Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ግጥሚ 100%❤❤❤ምስሊ 100%❤❤❤ኣተኣላልያ 100%❤❤❤ድምፂ 100%❤❤ብሓቂ ትግርኛና ልዕል ዘብል ጥበብ እዩ።🙏ቀፅለሉ 👌✌
እዚ ወዲ ግን ይፍለ እዩ❤❤ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ እቲ ሰብና ናብቲ ታሪኽ ዘይብሉ ደርፊ እዩ ዝኸይድ😊
ሳብሰክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤
ኖኖ እቲ ኣብ 40ታ 50ታት ልዓቐብ ዕድመ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ቦተኡ ዩ ዘሎ ጉድ ንርኢ ዘለና ናይ ሐዚ ናትና ዩ 🙄 ይዖዘብ የ ኣነ ኣይይ ግዜ ታይ ዩ ኢሉ ዝጭነቕ ኣሎ ዩ
ደምረን መዓረይ🎉❤
@medhin8187ደምረን መዓረይ❤🎉
እወ ሓቅካ
ኣብቲ ሳዕሲዕት ዘይምሕዋስና ብቕንኢ ክንመውት ኢልና። ሃየ እስከ ተጋሩ ክልተ ገጽ መረብ ንኹሉ ነባጽሓያ። ባህሊ ትግርኛ ክብ ነብል
ብጣዕሚ
ኣጆኹም ኣብቀፃሊ ክሓውሰኩምየ🎉
ሓቆም እኮ እዩ ክፀልኡና ከምዝ እልና ትርእዩና ከለው ናቀንኡ እሰይ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ኢለኪ ንዝበለኒ ቃል ኣትየ ኣለኩ ኣነውንክብሎ ንዳማመር ደቂ ዓደይ ሓቢርና ንዕበ
ደሙሩኒ ክምልስየ
ኣታየ ላይክ ኢዶ ግበሩሉ ዋይ ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ዋ 😂😂
ዝገርም ስራሕ ቀፅለሉ😍😍❤💛❤️💛❤️💛
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ በህልና ዝገልፅ❤
እቲ ግጥሚ ፍሉይ ኩርናዕ ዝጠመተ ስለ ዝኮነ ብጣዕሚ ጽቡቅ። ኣበርቲዕካ ቀጽል የቅንየልና።
እዋይ እዚ ባህልናስ እንኳዕ ናይካልእ ዘይኮነ፡ተስፊሸይ ኣቦ ጥበብ፣ባህሊ፣ግጥሚ ፣ኪነት ኮታስ ኩሉ ዝዓደለካ እዩ❤❤❤ ቀፅለሉ❤❤
ኣሰይ ኣታ ጅግና ወድ ትግራይ🥰🥰🥰❤💛
ከም ሎሚ ብባሕላዊ ደርፊ ዓጊበ ኣይፈልጥን!!! SMART ዝኾነ ስራሕ
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
ይሞቸኻ ሓዉ በርትዕ👍💪
ኣበይ ኣለኩም ደቂ ሪመይ ንሓዉና ነተባባዓዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ባህሉን ስርዓቱን ዝሓለወ ምስ ጥዑም ድምፂን አቀራርባን ይበል ይበል ብሩክ ሓው ቀፅለሉ።👌
ይበል ድምፂ ወዲ ዓደይ❤❤💊
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ
ብዙ ደርፊ እዙይ ትግራዋይ ምስ ትግራዋይቲ ጥራይ ክምርዖ አለዎ።
ጠንክር ወዲ ኣደይ 🎉🎉😊
መደመሚ ድኾነ ስራሕ ይኡ ተስፊሽ ዓርከይ ሃይሞ ዓርክኹም ይኤ ካ ራያ ❤
ዋው ተስፉሸይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ በርትዕ ❤❤❤❤
ደምረን መዓረይ🎉❤❤❤
ጅግና ተስፍሸይ ቀፅለሉ
ኣሰይ ይበል ቀፅለሉ ደስ ክብል❤🎉ኣበይ ኣለና ተጋሩ ነተባበዐዬ
ተስፋ ኣለኪ ትግራይ💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘💘💘💘💘💘
ዋዉዉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወድኖ ባህሉን መንነቱን ዝሓለወ ❤ ላይክ ግጨዩ ደቂ ዓበይቲ
እስኪ ደሙሩኒ ደቂ ዓበይቲ ኣነውን ክድምረኩም'የ
ተስፋዓለም ከም ስምካ፣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፣ እዚ ባህሊ ዝዳለኻዮ ኣዝዩ መሳጢ ት ኢያ። ነቲ ሕብረተሰብ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ነቲ ትግርኛ ተዛረብቲ። ሓደ ለበዋ ወይ ሓናጺ ርኢይቶ ክህበካ። ምሕሸይን ኣውሎን ማሰን እንተ ትጀምራ ወይ እንተ ትሳኒዮ ጽቡቕ መዀነ - ገላጺ መዀነ። ከም ተዋስኦ ወይ ኣካል ናይ እቲ ሙዚቃ[ሕላይ]። It would be really nice addition that shows the culture.
ተስፍሽ ግርማ ኣፅቢና ዓደይ መክበርቲ ባህሎም❤🎉❤🎉❤
ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
ይበል ዘበለ ፅቡቅ ስራሕጥዑም ባህልና❤ቀፅለሉ💯🌟
ብጣዕሚ ፅቡቕን ጥዑምን ባህሊ ተጋሩ እዩ !! የቐንየልና !! ግን ድማ እተን ኣዋልድ ተቐኒተኖኦ ዘሎ ቅናት ( ሕዛብ ) ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ስለ ዝመስልን ስለ ዝገልፅን ነቲ ባህላዊ ደርፊ ክቕንስ ገይርዎ እዩ !! ኢትዮጵያ ዝገልፅ ኣብ ትግራይ ክህሉ ኣይግባእን ክንፅየፎ ኢና ዘለና ከይድገም ። ብዝኾነ ክቡር ሓዋና በርትዕ !! ክብረት ይሃበልና ንኹልኹም !! ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ይባርኸልና !!!!!!!!!!"""""!!!!
አስገዶም ይቅርታ ግን ክላበዎ ዝደሊ ባንዴራ ኢትዮጽያ 'ዉን ናህና እንበር ናታቶም አይኮነን። ግን እቲ ተቐኒተንኦ ዘለዋ ናይ ቀደም ባህልና ዝገልፅ እዩ።
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተስፍሸይ❤❤❤❤
❤❤❤ተስፍሽ ትፍለ ኢኻ ኸድ ዓበይቲ ወዝን መቐረትን ዘለዎ ፃዉቲ ። ሰይ ነቲ ህዝቢ ኣንቢብካ ስለ እትሰርሖ የቐንየልና ❤ሼር like ንግበረሉ ተጋሩዋኒ ከምኡ ለ ሰብመለያዉያን ተሊኹም😊💙💙💙👈
ፅቡቅ ስራሕ
አብ ባህልና ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ እዩ ብሓቂ ምትብባዕ ዝደሊ ሰብ እዩ ❤❤❤🎉🎉🎉
ምዕዳርስ ምዓደርኩዋ ናይ ብሓቂ ጥበብ❤ ካብ ድሕር ሕጂ ዝሓንገደ ስብአይ እዝኑ ደጊፈን ናይ ተስፋአለም እየን ዘስምዕኦ። ንደቂ ሂዋን አዳሊኻ ተስፍሽ ስለዚ አወዳት ሰላማዊ ሰልፊ ክንወጽእ ተዳሊና አለና። ድምጽና ይሰማዕ ክንብል ኢና ❤❤❤✌😍
ዋይ ፈሊጥኩምስ😂
ብሳላኻዩ ተሰሪሑ🎉
ወድኣይተ ከ ኩሉ ነብስካ ንዝር ዘብል ስምዒት ኒኤዎ ዝደርፊ ሰይይይይ ደስ ይበልኩም ተጋሩዋኒ ❤🎉🔥🥰🔥😘🔥🥰🥰😘🔥🥰😘🥰😘🥰😘🥰😘🥰😘🥰
ደሙሩኒ እስኪ ደቂ ትግራይ ኣነ'ዉን ክድምር'የ
Underated music's is here🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
Exactly 🙏
የየየየየይይይይ ደምራናባ ክንድምረክን ንታሓባበርያ
ጽብቅ ስራሕ ትስፍሽ ❤️🩹😘
ደስ ዝብል ባህሊ ዓገመቶት
ብዙ ደርፊ ትግራዋይ ምስ ትግራዋይቲ ጥራይ ክምርዖ አለዎ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ባህሊ ደርፊ ነታባብዓዮ አሕዋት ላይክ ግበሩ
ተስፊተይ ቀፅሉለ ማዓረይ❤
ደምርኒ
ዋዉ ብሉፅ ስራሓ ካብ ብሉፅ ሰብ❤
ጠፊኦም ኣብ ምርሳዕ ዝነበሩ ወርቃዊን ባህላዊን ሳዕሲዓት ኣብ ምቅለሕ ትገበሮ ዘለኻ ክብሪ ተወንፍ።ተስፍሽ ሓውና🥰🥰🥰🥰
ተስፉስ ወናኒ ፉሉይ ክእለት እንካዕ ዳሓን መፀእኻ ግርማ ባህልና 😍❤💛
ክርና ዳኹርዕ ባህላዊ ስራሕ ተስፍሽ ጅግና ባሓቂ ኣምባሳደር ባህሉ❤❤❤❤
እስኻኮ ትፍለ ኢኻ 4 ግዘ ደጋጊመያ ❤❤❤
ኣነ ኣለኹ ሙሉእ ለይቲ ስምዕ ዝሓደርኩ። ክንደይ ግዘ ከምዝሰማዕክዎ ኣይፈልጥን። ቀደም ኣብ ማርያን ቅዱስ ዮሓንስን ዘለኹ መሲሉ ተሰሚዑኒ
ሳብስክራይብ እባበሉኒ ኣነለ ክምልስየዋ
ዋውው ይበል ዘብል ጥዑም ድምፂ ምስ ርጋዕታዊ ባህሊ ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤
ደሰ ክብል ባህሊና ንፍዒ ሓውና ጎብዝ❤❤❤🎉🎉
እንኻዕ ብደሓን መፃእኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤🎉
ደሚረኪ@@Sara-tk4ue
ሓሪፍ ስራሕ ወድኖ ትኪድ ከምኣ ኢላ ❤🎉🎉🎉❤
ናይ ከባቢ ጉሎምኻዳ ይመስል ደቂ ዓደይ አነ እዲስ እየ ዓብየ ተተጋግየ እርሙኒ❤❤❤❤❤
ተስፈሸ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀፃሉ❤❤
I love my culture so proud to be tigrawet ❤best music well done 🎉
ተስፉሽ ባዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤ ባህሉ ዝፈቱ ላይክ
ተስፍሸይ በዓል ጥዑም ድምፂ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ባህልና ምጥዓሙ❤❤❤❤❤❤
ትፍለ ኢካ ተስፍሸይ ቀፅለሉ❤
nice work man
ንዳማመር
ደሚራን አሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፍሸይ በዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤❤መረባ ዓደቦይ ሃይሉ ማይድኡ ቃሕ ባሃሊ እሰይ ደቃ ዓድና ኣዴታትና ኣቦታትና ኣሕዋትና ምዕሩጋት ጥዑማት ድሕዝቶ ጥዑማት ላዛ ❤እሰይ ዝባህልናስ ደስ ክብል ❤💚💚💓💓
@@Neshenesh-sow1619 ደሚረኪ ክብረተይ ❤️
ባህልና ደስ ባሃሊ ቀጽል በር ትዕ 👌👌👌👌👌
kab kulu tezarabi Tigrigna msgana ygbaka wedi Tigray hawna😊
ዛደርፊ ንዓይ እያ ተደሪፋ። ነቐፌታኣ ፈትየዮ ኣለኹ። 😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
እንካዕብሳላም መፃካ ኣኮዊተይማዓረይ ባህሊ ደስክብል ♥️🥀
ደምረን መዓረይ
ፅብቅ ስራሕ ❤
Beautiful song 🎵 ❤️ 😍 💕
ዋውው እንቋዕ ብደሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ መኽሰባት❤️💛🏖 ሃያ ላይኽ ሼር ኣይተውሕድ ህዝበይ ሐዚ ግርም ባህለይ ይምለስ ኣሎ😊ኣታ ዕልልል ኸምዚ ኸማይ ዝተሓጎሰ❤ ይወቅጥ❤️💛🍫🙏ተስፊተይ ኸኣ ቀፅሎ ፀባ ልብና ኣስቲኻና ተዓወት👌🥰
Tsfshi harif srah ❤❤❤
❤️❤️❤️ተስፍሸይ ሓሪፍ ስራሕ
ገሪማ ምዝቃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝበል ሓሳብ እዩ ስለዚ ኣጀካ በርትዕ ተስፍሸይ ኣበይ ኣለና ፈለገወይኒ ዓደይ ፈለው ናበልና ንሓውና ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚደስዝበልሓሳብእዩስለዚኣጀካበርትዕተስፍሸይኣበይኣለናፈለገወይኒዓደይፈለውናበልናንሓውና ነዕብየሉ ሰሳትና ናተሓባበርና ኣጀካ ናበልና ነባራትዓዮ
ይበል ይበል ❤❤❤❤
ኣሰይ እዚ ባህልና ደስ ክብል🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ባዓል ጥዑም ድምፂ ተስፍሸይ❤❤🎉🎉🎉
ዋውው ደስ ክብል ባህልና እኮ❤
Listening it on repeat mode.
መክኣብ የብለኒ ምፅባቀን❤❤❤❤❤❤
ብሃንቀውታ ናተፀበኩ ነይረ❤❤❤
PURE CULTURE
ጎብዝ ተስፍሸይ ቀፅለሉ🎉❤❤
ተስፍሸይ ፈታዊ ባህሉ በዓል ጥዑም ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክርዓት ኣፅቢ❤❤❤
ዋው እኽስማ::❤
ባህልና ጥዑም
good job
Thanks
ጎቦዝ ወዲ
Beka lbna tekotsatsirkayo tesfshey lgerm srah❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፁቡቅ ተሰፍሸይ
ተስፍሽ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ቅዲ እዪ ቀፅለሉ🎉 ግጥሚ 👉100%ዜማ 👉100%ምስሊ👉 100%ኣተኣላልያ👉100%ምዕንዳርስ መዓንደርክዋ ሓዳረይ (ደለክዋ)×5
ተስፍሸይ ለባም መክበሪ ባህሉን❤❤❤❤❤❤❤
ሳብሰክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤
ዋውውውው🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
እዚ ወዲ ጥዑም ህድእ ዝበለ ኩሉ ነገሩ ትግርኛ ዝጥዕም ስራሕቲ የስምዐናሎ። ጥበብ ይባርኽ 🎉🎉🎉
ንፉዕ ወዲ❤❤❤❤❤❤❤
ደስስስስስስስስስስ በሃሊ❤❤❤❤❤❤
ቀፅልሉ ተስፍሽ❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
ኣሰይ ደስ ክብል ባህሊ ዓደይ ጥዑም ዜማ ተስፍሸይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ ንእስነትና ኣስተማቂርናያ ንድሕሪት ምልስ ኢልና ፍሉይ ቅዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Erkum yinwah deki tgray👌👌👌
ደስስስ ዝብል ባህላዊ ዜማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና!❤❤❤
ዋው ተስፉሽ ብሉጽ ቀጽሎ❤
ተስፍሽ ወዲ ኣጽቢ ወምበርታና ❤
The beautiful culture, tradition and people of Tigray ❤❤❤❤
ይበል ይበል ፅቡቅ ሰራሕ ደሰ ዝብል ደርፈ ባህሊና ክብርና❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
ዋዋዉዉዉ ❤
አረ 20k ንምልኣያ ተጋርዋይ ተስፍሸይኣቦ ጥበብ❤
ንዓይ ዉን ደምርኒ
ግጥሚ 100%❤❤❤
ምስሊ 100%❤❤❤
ኣተኣላልያ 100%❤❤❤
ድምፂ 100%❤❤
ብሓቂ ትግርኛና ልዕል ዘብል ጥበብ እዩ።🙏
ቀፅለሉ 👌✌
እዚ ወዲ ግን ይፍለ እዩ❤❤
ግን ታይ ዋጋ ኣለዎ እቲ ሰብና ናብቲ ታሪኽ ዘይብሉ ደርፊ እዩ ዝኸይድ😊
ሳብሰክራይብ ግበርለይ መዓረይ❤
ኖኖ እቲ ኣብ 40ታ 50ታት ልዓቐብ ዕድመ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ቦተኡ ዩ ዘሎ ጉድ ንርኢ ዘለና ናይ ሐዚ ናትና ዩ 🙄 ይዖዘብ የ ኣነ ኣይይ ግዜ ታይ ዩ ኢሉ ዝጭነቕ ኣሎ ዩ
ደምረን መዓረይ🎉❤
@medhin8187ደምረን መዓረይ❤🎉
እወ ሓቅካ
ኣብቲ ሳዕሲዕት ዘይምሕዋስና ብቕንኢ ክንመውት ኢልና።
ሃየ እስከ ተጋሩ ክልተ ገጽ መረብ ንኹሉ ነባጽሓያ። ባህሊ ትግርኛ ክብ ነብል
ብጣዕሚ
ኣጆኹም ኣብቀፃሊ ክሓውሰኩምየ🎉
ሓቆም እኮ እዩ ክፀልኡና ከምዝ እልና ትርእዩና ከለው ናቀንኡ እሰይ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ኢለኪ ንዝበለኒ ቃል ኣትየ ኣለኩ ኣነውንክብሎ ንዳማመር ደቂ ዓደይ ሓቢርና ንዕበ
ደሙሩኒ ክምልስየ
ኣታየ ላይክ ኢዶ ግበሩሉ ዋይ ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ዋ 😂😂
ዝገርም ስራሕ ቀፅለሉ😍😍❤💛❤️💛❤️💛
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ በህልና ዝገልፅ❤
እቲ ግጥሚ ፍሉይ ኩርናዕ ዝጠመተ ስለ ዝኮነ ብጣዕሚ ጽቡቅ። ኣበርቲዕካ ቀጽል የቅንየልና።
እዋይ እዚ ባህልናስ እንኳዕ ናይካልእ ዘይኮነ፡ተስፊሸይ ኣቦ ጥበብ፣ባህሊ፣ግጥሚ ፣ኪነት ኮታስ ኩሉ ዝዓደለካ እዩ❤❤❤ ቀፅለሉ❤❤
ኣሰይ ኣታ ጅግና ወድ ትግራይ🥰🥰🥰❤💛
ከም ሎሚ ብባሕላዊ ደርፊ ዓጊበ ኣይፈልጥን!!! SMART ዝኾነ ስራሕ
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
ይሞቸኻ ሓዉ በርትዕ👍💪
ኣበይ ኣለኩም ደቂ ሪመይ ንሓዉና ነተባባዓዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ባህሉን ስርዓቱን ዝሓለወ ምስ ጥዑም ድምፂን አቀራርባን ይበል ይበል ብሩክ ሓው ቀፅለሉ።👌
ደምረን መዓረይ🎉❤
ይበል ድምፂ ወዲ ዓደይ❤❤💊
ብጣዕሚ ፅቡቅ ቀፅለሉ
ብዙ ደርፊ እዙይ ትግራዋይ ምስ ትግራዋይቲ ጥራይ ክምርዖ አለዎ።
ደምረን መዓረይ🎉❤
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
ጠንክር ወዲ ኣደይ 🎉🎉😊
መደመሚ ድኾነ ስራሕ ይኡ ተስፊሽ ዓርከይ ሃይሞ ዓርክኹም ይኤ ካ ራያ ❤
ደምረን መዓረይ🎉❤
ዋው ተስፉሸይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ በርትዕ ❤❤❤❤
ደምረን መዓረይ🎉❤❤❤
ጅግና ተስፍሸይ ቀፅለሉ
ኣሰይ ይበል ቀፅለሉ ደስ ክብል❤🎉
ኣበይ ኣለና ተጋሩ ነተባበዐዬ
ደምረን መዓረይ🎉❤
ተስፋ ኣለኪ ትግራይ💖💖💖💖💖💖💖💘💘💘💘💘💘💘💘💘
ደምረን መዓረይ🎉❤
ዋዉዉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ወድኖ ባህሉን መንነቱን ዝሓለወ ❤ ላይክ ግጨዩ ደቂ ዓበይቲ
ደምረን መዓረይ🎉❤
እስኪ ደሙሩኒ ደቂ ዓበይቲ ኣነውን ክድምረኩም'የ
ተስፋዓለም ከም ስምካ፣ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፣ እዚ ባህሊ ዝዳለኻዮ ኣዝዩ መሳጢ ት ኢያ። ነቲ ሕብረተሰብ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ነቲ ትግርኛ ተዛረብቲ። ሓደ ለበዋ ወይ ሓናጺ ርኢይቶ ክህበካ። ምሕሸይን ኣውሎን ማሰን እንተ ትጀምራ ወይ እንተ ትሳኒዮ ጽቡቕ መዀነ - ገላጺ መዀነ። ከም ተዋስኦ ወይ ኣካል ናይ እቲ ሙዚቃ[ሕላይ]። It would be really nice addition that shows the culture.
ደምረን መዓረይ🎉❤❤❤
ተስፍሽ ግርማ ኣፅቢና ዓደይ መክበርቲ ባህሎም❤🎉❤🎉❤
ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
ይበል ዘበለ ፅቡቅ ስራሕ
ጥዑም ባህልና❤
ቀፅለሉ💯🌟
ብጣዕሚ ፅቡቕን ጥዑምን ባህሊ ተጋሩ እዩ !! የቐንየልና !! ግን ድማ እተን ኣዋልድ ተቐኒተኖኦ ዘሎ ቅናት ( ሕዛብ ) ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ስለ ዝመስልን ስለ ዝገልፅን ነቲ ባህላዊ ደርፊ ክቕንስ ገይርዎ እዩ !! ኢትዮጵያ ዝገልፅ ኣብ ትግራይ ክህሉ ኣይግባእን ክንፅየፎ ኢና ዘለና ከይድገም ። ብዝኾነ ክቡር ሓዋና በርትዕ !! ክብረት ይሃበልና ንኹልኹም !! ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ይባርኸልና !!!!!!!!!!"""""!!!!
አስገዶም ይቅርታ ግን ክላበዎ ዝደሊ ባንዴራ ኢትዮጽያ 'ዉን ናህና እንበር ናታቶም አይኮነን። ግን እቲ ተቐኒተንኦ ዘለዋ ናይ ቀደም ባህልና ዝገልፅ እዩ።
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተስፍሸይ❤❤❤❤
❤❤❤ተስፍሽ ትፍለ ኢኻ ኸድ ዓበይቲ ወዝን መቐረትን ዘለዎ ፃዉቲ ። ሰይ ነቲ ህዝቢ ኣንቢብካ ስለ እትሰርሖ የቐንየልና ❤
ሼር like ንግበረሉ ተጋሩዋኒ ከምኡ ለ ሰብመለያዉያን ተሊኹም😊💙💙💙👈
ፅቡቅ ስራሕ
አብ ባህልና ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ እዩ ብሓቂ ምትብባዕ ዝደሊ ሰብ እዩ ❤❤❤🎉🎉🎉
ደምረን መዓረይ🎉❤
ምዕዳርስ ምዓደርኩዋ ናይ ብሓቂ ጥበብ❤ ካብ ድሕር ሕጂ ዝሓንገደ ስብአይ እዝኑ ደጊፈን ናይ ተስፋአለም እየን ዘስምዕኦ። ንደቂ ሂዋን አዳሊኻ ተስፍሽ ስለዚ አወዳት ሰላማዊ ሰልፊ ክንወጽእ ተዳሊና አለና። ድምጽና ይሰማዕ ክንብል ኢና ❤❤❤✌😍
ዋይ ፈሊጥኩምስ😂
ብሳላኻዩ ተሰሪሑ🎉
ወድኣይተ ከ ኩሉ ነብስካ ንዝር ዘብል ስምዒት ኒኤዎ ዝደርፊ ሰይይይይ ደስ ይበልኩም ተጋሩዋኒ ❤🎉🔥🥰🔥😘🔥🥰🥰😘🔥🥰😘🥰😘🥰😘🥰😘🥰😘🥰
ደሙሩኒ እስኪ ደቂ ትግራይ ኣነ'ዉን ክድምር'የ
Underated music's is here🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
Exactly 🙏
የየየየየይይይይ ደምራናባ ክንድምረክን ንታሓባበርያ
ጽብቅ ስራሕ ትስፍሽ ❤️🩹😘
ደስ ዝብል ባህሊ ዓገመቶት
ብዙ ደርፊ ትግራዋይ ምስ ትግራዋይቲ ጥራይ ክምርዖ አለዎ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ባህሊ ደርፊ ነታባብዓዮ አሕዋት ላይክ ግበሩ
ተስፊተይ ቀፅሉለ ማዓረይ❤
ደምርኒ
ዋዉ ብሉፅ ስራሓ ካብ ብሉፅ ሰብ❤
ጠፊኦም ኣብ ምርሳዕ ዝነበሩ ወርቃዊን ባህላዊን ሳዕሲዓት ኣብ ምቅለሕ ትገበሮ ዘለኻ ክብሪ ተወንፍ።ተስፍሽ ሓውና🥰🥰🥰🥰
ደምረን መዓረይ🎉❤
ተስፉስ ወናኒ ፉሉይ ክእለት እንካዕ ዳሓን መፀእኻ ግርማ ባህልና 😍❤💛
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
ደምረን መዓረይ🎉❤
ክርና ዳኹርዕ ባህላዊ ስራሕ ተስፍሽ ጅግና ባሓቂ ኣምባሳደር ባህሉ❤❤❤❤
እስኻኮ ትፍለ ኢኻ 4 ግዘ ደጋጊመያ ❤❤❤
ኣነ ኣለኹ ሙሉእ ለይቲ ስምዕ ዝሓደርኩ። ክንደይ ግዘ ከምዝሰማዕክዎ ኣይፈልጥን። ቀደም ኣብ ማርያን ቅዱስ ዮሓንስን ዘለኹ መሲሉ ተሰሚዑኒ
ሳብስክራይብ እባበሉኒ ኣነለ ክምልስየዋ
ዋውው ይበል ዘብል ጥዑም ድምፂ ምስ ርጋዕታዊ ባህሊ ቀፅለሉ ክቡር ሓውና❤
ደሰ ክብል ባህሊና ንፍዒ ሓውና ጎብዝ❤❤❤🎉🎉
እንኻዕ ብደሓን መፃእኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤🎉
ደምርኒ
ደሚረኪ@@Sara-tk4ue
ሓሪፍ ስራሕ ወድኖ ትኪድ ከምኣ ኢላ ❤🎉🎉🎉❤
ናይ ከባቢ ጉሎምኻዳ ይመስል ደቂ ዓደይ አነ እዲስ እየ ዓብየ ተተጋግየ እርሙኒ❤❤❤❤❤
ተስፈሸ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀፃሉ❤❤
ደምረን መዓረይ🎉❤
I love my culture so proud to be tigrawet ❤best music well done 🎉
ተስፉሽ ባዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤ ባህሉ ዝፈቱ ላይክ
ተስፍሸይ በዓል ጥዑም ድምፂ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ባህልና ምጥዓሙ❤❤❤❤❤❤
ትፍለ ኢካ ተስፍሸይ ቀፅለሉ❤
nice work man
ደምረን መዓረይ🎉❤
ንዳማመር
ደሚራን አሕዋተይ ማዓረይ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፍሸይ በዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤❤
መረባ ዓደቦይ ሃይሉ ማይድኡ ቃሕ ባሃሊ
እሰይ ደቃ ዓድና ኣዴታትና ኣቦታትና ኣሕዋትና ምዕሩጋት ጥዑማት ድሕዝቶ ጥዑማት ላዛ ❤እሰይ ዝባህልናስ ደስ ክብል ❤💚💚💓💓
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
@@Neshenesh-sow1619 ደሚረኪ ክብረተይ ❤️
ባህልና ደስ ባሃሊ ቀጽል በር ትዕ 👌👌👌👌👌
kab kulu tezarabi Tigrigna msgana ygbaka wedi Tigray hawna😊
ደምረን መዓረይ🎉❤❤
ዛደርፊ ንዓይ እያ ተደሪፋ። ነቐፌታኣ ፈትየዮ ኣለኹ። 😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
ደምረን መዓረይ🎉❤
እንካዕብሳላም መፃካ ኣኮዊተይማዓረይ
ባህሊ ደስክብል ♥️🥀
ደምረን መዓረይ
ፅብቅ ስራሕ ❤
ደምርኒ
Beautiful song 🎵 ❤️ 😍 💕
ዋውው እንቋዕ ብደሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ መኽሰባት❤️💛🏖 ሃያ ላይኽ ሼር ኣይተውሕድ ህዝበይ ሐዚ ግርም ባህለይ ይምለስ ኣሎ😊ኣታ ዕልልል ኸምዚ ኸማይ ዝተሓጎሰ❤ ይወቅጥ❤️💛🍫🙏ተስፊተይ ኸኣ ቀፅሎ ፀባ ልብና ኣስቲኻና ተዓወት👌🥰
ደምረን መዓረይ🎉❤
Tsfshi harif srah ❤❤❤
❤️❤️❤️ተስፍሸይ ሓሪፍ ስራሕ
ገሪማ ምዝቃ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝበል ሓሳብ እዩ ስለዚ ኣጀካ በርትዕ ተስፍሸይ ኣበይ ኣለና ፈለገወይኒ ዓደይ ፈለው ናበልና ንሓውና ❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚደስዝበልሓሳብእዩስለዚኣጀካበርትዕተስፍሸይኣበይኣለናፈለገወይኒዓደይፈለውናበልናንሓውና ነዕብየሉ ሰሳትና ናተሓባበርና ኣጀካ ናበልና ነባራትዓዮ
ደምረን መዓረይ🎉❤
ይበል ይበል ❤❤❤❤
ኣሰይ እዚ ባህልና ደስ ክብል🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ባዓል ጥዑም ድምፂ ተስፍሸይ❤❤🎉🎉🎉
ዋውው ደስ ክብል ባህልና እኮ❤
Listening it on repeat mode.
መክኣብ የብለኒ ምፅባቀን❤❤❤❤❤❤
ብሃንቀውታ ናተፀበኩ ነይረ❤❤❤
PURE CULTURE
ጎብዝ ተስፍሸይ ቀፅለሉ🎉❤❤
ተስፍሸይ ፈታዊ ባህሉ በዓል ጥዑም ድምፂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክርዓት ኣፅቢ❤❤❤
ዋው እኽስማ::❤
ባህልና ጥዑም
good job
Thanks
ጎቦዝ ወዲ
Beka lbna tekotsatsirkayo tesfshey lgerm srah❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ፁቡቅ ተሰፍሸይ
ተስፍሽ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ቅዲ እዪ ቀፅለሉ🎉
ግጥሚ 👉100%
ዜማ 👉100%
ምስሊ👉 100%
ኣተኣላልያ👉100%
ምዕንዳርስ መዓንደርክዋ ሓዳረይ (ደለክዋ)×5