Breaking ኤርትራን ህወሓትን ክዕረቑ እዮም፣ ኤርትራውያን ኣብ ቦሌ ዘጋጠሞም፣ ንኤርትራ ዘሕጉስ ዜና september 17 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 8 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 117

  • @adeytube6750
    @adeytube6750 Місяць тому +8

    አቱም ሰባት ብምንታዩ ዝርድኣኩም ወላ ንኢትዬጵያ ብናይ ካልእ ዓዲ ወኪል ጉዕዞ ዘይትኸዱ 🫢ሕራይ ገበርኹም‼️

    • @George-pn3pi
      @George-pn3pi Місяць тому

      ?
      ኤረትራውያን (ናይ ኤርትራ ፓስፖርት) ስለዘለዎም ከምዚ የጋጥሞም ኣሎ። እምበር ነቶም ናይ ካልእ ሃገር ፓስፖርት ዘለዎም፡ ግና ከምኡ ኣይኮነን። 😅
      ንኢትዮጵያ ምንዓቕ ጥራይ ኢኹም ትፈልጡ፧ ሳላ መንግስትኻ ብዘይ ሃገረ ኢትዮጽያ ከምዘይኮነልካ ጌሩኳ ኣሎ!😂😂😂

  • @kahsayaraya4320
    @kahsayaraya4320 Місяць тому +3

    ሕውሓት ምስ ነብሱ ይተዓራቅ ። ካብ ሓሶት ካብ ስርቂ ካብ ሕስድና ካብ ሁውከት ካብ ትምክሕቲ ይትኣለ ንህዝቡ ሓቂ ይንገሮም ። ብሕግን ብሰላምን ይእመን ፍርዲ ዓለም ይቀበል ብዓቢኡ እታ ኢትዮጵያ ንሕግን ንሰላምን ትእመን ።

  • @BahguAmaniel
    @BahguAmaniel Місяць тому +9

    Aseyyy selam ab kulu ynges

  • @munirahaji8648
    @munirahaji8648 Місяць тому +30

    ዊዕል ኣልጀሪስ ኣብ ተግባር ከይዋዓለ ዶብና ከይተሓንጸጸ ምስ ተጋሩ ዝጊበር ሰላም ዝባሃል የለን 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷

    • @ሰላምንሃገርናኤርትራ
      @ሰላምንሃገርናኤርትራ Місяць тому +2

      Selam tiray eyu zedilina

    • @madinaabdala1835
      @madinaabdala1835 Місяць тому +2

      له يخليك نحنو نابق سالم وا أمن همي شي يوكن. سلم سلم🌺♥️🇪🇷♥️🌺♥️🇪🇷♥️🌺♥️🇪🇷♥️🌺♥️🇪🇷♥️🌺

    • @EisakoE-sq7ox
      @EisakoE-sq7ox Місяць тому +1

      ከምዞም ተጋሩ እንዶ ኣብ ዘይተወከልኩሞ ጦብሎቕሎቕ ሕደጉ ፡ መንግስቲ ኤርትራ ካብ ማንም ንላዕሊ ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ኣሎ ካብኡ ንላዕሊ ውን ንኤርትራ ዝሓልን ዝፈልጠሉን የለን ፡ትዕግስቲ ይሓትት ዝግበር ዘሎ ድሓር ከምዚ ናይ ተጋሩ ሕብኡኒ ሕብኡኒ ከይኮነ ዘይተወከልና ውልቀሰባት ንተዓገስ ፕሊስ

    • @Ruta4475
      @Ruta4475 Місяць тому +1

      ​@@EisakoE-sq7ox በጃ ተጋሩ ጋህ በል ደንቢያ ሓማሴን ቡዳታት ኣሌት መፃወቲ ጣሊያን ግብረ ሶዶማዊያን🐷🐷🐷🐷🐖🐖🐖🦓🦓🐕🐕🐕🐀🐀🐀🤧🤧🤧🤧🤧🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @majitey
      @majitey Місяць тому

      ​@@EisakoE-sq7oxmen merixewo kwkelna. Neana kwkelna Aykelen eyu Diktatur

  • @suzanfaniel5325
    @suzanfaniel5325 Місяць тому +1

    Thank you KB of all time.

  • @EVDESiHF13
    @EVDESiHF13 Місяць тому +1

    እንቃዕ ገበርዎ ነዚ አብ አዲስ አበባ ኽረኽብ ዝመጸ አዲኡ አብ ዓዱ ዘይረኽባ ባዕልና ኬድና ነእዊ ካብ ማዓኮር ጡዑም ጨና ንጽበ ኢትዮጵያ ንኤርትራዊያን ካንሰርያ ሐሳድ ሀገር የሕዋተይ ዓድኩም እተዉ ጸገም ዝበሀል የብሌኩምን ወላ ተቃወምቲ ኩኑ ምሕረት ንኩሉ ተአዉጁዮ ባዕልና ግዳይ አይንኩን ሐደራ

  • @suzanfaniel5325
    @suzanfaniel5325 Місяць тому +1

    Praise lord God almighty day and night

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b Місяць тому +2

    " ኤርትራን ህወሓትን " ጌጋ ኣገላልጻ ኢዩ ።
    ህወሓትን ህግደፍን ፡ ወይ ድማ ኤርትራን ትግራይን ፡ ተባሂሉ ክእረም ይግባእ !

  • @fsheymrara6746
    @fsheymrara6746 Місяць тому

    Good job nayta abti tqha bxryetu ztefelte wqub qeyhbahrna zneberet merkeb bselam ktwexi mkhala

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 Місяць тому +4

    Sabia Sabia mesenele
    Nihamenekalehanihmene
    Sabia Sabia ziwesseno
    Ssiwesino❤Wedi Afomo
    Kiwessehlelewo✊💯sabia ziwesseneno
    Kaleziwessenonoyelele
    Eritrea 🇪🇷 kulu🇪🇷🇪🇷💯

    • @fthi3585
      @fthi3585 Місяць тому +1

      አብየት ድንቁርና 70ሽሕ መንእሰያትና አጥፊእኽስ ወዲ አፎም ዝበሎ ትብል ግርም ፍሊጡኹም አሎ መንእሰያት እርትራና መፃወቲ መጣልዒ ህግደፍ 😢😢😢

  • @tekeratv7312
    @tekeratv7312 Місяць тому +4

    Selam entekoinu mis weyane yihigos ember ayguhin eye we need peace no war

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 Місяць тому +2

    Selam Merhaba KB

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 Місяць тому +3

    Selam yewrdelna ❤

  • @KeseteKidane-t3s
    @KeseteKidane-t3s Місяць тому +2

    Please, let wayane and Hizibawi gibar make peace between Tigirai and Eritrea

  • @wahabmohammed1695
    @wahabmohammed1695 Місяць тому +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍

  • @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
    @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ Місяць тому +3

    Welcome kb
    First comment like eske gebru

  • @MameMam-m9n
    @MameMam-m9n Місяць тому +1

    🎉🎉🎉

  • @JamilaMohamed-w9e
    @JamilaMohamed-w9e Місяць тому +1

    ❤❤❤

  • @elsateare2621
    @elsateare2621 Місяць тому +4

    Iti zhashe nsuyu
    Amhara ab tezarabi tigrinja bzhuh nket alewu

    • @BerhaneTsegay-z8e
      @BerhaneTsegay-z8e Місяць тому +2

      ሰበ ስልጣን ልቢ ይግበሩ፡ ህዝቢ ደኣ መኣስ ዶ ባእሲ ነይርዎ ኢዩ፡

  • @Shabay_mender
    @Shabay_mender Місяць тому +2

    Prof. Beyene Petros is the elder brother of two times war prisoner Ethiopian pilot Col. Bezabeh Petros ( he captured first by EPLF April 1984 in North eastern Sahil & for the second time May 1998 around Asmara.

  • @evenezerfesshaye9331
    @evenezerfesshaye9331 Місяць тому

    Everyone will get a test of his own medicine.

  • @Matiwes
    @Matiwes Місяць тому +10

    ሕዋሓትን ህዝባዊ ግንባርን እንተ ዝዕረቁ ከባቢና ምቐሰነ ናይ ሓባር ሓይሊ ዉን ዝስዕሮም ኣይምረኸቡን ፍቅሪ ይስዕር ።

    • @firstpost133
      @firstpost133 Місяць тому

      ሎሚ ታዓሪቆም ጽባሕ ይብኣሱ

    • @elisahaile7799
      @elisahaile7799 Місяць тому

      Amen Amen 🙏🙏🙌🙌🙏

  • @WudaseWoldemariam
    @WudaseWoldemariam Місяць тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @Habeshapeace
    @Habeshapeace Місяць тому +2

    Welcome kb

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 Місяць тому

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @AdeGoytaTv
    @AdeGoytaTv Місяць тому

    እዘን 3 ሃገራት ዋውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p Місяць тому

      እንታይ እሞ ከጥፍእዎም እንዶ ይሸባሸቡ ኣለዉ ብፍላይ ንትራኦሬ

  • @dessalemekonen9762
    @dessalemekonen9762 Місяць тому

    ርግጫ ደኣ ትኸፍል እወ ኣብ ኤርትራውን ወተሃደር እናሃለኻ ርግጫ ኢሎም ደሞዝ ይቖርጹልካ

  • @YohansBelay-o2i
    @YohansBelay-o2i Місяць тому

    👍👍👍🇪🇷

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 Місяць тому +1

    Tkikl Ethiopa mengdi ari mis guley vizay keywdeqe natika wediqu elomi nay agtemi hindawyan kefilomulay kab mtirafi dhine

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Місяць тому +1

    Welcome KB

  • @akberetkahsay384
    @akberetkahsay384 Місяць тому +1

    Eza resah zekonet adi da entay ke zey gebret

  • @hanut8650
    @hanut8650 Місяць тому +1

    Halewlew ኣይትበል: ውሑስ ቦታ: ናበይ ተወሲዳ:? ውሑስ ማለት እንታይ: ናበይ ኢዩ? ???

  • @titititi2598
    @titititi2598 Місяць тому +1

    ❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼❤️❤️❤️🌽🌽🌽

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 Місяць тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @Sabaaa-u1y
    @Sabaaa-u1y Місяць тому

    Esey elllll 1000 dollars akifiliwom

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui Місяць тому +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kamkefey
    @kamkefey Місяць тому

    ቪቫ ሑቲ❤❤

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq Місяць тому

    ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ደም የብዖም ኣሎ

  • @TsegaGr
    @TsegaGr Місяць тому +1

    ናብ አስመራ በረራ አይተቋረፀን ድዩ

    • @Sabaaa-u1y
      @Sabaaa-u1y Місяць тому

      To go from addis to Dubai

  • @brhneabrha6436
    @brhneabrha6436 Місяць тому +1

    Loqmase entdalka shebyan hewhaten zaytbil

  • @yorusalemfissehatsion340
    @yorusalemfissehatsion340 Місяць тому

    Temesgen Merkeb bemewexa

  • @michaeletsfaldet1625
    @michaeletsfaldet1625 Місяць тому

    ኣብ ራሻን ቻይናን ብምኻድ ደይዓጥቕ ዲክታቶር ወይ ገበኛን የለን።

  • @abrhamtadese1220
    @abrhamtadese1220 Місяць тому

    ንምንታይ ዩ ኤርትራዊ መገዲ ኣየር ኢትዮጥያ ዝጥቀም ዘሎ

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum1542 Місяць тому +1

    ብባህሎም ዘይኮሩዑ ተዛረብቲ ትግርኛ ንኣቦና ካብዛ ዓለም ብሞት ዙተፈለዪና ኣብክዲ ኣቦና ምባል እቲ ስብኣይ መይቱ ኢልኩም ትዛረቡ ብጃኩም ንቡር ፈለጡ 😢😢😢

    • @blackstone07
      @blackstone07 Місяць тому

      ቀደም ዝተረፈ! ኣበይ ዲኻ ትነብር?

  • @eyobhaile610
    @eyobhaile610 Місяць тому

    Pro moytu not arifu

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 Місяць тому +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @kamkefey
    @kamkefey Місяць тому

    ዕርቂ ምስ ኩሉ 👉🇪🇹 ክኸውን ዞሎ

  • @kesstekesste195
    @kesstekesste195 Місяць тому +1

    ethiopia kitdihin wayane mis amhara miszisemiru package algeries miszikibelu::

  • @Libanos
    @Libanos Місяць тому

    I don’t like to hear complain about in ethiopia Bole changing Eritreans $250 for Landing fee which is more money than other nation so simply avoid to fly ethiopia and see his Ethiopia will be effected economically

  • @nurturingglobal2local473
    @nurturingglobal2local473 Місяць тому

    እዞም ዕኑዳት አብዛ ቐርኒ አፍሪቃ ዝርከቡ ትምህርቲ ዶ ይረኽቡ ይኾኑ?እዞም ጀጋኑ አብዛ ምዕራብ አፍሪቃ ዘለዉ ድጋፍ ክኑ። ዓወት ንሙሉእ አፍሪቃ፣ዕንወት ንኢምፓሪያሊዝም!

  • @Daily-coin-e7y
    @Daily-coin-e7y Місяць тому +1

    ኣብዛ ቻነለይ ኣቲኩም እባ ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋት ❤❤❤ ❤❤

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 Місяць тому

    ITOM ADEY ABOY KERIE NI ETHIOPIA 🇪🇹 KEYDE ZIBIL GHIN ABI GEGA YIGEBRU ALEWU NIMINTAY SIDRA YINKETATETU NAB HAGEROM KEYDOM MIS MULU SIDRA BIETOM KITIHAZU DO AYHSHIN ?

  • @Black1magic
    @Black1magic Місяць тому

    ሰብ ዘይብሉኡ ህዝቢ ይጠፍአ ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብረት ዘይብልና ኣብ ዓለም ጋሓፍ መንግስቲ ቁሩብ ፍታሕ ዘይገብር ዋላ ሓወላ ሰዲድካዮ ኤርትራ ስድራና ኮለል ይብልወም ኣፍሂንቦል ጎሓፋት🤮🤮🤮

  • @alemkebede-k7g
    @alemkebede-k7g Місяць тому

    Gala. Moytu. Assssdy

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 Місяць тому

    DEHAN HINE YIFEDIU DELEWU MESILILUWOM NAY IRGICHA AB ADDIS ABEBA IYU AB DUBAI KEMU ZIBAHAL YELEN DEHAN AB NAY ERITREA 🇪🇷 BANK GENZEB ALONA YIBLU ALEWU IMO HAQI TEKOYNU KULOM EEITREAWYAN BI ETHIOPIAN AIRLINE KEMUWIN AVIATION ETHIOPIA 🇪🇹 KEM ZIKAHASU AB MEZGEBOM YESFIRUWO

  • @yohannesmedhane635
    @yohannesmedhane635 Місяць тому

    መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኮነ ኢሚግረሺን ኢትዮጵያ ናይ'ዚ ትገብርዎ ዘለኩም ተግባር ዋጋ ክትከፍልሉ ኢኩም።ካብ ተግባርኩም ተተቆጠብኩም ዝሓሸ ኢዩ።ኣህጉራዊ ሕጊ እንተተከተልኩም ያሓይሽ።

  • @jemalibrahim977
    @jemalibrahim977 Місяць тому

    ምስ። ሕውሓት ዶብዩ ዝዓርቀና። እንተ ናይ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲሳበባ ዝግበር ዘሎ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ አኢርትራውያን ግን ንህዝቢ ኢትዮጲያ ኣብ ዝባኖም ዝውንዘፍ ዘሎ ዕዳ ምዃኑ ክርስዑ የብሎምን

  • @jemalibrahim977
    @jemalibrahim977 Місяць тому

    ንሓማተይ መምጽኢን መፍለስን ኣርብዓ ሽሕ ብር ከፊላ ከተብቅዕ ተወሳኺ ሓምሳን ሰለስተን ሽሕ ዝኽፈል ኣለኪ ናይ ምቅይያር ቦታ ብምባል ልዕሊ እቲ ዝኸፈለቶ ኣድጊሞማ እዚ ከኣ ቢደዙር ሽፍትንስት እዩ

  • @askalutesfagaber2281
    @askalutesfagaber2281 Місяць тому +4

    እዞም ብሃማት ኤርትራውያን ናብ ምድራዊት ሲኦል ከይዶም እንታይ ይጽበዩ ሂወቶም እውን ኣብ ሓደጋ እዩ ዘሎ። ልቢ ይሃቦም ዝከፍኤ ጽገም ከየጋጠሞም ኮለዉ ሂወቶም ከይስ ኣኑ ከለዉ ቀልጢፎም ካብዛ ምድራዊት ሲኦል ኮይና ዘላ ምልእቲ ኢትይጽያ ተወጽኡ ንዖኦምን ስድር ኦምን ምሓሾም።

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 Місяць тому

    ገታቸው ረዳ፡ ንጠ/ም ኣብይ ኣሕመድ ኩሉ ኣሎ ዝባሃል ጸሪፊ እዩ ዝጸርፎ ነይሩ። ሕጂ ተገልቢጡን ንኹሉ ገዲፉን ካኣ እዩ ናብ ኣብዪ ኣሕመድ ተገልቢጡን ናቱ ኩርኩር ኮይኑን ወሽለኽ ዝብል ዘሎን። ጌታቸውን ኣብይ ኣሕመደ ካኣ ከምዚ ክገብሩስ ጸገም የብሎምን። ምኽንያቱ፡ ካብ ነፋሕቶ ንላዕሊ ሕብሮም
    ስለዝቀያየን፡ ክሕሱን ካኣ ጸገም ስለዘይብሎምን። ስለዚ ናይ ጌታቸው ረዳን ናይ ኣብይ ኣሕመድን ሓሶት ካኣ ካብ ማይ ሓቚነካስ ጠስሚ ምውጺአ ትብል ሕሶት ትሓይሽን ትቐልልን። ስለ'ዚ ክልቲኦም ናይ ሓሶትን ስርቅን ማሓዙት እዮም። ክልተ ሓሰውትን ሰረቕትን ካኣ ክፋቐሩ ብሓሶት፡ ክባኣሱ ካኣ ብሓሶት ስለዝኾኑ ውዒሎም ሓዲሮም'ውን ክባኣሱስ ናይግድን እዩ። እዚኣ ካኣ ጽባሕ
    ክንርእያ ኢና ንጸበጥራሕ።
    ደብረጼን ግን ቁሩብ'ዶ ካብዚኦምስ ይሓይሽ ይኸውን? ኣነ እወ ንሱ ይሓይሽ እየ ዝብል። ምኽንያቱ እንተዋሓደስ
    ንገለ-ገሊኡ ሓሶት ናይ ባዓል ጌታቸው'ኳ ሕጅስ የቃልዖ ኣሎን። ስለ'ዚ ደብረጼንን ሳዓብቱን፡ ካብ'ቲ ናይ መራሕቲ ወያነ ተንኮልን ሓሶትን ጥልመትን ተናሲሖም
    እንተወጺኦኩምን፡ ብቕዕናን ብሓቅን ብሕግን እንተኸይዶምን'ሲ፡ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዕረቑ ትኽእሉ ኢዝኩም። ንደብረጼንን ሳዓብቱን ካኣ ብጀካ ከምዚኣ ምግባር ካልእ ተዋጽኦም
    ፍጹም ስለዘይብሎምን። ከምዚኣ
    እንተገይሮም ግን ከምዝድሕኑ ካኣ ፍሉጥ እዩን ዎዳሓንኩም።
    ነጋ ኣርኣያ።

  • @Jtar2002-xj7ni
    @Jtar2002-xj7ni Місяць тому

    Burkina Faso isolated landlocked poor West Africa country. Nothing there beside goats

  • @maza6206
    @maza6206 Місяць тому +1

    Hateftef

  • @mengistunegassi3850
    @mengistunegassi3850 Місяць тому +3

    ዕርቂ ዝብሃል ምስ ዝመተን ገበነኛ ጉጅለ ዕርቂ ዝብሃል ጽውጽዋይ ኢዩ ::ኤርትራ ሃገር እያ ::ምስ ግብረ- ሽበራ ጉጅለ ሓንቲ ሃገር ድማ ዘራኽብ መስመር የብላን :::

    • @tsigerdaberakey2381
      @tsigerdaberakey2381 Місяць тому

      Gis senef lekbat 🦍🦬🦬🤮

    • @cinemaroma-hl4vg
      @cinemaroma-hl4vg Місяць тому

      ንሱ እዩ እቲ ሓቂ

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p Місяць тому

      ፖሎቲካዊ ጸወታ እዩ ማዕረ ክንድኡ ኣይትእመነሉ ንኣቢ ዓቅሉ ከጽብቡሉ ኢሎም እዮም ሻዕብያ ኣይፈለጥካዮን ማለት እዩ

  • @HagosElyas
    @HagosElyas Місяць тому +1

    tehatati mengsti eritrea eyu nabzi kulu shigir kiwedku zigebr zelo kone elu mengsti eritrea eyu miknyatu zitabek akal yeblun eritrawi 2% kikefl ember zkone bimengsti eritrea kem ziega mesel yeblun

    • @freweiniyemane6679
      @freweiniyemane6679 Місяць тому

      Men konka ika nmengsti eritra Thato 😂😂😂😂😂

  • @amanuelberhe5677
    @amanuelberhe5677 Місяць тому

    Weil Algers metgbaren nety wudue nay mehentsats dob ab gbry mewalen tray ety enkoftah eu.
    ety kali tbluwo pasa tembo eu.
    ERITREAWINET KUBUR MENENET.
    ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.

  • @fakaryoulibay8813
    @fakaryoulibay8813 Місяць тому +3

    እንቋዓሰይ ጽቡቅ ገበርኹም ሃገሩ ዘየኽበረ ኣብ ዝኾነ ሃገር ክኸብር ማለት ፍጹም ዘይሕሰብዪ ስለዚ ደስየት ሰላም ዝኾነት ሃገር እንዳሃለወትካ ናብ ጓኖት ትኸዱ ከምዚ ገይሮሙና ክንዲ ኣኽፊሎሙና ይላጽዩኹም ጽቡቅ ገበርኹም ሕጅ ውን ክደግመልኩም 😂😂😂😂😂

  • @melakeHadgu-sz6zx
    @melakeHadgu-sz6zx Місяць тому +2

    መን ናብ ኣዲስ ኪድ ኢልካ ናብ ኣስመራ ዘይኣትዉ

    • @AbelGebretinsae-md5of
      @AbelGebretinsae-md5of Місяць тому

      Zeytikeyti niska

    • @Eritreaonelove
      @Eritreaonelove Місяць тому

      ​@@AbelGebretinsae-md5ofሎምስ ሰብ ተስፋ ቆሪጹ ኢዩ ካብ ደንበ ዕንክሊል ይከይድ ኣሎ ኩሉ በጺሑ ይምለስ ኣሎ

  • @MRG87248
    @MRG87248 Місяць тому

    ኣነ ኣብዚ ኮመንት ብዛዕባ ሰላም ምስ ሕውሓት ኣይከውንን ኢዩ ገለታት ዝብሉስ መን መሰል ምስ ሃቦም ኢዩ ኣብዝተበሃልካዮ ምእታው ጥራይ ኢዩ ምርጫኻ ኢሰያስ ዝወሰኖ እንበር ዝደለኻዮ ፈጺምካ ትፈልጥ።

  • @Sabaaa-u1y
    @Sabaaa-u1y Місяць тому

    Tsibuk why did they go from first place to Ethiopia because they are tekawemti so suck it up

    • @shkorinaBowey
      @shkorinaBowey Місяць тому

      What ?😂😂😂I am Eritrean Australian went Asmara and Addisabeba to see family with my mom we have a lot if family what are you toking about? Di you know how many old and young Eritrean lives in Ethiopia? Do you know so many Eritreans come for medical? Please think or search before you comment

  • @MmMm-zd3vu
    @MmMm-zd3vu Місяць тому

    መገረሽን ኢትዮጵያ ከመይዝአምሰልኩም መጣፋፋእቲ እቲ ገንዘብ ለካሚኩም ይኩን ዘይራሀጽካሉ ለኪምልኩም ይኪድ ኤህህህህ ሻዕቢያ ቀኒእልና እሰያስ ቀኒእልና ትብሉ ካአ ሐሰውቲ ሰረቅቲ ሐሳድስት

  • @michaeletsfaldet1625
    @michaeletsfaldet1625 Місяць тому

    ኩቡር ሓው ነዚ ዜና ትህብ ደልኻ ፡ ሃግራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ካብ ትብልሲ ፡ ነዞም ዲክታቶራት ወተሃደራት ውልቀመለኽቲ ብራሻን ቻይናን ድጭጭሑ ብራሻን ቻይናን ዳዓጥቑ ድምርሑን ገበነኛታት ማሓዙት ኢሰያስን ናይ ዓለምና ውልቀመለኽትን ቀተልትን ናይ ሓባር ፓስፖርት ጌሮም እንዳበልካ ደይትገልጾም ።

    • @peintatonic5296
      @peintatonic5296 Місяць тому

      ዘ ጌርካ እዩ ዝጸሓፍን ዝንበብን ኣብ ዘረባ እንተ ደሊኻ ደይመደይ ኣስመራ ዝዓደይ በል

    • @SimonMokonen-f3p
      @SimonMokonen-f3p Місяць тому

      ገና ዘይተመዘኑ እንታይ ከም ዝኾኑ ግን ካብዞም ጋዘጤናታትድምጺ ኣመሪካ ኢኻ ትመስል😂😂😂😂

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan Місяць тому

  • @askalutesfagaber2281
    @askalutesfagaber2281 Місяць тому +6

    ምስ ብደም ኤርትራውያን ዝጨቀወ ጃንዳ ወያኔ ትግራይ ምዕራቅ ማለት ንኤርትራ ናብ ሲኦል ምኽታት ማለት እዩ።
    ሞት ንታሪኻውያን ደመኛታት ኤርትራ ጃንዳ ወያኔን ኣቢን።

    • @madinaabdala1835
      @madinaabdala1835 Місяць тому

      الله يخلوكم لا توقل كيد حرم اشعب يبق سلم سلم سلم طيب♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹

    • @mhretabghebremariam8224
      @mhretabghebremariam8224 Місяць тому

      Suk bel nselam xear hawlewlew gedifka

    • @firstpost133
      @firstpost133 Місяць тому

      ንሲኦል ዶ ናብ ሲኦል ተእትዎ ኢካ. Eritrea is hell of the earth

    • @AfrikaEritrea
      @AfrikaEritrea Місяць тому

      ኩሉ ድሕሪ ሀገረይ ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @melakeHadgu-sz6zx
    @melakeHadgu-sz6zx Місяць тому +4

    መን ናብ ኣዲስ ኪድ ኢልካ ናብ ኣስመራ ዘይኣትዉ

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 Місяць тому

    ገታቸው ረዳ፡ ንጠ/ም ኣብይ ኣሕመድ ኩሉ ኣሎ ዝባሃል ጸሪፊ እዩ ዝጸርፎ ነይሩ። ሕጂ ተገልቢጡን ንኹሉ ገዲፉን ካኣ እዩ ናብ ኣብዪ ኣሕመድ ተገልቢጡን ናቱ ኩርኩር ኮይኑን ወሽለኽ ዝብል ዘሎን። ጌታቸውን ኣብይ ኣሕመደ ካኣ ከምዚ ክገብሩስ ጸገም የብሎምን። ምኽንያቱ፡ ካብ ነፋሕቶ ንላዕሊ ሕብሮም
    ስለዝቀያየን፡ ክሕሱን ካኣ ጸገም ስለዘይብሎምን። ስለዚ ናይ ጌታቸው ረዳን ናይ ኣብይ ኣሕመድን ሓሶት ካኣ ካብ ማይ ሓቚነካስ ጠስሚ ምውጺአ ትብል ሕሶት ትሓይሽን ትቐልልን። ስለ'ዚ ክልቲኦም ናይ ሓሶትን ስርቅን ማሓዙት እዮም። ክልተ ሓሰውትን ሰረቕትን ካኣ ክፋቐሩ ብሓሶት፡ ክባኣሱ ካኣ ብሓሶት ስለዝኾኑ ውዒሎም ሓዲሮም'ውን ክባኣሱስ ናይግድን እዩ። እዚኣ ካኣ ጽባሕ
    ክንርእያ ኢና ንጸበጥራሕ።
    ደብረጼን ግን ቁሩብ'ዶ ካብዚኦምስ ይሓይሽ ይኸውን? ኣነ እወ ንሱ ይሓይሽ እየ ዝብል። ምኽንያቱ እንተዋሓደስ
    ንገለ-ገሊኡ ሓሶት ናይ ባዓል ጌታቸው'ኳ ሕጅስ የቃልዖ ኣሎን። ስለ'ዚ ደብረጼንን ሳዓብቱን፡ ካብ'ቲ ናይ መራሕቲ ወያነ ተንኮልን ሓሶትን ጥልመትን ተናሲሖም
    እንተወጺኦኩምን፡ ብቕዕናን ብሓቅን ብሕግን እንተኸይዶምን'ሲ፡ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዕረቑ ትኽእሉ ኢዝኩም። ንደብረጼንን ሳዓብቱን ካኣ ብጀካ ከምዚኣ ምግባር ካልእ ተዋጽኦም
    ፍጹም ስለዘይብሎምን። ከምዚኣ
    እንተገይሮም ግን ከምዝድሕኑ ካኣ ፍሉጥ እዩን ዎዳሓንኩም።
    ነጋ ኣርኣያ።
    😊😊