"ጌታቸዉን መሓዉሩን ኣብ ዉሽጢ መዓልታት ክንፀርጎም ኢና" መግለፂ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 73

  • @GrmayG
    @GrmayG 5 годин тому +6

    ፈሰውቲ ኩሉ ምሳና እዩ ቲሰላማዊ ሰልፊ ዝገብር ዘሎ ለውጢ ዝብል ዘሎ ኣይራኣየካን ድዩ ደብረዕንይንይ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 години тому +1

    ዶ/ር ደብረጽዮን ጂግና ብራሃን ትግራይ🎉❤❤👏👏👍💛👏👊🥰👏👏👏❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @nowarpeace2488
    @nowarpeace2488 Годину тому +1

    ናይ ዓሌታዊ ንጉሳት መግዛእቲ አይቀፅልን። ናይ ጉጅለ ስብሐት ነጋ ገዛእቲ ባዕልቶም ምስ ቤተሰቦምን ፣ናይ ክራዬም (ስብአይ ጓሎም) ወይከዓ ሰበይቲ ወዶም እዬም።

  • @tesfayabraha5657
    @tesfayabraha5657 6 годин тому +5

    ውድብ ወድበዬ ውድብ ሕዝቢ ዶ ውድብ ጉጅለ ስብሓት ነጋ .

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 2 години тому

    ጂግና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ahad68579
    @ahad68579 5 годин тому +2

    ቀልደኛታት ብደም ህፃናት ምቅላድ ለይስልችየኩም

  • @kirosabbay6523
    @kirosabbay6523 6 годин тому +4

    አረ ዝነገር እዙይ ኣየዋፅእን?:: እንታማለት እዩ " ክንፀራርጎም ኢና" :: መን እዩ ፀራጊ መን እዩ ተፀራጊ?:: ቅድም ኢሉ ጌታቸው "ስጉምቲ ክወስድ " ማለቱ ክገርመኒ ህዚ ክኣ ዶ/ር ደብረፅዩን "ክንፀርጎም ኢና " ክብል ምስማእ ንኣይ አደንግፁን እዩ:: አረ ግደፉ ንንባእልካ ምንቃር ኣደዳ ፀላኢ ምኻን ይመስለኒ:: አረ ህዝቢ ትግራይ እዙይ ዓይነት ክፍፍልን ኣምባ ጎሮን ኣይደልን::ናታትኩም ሃድነት ልምዓት : እቤትን ሰላምን ከምፅእ ከሎ ናታትኩም ምብትታን ውድቀት : ሰላም ምጥፋእ ናይ ህዝቢ ህልቂትን ምብትታን : ናይ ኣዲ ምጥፋእ ዘምፅእ ስለዝኮነ በጃኩም ምእንተ ህዝቢ ኢልኩም ናብ ሰላም ምፅኡ::ደጊመ ደጋጊመ ንክልተይኩም ወቂሰ እየ ለሚነ እየ:: በጃኩም ህዚ እውን ኣነ ብኣቅመይ ክውቀስ ኣሎዎ ዝብሎ ወቂሰ ዝምስገን አሚስጊነ ንትግራይ ህዝቢ ዝጠቅም ሰላም ምኻኑ ኣነ ከይኮንኩ ባልእትኩም ትፈልጥዎ ኢኩም:: ስለዙይ ህዚ እውን ሰላም ሰላም:: ንህዝቢ ትግራይ::

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround 4 години тому

      ከዳዓት ህዝቦምን ዓዶምን ዝኽሐደ ይደረግ 🙄

  • @BrukBirhanu-j5i
    @BrukBirhanu-j5i 4 години тому

    ጠበቅ ድኾነ ሰብ

  • @GebremikaelKahsay
    @GebremikaelKahsay 3 години тому

    ጓል መቐለ በላሕ

  • @selemunwediweldie854
    @selemunwediweldie854 3 години тому +1

    ጋልዛ ድቃል ስብሓት ነጋ, መቐለ ስለ ዝተወለድክስ መንእሰይ መቐለ እየ ትብሊ!

  • @-4587
    @-4587 6 годин тому +2

    አረ በዛኩም ግደፍና ህዝቢ ካባኩም ምንም ኣይደልን ንስኩም ኢኩም-------?😢😢😢😢😢😢

  • @TeklayHagos-m6n
    @TeklayHagos-m6n 6 годин тому +3

    ኣንቲ ጓሓፍ

  • @DelightfulBoxer-cl4wd
    @DelightfulBoxer-cl4wd 2 години тому

    እኮ ስብሓት እንዶ ኣምፅእዮ Sistter

  • @AFFA-q3k
    @AFFA-q3k Годину тому

    ኣቦ ዓቅሊ ኣይዝካ ጀግና ደብረፅዮን

  • @Hadisamare-rj5is
    @Hadisamare-rj5is Годину тому

    ናይ ዞባ ደቡብ ህዝቢ ፅሩይ ትግረዋይ ኡ

  • @TumayeGorbete
    @TumayeGorbete 6 годин тому +2

    ናይ ጦርነት ስግናል ደብርፅ ድግና😂😂😂

  • @wedikirosvisibleallyoutubc8590
    @wedikirosvisibleallyoutubc8590 5 годин тому +2

    ጅግና ደብሪፀይ ኣብጎንኻ ኣለና👌👌

    • @berhehagazi-s3j
      @berhehagazi-s3j 5 годин тому

      ምስ ኡ ትዕዘር ድዩ??????????????????????????????

  • @teshm8477
    @teshm8477 6 годин тому +1

    ነቱ እዋን ዘይምጥን ሰብ እዋናዊ መግለፂ ክህብ መስሓቒ እዩ

  • @LiulLiul-s7b
    @LiulLiul-s7b 6 годин тому +3

    😢ኣቱም ሰረቅት ዓለታውያን ሞትኹም ቀርባ ኣላ😂😂😂😂😂ተናዘዙ😂

  • @GetnetAtsbha
    @GetnetAtsbha 6 годин тому +1

    Aytkeln

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 4 години тому

    We need action ጉጅለ. ከዳዓት ግምምት ህዝብና ኪሑዴም አብ ስልጣን ምድልዳል ምስ ጁኖሳይድ ዝፈፀሙልና ተደሚሮም. ሰራዊትና አፍሪሶም መሬትና አህጊሮም ትግራይ ብቁሽት ከባብያዊነት አባሊዖም. ውልድ ምስ ወላዲ አናኪሶም. አዴታት ትግራይ አዋሪዶም. ትግራይ ክብተኑ ለይትን ቀትርን አብ ስልት ላይት ሰፊሮም የባልዐኣለው. 🙉😕😳 ህምምምም

  • @tango-yo2yv
    @tango-yo2yv 6 годин тому +2

    ማፍያታት ኢኹም ናይ መድከም ክትረኽቡ ኢኹም

  • @ትስፍውመፃኢ1718
    @ትስፍውመፃኢ1718 3 години тому

    ምቅርቲ መጀመርያ እንዶ እቲ ውዕሊ ኣንብብዮ!

  • @abotewilabotewilabotewilab6334
    @abotewilabotewilabotewilab6334 4 години тому

    ናብ ገሊኡ ደብሪ እንዶ ደርብዩዎ ነዚ ሙኩስ ዓቕሚ ኣልቦ ::

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 4 години тому

    ሕወሐት ልመጽእሎ ለካቲት መበል 50ዓመታ ተኽብር እያ ብዘይሮ ህዝቢ ትግራይ ግን ኸዚለ ናይ 77 ዓ.ም ናብራ የሕልፍሎ መከረኛ ህዝቢ መሕዘኒ

  • @سيدسليمان-ر8ح
    @سيدسليمان-ر8ح 6 годин тому +2

    ሓሸውቲ ካብ ሕጂ ንንየ ጉጂለ ዓድዋ ክትጠፍእ እያ

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround 4 години тому

      😂 ፍልጠት ይጎለካ ተምሃር መጀመርያ ፀርፊ ፍልጠት የኾነይ ንስኻኽ ጉጅለ መን ትባሃል ጉጅለ ከዳዓት ዋላ ዓዲ አለካዶ ?😂😂😂

  • @AbadiTigabu
    @AbadiTigabu 4 години тому

    ዞባ ደቡብ ትግራይ ጉባኤ ክካየድ የቡሉን ኢሉ ብቅዋሙ ዝወፀ ህዝቢ ዶ ኣይኮነን እዩ ህዝቢ ዞባ ደቡብ ዘይመረፀ ናይ ዘባ መራሒ ዝመረፅኹም ወይስ ህዝቢ ዞባ ደቡብ ብናትኹም ቃንቃ ህዝቢ ኣይኮነን

  • @destafitsum4688
    @destafitsum4688 5 годин тому

    እዛ ቆልዓ ኢዚአ አጥፋኡዋ ካበይ ልመፀት ዶንቆሮ እያ

  • @destafitsum4688
    @destafitsum4688 5 годин тому +1

    አቱም ጋሐፋት መልክዕኹም እካ ትንሪአኩም ተለና ቦሚት ይመፀናሉ አቱም ሰተይቲ ደም

  • @AwetTesfa-s4k
    @AwetTesfa-s4k 13 хвилин тому

    ፁሉል ግዱዩ ዝሰብኣይ ታዲካ ድዩ ዝኹሉ ህዝቢ ዘእዊ ዘሎ ምሳኻ ተዝኮን ደኣ ስቅ ዘይብል ጉሓፍ ውረዱ ዳስብሓት ነጋ

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 3 години тому

    እዞም ባዳታት ቢልጽግና አዋርዲዎም ሕወሓት ጀጋኑ

  • @abdulmanane4597
    @abdulmanane4597 2 години тому +1

    ,መሀኪይ ዝኾነ ደደብ ፂዮን ኡፊፊፊ

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 3 години тому

    SERAQI! In the name of people he is attempting to grab power!

  • @ፍትሒንተጋሩ
    @ፍትሒንተጋሩ 2 години тому

    ህወሓትስ መንእሰይ ሓሳብ ኣለዋ? ቅድድቲ

  • @MmN-jh7yc
    @MmN-jh7yc 11 хвилин тому

    ዓሌት ስብሕታውያን ኣብቅዒ እዩ😂

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 5 годин тому +1

    ሐሸዉቲ

  • @zewdeweldegebrial1552
    @zewdeweldegebrial1552 3 хвилини тому

    TPLF Selfish Mafiya and royal enough is enough we want to see Tigray with out TPLF

  • @HagosTsegaye-p3y
    @HagosTsegaye-p3y 43 хвилини тому

    አይትውኩሉናን!!!! እዚ ድዩ ሃድሽ ሃሳብ ኮይኑ??ደናቁር

  • @kirosalemHadgu-z2i
    @kirosalemHadgu-z2i 6 годин тому

    ቀልጥፉ ተዘይኮይኑ ትግራይ ክንስእና ኢና

  • @habtommebrahtu8283
    @habtommebrahtu8283 5 годин тому

    አይ ህዝበይ ዕድል አይገበርካን። ኩሉ ወዮ። አይ ደብረጽየን ክንመሃረሉ ኢና ኢኻ ዝበልካ።

  • @BajoTeshale
    @BajoTeshale 6 годин тому

    ere zakola n d/r debretsion belitsato eya be like

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 Годину тому

    ጥቕመኛ ህንደይ ወርቂ ኾን ሂወምኺ እዮም? ሸየጢ ህዝቢ።
    ትራምፕኮ ልህዝቡ እዩ ልሰርሕ ሃማኻቱም ብቤተሰብ ልኣሳስር ጉቦኛ የኾነይ።

  • @Bereket-o9j
    @Bereket-o9j 5 годин тому

    ደብሪፅ ጀግና ኣይና ቀፅሉሉ

  • @MytiberDura
    @MytiberDura 6 годин тому +1

    እዛ ንብዓት ጉጅለ ብጣቕዒት ሰኺራ።

  • @abotewilabotewilabotewilab6334
    @abotewilabotewilabotewilab6334 4 години тому

    ረሳሕ ፍጥረት ሕድሪ ስዉኣትን ሕድሪ ህዝብን እንተ ዝህልወካ ዶ : ምስቲ ንህዝቢ ትግራይ ከጽንት ዝመጸ ኢሰያስ : ሕግብግብ ትብል ሓሊኻ ኣንታ ፍንፉን ረሳሕ ታሪኽ

  • @avielavi990
    @avielavi990 5 годин тому

    Debrezion knows nothing about politics 🤣🤣most TPLF the same

  • @Bbbuse221
    @Bbbuse221 5 годин тому

    Egrki tseber rukusat

  • @FrehiwotGcherkos
    @FrehiwotGcherkos 5 годин тому

    አረ ግደፍና ያአኽለና

  • @WeldayAlemu
    @WeldayAlemu 6 годин тому

    ከቢድ ረዚን እንታይ ማለት እዩ

  • @berhehagazi-s3j
    @berhehagazi-s3j 5 годин тому

    ናብኡ ዘኽድሎ "እቲ ዕላማ እዩ" ያ ። ናይ ምንታይ ዕላማ ????????????? ዕላማኡ ንህዝቢ ትግራይ ከም ኣላርም ንጎሆ ንጉሆ እናቀስቀስኻ ናብ ኩናት ምእታው ማለት ድዩ?????????????????ናትኹም ዘረባ ሰሚዐ ዝሰበርኩዋ ሬድዮ አላትኒማ ነዓ ፀግነለይ ጨለ ረአናሊኻ ዋ። ብሱሩ ጨና ፖለቲካ የብሊካን 100% +1...................................።

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround 4 години тому

      ደቆሮ ምኻንካ ባዕለካ ነጊርካና ዓርማም ብፍልጠት ዘይኮነስ ብስምዒት ትጋዓዝ ደቆሮ ኢኻ ታይ ከምትብል ዘይትፈልጥ 😂😂😂 ሞራል የብልካን ንኻሊእ ትነቅፍ. 🙄

  • @DelightfulBoxer-cl4wd
    @DelightfulBoxer-cl4wd 2 години тому

    ኣቋም እኮ በለት ኣቋም የለሽ

  • @zewdeweldegebrial1552
    @zewdeweldegebrial1552 7 хвилин тому

    Go to he'll shame on U

  • @AlemayehuDejene-gz7mb
    @AlemayehuDejene-gz7mb 6 годин тому +2

    ቶሎ በሉና ጦርነቱን ጅምሩ እንጂ ፣ ባህላዊ ጫዋታችሁን ለማየት አለም ከእንግሊዝ ፕርምዬር ሊግ በላይ በጉጉት ይናፍዋል እና¡¡¡¡😅😅😅😅

  • @SofiaAhmed-lm9ss
    @SofiaAhmed-lm9ss 6 годин тому

    Tsastehal

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 6 годин тому

    One tigray viva ❤❤❤❤❤

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 6 годин тому

    ጅግና አዮዃ ወዲ ህዝብን ሰራዊትን ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ❤ ።