Isaias has a full command of his subjects. As long as he is alive no Eritrean will face him and still survive. Isaias doesn’t do it alone. He has a swarm of accomplices deeply rooted within the community wherever they are. He will continue to rule even after his earthly life ends. Folks Eritreans ended up creating the worst tyranny ironically while they were fighting for independence. We are the victims as well as the culprits.
Wow Haregu you are very smart and I love your work. Please 🙏 write the book we need to know everything, HGDEF tries to destroy Eritrean. Thank you Henok for bringing a very smart and thoughtful person.
🙏👍🌟💐 ፦ ክብርቲ ወ/ሮ ሓረጉ ቃለ መሕተትኪ ብአድንቖት ተኻታትለዮ ። ኣመና ኣገናዕ !!! ዓሚቚ ባህሊ ህግ ዝዓመረ : ወሃ ! ዘበለ ኣዕጋቢ መልስታት ኢዩ ። ንብስለትኪ ዘጻባቕ ዪበል ክብለኪ ባህ ኢሉኒ ።
ክብረት ዪሃበለይ ። 🌽🌽🌽🌾🌾
ዳዊት ተወልደብርሃን
ሓረጉ ቀለታ፡ብጣዕሚ ኣገዳሲ መልእኽትን መልስን።
What a lady! She has not only deep knowledge, but also, deep wisdom. I like her perspective and analyzation. Very capable of presenting her stand.
The legendary journalist Haregu Keleta👏🏼👏🏼👏🏼. Very eloquent and a smooth talker 👌. ❤
ብሓቂ ዘረባኣ ባይታ ኣይነጥብን ብጣዕሚ ፈቴያ ንሓረጉ።
ኣብ ራድዮ ኤረና ውን ንሳ ተቕርቦ መደብ ሰሓቢ ኢዩ።ኣይስልቹን ኢዩ።❤
ሄኖክ ወዲ ህዝቢ ንፍዕቲ/ተባዕ፡ዋዕሮ ኣምጺእካ ሎሚ❤❤❤ ከም'ዚ ተቢዐን/ተቢዖም ዝዛረባ እንተዝመጽኡ /እንተዝህልዉ ህዝቢ ኤርትራ ለውጢ ምረኸበ፡❤❤❤ ኣጆኩም በርትዑ
ሀረጉ ጅግና ❤ 🙏👍
Thanks 🙏 Haregu.
Haregu zerebaki btahmi tzbuk gelizkiyo 👍.Tegadeltna jeganuna iyom 💪🥰❤️🙏😇
ብሓቂ ሓፍትና ሓረጉ ደስ ዝብል ልዙብ ኣዘራርባ 🙏
ብሓቂ ዘረባኣ ባይታ ኣይነጥብን ብጣዕሚ ፈቴያ ንሓረጉ።
ኣብ ራድዮ ኤረና ውን ንሳ ተቕርቦ መደብ ሰሓቢ ኢዩ።ኣይስልቹን ኢዩ።❤
Thank you Kbrti Habti Haregu🌹🌹🌹
Eresat❤❤
ኣገደስቲ ሕቶታትን ብቑዕ መልስታትን ዝሰማዕኩሉ ኣዝዩ ብሉጽ ቃለ መሕትት ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ። የቐንየልና ሓረጉ ቀለታ ከምኡ ውን ሄኖክን ኣሪ ሳትን 🙏
Absolutely you are right on the point of isseyas defeated us🫢
interesting discussion…, hoping your next interview will prevail more about “sovereignty and transition of power peacefully ” . Thanks
Welcone Haregu Qeleta
"ሓመድካ ነጊፍካ ምትንሳእዩ " ሓቂዩ ዔረ ❤ እንናጠዓመካ እናጎምደደካ ውሒጥካ ሕጂ እንታይ ይገበርዩ ቲቁምነገር
ርእስኻ ምድናን መፍትሒ አይኮነን::
ዝለዓለ ናእዳን ኣኽብሮትን ንጋሻ። የቐንየልና ኤሪሳት።
ሰላም ብርክቲ ሓፍተይ ብድምጺ ዝነበረ ሎሚ ብስእሊ ክርኤኪ ብምበቀዐይ ክብሪ ንአምላክ ይኩን
ሓደ ካብ አድናቂኪ ብጽቡቅ እየ ክብርቲ ሓፍተይ እንኮዕ ከምቶም ዝጠፍኡ አየጠፈእኪ እወ ብቱሑት ዐቅሚ ንእሽተይ ነገር ክተዕውት ቀሊል አየኮነን እወ ዋላ ጽቡቅ ሓሳብ ሒዝካ ተቀሪብካ ካልእ ትርጉም ተዋሂብዋ ትሓደ ይነቅፈካ እትሓደ ይአስረካ እቲ 3ይ ይቀትለካ እቲ4ይ ታሪካ ብሕማቅ ይጽሕፎ ክብርቲ ሓፍተይ እንኾዕ ህልው ቲ ኮንክልና ንዓና ክሕሸና ብቁድስ ቅንኢ ንዘቅረብክዮ ሓሳብ ንእሽተይ ተዝውስከላ ክንዓቢ ንካአልና ይመስለኒ ከይሓልፈኒ ከይትሓለፈኒ ከመይ ጌረ የዕንቅፎ እዩ ናህና ነገር እወ ጽቡቅን ሕማቅን ተጎዛጊዝና ንከይድ ሕብረተሰብ ኢና ካባና ዝሓሸ ከነምጽእ ብዓቅምና ንቃለስ አሎና አብ ገዛ ካብ ሓውኪ ሃብተማርያም ኣብራሃ ካብ Columbus ohio
የቀንየልና ጋዘጠኛ ሐረጉ ቀለታ ባህረ ናይ ቀታሊ ብዘግባእ ገሊጽክዯ
Haregu grade 6 Ab ministry entay tgebri nerki? higeri eske Tewlije
Good questions
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Such a beautiful and smart woman big respect
We explained what was the problem between civil servants and the military(tegadalay) Dear Haregu Kelta.❤❤❤
And finally, the military is the victimised ones .
I don't knw why i dnt trust this woman!my feelings dnt usually lie😊
ሓረጉ ጽቡቅ ግሉጽነት ዘለዎ መልሲ !
ሓረጉ ቀለታ ዓቕልን ትብዓትን ከም ዘለዋ ዝፈለጥክዋ ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት ኣነ ምስ ኣባላት ሙዚቃ ሓረጉ ከም ኣባል ዜና ምስ ስኣላይ ኣክሊሉ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ዝነበረና ዕዶት ኢዩ።
ክሳብ ሕጂ ምስ ደቃ ብዘይ ምህላዋ ዝተሰምዓኒ ጓሂ እዚ ክብሎ ኣክእልን።
ከይጸልመተ ስለዘይወግሕ ግን ክሳብ እታ እትመጽእ ብርሃን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ። ምስ ምሉእ ኢኽብሮት ኣብ መትከልኪ ጽንዒ።
ወዲ ሃለቃ ንብሲ ከመይ አለኻ በሐንሳብ ኔርና አብ ዑደት ሳክስፎንካ ክስከም ሕቆይ ሐቢጠ 😂😂😂😂😂😂
I have no words for her wisdom such a brilliant
ዝኸበርኪ ሓረጉ ቀለታ ብእትዛረብዮ ዘረባ 100 ካብ 100 እንድየ ዝሳማማዕ
እዛ ተጋዳላይ ካልኣይ ግዜ ክስዋእ ፍቓደኛ ኣይኮነን ንእትብል ኣባሃህላኺ ክብርን መጎስን ይብጻሕኪ።
👌👍❤️
Yes👍
❤❤❤❤😢
"SLEMINTAY isaias hizbi Eritrea kitefi delyuwo?", ilatina.
Henok gn tsubuk aleki indabelka mizirab kelikaya. Zereba zwihda aykonetn iza belah haftina.
❤
We have hope thanks our hero
Beal yellow temaharu
Haregu dewlley bejaki
በቶም ወጺኦም ሓቂ ዝተዛረቡ ዓቢ ክብረት ኣሎና፡ ንቶም ኣስዊጦም ዘለዉ ከኣ ዓቢ እምኒ ይጽቀጦም፡
Entay emo yabselna aba koynom tezizarebu ember tm hitim elom hiji zibelu tebelu entay waga alewo mefthi eyu zedli ember kemzi nieru kemti nieru aykonen zedlyena zelo
ሰላማትብዝመስለኒ፡ባዓል፡ድሩዕ፡ገበን፡ስለዝነበሮም፡ክቃወሙ፡ኣይካኣሉን።
Haqi yea tezareb zela.
Please talking is part of a solution just it should be truthful !! we learn and awaken and like Haregu also you are getting healings
Beal ezein watsen entezezareba yemelkealen nekuhat anesty 🎉❤
ምስ ምሉእ አኽብሮት
ውዱብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ቀንዲ መሳርሒኡ መትከል ዘይብሉ ስርዓት ብዲስኘሊን ዝተቀየደ አብ ውልቀሰብ ዝአመን ብንቅሑት አብ ሃገርን ህዝብን ቃልሲ ዘይተረዶኦ ተዋጋኢ ሐይሊ ምባል መሑሸ።
2:40 brawa haregu
ALI BEJIBAJI , mara FERIHUUUU,
YIGERIM YIYU, tihiti arat tihabiu ab Australia PIZZA yibeliyi alo
Isaias has a full command of his subjects. As long as he is alive no Eritrean will face him and still survive. Isaias doesn’t do it alone. He has a swarm of accomplices deeply rooted within the community wherever they are. He will continue to rule even after his earthly life ends. Folks Eritreans ended up creating the worst tyranny ironically while they were fighting for independence. We are the victims as well as the culprits.
Is she the one reporter from Aseb??? I’m 1997 ? Or
Haregoye behkey. Zereba. ✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
All about her self.
ጋዘጠኛ ሓረጉ ቀለታ 🎉👍
አብቲ ጊዜ እቲ ዝኾነ ሐላፊ ተጋዳላይ ሕማቕን ጌጋ ስራሕ ሪእዩ ክዛረብን ዓገብ ክብልን ዝከአል አይነበረን። እቲ ኹነታት ምችኡ አይነበረን። ባይታ አይነበረን።
Welcome Henok & Haregu
እተ ጸገሞ ኣብ ኤረትራ ኩሉ ምሰጥር ዩ ኑሱዩ ከአ ነቲ ጉጁለ አብ ሰልጣን ዘቀጽሎ ዘሎ
💯
Wow Haregu you are very smart and I love your work. Please 🙏 write the book we need to know everything, HGDEF tries to destroy Eritrean. Thank you Henok for bringing a very smart and thoughtful person.
Welcome Part2 dongikumna
Welcome erisat
👍
ሕቅኪ ኢክ ክብርቲ ብጸይቲ ሐብተይ አይተጋግክን
ብአንጻሩ ኻአ ኢሳያስ አብ ወጻኢ ብዙሐት ሰለይትን
ንባርነት ዘጣቅዑ ኤርትራውያን ድይሞ ኤርትራዊ
ምስልታቶም ዘሪእዎም ኢሳያ ባዓል ዓስርተ
ፍርንቺት ዝብላን ዝቢሉን ብዙሕት ዉጩታት አለውን ክሳብ ሕጂ ውን ብባሕሪ ጠልቆምን ዝሞቱን ወለዶ ውን ወንጮ ተግልበጥካዮ ኩሉ ግዜ ወንጮ ንባርንት ዝምኩቱ ሰባት ብዙሐት ይስደዱ አለው።
Kbret ehabki hero tegadalit
We lost the game in 1994. Actually this one makes a lot of sense.
Excellent interview , "ZEGHESE NEGHUSU ZEBEREKET XEHAYU BIFLAY KEBESSAWI BEJEKA TEAZIZKA ESHI GHOITAY , BELO , NENHDHDKA METHSESAW KALEA AYFELETN EYU. SELEZI ENTAY MESEL KEHATET. EYO GHEZEU SERIHU ELWA AKAYDU SELTAN GHEBITU , THAT IS RIGHT YOU ARE ARE 100%
Good anti jgnan!!!!!!!
ተጋዳላይ ህ/ግንባር ካብታ ዝተባህላን ዝተወሰነትሉን ርእይቶ ወይ አዋጣሪ ፖለቲካዊ ሕቶ እንተሐቲቱ፣ ካበይ አምጺእካያ፣ መን ኢሉካ፣ ናይ ዓማ ጽልዋ አለካ፣ ናይ ሴይኤ ጽልዋ አለካ፣ ምስ መን ኢኻ ተዕልል ትራኸብ... ወዘተ እንዳተባህለ ከምዝርዕድን ከምዝድሃልን ንካልአይ ግዜ ከአ ንሱ ድዩ ብጾቱ ብጩቕ ኢሎም ከምዘይዛረቡን ኢዩ ዝግበር ኔሩ። ብሕጽር ዝበለ ነጻነትካ ንውድብ ምሙጓስን ዝበሉኻ እሺ ኢልካ ምእዙዝነትካ ምርግጋጽን ኢዩ ኔሩ። ሕድሕዶም ከም ዝተሐላለዉ ብምግባር ብአአ ዓብዮም ንዓአ ተሰኪሞማ ከአ ዓዲ አትዮም። ንነብሶም ወጺዖም ከአ ንመላእ ህዝቦምን ክዓቢን ክጥጥዕን ዝግብኦ መንእሰይ ከአ ለኪሞሞ። እቲ ሐረጉ ሐቲተዮ ትብሎ ዘሎ ፖለቲካዊ ተንከፍ አይኮነን ናይ መደብ ዝምልከት ጉዳይ ኢዩ።
ባባአ ኮልታፍ መልመጽ ሻሓኒ ወያነ
ዓጋመ
ሰላም ሓረጉ!።
ፈለማ ንጋዜጠኛ ሄኖክ ነቲ ቅርዕውን ማራኽን ዝኾን ቅድን ሜላ ቃለ መሕትትኡ ብኣድንቆት አመስግኖ!። ብተወሳኺ ነቲ ብወገንኪ ዝሃብክዮ ብሱል መልስታት አድንቕ። ይኹን ደኣበር፥ ብግልጺ ልዕሊኡ ክትዛረብን ከተቃልዕን ትኽእሊ ኔርኪ ዝብል ርድኢት ኣለኒ። ፈለማይኪ ስለዝኾነ ግን፥ ኩሉ ነገር ኣብ ግምት ኣእትየ፥ እተባቢዐን ኣመስጊነን ክሓልፎ።
ተጋደልቲ ኩሉ'ቲ ብዋጋ ዘይትመን ሕይወት ንእስነቶም ከፊሎም፥ ፍረ ናይ'ቲ ዝወፈኹሞ መሪር ቃልሲ፥ባዶሽ ኮይኑ ክተርፍ እንኮሎስ እንታይ ዓይነት ጣዕሳ ይስምዕም ይኸውን እንዳበልኩ እሓስብ!።
ኣብ ቃለ መሕትቶኪ ኣተዂረ፥ክልተ ነጥብታት ክጠቅስ።
1)ኢሳያስ፥ ድሕሪ ናጻነት፥ ሕብረ ሰልፊ ዘማእከለ ደሞክራስያዊ ምርጭ ኣካይዱ፥ ምስቲ ዝነበሮ ሕዝባዊ ተቀባልነት ህቡብነትን፥ ሓንሳብ ዘይኮነስ፥ ብተደጋኣሚ ስዒሩ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ እኽእል ነይሩ። ስለምንታይ ደኣ ከምኡ ዘይገበረ?፥ ንዝብል ሕቶ፥ መልሰይ፥ እታ "ሃገርና" ዘይኮነስ፥ እታ " እዛ ሃገር እዚኣ" እንዳበለ እንዳቛናጸበ ዝጽውዓ ሀገር፥ ከም ናይ ብሕቲ ንብረቱ እዩ ዝውንናን ዘማሓድራን። ስለዚ ዲሞክራስን ምርጫን በየን ኣቢሉ ናብ ኣእምሮኡ ይሰወጦ!። ምስ ሰኸረ፥ ብግህዶ" ከምታ ባዕለይ ዘምጻእክዋ፥ ርኢኹም ክትስእንዋ" ኢኹም ዶ ከይበለና። ካብዚ ንላዕሊ ምልክት "ዋኒን"እንታይ ኣሎ!?። ኣብ ናይ ብሕቲ ንብረቱ ናይ ኣቡነ ምንታይ "ሓሸውየ ውድባት ከፍቕድ!"።
2)ኣብታ ስለምንታይ ንሕዝቢ ኤርትራ ዓዱ ራሕሪሑ ክጠፍእ እደልዮ ኣሎ ንዝብል። ኢሰያስ ማዕረ'ቲ ሕዝቢ ኤርትራ ዝፈትዎን ዘኽብሮን ዝነበረ ዘይኮነስ፥ ዝያድኡ እዩ ብንዕቀት ዝጸልኦ!። ስለምንታይ ንዝብል፥ ኢሳያስ ውስጣዊ ናይ ሥነሉቦና ሃስያ (psychological trauma) ዘለዉ ዘይንቡር ኣእምሮ ዝውንን ኣዳም እዩ። እሱ ድማ እቲ "ዓጋመ" ኢኹም ትብሉኒ፥ ተዋሱኑኒ...ኢኹም ዝብሎ፥ ሕነ ዝተጠጀአ ቂምታ ተዓጢቑ ድማ ባሕጊ ልቡ ኣተግቢሩ ተሃኑ የውጽእ ኣሎ። ኢሳያስ ኤሪትራ ምስ ኤትዮጵያ ሓቢራ ንጉስ ብሙዃን ዝዓግብ ፍጡር'ውን ኣይኮነን። ካልእ ብዙሕ ዘይዝረበሉ፥ ሰብ ሞያ ከተኩሩሉ ዝግባእ ኲነተ አእምሮ ኢሳያስ እዩ!። ኢሳያስ፥ ብነርስሲዝም (narcissism) ዝተበከለ ዘይንቡር ፥ጨኻን፡ፈልጽን ቆራጽን ዝኾነ አእምሮ ሒዙ እዩ ሃገርንሕዝብን ዘማሓድር ዘሎ። ብተወሳኺ (psychopath) ስለዝኾነ፥ ነቲ ዝገብሮ ኩሉ ዓይነት ጭካነ፥ ዝወቕስ ንቡር ዝኾነ ሕልና የብሉን!። ኣእምሮ ኢሳያስ ብሰብ ሞያ ስነሉቦና፥ ሓካይም ኣእምሮ ይኹኑ መእምራን ሥነሰብ ዓቢ ትኩረት ክገብርሉ ዝግብኦ ናይ ዝመንና ስንክሳር እዩ።
የቐንየልና!።
"ዝተወደበን ኣድማዕን ኣይነበረን" ዝበለታ ሓያል ዘረባ ኢያ።
ኣዝየ ካብ ዘድንቓ ጸሓፊትን ጋዘጤኛን
What a perspective!
ጉጅለ 15 ዘተዓወተ ዕልዋ ነሩ
❤️🇪🇷
ጽቡቕ ርድኢት ኣለኪ፡ ሓረጉ። ኣብ ክልተ ነገር ግን...
1/ ኢሳያስ ንኸይምረጽ ስለ ዝሰግአ ኣይኰነን፡ እዚ ኩሉ ጸቓጢ ስጉምትታት ወሲዱ። ብነብሱ እቲ ንነዊሕ ግዜ ዝጸንሐ ኣካይዳ ህግ ባህሊ ፈጢሩ። ካብቲ ኣካይዳ'ቲ ምውጻእ ድማ ሕንፍሽፍሽ ምፍጣር እዩ። ካልእ ስሩዕ ዝዀነ ኣካይዳ ክፈጥር ኣይከኣለን። ከምኣ ኢሉ ክሳብ ሕጂ 'ጌጋኻ ተረዲኡካዶ?' ዝዓይነቱ ኣካይዳ እዩ ጥዒምዎ ዝሰርሓሉ ዘሎ።
2/ ናይ ዓሊ ዓብዱ ዝፈጸሞ በደል ከተነኣእስዮን ዓቕሚ ከም ዝነበሮን ኣምሲልኪ ከተቕርብዮ ፈቲንኪ። ንሱ ንባዕሉ ግን ከመይ ዝበለ ፈጣሪ ራዕዲ፡ ምስሉይ፡ ከዛብ ሰብ ከም ዝነበረ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ።
31:36 ZEREBAN HITON MALET.
YITA MELSI, ISAYAS WEDI ADI HALO TIRA IYU ZIFELTA
gutum ---- N HIZBI meniyiseyi ERITRA MITZINATTTTTTTTTT ----- yiyu yiti alama
ህዝባዊ ግምባር ዶ ተጋጊና ይፈልጡ እዮም ሄኖግ
ጓል ቀለታ ፡ስዉኣት ቀቢርኪ መጺኽስ ፡ ( ናይ ኩላትና ድኽመት ኢዩ ) ትብሊ ።ንስኺ ዶ ኣይኮንክን ሕድሪ ዝተቐበልኪ ፡ ተጋዳላይ ነቲ ዘጓነፎ ፡ ሓያል ናይ ኢሰያስ መርበብ እኳ ክምክቶ ኣይኽኣል ፡ ( ምኽንያት ይሃሉ ) ክሳብ ብሂወት ዘሎ ተቓሊሱ ፡ ህዝባዊ ስልጣን ከረክብ ነይርዎ ፡ ህዝቢ ድኣ እንታይ ዝተሰከሞ ሕድሪ ነይርዎ ።
ዋላ እውን ኣይጎስጎስናዮን ።ናጽነት ሓርነት ዝብሉ 47:48 ነገራን ፡ ንህዝብና ሓደስቲ ነገራት ኢዮም ።
ንስኽን ኣነን ፡ ሕድሪ ናይ ብጾትና ዝጠለምና ሰባት ኢና ።
ካልኣይ ኣብ ደገ ምስ ውጻኺ ክትዛረቢ ዘይምኽኣልክስ ፡ /ዝቐደሙ /እንታይ ኮይኖም ንሪኦ ኣለና /ኢልኪ ፡
ንስኺ ይትረፍ ዶ ከይትብሃልስ ፡ ሞት እንተኾነ እውን ክትፍጽሚ ሓደራ ኣለኪ ፡ ብህዝቢ ክትሙገሲ ዘይኮነስ ፡ ንቲ ዝሓለፈ ተጋዳላይ ብምርኣይ ክትቃለሲ ኢዩ ዝግብኣኪ ።
ህዝቢ ድኣ ዘይተጋገየ ፡ እቶም ምስቲ ስርዓት ዝውገኑ ተወጊኖም ፡ እቶም ዝበዝሑ ከኣ ኣፎም ሒዞም ።
ነዚ ንኡሽተይ ወለዶ ብድፍረት ፡ ጉድለት እንተለና ጉድለትና ተቐቢልና ፡ መንገዲ ከነርእዮ ኢዩ ዝግባእ ነይሩ ።
ህዝቢ ኤርትራ ፡ ኣብ ሕማቕ እናሃለወ ፡ ንስዉእ ብሽምዓ ክንገልጾ ንፍትን ፡ እዚ ከኣ ብጾትካ ምርሳዕ ኢዩ ።
እዚ ንኡስ ወለዶ ፡ ስድራ ስዉኣት ኢዩ ።እቶም ሎሚ ብሂወት ዘየለዉ ዝወለድዎም ኢዮም ።እሞ ንስኺ ብሓላፍነት ክትኣልዮም ኣይግብኣክን ድዩ ።
ተጋዳላይ መኽፈሊ ዝተሓርየ ፡ ሕድሪ ዝነበሮ ፡ኢዩ ።ስለዚ ወደሳ ከይተጸበኺ ፡ ብውሕዱ እቲ ሓቀኛ መንገዲ ከተትሕዝዮ ሓላፍነት ነይሩኪ ንይሩና ። ተጋዳላይ ብፍላይ ኣብ ደገ ወጺኡ ፡ ክዛረብ ዘይደሊ ፡ እዚ ከኣ ክድዓት ኢዩ ።
መንእሰይ ስኣን ኣላይ ኣብ ፈቐድኡ እናተዛሕዘሔ ፡ ከይትብሃል ኢልካ ስቕ ምባል ሲ ዘይሓላፍነታዊ ኢዩ ።
ካብ ኩሉ ሕድሪ ይዓቢ ።
ካብ ኩሉ ሂወት ይዓቢ ።
@Berhane-xb
እንታይ ሕድሪ ኢኻ ትብል ዘለኻ።
ናይ ተጋዳላይ ሕድራ ንነጽነት እዪ።
ንሱ ድማ ኣብ 1993 ተረጋጊጹ እዩ።
ዲሞክርያሰዊ ስርዓት ምትካል ናይ መላእ ሕ/ሰብ
ሓላፍነት አዩ።
ሕድሪ ናይቲ በጃ ሃገር ዝሓለፈ ስዉእ ፡ ህዝባዊ መንግስቲ ንምትካ ቦ ኣይነበረን ኢዩ ፕሮግራም ህዝባዊ ግንባር ፡
ተጋዳላይ ፡ ንስኻ ጽናሕ ፡ ኣነ ክሓልፍ ፡ ክብሃል እንከሎ ፡ኣይስወጠክን ድዮ ፡
ማናጁስ ተማሃሩ ፡ ጽባሕ ሃገር ናባኹም ኢያ ፡ እናበሉ ሓውሲ ለበዋ ፡ ናይቲ ሽዑ ዝነበረ ፡ ንመስዋእቲ ድሉው ከም ዝነበረ ፡ ሓንትስ ጸላኢ ተባሪሩ ፡ ነቲ ዝተረፈ ህዝቢ ሰላም እናተመነዩ ዶ ኣይኮኑን ዝሓልፉ ነይሮም ።
ንሕና ግን ነቲ ዝምነይዎ ዝነበሩ ኣየተግበርናዮን ።
ኣደ ስዉእት ኣብ ማርቻቢዲ ኮይና ትልምን ንሪኣ ኣለና ።መንእሰይ ኣብ ቤትማእሰርትን ፡ ስደትን ውርደትን ክንገላታዕ ፡ንሪኢ ኣለና ።
እሞ እዚ እናርኣና ፡ ተግባር ዘይብሉ ፡ 20 ሰነ መጸ ፡ሽምዓ ጌርና ፡ ቅሰኑ ክንብል ንመጻደቕ ።
ኣብ ተቓወምቲ ኬንካ ክንዲ መሪሕ ተራኻ ትጻወት ( ዝቐደሙ እንታይ ግብረ መልሲ ፡ ይረኽቡ )ኣለዉ ክብሃል ንሰምዕ ኣለና ።
ካብ ከይንብሃል ክንብል ካብ ሓቅን ግዲታን ንሃድም ፡ ሕድሪ ናይ ስዉእት ከነተግብር ይዓቢ ።
ከምኡ እንተበሉ እውን ኣየኽፍኣሎምን ኢዩ ።ሓቆም ኢዮም ። ዝተሸርመመት ናጽነት እንተይ ኢያ ፡ ንንኡሽተይ ወለዶ ?
ሕጂ እውን ብሙሉእ ዓቕምና ንስራሕ ፡
መስዋእቲ ብጾትና ብላሽ ከይከውን !👋🏼
@@selamnegusse3443 ኣብ መወዳእታ መዛዘሚ ኣብ ዘይብሉ ፡ እዚ ኩሉ ውጽዓ ፡ ድኽነት ፡ስደት ፡ ማእሰርትን ሞትን ህዝቢ ፡ እዚ ህዝቢ ዚ ፡እቲ ወዱ, እቲ ጓሉ ንቃልሲ ዘገበረ ፡ከምዚ ክረክብ ሲ ናተይ ሓላፍነት ኣይኮነን ትብሊ ኣለኺ ።ዋላንዓኺ ስደት ኣብ ዝኾነሉ ፡ ዝያዳ ክትመርሕዮ ግዴታ ኣለኪ ፡ ፡
ንኡስ ወለዶ ዝተረከቦ ለበዋ የብሉን ።ብሕጊ ዝቆመት ሃገር ክሳዕ ዘየረከብና ትሓተቲ ኢና ።👋🏼
ኣሊዕብዱ እቲ ዝዕበየ ገበነኛ ኢዩ ምክንያቱ ኣብሊዕሊ ጉጅለ15 ተ ዓቢገበን ዝገብረ ኢዩ ከንኡ ውን ንጋዜጠኛታታት ኣብዚ ሽግር ዘእተዎም ሓደካብቶም ብሂወትም ተሕታቲ እሊ ኢዩ ዋላ ኢስያስ ይገምጠል ዋላይሙት ዝመዝጸ ይምጻ መንግስቲ ኣሊ ክሳብ ብሂውት ዘሎ ናይ ኢዱ ክርክብ ኢዩ ሕጂ ንግዝዩ ዝተሕብኤ ይመስሎ ይኾውን ደም ንጹሃት ግና ኣይክስዶን ኢዩ ንኤስያስ ክሖጉስ ክብል ክንደይ ሰብ ክም ዘጥፍኤ ተስኒዱ ኣሎ ይውጋሕ ጥራሕ
ንመሪሕነትን ኣሰራርሕኡን : ብመንገዲ ሓለዋ ሰውራ ዝሓቅቕን ዝቅጥቀጥን ዝነበረ ደኣ ኣብ ቀንጠመንጢ ዘተኮረ መኣስ ነይሩ: ዓበይቲ ሕቶታት ዝለዓሉሉ እዋናት ዉሑዳት ኣይነበሩን : ብስም መንካዕ: የሚን ወገናዊ እንዳተባህለ ዝሓቐቑ : ካን ብቐንጠመንጢ ድዩ ዝግለጽ? ብዘይ ጉባኤ ዝቕልቀል ዝነበሩ ሕቶታትከ ቀንጠመንጢ ድዮም ነይሮም? በዓል ብጻይ ጎይትኦም ዝጀመርዎ ምንቅስቓስ ብዘይ ንሕስያ ሓቒቖም ኩሎም: ኣብ መወዳእታ ኢሳያስ ምስ ኩሎም ሓለፍቲ ዝነበሩ ሱቕ ስለ ዝመረጹ ሓደ ጉጅለ ተዓዊቱ ኣስመራ ኣቲና:: ስለዝዚ ነቲ ኩሉ ኣንጻር. ምልኪ ዝተቓለሰ ምኽሓድ እዩ : ኣይጽቡቕን ወይ ካብ ዘይምፍላጥ ወይ ካብ ዘይድልየት ክኸውን ይኽእል:: ስለዚ እቲ ገምጋም ኣፋኺሱ ዝርኢ ኮይኑ ይረኣየኒ::
Haki tezaribki mitsiwti Eritrirawet waero
Egziabher edmen tienan yhabki
She is totally lier.
ሓረጉ እቲ ሓቂ ብምሉኡ ክግለጽ አለዎ አነ ተጋዳላይ ተ ሓ አ እየ ነረ ካብ 1976ድሕሪ ካልአይ ሃገራዊ ጉባአ ንገብር እሞ ከአንተጋደልቲ ህ ሓ አ ብዘተ ክፍታሕ አለዎ አብ ዝበልናሉ ግዜ ፡ ድሕሪኡ ተራኽብና ከንዛተ አብ ዝጀመረናሉ ግዜ ብወገን ህሓ ሓ ብጀካ ሰለስተ ሰባት ካብ ምልቲ ሓይሊ ዝዛረብ አነበረን ፡አነ እዝክር 1976 ተራኽብና ኪንዝቲ ዝጀመርናሉ ንመጀመታ ግዜ እዩ ነሩ መራሕ ሓይልን ኮምሽነር ምክትል ካብ መሉእ ሓይሊ ጥራሕ ይዛረቡ ፡ብወገን ተሓ አ ግን ብምልታ እያ ትሓትት ነራ ፡አነ ካብ ዝሓተትኩዋ ሕቶ ነቲ ሰራዊት ሻዕብያ ከምዚ እያ ነራ፡እሱኩም ተጋደልቲ ድኩም ዋላስ ሙሩኻት ፡እተ ተጋደልቲ ኮንኩም ነዛ ነብሱኩም ብረት ሕዝኩም ከለኹም መሰልኩም ዘይተዛረብኩም ከመይ ገርኩም እኩም መሰል ህዚቢ አሪትራ ክትዛረብሉ ፡መጀመርያ ከማና ንመሰልኩም ተዛረቡ ክብሎም እዝከረኒ ፡ሓረጉ ሓፍተይ ተጋዳላይ ሻዕብያ ከም መርሰነሪ ተቃላሳይ እዩ ነሩ ዝበልዎ ዝገብር ተጋዳላይእዩ ነሩ፡ ሓረጉ እስከ ረአይ እዚኩሉ እዳበረሰ ዘየድሊ ውግእ እዳገበረ መን ሓቲትዎ ፡አስመራ እዳዓነወት መን ሓተቶ፡ካብ ሻዕብያ ሓቂ ዝወጽእ የሎን
With all due respect you were part of the situation we are bro don't pretend you are even the victim of the system you were serving
ህዝቢ ኤርትራ ተሳዒሩ አይቲበሊ፤ ንህዝቢ ኤርትራ ኢዱን እግሩን አሲርና ንኢሳያስ ሂብናዮ በሊ። ባህሊ ናይ ውድብ አይኮነን ፍርሒ እዩ።
ብዛዕባ ኢሳያስ ምዝራብ ህዉተታ ጥራሕ እዩ። ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ብዓይኒ ፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ: ሓደ ብስነ ኣእሙሯዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ኢሳያስ እንትርፎ ሰባት ከሕዝንን ከሳቕይን ከም መራሒ ሃገር ሰብ ክኸስብ ሓሲቡ ዘይፈልጥ ሰብ እዩ። ስለዚ ኢሳያስ ብናይ ስነ ልቦና ሕማም ዝሳቐ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስምዖ saddist እውን ስለዝኾነ ንኹሉ ግብርታቱ ብናይ ስነ ኣእሙሮ ክኢላታት ክትንተን እንተዝክኣል 90% ጸገማትና ፈሊጥና ብቐሊሉ ሃገርና ምተረከብና ነይርና።
ቆንቃን ኣረጊት
ኣብት ተራ ተጋዳላይ ዝነበረ መሰል ፡ ከም ወትሃደር ፡ ዝግብኣካ ይውሃበካ ኢዩ ።
እቲ ሽግር ኣብ ላዕልን ኣብቲ ሚስጥራዊ ሰልፍን ኢዩ ነይሩ ።
ኣብ ተራ ከምዚ እናኾነ ፡ ኣብቲ ዝፍጸም ዝነበረ ማእሰርቲ ፡ መቕተልትን ፡ ብዛዕባ ሓለዋ ሰውራ ፡ ከምቲ ሕጂ እንፈልጦ ዘለና ፡ ኣይንፈልጥን ኔርና ።
እቲ ዓቢ ሽግር ፡ ኣብዚ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ንኽበጽሕ ዝገብሩ ዝነበሩ ፡ ንሞት ዘይፈርሑ ፡ ንእሰያስ ግን ዝፈርሑ ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ኢዮም ኣብ ከምዚ ኣውዲቖምና ።
ህግደፍ ንናይ ህግ ኣተሓሳስባን ጅግንነትን ክትድምስስ ኩናት ወያነ ክጅምር ኔርዎ:: ኣብ ኩናት 1998 ህግደፍ: ንወያነ ዘይኮነ ሲዒሩ ንተጋዳላይ ህግ ዩ ሲዒሩ🥲
እዛ ትብላዘለኻ ቅድም ሕጂ ዘይተፈተነት መናውራ ኢያ።
ህግደፍ ዘበጉሶ ኲናት የለን። ተጣይሾም ዝጸንሑ ተጋደልቲ ህግሓኤ ኾነ ተጋደልቲ ተሓኤ ነበር፣ ወያነ ብደገፍ መወልታ ንዘበገሰቶ ኲናት፣ መኪቶምን ስዒሮምን ምስ ደቆም ዝኾኑ ዋርሳይ ሃገር ኣውሒሶም ኢዮም።
ናትካ ሃለውለው ዝቕይሮ ታሪኻዊ ክውንነት የለን።
@@user-ls9oh7wr8m ዝኾነ ታሪኽ የ ዝዛረብ ዘለኹ:: 1998 ዝጀመሮ ኩናት ብዙሓት ተጋዲሎም ዝኣተዉ ተጋደልቲ ዝተሰውኡሉን ዝሰንከሉሉን: መራሕቶም ዝተጨወይሉ: ብብዝሒ ንስደት ዝወጹሉ: ብብዝሒ እስሪቤትታት ዝተሃነጸሉ: ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተመጽዋትነት ዝወደቀሉ ዶ ኣይኮነን 'ዩ:: ህግደፍ ንህግን ህዝቢ ኤርትራ ሲዒሩ ኣብ ፍጹም ግዝኣቱ ዘእተወሉ መድረኽ ዩ ኔሩ::
ብራቮ ኢሰያስ ን ኤርትራውይ ክጠፍእ ዝደለዮ ብዘይ ገለ ጸገም ን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ከም ቀደም ንምምላስ ኤርትራ ትብሃል ዘየላ ገሩ ሓንትይ ኢትዮጵያ ዓባይ ክገብር ክፈጥር ካልእ ወልሓንትይ ምስጢር የብሉን
ርእሱ ስሒቱ አርማድዮ አብ ዝባኑ ተሰኪሙ ዝኸይድ እንተልዩ ድአ ጓሉ አበይ ከምዘላ'ውን ይርድኦ አሎ'ዶ ትብሉ፧ እቲ ሰብ ዝብሎ አይግበረሉ እምበር ርእሱ ስሒቱ ከምዘሎ'ዩ ዝዝረብ ዘሎ።
Neska ke teqawamay eya do tebal
ኣቱም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ግበር ተባሂሉ ኢዩ ደኒኑ ዝኸይድ ኔሩ እትብሉ ሰባት፣ ነዚ ሓረጉ ቀለታ እትዛረቦ ዘላ ዘረባ ብግቡእ ኣስተማቕርዎ።
ብዙሓት ኣብ ማእከላይ ጽፍሒ ዝነበሩ/ራ ኣስቂጦም ኣለዉ። ስለዚ እቶም ኣብ ደገ ዘለዉ ጌና ኣሉታዊ ግደ ይጻወቱ ኣለዉ፡ ምስቃጥ ውን ገበን ዩ።
Y'w'tsa'alki Mama Haregu...mel'kes eu. Kal'e equa z'terefe yelen. "Eten A'ha wesi'domen eyom..." eu koy'nu eti guday.😢
Welldone Henok! great program.
ኢሰያስ ዕልዋ ዘይኮነ ፈጺሙ ካብ 1970 ርእሲ ብጾቱ ተጋሲሱ: ብሽፋን ህዝባዊ ሓይልታ ናይ ድሓር ህግሓኤ እታ ሻራዊት ጉጅለ ኤርትራዊ ማርክሳዊ ሰውራ(ኤማሰ) መስሪቱ ጸረ-ገስገስቲ ሓልታት እቲ ትልሚ ንዝርኢ ክርዳድ ዝፈለሞ: እዚ ናይ 1994 ኮነ 2001'ሲ መቐጸልታ ናይ 73..74.. (መንካዕ የሚን) እዩ...
ካብ ሳሕል ገበል ዓጅብኩም ኢኹም ኣቲኹም ሕጂ ዕልዋ ጌሩ ግለ ምባል ንሃልኪ ዛዕባታት ጥራይ እዩ::
ነዛ ህግሓኤ ኣዝዮም ኣዝዮም ካብ ዝጸልኡዋ ፍጥረት ሓደ ኢኻ ትመስል። መበገሲ ጽልእኻ ግን ብዙሕ ብሩህ ኣይኮነን፣ እስከ ኣጨብጠና ክንሰምዓካ።
@@user-ls9oh7wr8m ብዝኾነ ንኣገባብ ኣተሓትታኻ ኣይጸላእክዎን ግን ህግሓኤ ይጸልእ ኣይበልኩን: ህዝባዊ ቃልሲ እዩ: ምስኡ ጸገም የብለይን: ግን ኣብ ውሽጢ ህግሓኤ ሕብእ ውድብ ኔሩ ኤርትራዊ ማርክሳዊ ሰውራ ዝብሃል ዕላማ ህግሓኤ ዝጨወየ:: በሪሁልካ እንተ ኮይኑ
No henok challenge her don't agree with her why they excuse for people ? Tegadelty were oppressed for people in sawa not aseyais only .
ግን ዓሊ ብሓቂ ወጺ ድዩ ?
ኣብት ዝወጸሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ 24 ዓለም ብምሉኡ ሰሚዑ ፡ሕጆ ግን ኣበይ ተፊኡ ?
ንድሕነት ኋሉ ክብል ስቕ መሪጹ እንተኾነ'ኸ። ብዙሓት ንድሕነት እሱራት ስድራቤቶም ክብሉ ምስቲ ስርዓት ተደናገጽቲ ዝመስሉ ኣለዉ እንድዮም- ኣዝዮም ብዙሓት። ይትረፍ ዝተኣስረ ስድራቤቶም ከይቅተሎምሲ ዘይነብሩሉን ማይን ሉችን ዘይብሉ ገዝኦም ከይውሰዶም 2% እንዳኸፈሉ ነዚ ስርዓት ደው ዘበሉዎ'ኸ እንታይ ትብሎም! ገሌና ኻኣ ኩሉ መስዋእቲ ክኽፈል ኣለዎ ኢልና ዋላውን ንዓዲ ዶላር ዘይንሰድድ ኣዝማድና ነጥሚ ኣለና። መቸስ ኩሉ ማዕረ ኣይተጋደለን እንድዩ ገሊኣ ኣባል ኢሰፓ ኮይና ካብ ደርግ ትኽፈል ዝነበረት ሕጂ'ውን ብምቕጻል "ተደምረናል ኣንድ ሆነናል" ኢሎም ሕልሞም ዝሰመረሎም ዝመስል ምስ ብሄረ- ኣምሓራ ዘውደኽድኹ ዘለዉ እንታይ ትብሎም? ኣደ ኸብዲ ጉራምራ እንዶ ኢሎሞ!
እንኳዕ ዚ ገበል ዓዲ ሃሎ ኣይበለዓኪ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ኣብ ኤርትራ ብዘረባ ዝመጽእ ፍታሕ የለን እንተተዛሪብካ መጥፊኢካ ዩ
Trgadalet ? Zenabearrat deya???
Neba Haftina ab qalsi do tum alo dyu ferikas imo dima haqi tezaribka elu zizarebeka seb entelyu equa dea kitebaba eyu zeleka. Slezi firhi tray eyu tray kulukum atum tegadelti tibahalu
ክም በዓል ምመስፍን ሓጎስን ካልኦትን ንባዕላቶም
ገበነኛታት ስልዝኾኑ ዝኾነ ሓበሬታ ኣይንጸበ! መዓልቱ
ምስ ኣኸለ ግን ክጋለጽ ስለዝኾነ ኣይንተሃወኽ።
To my experience just like Haregu said, there wasn’t fear, but lack of awareness.
** አብ ደምበ ኮሚኒዝም ሕቶ ንፍትሂን ፣ ንለውጢ ዝሓተተ ዘላቶ እጫ ሞት ጥራይ'ዩ አብ ኩሉ ሃገራት ብኮሚኒዝም ዛሓለፋ ድማ ከምዚ ከማና'ዩ ተጌሩ ።
ዎላ ድሕሪ ናጽነት G15 ዝገበሩዎ አቢ ጌጋ ንለውጢ ምሕታቶም'ዩ ። * ሕቶ ንዘይቅበል ምህታት እቲ አቢ ጌጋ ** G15 ንኢሳያስ ቀቲሎም ወይ ድማ አሲሮም ክዛተዩ ኔሩዎም ✅
*ህጅ'ውን ጌና ንምንታይ ኢሳያስ ከምዚን; ከምቲን ዘይገብር ንብል አሎና ክንዲ ነዚ ጉሂላ ምቅንጻል ቀሊል ፍታሕ ኾሎ ** ኤርትራውያን ግና አምሰሉታትን ፣ መስቆርቆርቲ ዒና መብዛህትና !!🤞
እምበርዶ ኤርትራዊ ኢኻ? ዘረባኻ፣ ጽውጽዋይ ዒሉ የዘኻኽረካ
@@user-ls9oh7wr8m ሓቅኻ ነቶም ናይ Elementary ትምህርቲ ዘይብሎም ጽውጽዎ'ዩ ኮይኑ ድስምዖም ። ሃሳብካ ንምግላጽ መንነትካ ክህተት አሎዎ ? ኹሉ ኤርትራዊ ሓደ አይነት ክሓስብ አሎዎ ?? ከምዚ ጥሪት ህግደፍ ንኹሉ ኢድ ናይ ወያነ አለዎ ዝብልዎ 😂 ከይበዛሕካ * አዲ ከመይ ኣላ 😂😂😂
ስዉእ ንናጽነት ኢዩ ሞይቱ ፡ ትብለና ኣላ ፡
እሞ ነጻነት ስለ ዝመጸት ብኸመይ ይትሓሎ ?ዘይውሓስክዮ ?
እትው ምስ በልና እኮ ናጽነቱ ( ሓርነቱ ) ነጢቕናዮ ፡
ህዝቢ ኤርትራ ንሰላም ዶ ኣይኮነን ተጋዲሉ ።ኣብ ውሽጡ ከኣ ከም ዝኾነ ተንትንዮ ናጽነት ፡በልዮ ሓርነት በልዮ ፡ ብኣጠቓላሊ ንሰላም ኢዩ ዋጋ ዝተኸፍለ ።
ስለዚ ኣየውሓስናሉን ። ሓንቲ ብሕግን ሕጋውነትን ( ቅዋማዊት ሃገር ክሳዕ ዘየረከብኪ ፡ ግዴታ ኣለና ።