Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እሰይ ተጋሩዋይ❤ ሰደት ዘለና ናብዚ የብቃዓና❤
@@kidan5256 ጨለ ማዓረይ
እሰይ ጥዐማት ደስ ብሃሎ ሩሑስ ጋማ ኣቤት ግዜ ደስ ክብል እልንሕናለ ኣሽክይዶ ሃምዝይልና ንስዕስዕስ ብሕፍረት ርእስና ደፍእና ንሞት ናለምለ ደስ ብሃሊ እንካዕ ኩልና ሓደ ለይኾና ጥዑማተይ❤❤❤❤
ውቅባት መሩዑ መርዓዊ ባህላዊ ክኽደን ነይሩዎ ብዝተረፈ ደስ ባሃሊ መርዓ ዲኮር ደስ ይብል. መርዓት ብልጽቲ 😍❤
አቤት መርዓት 100/100 ሽኮራት ኢኹም ብሓቂ 💕💕💕💕💕💕
እሰይ ተጋሩዋይ ❤❤ሰድት ዘለና ናብዚ የብቃዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዞም መርዑት ብሓቂ ይፍለዩ ወናማት
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ኣሕወተይ❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ድኮሪ እዚባአ ክንደይ እዩ ዘካሪይዎኦ ዘለዉ ??? ደስ ማለትኩም መሪዓ አብራሃም ሳራም ይግበረልኩም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Part 3 👉ua-cam.com/video/FtZ0Har8nNc/v-deo.html
ደቂ ሪመይ መዓረይ ❤ዕዳጋሓሙሰይ🎉
ዕዳጋ ሮቡዕ(ስንዓፈ )መርዓዊ
This bride is fearless 😍
እሰይ ደቂ ሓላል መሬት ሩሑስ ጋማ ውለዱ ክበዱ 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💐💐💐💐🎉🎉🎉🎊🎊🎉🎉🎉🎊🎊🎉🎉🎉🎊🎊
ናሎሚ ዓመት መወድስ ኣሸንዳ ደብረፅዮነይ ርእሲ ደርሆ ለይቲ ሓሊሙ ይርስዕ ንጉሆደብረፅዮነይ እግሪ ምራኽ ብዘይውፅኢት ናይ ፒፒ ሎኽሏኽደብረፅዮን ርእሲ ሓምሓምእስኪ ውረድ ናብ ማይ ሊሓም ደብረፅዮነይ ወትሩ ዕንክሊል ኣኽዲነምኻያ ናይ ኣኽሱም ኣክሊልደብረፅዮነይ ገፅ ጠበቕ ተሓከሞንዶ ናኢድካ ዓበቕ ደብረፅዮነይ እዝኒ ማንቲለ ሓዳርንዶ ግበር ምስ መንጃር ፈትለ ...............
ታኣዮም ኣሕዋት ምስሉ እቶሞ ሞርዕት ደስስስስስ ኩቡሉ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Sebeayn sebeytn kab hade meret yfteru msla do aytfeltn aki❤
አሰይ ፍሬኹም የርእየና መርዓ አብራሀምን ሳራን ይግበረልኩም
ባዕላ ኣድሚቃታ መርዓኣ😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማለት
ደስ ክብል ወናማት❤
🎉 wawwwwe
ኣበይ ድኣ ሓቢእክምዎ ፀኒሕኩም ዞም ምቁራት ደቂ ሪመይ❤️❤️❤️
ኣነስ ዞም መርዑ ክፎትዎም ወናማት ከምቱ መርዓኩም የሪእየና ውላድኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይይ ደቂ ሃገረይ ፅቡቋት ግርማ💛❤🥀
ማሻየ ብፕሮፍይለይ ፀቅጥኪ ሰብስክራይ ግበርለይ🙏❤😍😍😍
ዛ ምችውቲ መርዓት ♥️💋
Kal'Ay gize temeriyom dyom
@@jonnyl9119 ናይ ቅድም እዩ
Xbukat.❤
I couldn't stop watching this beautifull bried
መጽያ ከኣ ዛ ሽኮር መርዓ❤
Zfetwom merawuti edmen tianan yhabkum fetari kal kidankum ybark egziabiher ❤
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ርሑስ ጋማ ❤❤❤❤ ዕዳጋ ረቡዕ ዓደይ ❤❤❤
ዝገርም መርዓ !! ብፍላይ እታ መርዓት ክትስዕስዕ ።
We love to much tigray people from eri seraye
❤🥰🥰🥰🥰💖💘💘💘💘ኣሰይ ደስክብሉ
ደቂ ሬመይ ሰንዓፈና ወናማት❤❤❤
እሰይ ደቂ ሓላላ መሬት 😍❤
ርሑሰ ጋማ ማዓራተይይ❤❤❤
አይ አሕወተይ ሓመድ የብለዐኒ አበይኮን ትህልዉ አንሕና ደቅነና አብ ዘአተዉዎ ዘይንፈልጥ ደቂ ሃፍታም ዝዓብድሉ ደቅ ድኻ ፈቀዶ በረኻ ዝተርፍሉ አይ 😢 😢😢
ናይ ቀደም እዩ እዚ መርዓ ቅድሚ ኩነታት ኣጆና ከዓ መዓረይ❤️💛
ናይ ከዚ ኣይኮንን እዚ
ናይ ቀደም እዩ ማዓረይ ሐዚ ኩሎም በርካ እም
ንፀነሐ እዩ ቅድሚ ኩናት እዩኮ እዚ መርዓ ኣጆኪ ካዓ ዝሓፍተይ 🙏❤❤❤😍😍😍
ኣጆኪይ መዓርይ እግዚአብሔር ምስኣቱም ይኩን
እዋይ ዛመርዓት ዘይትደክሞ😮❤❤😂
❤❤❤❤ፅብቃት መርዕት
ወዲ ሓወቦይ ደቂ ዓደይ❤🎉❤
ብባህልና ግን መርዓት ርግዕ ሕፍር ተበለት እዩ ግርም።
😢😂😂 ውኒ ዝባሃል ኣሎ ።እንታይ ክትሓፈሉ ክዳናን ኣሳዕሳአአን ባህላ ኣኪብራ ሹሽ ትበል ግደፋ\_ያ።
@@mebrahtomgebremeskel5307 እሞ ፅቡቅ
እዋይ ወሰደት ዝኾነት መርዓት ክትሪኣ ኣዝያ ትብሃግ
❤❤❤❤❤ተጋንዮ ብኡነት
ዋውውውው
ፀጉሸይ መኩርዒትና🎉❤
ናይ መአዘ እዩ
@@kiresaraya7120 ና 2012
@kiresaraya7120 😅 7:52
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይበ በሉኒ ኣሕዋተይ 😍
እቢይ 😂😂😂ንስኪ ሰብስክራይ ግበርለይ 🙄😍😍😍😍
ኣስስይይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ሩሕስ ጋማ ይግበርልኩም ጥዕማት ባህል
ዝተፈልየ ዝራኣኩዋ የለን ።ምስዕሳዕ ድዩ
ብውሽጢ ርከብኒ ዝተፈለየ ከርእየኪ እማ 😂😂😂
ልአክልይ❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Congratulations ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
Wwwwww des behalti
ሓትነይ🥀🥀
ሩሑስ ጋማ ❤❤❤❤❤❤
Abet girma Aidme yehabkummm.mukurateyyy
Melkam gabicha ❤❤🎉
ይድገም ድዩ ክንደይ ግዘ ድዮም ዝምረዐዉ እሞ ኣነ ክደግም
😍😍😍💘💘💘💞💞
Rhus gama ygberelkum mukuratey
ተጋሩ ድዮም ግን
እወ
💛❤
ብሰንኪ መርዓውቲ subscrib ገርናልካ ኣለና nic
❤❤❤❤❤🎉
❤
❤❤❤
The wedding is before 3 years so beautiful ❤
ሓዲኦም የለውን ሓቀይ 😢
ኣለዉ እዮም
Dase. Bahle
❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰
Btami des zbl merawiti bflay ashalalma das btami xbuk odmet yonan yhabkum fetari kal kidankum yxnao
2012
❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወይ ግዘ እንታይ ዳአ እና አብ ትግራይ ችግር አሎ እልን ንጭነቅ አብ ደገ ዘለና ድሕሪ ኩይናት እንተኮይኑ እዚ መርዓ ስብ አርኪቡ አሎ ማለት እዩ
2012 አዩ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Espris dyu ezi kdan way eti meraawiy bahlu adu zeykden
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💖💖💖💖
❤❤❤❤❤❤
😘😘😘😘😘
❤❤❤❤❤
❤❤
እሰይ ተጋሩዋይ❤ ሰደት ዘለና ናብዚ የብቃዓና❤
@@kidan5256 ጨለ ማዓረይ
እሰይ ጥዐማት ደስ ብሃሎ ሩሑስ ጋማ ኣቤት ግዜ ደስ ክብል እልንሕናለ ኣሽክይዶ ሃምዝይልና ንስዕስዕስ ብሕፍረት ርእስና ደፍእና ንሞት ናለምለ ደስ ብሃሊ እንካዕ ኩልና ሓደ ለይኾና ጥዑማተይ❤❤❤❤
ውቅባት መሩዑ መርዓዊ ባህላዊ ክኽደን ነይሩዎ ብዝተረፈ ደስ ባሃሊ መርዓ ዲኮር ደስ ይብል. መርዓት ብልጽቲ 😍❤
አቤት መርዓት 100/100 ሽኮራት ኢኹም ብሓቂ 💕💕💕💕💕💕
እሰይ ተጋሩዋይ ❤❤ሰድት ዘለና ናብዚ የብቃዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዞም መርዑት ብሓቂ ይፍለዩ ወናማት
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ኣሕወተይ❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ድኮሪ እዚባአ ክንደይ እዩ ዘካሪይዎኦ ዘለዉ ??? ደስ ማለትኩም መሪዓ አብራሃም ሳራም ይግበረልኩም 🙏❤️❤️❤️❤️❤️
Part 3 👉ua-cam.com/video/FtZ0Har8nNc/v-deo.html
ደቂ ሪመይ መዓረይ ❤ዕዳጋሓሙሰይ🎉
ዕዳጋ ሮቡዕ(ስንዓፈ )መርዓዊ
This bride is fearless 😍
እሰይ ደቂ ሓላል መሬት ሩሑስ ጋማ ውለዱ ክበዱ 🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💐💐💐💐
🎉🎉🎉🎊🎊
🎉🎉🎉🎊🎊
🎉🎉🎉🎊🎊
ናሎሚ ዓመት መወድስ ኣሸንዳ
ደብረፅዮነይ ርእሲ ደርሆ
ለይቲ ሓሊሙ ይርስዕ ንጉሆ
ደብረፅዮነይ እግሪ ምራኽ
ብዘይውፅኢት ናይ ፒፒ ሎኽሏኽ
ደብረፅዮን ርእሲ ሓምሓም
እስኪ ውረድ ናብ ማይ ሊሓም
ደብረፅዮነይ ወትሩ ዕንክሊል
ኣኽዲነምኻያ ናይ ኣኽሱም ኣክሊል
ደብረፅዮነይ ገፅ ጠበቕ
ተሓከሞንዶ ናኢድካ ዓበቕ
ደብረፅዮነይ እዝኒ ማንቲለ
ሓዳርንዶ ግበር ምስ መንጃር ፈትለ
...............
ታኣዮም ኣሕዋት ምስሉ እቶሞ ሞርዕት ደስስስስስ ኩቡሉ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Sebeayn sebeytn kab hade meret yfteru msla do aytfeltn aki❤
አሰይ ፍሬኹም የርእየና መርዓ አብራሀምን ሳራን ይግበረልኩም
ባዕላ ኣድሚቃታ መርዓኣ😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ማለት
ደስ ክብል ወናማት❤
🎉 wawwwwe
ኣበይ ድኣ ሓቢእክምዎ ፀኒሕኩም ዞም ምቁራት ደቂ ሪመይ❤️❤️❤️
ኣነስ ዞም መርዑ ክፎትዎም ወናማት ከምቱ መርዓኩም የሪእየና ውላድኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይይይይ ደቂ ሃገረይ ፅቡቋት ግርማ💛❤🥀
ማሻየ ብፕሮፍይለይ ፀቅጥኪ ሰብስክራይ ግበርለይ🙏❤😍😍😍
ዛ ምችውቲ መርዓት ♥️💋
Kal'Ay gize temeriyom dyom
@@jonnyl9119 ናይ ቅድም እዩ
Xbukat.❤
I couldn't stop watching this beautifull bried
መጽያ ከኣ ዛ ሽኮር መርዓ❤
Zfetwom merawuti edmen tianan yhabkum fetari kal kidankum ybark egziabiher ❤
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ርሑስ ጋማ ❤❤❤❤ ዕዳጋ ረቡዕ ዓደይ ❤❤❤
ዝገርም መርዓ !! ብፍላይ እታ መርዓት ክትስዕስዕ ።
We love to much tigray people from eri seraye
❤🥰🥰🥰🥰💖💘💘💘💘ኣሰይ ደስክብሉ
ደቂ ሬመይ ሰንዓፈና ወናማት❤❤❤
እሰይ ደቂ ሓላላ መሬት 😍❤
ርሑሰ ጋማ ማዓራተይይ❤❤❤
አይ አሕወተይ ሓመድ የብለዐኒ አበይኮን ትህልዉ አንሕና ደቅነና አብ ዘአተዉዎ ዘይንፈልጥ ደቂ ሃፍታም ዝዓብድሉ ደቅ ድኻ ፈቀዶ በረኻ ዝተርፍሉ አይ 😢 😢😢
ናይ ቀደም እዩ እዚ መርዓ ቅድሚ ኩነታት ኣጆና ከዓ መዓረይ❤️💛
ናይ ከዚ ኣይኮንን እዚ
ናይ ቀደም እዩ ማዓረይ ሐዚ ኩሎም በርካ እም
ንፀነሐ እዩ ቅድሚ ኩናት እዩኮ እዚ መርዓ ኣጆኪ ካዓ ዝሓፍተይ 🙏❤❤❤😍😍😍
ኣጆኪይ መዓርይ እግዚአብሔር ምስኣቱም ይኩን
እዋይ ዛመርዓት ዘይትደክሞ😮❤❤😂
❤❤❤❤ፅብቃት መርዕት
ወዲ ሓወቦይ ደቂ ዓደይ❤🎉❤
ብባህልና ግን መርዓት ርግዕ ሕፍር ተበለት እዩ ግርም።
😢😂😂 ውኒ ዝባሃል ኣሎ ።እንታይ ክትሓፈሉ ክዳናን ኣሳዕሳአአን ባህላ ኣኪብራ ሹሽ ትበል ግደፋ\_ያ።
@@mebrahtomgebremeskel5307 እሞ ፅቡቅ
እዋይ ወሰደት ዝኾነት መርዓት ክትሪኣ ኣዝያ ትብሃግ
❤❤❤❤❤ተጋንዮ ብኡነት
ዋውውውው
ፀጉሸይ መኩርዒትና🎉❤
ናይ መአዘ እዩ
@@kiresaraya7120 ና 2012
@kiresaraya7120 😅 7:52
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይበ በሉኒ ኣሕዋተይ 😍
እቢይ 😂😂😂ንስኪ ሰብስክራይ ግበርለይ 🙄😍😍😍😍
ኣስስይይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ሩሕስ ጋማ ይግበርልኩም ጥዕማት ባህል
ዝተፈልየ ዝራኣኩዋ የለን ።
ምስዕሳዕ ድዩ