ልበይ ናፊቑ ኣሎ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 5

  • @DejenBereket
    @DejenBereket 7 місяців тому

    ልበይ ናፊቑ’ሎ ኣደ ጐይታ ድንግል ማርያም ድምጺ ሰላምታኺ ካብ ሰማይ ኣርያም ወድኺ ሓቚፍኪ መስፍን ሰላ ምጽኒ ድንግለይ እመ ብርሃን(2)
    “””””””””””””””””””””””””
    ወለላ መልክዓ ውልዶ ነፍሰይ ምስላ ተደዊኑ ‘ቲ ደግለል ጉልበታ መኣዛ ስኢ ሕሱም ጻህያይ ሥጋ ሒዝዋ ከርዲ ናዝዝያ ድንግል ጌና ብእዋኑ።
    ምልሙላን ኣጓብዝ ቆልዑ ቤተይ በዓል ዓይኒ ልቢ ንኡስ ዝዕድሚኦም ዘይርከቦም ዓ ኣይጠዓሞን ውሽጦም ነጸብራቕ ከባ ሓልውዮም ድንግል ካብ ሰላቢ ቀልቢ።
    ትምኒት ህንጡይ ልበይ ሃረርትኡ ኣብ ቤቱ ከገልግል ላዕልን ታሕትን ኢለ ጽድቂ ንኸዋህልል ሕሹኽታ ይመጻኒ ንባህገይ ዝኽልክ ክሓስቦ እገርመኒ ይኾነኒ ግድል።
    ሃለኽለኽ ናይ ሥጋ ከንቱ ድኻም ትርጉም ኣልቦ እቶት መቐረት ዘይብሉ ጣዕሚ ናይ ትሩፋት
    ምስኪን ለዋህ ነፍሰይ ስኢና መስተርሆት
    ይድኅን`ዶ ድንግል ካብቲ ካልኣይ ሞት።
    ቆጽሊ ቆጥቋጥ ሲና ቀንዴል ውሽጠይ ብርሃና ደሚቑ ጎበዝ ልበይ ሙሴ ፍጹም ተደኒ ግሩም ጸሓይ ድኅነት ክርኢ በሪ ተመነየ ልበይ ኣመና ናፊቑ።
    ❤❤❤❤❤❤

  • @biniamermyas9157ሚካኤል
    @biniamermyas9157ሚካኤል 7 місяців тому

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @abrhetkiflay3475
    @abrhetkiflay3475 7 місяців тому

    Edmen tenan yahabkum

  • @FilmonHaile-g9q
    @FilmonHaile-g9q 2 місяці тому

    Edimen tionan yhabekum

  • @abrhetkiflay3475
    @abrhetkiflay3475 7 місяців тому

    Ab bietu ynbrkum