Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Stalin, You better focus on Abiy. Taking about history 24/7 does not change anything on the ground. There is a chance Abiy may rekindle his "friendship" with Isayas. Just imagine what would happen if that happened.
Totally deceiving, infact most of his listeners are mostly illiterates & beneficiaries of the corrupted TPLF. Guys, please read the book of Birhane Tsegabe who illustrated the networks of the CC, particularly Alem Gebrewhade, & elderly Sebhat Nega group.
It’s wrong to control business entities only one political party at all. TPLF mafia group didn’t care for decades. In the name of Tigray people, the mafia group abused and exploited Tigray and Ethiopia! The mafia group should be held accountable for all the corruption and abuse.
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Stalin,
You better focus on Abiy. Taking about history 24/7 does not change anything on the ground. There is a chance Abiy may rekindle his "friendship" with Isayas. Just imagine what would happen if that happened.
😊😊😊😅😊😅😅
FACT MATTERS !! 100%
THIS MEDIA A VOICE FOR THE PEOPLE OF TIGRAY !!
በየነ መክሩ ዕድል እንተረኺቡ ኩሊት ኣዲኡ ዝሸይጥ ሰብ እዩ።
ጅግና ኢኻ መልሲ ኣየድልየካን
እሰታሊን ሓወይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ትእምንት ናይ ህዝቢ እዩ ከዚ ትብለኻ ሓያል ምስረኸቦ እንበር ትእምንትስ ህዝቢ ተጠቂምሉ አይፈልጥን
ቀዳማይ ሓደጋ ህላወ ህዝቢ ትግራይ ግምት እዩ። ግምት እንድሕር ንህወሓትን TDFን ዘይውክል ኮይኑ ክፈርስ ጥራሕ እዩ ዘለዎ።
Stalin Jigen 🙏❤️🔥👏👌
❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤viva
❤❤❤❤❤❤
በየነ በክሩ ኩርኩር ብልፅግና ፀረ ህወሓት
ሰራቂ እዩ ከመይ ገይሩ ክቐንዕ
እስታሊን ጀግና ወዲ ህዝቢ👏
ናይ ህወሓት ስሕተት ከምዚኦም ዝበሉ ገፈጣት ናብ ሰልጣን እናገፈጠት ምሃባ እዩ
ኩሉና አብ መኸተ ኢና ነይርና ኢና አብጆኖሳይድ እና ነይርና ብዝብል ንህዝቦም አሕሊፎም አይህቡን ብዝብል እዩ ዶክተር ደብረፅዮን ዝመደቦም ግን ካኽዳማት ኮይኖም።
DW walta TV fana እየን
እሞ ህዝቢ ትግራይ አንጢሩ ዘይሰዶ።
እቲ ሓፍቶም ን ህዝቢ ትግራይ ክትክኦሎም አይኽእልን ። ህዝቢ ትግራይ ግን ነቲ ሓፍቶም ክትክኦ ይኽእል እዩ ። ሓምሳ ሎሚን ንሓደ ሰብ ሽኽሚ እዩ። ን ሓምሳ ሰብ ግን መጋየጺ እዩ።
በየነ መክሩ ትእምት ነይ ግሉ እዪ አ/አ ዘና ኢሉ እዩ ዝነበር
ስታሊን ጠቃሚ ሓሳብ ነይሩኒ ርኸበኒ
❤❤❤🎉🎉🎉
በየነ መኩሩ ኣብ ፖለቲካ ክትኣትዉ የብልኩምን ኢሉ ምዝራቡ ዲክታተርነት ኢዩ ቶም እኩባት ሰባት ግና ገጾም ሕጉስ ኣይመስልን
ኣብ ሞንጎ ማዕኸባላ ዞባ ዘሎ ጭቅጭቅ ምስማዕ ደስ ክብል 😂 interesting time
በየነ መክሩ እኮ ካብ ቀደሙ ኮራፕተር እዩ።
ንኣብነት ኣብ ዝነኣሳ ማሕበራት ክጣየሻ ከለዋ ኣብተን ማሕራት ናይ ስራሕ ዕድል ፍቓድ ዝወሃበን ከይተረፈ ኮምሽን ዝሓቲት ስስዕ ተኹላ ኮይኑ ኣሎ።
🎉🎉🎉❤❤❤❤
ትእምት ናይ ተጋድልትን ስድራ ተጋድልትን እዩ ውድባት ስለ ዘይነበራ እዩ ብህወሓት ዝእዘዝ ዘሎ ማለት ታይ ማለት እዩ ሐዚ ውድባት ስለ ዘለዋ ትእምት ናይ ውድባት ክኾን ማለት ድዩ 🤔
ህውሃት እዮምያ ነይሮም እኒ በየነ እኒ ጌታቸው ደሃር ኪኺዶም ።
ቮድካቸው እዩ ስሙ::
ስታሊን አደመ ዝበሃል ጉጅለ የለን እቲ ንሳቶም ዝጥቀሙሉ አይትጠቀም አደመ አይትበል
ትእምት አንታይ አዩ?
ትእምት 85% ኣባል ሀወሓት እዩ ኮይኑ ድማ ንነዊሕ እዋን መፍረይ እዩ ነይሩ ኣነ እውን ናይዚ ኣካል ስለዝነበርኩ እየ። ተፀዋዕነቱ ንቢት ምክሪ ትግራይ እዩ ። ትእምት ክመርሑ ዝኽሉ ብዙሓት በላሕቲ ሰባት እናሃለው ኣብ ዚኣቶም ምውዳቁ እዚ ትካል የሕዝን።
ስታሊን እዚ መኒነቱ ዘይፈለጥካዮ ተጋዳላይ ተኽለ ገባር እዩ ዝበሃል ናይ 70ብዓታት ተጋዳላይ እዩ ሕጂ ድማ ናይ ትራንስ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን እዩ። ካብቶም ከሕሚሞም ዝግበኦም ተጋሩ ሓደእዩ።
ስታሊን አዋጅ ብአዋጅ ዝባሃል ከምዘሎ አይትረስዕ ። ትዝበልካዮ መፍትሒ ክኸውን አይኽእልን ።
Bro. Stalin, if DW is becoming like Fana and Walta, it is part of PP.
Mehzeni1
90% ህዝቢ ትግራይ ናትካ ሚድያ ኢዩ ዝሰምዕ ድምጺ ወያነን ቲቪ ትግራይን ዳኣ ኣብ ዩቲብ 500 ሰብ ኣይርእየንን
Totally deceiving, I agree mostly illiterates & TPLF beneficiaries are his listeners.
Totally deceiving, infact most of his listeners are mostly illiterates & beneficiaries of the corrupted TPLF. Guys, please read the book of Birhane Tsegabe who illustrated the networks of the CC, particularly Alem Gebrewhade, & elderly Sebhat Nega group.
ካብ ፖለቲካ ነፃ ክኾና እየን ማለቱ እንታይ ማለቱ እየ?? ንሱ ንባዕሉ አረመኔ ፖለቲከኛ ኮይኑ እንድዮ ዝመርሖ ዘለዎ እንታይ ዓይነት ነንባዕሉ ዝዋቃዕ ዘረባ እዩ ዝዛረብ ዘሎ???
27 ametke effort men beliuwo
በየነን ጻድቃን ኣብ ቐረባ ጊዜ ክሰግሩ ኢዮም ካብ ማእኸል ሸዋ ኢዮም ዝው,,፡ዩ
ዋ እስታሊን ንስሃውን እባ አርይ ክልተ ህውሃት የለን።
ናይ በየነ ፎቶግራፍ አብ google ካብ ምርካብ ወርቂ ምርካብ ይቀልል
ድምፂ ወያነ ብፍላይ ልዕሊ ፋናን ዋልታን እዩ ክሒዱዎ ንህዝቢ ትግራይ እስታሊን ሓውና ብዙሕ ጉድ ኣሎ
ስታሊን ፅቡቅ ተቃለዖምን ትቃለሶም ኣለኻ ነዞም ካሕዳማት ግን ጉጅለ ኣደመ ተዘይበልካ ናይ ጠላማት ኣዘራርባ እዩ ግደፎ
ወልካፍ
ናይ ኦሮሞን ናይ ኣምሓራን ቓልሲ እውን ኣጸቢቕካ ስርሓሉ እሱ ኢዩ ነዞም ፋራታት ቦቲያም ፋራታት ዘጸልሎም
ዝምወል እንዳመወልካ ነዞም ቐንዲ ኦሮሞታት ሓዞም ኣብ ትግራይ ዘለው ቦቲያማት ከመይ ከም ነጽርዮም ባዕልና ኣሎናዮም ክሳብ ሕጂ እውን 3 ባንዳታት ተጋሩ ብሚስጥር ተጨውዮም ናብ ጎረቤት ሃገር ኣትዮም ኣለው ኣብ ቐረባ ጊዜ ስጉም,,,፡ ክውደሶም ኢዩ
Stalin Ne woyen nehegezelu mengedi negerena eski
ተጋጊኻ፣ በየነ ክላስተር ክሽየም ከሎ ናይ ትእምት ከረክበረ ምዃኑ ምሉእ ምርድዳእ ተገይሩ እዩ። ደሓር ጠንጠንኩሉ ኢሉ በዓል ፀጋይ ፣ ቴድሮስ ን ተኸረለወይኒን ደጊፈሞ።
ስሉሕሉሓት
እስታሊን መኹርዒ ትግራዋይ ከይትሰዶም ነዞም ፋራታት ዕኽብኻብ ብልጽግና በይንኻ ተጸልሎም ኣሎኻ ፡ሓዞም ከይትሰዶም
ሌያቡ ስለ ዝኾኑ እዮምያ ዝኻሓዱ !!!
ዝሰርቁባ ይኽህዱ።
Ab afar zeseltenun mn eyom
በየነ መክሩ - his profession is corruption.
Why you don't give us information about axum. They aren't Tigrans.
Consists ይሃልኻ እዞም ሕማቃት እዩ ሓቂፉዎ ዘሎ ትቦል ዶ ኣይነበርካን ንጌታቸው ግደፍ እንዶ ።
እኒ በየነ ንትግራይ አብ ድከት ቅድሚ ዘእትውዋ ህዝብን ሰራዊትን ከአልዮ አልዎ
ay stalin degafi debretsion
So?
ERE BAKACHU YHEN FELASHA EZAW RAS DASHIN TERARA LAKUT YHE BANDA
Nufua estaln
በየነሰራቂ
It’s wrong to control business entities only one political party at all. TPLF mafia group didn’t care for decades. In the name of Tigray people, the mafia group abused and exploited Tigray and Ethiopia! The mafia group should be held accountable for all the corruption and abuse.
Haki nay hewehat tewekali getachew and beyene yeteaseru
እዚ ኩላ ሞራል ግን ካበይ ኣምፂካዮ? ኩሉ ናይ ነዓል ደብረፅየን ገበን ንጎኒ ገዲፍካስ ስለበየነ ምክሩ ዓገግ ትብል ኣለካ። እዚ ደኣ እሞ መን ክኣምነካ። ንጉጀለ ኣደመ ደጊፉ ንጉጅለ ቮድካ ዝወቅስ ሰብ ወይ ድማ ብግልባጡ ዕሱብን ዓሻን ጥራይ እዩ። ንክብርካን ክብሪ ደቅካን ክትብል መስመር ሓቂ ሓዝ። ኩሎም ይገለፉ በል። እንተዘይኮይኑ ፅባሕ ርእስካ ዘድንን ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ።
Nehna hezbi tigray amina alena ezi leba beyene bekru kewred eyu
Maki yemslale
ua-cam.com/video/9UE_oaZcGKk/v-deo.htmlsi=Eo6-E9FlBkarEZoC
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤