04 እቲ መንፈስ ነታ መርዓት ክትጽሊ ይምህራ - "እቲ መንፈስን እታ መርዓትን" ||ትምህርተ ክርስቶስ|| CAS Catechism

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 чер 2024
  • ትምህርተ ክርስቶስ መሰናደዊ ንዓመተ ኢዩቤል 2025
    ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳስት ፍራንቸስኮ ኣብ ሓፈሻዊ ኣስተምህሮ ትምህርተ ክርስቶ ብዕለት 05 ሰነ ኣብ ዝለገስዎ ኣስተምህሮ ምርኩስ ብምጋር ዝተኻየደ ኢዩ።
    ነዚ ኣገልግሎት ንምድጋፍን ንምሕጋዝን ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ምግባት ኣይትረስዑ፣ ከምኡ ውን ብትሕዝቶኹም ንምሕጋስ ኣብላት ናይዚ ኣገልግሎት ስብከተ ወንጌል ክትኮኑ ንዕድመኩም።
    እዚ ኣገልግሎት እዚ በቶም ኣባላት ናይዚ ቻነል ብምዃን፣ ወርሓዊ ኣስተዋጽኦ ዝገብሩ ዝተመወለ ኢዩ!!
    ናይዚ ቻነልና ተሳተፍቲ ጥራይ ዘይኮነስ ኣባላት ውን ንምዃንን ብዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ንምሕጋዝን ፍቓደኛታት ዝኾንኩም Join ብምግባር ክትድግፉን ብትሕትና ንዕድም።
    Join this channel to get access to perks:
    / @casministry

КОМЕНТАРІ • 15