ ትፅበ፡ ብጥምየት ካብዝሞቱ እታ ዝላ ስሪቖም ህይዎቶም ክዲህኑ እዮም፡ ዎል ፕሪቶርያ ዋላኮ ህማቕ እንተነበር ናብ ስላማዊይ ቓልስይ ክቕፅል ገይሪዎ እዩ፡ ህዝይ ብዙህ ዒዲላት ኣሎ ብኩይናት እውን መሬት ትግራይ ክምለስ ንህዝብይ ዓልም ስላም ከምዝደልዩ ኣርእዮም እዩ፡ ጂንታ እንዳበሉ ከም ሽፋቶ ናይ ጦርነት ዝደልዩ ኣራኣእያ ኣብ ህብርተስብ ዓለም ኣርጋግፆም እዮም፡ እቱይ ስላም ዝይደልዩ መሬት ትግራይ ውሪሮም ህዝብይ ትግራይ ኣፅንቶም ታሪኩን ባህሉን መሬቱ ክውርይ ዝደልዩ ውርርትይ ሃይልይ እዮም፡ ምስ ዓብይ ኣህመድ ድብሎማስይ ቓልስ እንዲዩ ዝካይድ ዘሎ፡

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    ጂግና ወዲ ሂዚቢ ጀነራል ጃን መዲዲ ከማካ እንተዚከን ፃዲቃን ግን ለኪባጥ ከይኑ ትግራይ መሬየት ሸይጡዋ የሂዚን ሂዚቢ ትግራይ መሬቱ የሲእንዎ አለወ ተመዛበሊቲ ይሳቀዩ አለዉ አዶም ሲኢናም ይንካራተቶ አለዉ ዘሂዘን 😮😮

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 Місяць тому

    እሞ ሰብ ንዝድገፍ ክንድግፍ ንዝንቀፍ ክነቅፍ እንተዘይኪእልናማ ኩሉና ተታሒዝና ንጠፍእ ማለት እዩ ስለዚህ ዘይድገፍ አይድገፍን ንግዚያዎ መንግስቲስ ዝድገፈሉ ምክንያት ዋላ ሓንቲ የለን እንታይ ስለዝገበረ ንፀላእትና እኮ እዩ ፌፍር ገይርሎም ብዛ እቫ ፀላእትና እኮ አይንዛረብን ዘለና ባእልና ብባእልና ከባሉእና እዮም ዝሰርሑለው ናይ አብይ አገልገልቲ ኮይኖም እዮም ዋ እቲ ዝገርምስ እቲ ድድሕሪዮም ዝጎይ እዩ ዝገርም መብዛሕቲኡ በገንዘብ ብዝኺንዱዩ ተገዚኡ ዋ እሞ እቲ ካልእከ እንታይ ማለት እዩ ገበነኛታት እንዳሰደድካ ውድብ ንምፍራስ ምስ ፀላእቲ እንዳሰራሕኻ እንታይ ክድገፉ እዚኦም ዋ ህዝብ ትግራይ አስተውእል ውድ ብል አድሕን ናይ ውድብ ምድርም እዩ እዚኩሉ አምፂኡ ዘሎ አይነአሹ።

  • @kalebgebre2253
    @kalebgebre2253 Місяць тому

    ቀቲለምና

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 Місяць тому

    ጽጹይ መርገጺ ዘይምውሳድ ጥፋት መዋጅ ማለትዩ ስለዚ ነቲ ገጋ ብዓል ፃድቓን ገታቸው ዝገብርዎ ዘለዉ ርኡይ ኢዩ።
    ዝተጠርነፈ ሓይሊ ከም አውሓት ነዚ ግዜ ናይ ህዝቢ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ምስ ድኽመታቱ መሪሕ ተራ ስለ ዘሎዎ ትሕግዝዎ ይግባአ።
    ገታቸው ጻድቕን መሰርሒ ምእኖም ርኡይዩ።
    ብትብዓት ምስ አውሓት ዝተጠርነፈ ሓይሊ ምእንተ ትግራይ ጠጠው ምባል።
    400 ገበን ዝፈፀሙ ምስ አብይ ልሕስ ሕስ ክትብል ብሳላ መነአሰያት ጀጋኑ ዝተታሕዙ ጽንተት ዝፈጸሙ ምፍናው ገበንዩ ናይ ገበንዩ።
    ሽርሒ ናይ ጻድቓን አንዳ በርሄ ይኸይድ ይአክል ምባሎም አሎ።
    አዚኦም አብ ሕጊ ክቕርቡ አለዎም።

  • @tsegayamare5327
    @tsegayamare5327 Місяць тому

    You translet from tigrigna to tigrigna

  • @HaileKid
    @HaileKid Місяць тому

    እቴ አብል ጎጂለ ክብፀብፀ ዝአተወ ጎጄለ ሰድራ ሰብሀት ነጋ እዩም ዘበፀበፀ

  • @AngesomHadera
    @AngesomHadera Місяць тому

    Nihzbi kalsi malet kemzi eyou

  • @tesfaslasegebremeskel1713
    @tesfaslasegebremeskel1713 Місяць тому

    Dímtsí yelen

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 Місяць тому

    እቲ ደራፊ ብርሃነ ጋኖ ወይ ሓለፋይ እዩ ይመስለኒ

  • @SambaheartHeart
    @SambaheartHeart Місяць тому

    Eti ab shire zetgebre k tikikil du?

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 Місяць тому

    እሞ እቱ ነገር እናሐቡኡ እዩም አብዚ ሂዚ ዘለናይ ነገር በጺኤም ዘሉዉ ንሰቶም ካአ እቶ ነገር ገሊቢጠም እናወረዩ ህዚቢ ንምቲላል ዚገበሮዎ ሐሳት ዘረባ እናተዛረቡ መናእሰይ ብገንዘብ እናታለሉ አብዚ ሂዚ ትሪከብ ትግራይ ግን ናዘም ምስ ደቆም ንሳልስይጊዚየ ንሐዳም ከዱሁኑ እዲሚሆም ዘባከኑ ግን የሂዚን ናይ ጌታቸውን ናይ ፃዲቃንን ግን ዊሪዴት መንገዲ ናይ አቢዪ መንገዲ እናተከተሉ ትሸሪት እናገዚኤ እዩ አዲ ዘፊረሰ ናይ ኢዚአቱም እዉን ከምኦ አጀውጀው

  • @Light51178
    @Light51178 Місяць тому

    ኣብ ረብሓ ህዝብን ሃገርን compromise ዝገብር ኣካልከ? ምእንቲ ሓድነት ክነሓፍ ኣለዎ ዲዩ? እሞ እቲ ጸገምኮ፡ ካብ ውሽጢ ዝነቅል ንረብሓ ጸላእቲ ዝቖመ ሓይሊ ብስሙ ጸዊዕካ ምዝራብን፡ ሓድነትና ከይትንከፍ ቢልካ ሸልል ምባልን ኢዩ።
    * ህወሓት ክትፈርስ ዝደልዩ ቂምተኛታት፡ ልክዕ ናይ ኣቢይ መርገጽ ዘለዎም፡ ከም ጻድቃንን ሰዓብቱን።
    * ብስልጣን ዝዓወሩ፡ ረብሓ ትግራይን ህዝባን የሕሊፎም ዝህቡ፡ ከም ጌታቸውን ሰዓብቱን።
    * ካብ መኸተ ብጥልመት ክሃድሙ ዝተረኽቡ----።
    * ብብልሽውባ ዝተቖማጥዑ-------
    ብስሞም ኣልዒልካ ህዝቢ ክፈልጦምን ክውገዱን ኣብ ሕጊ ክቐርቡን እምበር፡ ሓደ ይኹኑ፡ ብስልጣን ይወዳደሩ ኣለዉ ኢልካ ኣድበስቢስካ ምሕላፍ፡ ነብስኻ ንጸላኢ ምቅላዕ ኢዩ።

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w Місяць тому

    Geramie hasab euu gn sebb Bebizkiala enteserhela eya ntigray ztekim ente hizbna hezbie tigray zeteketsatsele hawee mitfaen negerat nabb kumneger milwat yikeal eyumo yekeniyelna

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 Місяць тому

    እንታይ ኣብነት እካ ትጥቐም ዝሃውይ ድክቶር ህማምካ እንተዝይፍልጡ መዲሃነት ክእዝዝልካ ኣይክእልን😂 ይእዝዝልካ እባ ዝህዊየካ ኮይኮነስ ዝህምመካ፡ ዶክተር ከም ዝይጋገ ከም ገብን ዝይፍፅም ኣምላክ ገይርካ ትርጉም ኣይትሃበሉ፡ ንምንታይ እዩ ክእ ኣብነት ብዙሁ ትጥቐሙ፡ ተውሳክይ መርዳኣታ ዝዲልዩ ኩሉ ኣይኮነን፡

  • @MehariNeria
    @MehariNeria Місяць тому

    ሓሳዊ

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 Місяць тому

    ኣህባይ ውጭውጭ እየን ዝብላ ሃድጋ እንተምፅውን፡ 😂😂 ውጭውጭ ማለትካ ዲካ ናይ ዲሞክራስይ መንገዲ እዩ ግን ብዓቓን ክኮውን ኣለዎ፡

  • @Gebreq
    @Gebreq Місяць тому

    መጨረሻኹም እዩ ውግእ ተደለኹምለ ኽዱ ምስደቅኹም ኾይንኹም እምበር ተጋዳላይ ላበልኹም ዓይንኹም ዓሚትኹም ህለቁ። ወድ ማርያም ኽልዖ ይኣኽለና ኢሉ እዩ።

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 Місяць тому +1

    ኣንፃር ከዳዓት መስዋእቲ ምኽፋል ቅዱስ መስዋእቲ እዩ። ገለ ገሌና ክሳብ ‘ዛ ናይ መወዳእታ እዋን ድሉዋት ኢና! ሕድሪ ሰማእታት ንዘዕበረ ስሱዕ ምስለነ ፍፁም ኣይንምብርከኽን ሕዚ ‘ውን ምስ ውድብና፣ ሰራዊትናን ኣዴታትናን ኣለና። ከዳዓት ወይለኹም።

    • @TigraiK
      @TigraiK Місяць тому +1

      Indeed 👍

  • @HaileKid
    @HaileKid Місяць тому

    ሐሳዊ ኤካ
    ዘርኤኛ ኢካ

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 Місяць тому

    ጌታችው ብቓዓት እንተዝይብሉ ካልእ ብቓዓት ዘለው እውን ዘሎ ኣይመስለንን፡ ጌታችው ርዳ ናይ ውፃ ምንስተር ክኮውን ብቓዓት ኣለዎ ንኡሽተይ ትምህርትይ ግን የዲልዮ እዩ፡ ደብሮፅዮን ናይ ውሽጥይ ዓድይ፡

  • @SambaheartHeart
    @SambaheartHeart Місяць тому

    Lier Banda

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 Місяць тому

    ❤❤❤❤