Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣዱሊስ መድያ ብልቢ የመስግነኩም ወርቃውያን ደረፍቲ ብምቅራብኩም ቨቡ ከኣ ይበል ኣቀራርባ ባባ ወዲ ገብሩ ዋውውውውውውውውውውውወአውው ኣንበሲት
*N wedi gebru zfetiu abzia laik ygber*
Nay hmamey zezhu liki ay tfoto ok bro sorry gen akrebi eye gen
Hbeka aleka ksab hji like tlmn aleka
Nወዲ ገብሩ ዝበቕዕ ግዜን ሕቶን ኣይቐረበን ምስናይ ይቅሬታኡ።
Ahtsirema
Living Legend. ወዲ ገብሩ ክጀሃር ዘይፈቱ ትሑት ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣየ ወዲ ገቡሩ ባዓል ሑጹብ መዓንጣ።
2:52 ነታኣማመን ንታኣማመን ወርኩም ኣይጣዓመን :ንታኣማመን ንታኣማመን ወረና ኣይጣዓመን :ኣንቲ ሰማያዊት ኣብ ደገ ሓዲርኪ ክም ኣራዊት :ኣንቲ ሰማያዊት ኣጽነትኪዮ ን ኣራዊት :ባባ ወዲ ገብሩ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ገድሊ ንበር ክበር ::
ኣዱሊስ ሜድያ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ምትብባዕ ናባና . ብሩኽ ቁዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ
ዋውውውው እንታይ ደኣ የሕጺርክም ወዲ ገብሩ ዘኣክል'ሲ ንነዊሕ ክቕጽል ተጸብየ,ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ, ካልኦት ከኣ ሃሰስ ኢልኩም ከተቕርቡልና ክንጽበ ኢና, ሰላም ወሰናይ ኣኣብ ዘለናዮ,
እንታይ ሞ ክግበር ካልእ ዕብይ ዘበለ ሰብ ከዕልሎ ዝኽእል ከዕልሎ ኔሩዎ። እዛ ቆልዓ ዓቕማ ጊራ፡ ክንደይ ኳ ነፊዓ።
*ኣቤት ትሕትናን ልቦናን ፡ ጻድቕ ዝኾነ ስነ-ጥበባዊ ኣቦ*
ወዲ ገብሩ፡ ክራር በትሩ፡ ሕጉስ ወትሩ፡ ሩባ ዓንሰባ መሮሩ፡ ሓበን ናይ ዝወፊሩ፡ ንጸላኢ ዓረሩ፡ ታሪኽ ሃገር ዘዘንቱ ብኽራሩ። ኣገናዕ። ዕድመ ይሃብካ፡ ዕድመ ማሩሳላ።
Wedi Gebru Shikor Abo Eritrean. Niskas Niberelna Dea Agoka Khalef Eyu.🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ወዲ ገብሩ ዓቢ ሰብ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ#ጋል ኣንከረ ኩሉ ፈታዊኣኣነ ሐደ ካብቶም ዝፈትዋ ደራፊት ናይ ሃገርና ኢያ
ወዲ ገብሩ ግርማ ስነጥበብ ስሑል ጎሮሮ። የቐንየልና ፌቡ ።
ብመጀመርታ ኣዶሊስ ሚድያ ክመይ ኣለኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ። ቀጺለ እንታይ ኪብለኪ ደልየ መስለኪ ፍቡ ኣብ ሕቶታት ቁሩብ ዊሒዱ ካልእ ኣይ ካልኣይ (2ይ) ክፍል ጽቡቅ የዕሪኽያ ኣቦይ እልኪ ጸዊዕኪ ኣብ ቀዳመይቲ ግን ዝንጥል ኣቢልኪዮ ነይርኪ ወዲ ገብሩ እልኪ ስለዚ ኣቦኺ ስለ ዚኾነ ስነ ጥበብ ድማ ሓደ ናህቱ ስነምግባር ኣለዋ እሞ ኣብ ክምዚ ኣገጣሚ ምጥንቃቅ ካልእ ንሳኣላይ ድዩ ዋላስ ኦዲት ገባራይ ቃልት ይድገም ነይሩ ሞ ኣጽፍፍ ኣቢልኩም እንተ ተቅርቡ ኣዝዩ ምመቀረ ይብል ሓደ ካብ ተኻታታሊኹም ። ወዳሕንኩም
Edmen tienan yhabka wedi hzbi balthtna.
ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ
እዋይ ልቦና፡ መሊኡ ፈሲሱ። ዋላ ከም ድምጻዊ ይፍለጦ ፡ከም ሎሚ ጌረ በሊሕን ሓያልን ምዃኑ ፈሊጠ ኣለኹ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ።
እዋይ ነዞም ኣቦ ዘለን ኽብሪ ወሰን የብሉን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ናይ ቐደም ሰብን ናይ ቐደም ደርፍን ክፈቱ ምዓት እየ።
ወዲ ጎብሩ ባዓል ወርቃዊ ድምጺ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር አቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ መድሀኒአለም ክርስቶስ
ሰላም ኣዳለውቲ ኣዱሊስ ሜዳ ዓወትን ኣሳልጦን ንስራሕኩም እናተመነኩ ። ነዞም ዓበይቲ ኣያታት ኣቦታትን ስነ ጥበባውያን ፣ ብጥበቦም ውሽጥካ ዘዛሪቡ ፣ከምኦም መዛንኦም ክሓትዎም ከለው ምስ ብዙሕ ተዘክሪኦም ናሰተንተኑ ካሓትዎም ከለው ሰናይ ምኮነ ።
Singer sami mario thank you like Mana kidane
ጅግና ፡ንተኣማመን ወረና ኣይጠዓመን
Wawwwww wedi gbru shekor edmen tenan yehabek fetari
Wedi gebru asel wedi hager meksen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዱሊስ ሚዳ thanks ን ወዱ ገብሩ ዘምጻኩምልና ደስ ዝብል ዕላል አብ ቀጻሊ ክአ ካልዮት ዓበትቲ ከተምጹኡልና ተስፋ ንገብር ☕️☕️☕️🍵🍵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ኣንታ ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻካ
ኡይ ኢልካ ዘይምለሶ ኮይኑ ቃንዛ ፍረ ጻምኡ ካ ከይረኸበ😪😪😪 ንክቡር ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና ነብሲ ይምሓር ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ንኹልና ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብርሃን ሃገር ኢና ተሓዲግና ኣቦ ሓቂ ወትሩ ኣብ ልብና❤🙏❤
ቡዙሕ እንተርቪ ሪአ ሞ ከም ናይ ወዲ ገብሩ ስ ኣይራኣኹን ወዲ ገብሩ ዝኣክል ዓቢ ስነጥበባዊስ በዘን ቁሩብ ቁራቦ ግዝየ ከተፋንውዎስ ብትዕሚ ጽቡቅ ኣይተሰማዓናን ኣቅረብቲ ዛቻነል ( ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ )
God bless you dear wedigebru I love it your song your respect is full no one like you
ወዲ ገብሩ ኣቦና ንበረልና!እዞም ረሳሓት ህግደፍ ምስጠፍኡ ኣብ ሕቑፎኹም ንማሙቖሉ ግዜ ይምጻና።
ዕድለኛ ኢኺ ንወዲ ገብሩ ቃላ መጠይቅ ዝገበርኩሉ
*ኣቦሓጎታትና ጀጋኑ ፡ ስነ-ልቦናን ግጥምን ደርፍን እሞ ረኣይዎ ዝገርም እዩ፡፡ ንኣምላኽ ዝልምኖ ንሕና ንኣሽቱ ወለዶ ከም ናትኩም ልቦና ይሃበና*
ወድገብሩ ትህትናሃኻ እንብዛ በዚሁ ነመስግን ብጣሚ !!!!!!
ወዲ ገብሩ ጌና ኣለካ ካባካ ቡዙሕ ንጽበ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ጽብቅ ስራሕ ነቲ ኣጀምሩ ዘወድኣኹም ልኡል እዝጋብሄር ምስጋና ይብጽሓዮ፡ንዓኩም ድማ ወትሩ ዓወትን ኣስልጦን ይሃብኩም።ምስ ንፈትዎ ወዲ ገብሩ😍🇪🇷🇩🇪
ሰላም ኣዱሊስ ሜድያጽቡቅ ዕላል ግን ብጣዕሚ ሓጺሩክበር በሃር ኣቦ ጥበብ
ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብናሉ ባባ ወዲ ገብሩ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል የቐንየልና ፌቩ ሓብተይ።
ድያስፖራ ዘለኹም ንተኣማመን ንተኣማመንወረና ኣይጥዓመን ንተኣማመን
ወዲ ገብሩ ጥዑም ድሃይ ንበረለይ እስከ ኩቡር ዑንቂ🙏❤
ዓለም ተፈጥሮ ወላ ጅግና ኢኪ ትወስዲ
I have never dreamed to watch him in such very junior media. No matter long live wedi Gebru Jigna. Man of Eritrean Art.
Thanks Adulis media and long life our father God bless you
ሕጂ እንድያ ደኣ ጥበብ መይታ፡ ምስ ሰብ ጨርባሕባሕ ስቁራት እዝኒ ገዲፍካና ወዲ ገብሩ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና
Baba wedi gebru edmen tienan yihabka!!! Thank you febu haxira gin!!!!
Tawet wedi gebru
ኣየ ወዲ ገብሩ ፅዳ
ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመን ኤረትራውያን ኣቤት ዘረባ ።ፌቡ ሽኮር ኣጆኺ ቀጽልዮ መተባብዒ like ኣይተውሕዱላ ።
ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመ ይሃብካ።
ኣቦና ኣቦ ጥበብ
Aseyy baba teklnkieal goyta edmen tenann yehabka
Ohhhh OMG I broke 💔 my HeartHe said Aaabe Tsubuku Yerakbena 😪
*ዋውውውው ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዕላልካ ዘይምኖ ምቁር ከም ወይኒ ፌቡ ሕቢ ጽብቅ ስራሕ ቐጽልዮ adulis media ከኣ ከምዚ ጌርኩም ነዞም ገዳይም ስነጥበባውያን ከትቅርቡክና ብትሕትና ይምሕጸነኩም*
Wawww wedi gebru anbesa..gina nay qedem derfitat awruduwo ❤❤❤
ረዚን ኩብር ኣቦ ዕድመን ጥዕናንይምነየልካ።
Baba Wedi geberu I don’t know how to appreciate you you are real hero Intellgent honest eritreawi zaga Love love love love love love respect respect respect respect we will meet you you soon Eritrean people is coming to homeland soon Miss you eri
ኣዱሊስ ሜድያ ጽቡቅ መድረክ እኮ እንተኣዳለኩም እዚኣ ናይ ኣቦና ተክሊንኪኤል ገብሩ መደብ ግን ንዑኡ ዝበቅዕ ሕቶታት ኣየዳለኩምን ጉቡእ መጽናዕቲ ውን ዝገበርኩም ኣይመስለንን ክትሓትዎ ዝግባኣኩም ሕቶታት ኣይሓተትኩሞምን
ንለባማት ንሕደገሎም ዪሪኡዎ ዪኾኑ ፡ ዘረባ ኢያ
ዓሕ ሓታቲ ኣይረኸበን እበር ዘይ ተበርበረ ቆፎ ኢዩ ወዲ ገብሩ
እነሀለካ ሓታቲ ከይረኸበ ግዜ ኣርኪባቶ
ዋዋዉዉ ኩቡር ኣቦና ጅግና💪 ብተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ዋርሳይ ኣብ ዘሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ✊ወዲ💪ኣፎም ጅግና👈ኣምበሳ ናቕፋ✊። ካብ ጭፍራ ወያነ ካንሰር ኣፍሪቃ መዳኽርቶምን ንጠንቀቕ ደቂ ኤረይ ። Gam 😜Over 🐒wayne😜 kkkkkkk
ክንደይ ሃተፍተፍ ትብል ምሕረት የውርደልካ
Anbasa Wedi Geber Gina Eirteraw Agoka💪💪💪✋👍👍👍
Wedi gebru jegna ediman tenan yhbka ftre hxera gen
🇪🇷👍🏽👋👋🙏አቦ ጥበብ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
መቂሩኒ ግዲ ኮይኑስ ሓጺሩኒ ኢዚ ኢንተርቪው ቁሩብ ኣንውሕ ዘይተብልዎ ብዝኮነ ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ለባም ኣዉራ ኣቦና ተኽልንኪኤል ገብሩ የቀንየልና። ብዙሕ ክትብሎ ዘለካ ከም ዘሎ ተረዲእና ኣሎ። ክሳብ ሓርነት ዕድመ ይሃብካ።
ወዲ ገብሩ ወዲ ህዝቢ ወዲ ኣባት መጽሓፍ ሃገር ዋልታ ሃገርቤተክርስትያንን መስግድን ሃገርመልክዕ ሃገር መትከል ሃገርኣርካን ባህሊ ሃገር ኢካሞ ንስካ ሃገራዊ ዘይኮንካስ ሃገርስለዝኮንካ ንበረልና መታን እዛ ኣእላፍ ዝከፈልናላ ሃገር ንከይትበርስ ክብረት ይሃበልና::
THANKS BROTHER WEDDT GEBRU .I REMEMBER THE SONG....GENTHEB FELALIENA .GELA BBAHRIY BELANA BMDRY .THANKS
ወዲ ገብሩ ever young. ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ:: አብ ስትድዮ ተመሊሰ አለኩ ስለዝበልካ ነዞም ስጋብ ሕጂ ኮንጎኦም ዘይቀየሩ ሐርበኛታት ተጋደልቲ፣ ብፍላይ ካአ ነተን ነጻነት ንምምጻእ ክወልዳሉን ክከብራሉን ዝግባእ ወርቃዊ ግዜኤን አብ ቃልሲ ዘሕለፋ ወደንን ጓለንን ኤርትራ ዝኮነት የሕዋትናን አዴታትናን ምስጋና ገለ ክትብለና ንጽበ ብትሕትና:: እዚ ንወዲ ገብሩ ጥራይ ዝግደፍ ለበዋ ዘይኮነስ ኩልኩም አብ ኤርትራ ዘለኩም ደረስትን ገጠምትን ክትተሓባበርዎ ይላቦ፣ ከመይሲ ውዳሴን: ቃል ናፍቆት (ትዝታ) ብሕብሪ ቀለም ወዲ ገብሩ ክስነ እንኮሎ ደስ ስለ ዝብል:: የመስግነኩም
Edmen tinan abona wedi gebru thx adulis media kea
Zereba nay Wedi gebru ,,,kab nay gele dereft derfi yahayis !!!!!
Abo tibeb welcome wedi Gebru love you ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ንተኣማመን ወረኩም ኣይጠዓመን ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመንንተኣማመንአ
Wowwwwww kubur abona wedi gebru elalka zeymno febu kea xbuk srah habibti adulis media kea nezom gedaym snetbebawyan hagerna kemzi girkum kteqrbulna ymhxenekum
እዋይ ምዓንጣ ትበተክ እያ ፡ ናይ ወዲ ገሩ ፡ ጅግና ❤
Eway khasim ezi mido mido zishewte lemen zimesil yintata ab lili kesaba alwa mefleta bigerhey kelku si libey wesidata!! NAY ብሓቂ ወዲ ገብሩ ጂግና ከማካ ኢዩ ዘድለና ዘሎ ባህልካን መንነትካ ዓኪብካ ምካድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ !!!
ካብቲ ተሓቲቱ ዝመሎሶ፡ ኣብ ገጹ ዘንበብናዮ ይበዝሕ። እዛ ተዋሳኢት ዓቑማ ስነ ጥበበኛታት ትሕት ኣየለን ልዕሊ ዓቑማ ኢዩ ብወገነይ
Aya. Kulu xilal Hager wedibgebru eizikulu xubuk a
old is Gold
Superhero 🇪🇷 l like this gentleman 😍
Wedi Gebru, azika muqlul seb nerka. R.I.P.
ወድገብሩ በጣሚ ነመስግን!!!!!!
ዋውው ወድ ገብሩ ዝምነዮ ዝጽበዮን ዝነበርኩ ቅድም ኣብ ኤርትቪ ቀሪቡ ነሩ ሳል ሓሚመ ኤሉ ኣካርጽዎ ብድሕር ዚ ግን ኣይመጸን እንካኣዓ ብሰላም መጻካ ኣዱሊስ ከኣ የመስግነኩም
ዒድመን ጢዕናን ይሃብካ ወዲ ገብሩ ኣቦና
Ane wedi Hzbi eye🇪🇷🇪🇷🇪🇷ezi sebay bhar Eritrawi Bukli, nzelalem nber.
Wedi gebru jegna abi tarik tetsawetka ab abrkto gedli jegnent teftsimu::gen ? Hejeka naby getsena nekyed alena mestweal yedlo ezi hager dekimna aregna ayteblu berte. Edmen tenane yehabka 🙏👍🇪🇷⚘
Ane zezkreni Matherey nay wedi gebru eya asmeni eya teblna neyra bflay nkul tebl derfu Love 💓 you wedi geberu
Merhaba merhaba wedi Gebru, aedmen taenan yhabka
ኣያይ ባባ ወዲ ገብሩ ንበር ክበር!!!
Wedi gebri ademen tanan yhabk fetari
Bejakum Bejakum Bejakum Nmomona Amaniel Aqrbuluna
ነቲ ጹቡቅ ጹቡቅ ተበልናዮ ነቲ ሕማቅ ተበልናዮ ኢዩ ኢዝጊሀር ዝፈቱ።50 ኣመት ዝከውን ደሪፉስ ብክልተ2 ሳኣት ቃለ መጠየቅ ኣይግድን ሕሰብሉ፡ዘይተንከፍክዪ፡ብዙሕ ነርኪ ዝሕተት ፡
Thanks for your honest comments
እዋይ ቕንዕና.. ደስ ክብለካ... journalist ኣግድዓትና..
Keber wid Gebr XEBOK
ጽቡቅ መደብ ፌበን ሳህለ ኣብ ባህላዊ ኣላብሳ ተገደሲ ብፍላይ ኣብ ማስመድያ ጽባቀና ንሱ እዩ
Jegna nateyi nayibeyiney ⛔👉 nayikali ayifelitn ajoka arha fetaw haqi lewah kab xibuq gearu zifelteka 🧢🤔🧠👋👋👋👋👋👋👍👍👍defar zeyi kem kali entayi yibel ane bizabaka wela ziblo yelen zihasbo entezeyikoinu ✊ kab Eritreawian tetenqeq eska kemom ayikonkan ezi bihaqi yiblo aleku beqa chaw jegna tetenqeq ✊👍👍👍
Hero👍💯
Soon of Gebru the legend artists God bless you.
Ketkebru kethnkeku yegbakoum, awresti wen mekonkom nerkum entay emo geze kefu. Metebabe zeykones fere sarekum metgebakum kemti serahkom da. Edmen tenan yehabkum Baher
wawaw Wedi Gebru ty father
Febu konjo bravoo...keep going sis .we love you 🎈🎈🎈🎈😍😍😍🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ኣቦ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
Besham wedi gabru like habni America dema selam temlsa alku Kab ethiopa
Www wde gebru bahar dimxawe Febu shkor thank you sister
ስይይይስይይ ደርፍታት ወዲ ገብሩ ካብ አዝኒ ናብ ልቢ አዩ ዚኣቱ።
ኣዱሊስ መድያ ብልቢ የመስግነኩም ወርቃውያን ደረፍቲ ብምቅራብኩም ቨቡ ከኣ ይበል ኣቀራርባ ባባ ወዲ ገብሩ ዋውውውውውውውውውውውወአውው ኣንበሲት
*N wedi gebru zfetiu abzia laik ygber*
Nay hmamey zezhu liki ay tfoto ok bro sorry gen akrebi eye gen
Hbeka aleka ksab hji like tlmn aleka
Nወዲ ገብሩ ዝበቕዕ ግዜን ሕቶን ኣይቐረበን ምስናይ ይቅሬታኡ።
Ahtsirema
Living Legend. ወዲ ገብሩ ክጀሃር ዘይፈቱ ትሑት ስነጥበባዊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣየ ወዲ ገቡሩ ባዓል ሑጹብ መዓንጣ።
2:52 ነታኣማመን ንታኣማመን ወርኩም ኣይጣዓመን :
ንታኣማመን ንታኣማመን ወረና ኣይጣዓመን :
ኣንቲ ሰማያዊት ኣብ ደገ ሓዲርኪ ክም ኣራዊት :
ኣንቲ ሰማያዊት ኣጽነትኪዮ ን ኣራዊት :
ባባ ወዲ ገብሩ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ገድሊ ንበር ክበር ::
ኣዱሊስ ሜድያ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ምትብባዕ ናባና . ብሩኽ ቁዳመ ሰንበት ደቂ ኤረይ
ዋውውውው እንታይ ደኣ የሕጺርክም ወዲ ገብሩ ዘኣክል'ሲ ንነዊሕ ክቕጽል ተጸብየ,ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቕ, ካልኦት ከኣ ሃሰስ ኢልኩም ከተቕርቡልና ክንጽበ ኢና, ሰላም ወሰናይ ኣኣብ ዘለናዮ,
እንታይ ሞ ክግበር ካልእ ዕብይ ዘበለ ሰብ ከዕልሎ ዝኽእል ከዕልሎ ኔሩዎ። እዛ ቆልዓ ዓቕማ ጊራ፡ ክንደይ ኳ ነፊዓ።
*ኣቤት ትሕትናን ልቦናን ፡ ጻድቕ ዝኾነ ስነ-ጥበባዊ ኣቦ*
ወዲ ገብሩ፡ ክራር በትሩ፡ ሕጉስ ወትሩ፡ ሩባ ዓንሰባ መሮሩ፡ ሓበን ናይ ዝወፊሩ፡ ንጸላኢ ዓረሩ፡ ታሪኽ ሃገር ዘዘንቱ ብኽራሩ። ኣገናዕ። ዕድመ ይሃብካ፡ ዕድመ ማሩሳላ።
Wedi Gebru Shikor Abo Eritrean.
Niskas Niberelna Dea Agoka Khalef Eyu.🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ወዲ ገብሩ ዓቢ ሰብ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
#ጋል ኣንከረ ኩሉ ፈታዊኣ
ኣነ ሐደ ካብቶም ዝፈትዋ ደራፊት ናይ ሃገርና ኢያ
ወዲ ገብሩ ግርማ ስነጥበብ ስሑል ጎሮሮ። የቐንየልና ፌቡ ።
ብመጀመርታ ኣዶሊስ ሚድያ ክመይ ኣለኹም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ። ቀጺለ እንታይ ኪብለኪ ደልየ መስለኪ ፍቡ ኣብ ሕቶታት ቁሩብ ዊሒዱ ካልእ ኣይ ካልኣይ (2ይ) ክፍል ጽቡቅ የዕሪኽያ ኣቦይ እልኪ ጸዊዕኪ ኣብ ቀዳመይቲ ግን ዝንጥል ኣቢልኪዮ ነይርኪ ወዲ ገብሩ እልኪ ስለዚ ኣቦኺ ስለ ዚኾነ ስነ ጥበብ ድማ ሓደ ናህቱ ስነምግባር ኣለዋ እሞ ኣብ ክምዚ ኣገጣሚ ምጥንቃቅ ካልእ ንሳኣላይ ድዩ ዋላስ ኦዲት ገባራይ ቃልት ይድገም ነይሩ ሞ ኣጽፍፍ ኣቢልኩም እንተ ተቅርቡ ኣዝዩ ምመቀረ ይብል ሓደ ካብ ተኻታታሊኹም ። ወዳሕንኩም
Edmen tienan yhabka wedi hzbi balthtna.
ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ
እዋይ ልቦና፡ መሊኡ ፈሲሱ። ዋላ ከም ድምጻዊ ይፍለጦ ፡ከም ሎሚ ጌረ በሊሕን ሓያልን ምዃኑ ፈሊጠ ኣለኹ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ።
እዋይ ነዞም ኣቦ ዘለን ኽብሪ ወሰን የብሉን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ናይ ቐደም ሰብን ናይ ቐደም ደርፍን ክፈቱ ምዓት እየ።
ወዲ ጎብሩ ባዓል ወርቃዊ ድምጺ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
እግዚአብሔር ይመስገን
ክቡር አቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ መድሀኒአለም ክርስቶስ
ሰላም ኣዳለውቲ ኣዱሊስ ሜዳ ዓወትን ኣሳልጦን ንስራሕኩም እናተመነኩ ። ነዞም ዓበይቲ ኣያታት ኣቦታትን ስነ ጥበባውያን ፣ ብጥበቦም ውሽጥካ ዘዛሪቡ ፣ከምኦም መዛንኦም ክሓትዎም ከለው ምስ ብዙሕ ተዘክሪኦም ናሰተንተኑ ካሓትዎም ከለው ሰናይ ምኮነ ።
Singer sami mario thank you like Mana kidane
ጅግና ፡ንተኣማመን ወረና ኣይጠዓመን
Wawwwww wedi gbru shekor edmen tenan yehabek fetari
Wedi gebru asel wedi hager meksen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዱሊስ ሚዳ thanks ን ወዱ ገብሩ ዘምጻኩምልና ደስ ዝብል ዕላል አብ ቀጻሊ ክአ ካልዮት ዓበትቲ ከተምጹኡልና ተስፋ ንገብር ☕️☕️☕️🍵🍵🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️❤️❤️❤️❤️
ኣንታ ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻካ
ኡይ ኢልካ ዘይምለሶ ኮይኑ ቃንዛ ፍረ ጻምኡ ካ ከይረኸበ😪😪😪 ንክቡር ገዲም ስነጥበባዊ ኣቦና ነብሲ ይምሓር ንስድራ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ንኹልና ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብርሃን ሃገር ኢና ተሓዲግና ኣቦ ሓቂ ወትሩ ኣብ ልብና❤🙏❤
ቡዙሕ እንተርቪ ሪአ ሞ ከም ናይ ወዲ ገብሩ ስ ኣይራኣኹን ወዲ ገብሩ ዝኣክል ዓቢ ስነጥበባዊስ በዘን ቁሩብ ቁራቦ ግዝየ ከተፋንውዎስ ብትዕሚ ጽቡቅ ኣይተሰማዓናን ኣቅረብቲ ዛቻነል ( ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ )
God bless you dear wedigebru I love it your song your respect is full no one like you
ወዲ ገብሩ ኣቦና ንበረልና!እዞም ረሳሓት ህግደፍ ምስጠፍኡ ኣብ ሕቑፎኹም ንማሙቖሉ ግዜ ይምጻና።
ዕድለኛ ኢኺ ንወዲ ገብሩ ቃላ መጠይቅ ዝገበርኩሉ
*ኣቦሓጎታትና ጀጋኑ ፡ ስነ-ልቦናን ግጥምን ደርፍን እሞ ረኣይዎ ዝገርም እዩ፡፡
ንኣምላኽ ዝልምኖ ንሕና ንኣሽቱ ወለዶ ከም ናትኩም ልቦና ይሃበና*
ወድገብሩ ትህትናሃኻ እንብዛ በዚሁ ነመስግን ብጣሚ !!!!!!
ወዲ ገብሩ ጌና ኣለካ ካባካ ቡዙሕ ንጽበ ኣለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ጽብቅ ስራሕ ነቲ ኣጀምሩ ዘወድኣኹም ልኡል እዝጋብሄር ምስጋና ይብጽሓዮ፡ንዓኩም ድማ ወትሩ ዓወትን ኣስልጦን ይሃብኩም።ምስ ንፈትዎ ወዲ ገብሩ😍🇪🇷🇩🇪
ሰላም ኣዱሊስ ሜድያ
ጽቡቅ ዕላል ግን ብጣዕሚ ሓጺሩ
ክበር በሃር ኣቦ ጥበብ
ንኹሉ እንቋዕ ኣርከብናሉ ባባ ወዲ ገብሩ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል የቐንየልና ፌቩ ሓብተይ።
ድያስፖራ ዘለኹም ንተኣማመን ንተኣማመን
ወረና ኣይጥዓመን ንተኣማመን
ወዲ ገብሩ ጥዑም ድሃይ ንበረለይ እስከ ኩቡር ዑንቂ🙏❤
ዓለም ተፈጥሮ ወላ ጅግና ኢኪ ትወስዲ
I have never dreamed to watch him in such very junior media. No matter long live wedi Gebru Jigna. Man of Eritrean Art.
Thanks Adulis media and long life our father God bless you
ሕጂ እንድያ ደኣ ጥበብ መይታ፡ ምስ ሰብ ጨርባሕባሕ ስቁራት እዝኒ ገዲፍካና ወዲ ገብሩ፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና
Baba wedi gebru edmen tienan yihabka!!! Thank you febu haxira gin!!!!
Tawet wedi gebru
ኣየ ወዲ ገብሩ ፅዳ
ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመን ኤረትራውያን ኣቤት ዘረባ ።ፌቡ ሽኮር ኣጆኺ ቀጽልዮ መተባብዒ like ኣይተውሕዱላ ።
ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመ ይሃብካ።
ኣቦና ኣቦ ጥበብ
Aseyy baba teklnkieal goyta edmen tenann yehabka
Ohhhh OMG
I broke 💔 my Heart
He said Aaabe Tsubuku Yerakbena 😪
*ዋውውውው ክቡር ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዕላልካ ዘይምኖ ምቁር ከም ወይኒ ፌቡ ሕቢ ጽብቅ ስራሕ ቐጽልዮ adulis media ከኣ ከምዚ ጌርኩም ነዞም ገዳይም ስነጥበባውያን ከትቅርቡክና ብትሕትና ይምሕጸነኩም*
Wawww wedi gebru anbesa..gina nay qedem derfitat awruduwo ❤❤❤
ረዚን ኩብር ኣቦ ዕድመን ጥዕናንይምነየልካ።
Baba Wedi geberu I don’t know how to appreciate you you are real hero Intellgent honest eritreawi zaga
Love love love love love love respect respect respect respect we will meet you you soon
Eritrean people is coming to homeland soon
Miss you eri
ኣዱሊስ ሜድያ ጽቡቅ መድረክ እኮ እንተኣዳለኩም እዚኣ ናይ ኣቦና ተክሊንኪኤል ገብሩ መደብ ግን ንዑኡ ዝበቅዕ ሕቶታት ኣየዳለኩምን ጉቡእ መጽናዕቲ ውን ዝገበርኩም ኣይመስለንን
ክትሓትዎ ዝግባኣኩም ሕቶታት ኣይሓተትኩሞምን
ንለባማት ንሕደገሎም ዪሪኡዎ ዪኾኑ ፡
ዘረባ ኢያ
ዓሕ ሓታቲ ኣይረኸበን እበር ዘይ ተበርበረ ቆፎ ኢዩ ወዲ ገብሩ
እነሀለካ ሓታቲ ከይረኸበ ግዜ ኣርኪባቶ
ዋዋዉዉ ኩቡር ኣቦና ጅግና💪 ብተጋደልትና ስንኩላትና ስዉኣትና ዝመጸት ሃገር ዋርሳይ ኣብ ዘሃለና ንሃሉ ኣብ ኣሰርኩም ኣለና ✊ወዲ💪ኣፎም ጅግና👈ኣምበሳ ናቕፋ✊። ካብ ጭፍራ ወያነ ካንሰር ኣፍሪቃ መዳኽርቶምን ንጠንቀቕ ደቂ ኤረይ ። Gam 😜Over 🐒wayne😜 kkkkkkk
ክንደይ ሃተፍተፍ ትብል ምሕረት የውርደልካ
Anbasa Wedi Geber Gina Eirteraw Agoka💪💪💪✋👍👍👍
Wedi gebru jegna ediman tenan yhbka ftre hxera gen
🇪🇷👍🏽👋👋🙏አቦ ጥበብ ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
መቂሩኒ ግዲ ኮይኑስ ሓጺሩኒ ኢዚ ኢንተርቪው ቁሩብ ኣንውሕ ዘይተብልዎ ብዝኮነ ኣቦና ወዲ ገብሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ለባም ኣዉራ ኣቦና ተኽልንኪኤል ገብሩ የቀንየልና። ብዙሕ ክትብሎ ዘለካ ከም ዘሎ ተረዲእና ኣሎ። ክሳብ ሓርነት ዕድመ ይሃብካ።
ወዲ ገብሩ ወዲ ህዝቢ ወዲ ኣባት መጽሓፍ ሃገር ዋልታ ሃገር
ቤተክርስትያንን መስግድን ሃገር
መልክዕ ሃገር መትከል ሃገር
ኣርካን ባህሊ ሃገር ኢካሞ
ንስካ ሃገራዊ ዘይኮንካስ ሃገር
ስለዝኮንካ ንበረልና መታን እዛ ኣእላፍ ዝከፈልናላ ሃገር ንከይትበርስ
ክብረት ይሃበልና::
THANKS BROTHER WEDDT GEBRU .I REMEMBER THE SONG....GENTHEB FELALIENA .GELA BBAHRIY BELANA BMDRY .THANKS
ወዲ ገብሩ ever young. ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዕና ንምነየልካ:: አብ ስትድዮ ተመሊሰ አለኩ ስለዝበልካ ነዞም ስጋብ ሕጂ ኮንጎኦም ዘይቀየሩ ሐርበኛታት ተጋደልቲ፣ ብፍላይ ካአ ነተን ነጻነት ንምምጻእ ክወልዳሉን ክከብራሉን ዝግባእ ወርቃዊ ግዜኤን አብ ቃልሲ ዘሕለፋ ወደንን ጓለንን ኤርትራ ዝኮነት የሕዋትናን አዴታትናን ምስጋና ገለ ክትብለና ንጽበ ብትሕትና:: እዚ ንወዲ ገብሩ ጥራይ ዝግደፍ ለበዋ ዘይኮነስ ኩልኩም አብ ኤርትራ ዘለኩም ደረስትን ገጠምትን ክትተሓባበርዎ ይላቦ፣ ከመይሲ ውዳሴን: ቃል ናፍቆት (ትዝታ) ብሕብሪ ቀለም ወዲ ገብሩ ክስነ እንኮሎ ደስ ስለ ዝብል:: የመስግነኩም
Edmen tinan abona wedi gebru thx adulis media kea
Zereba nay Wedi gebru ,,,kab nay gele dereft derfi yahayis !!!!!
Abo tibeb welcome wedi Gebru love you ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ንተኣማመን ወረኩም ኣይጠዓመን
ንተኣማመን ወረና ኣይጣዓመን
ንተኣማመንአ
Wowwwwww kubur abona wedi gebru elalka zeymno febu kea xbuk srah habibti adulis media kea nezom gedaym snetbebawyan hagerna kemzi girkum kteqrbulna ymhxenekum
እዋይ ምዓንጣ ትበተክ እያ ፡ ናይ ወዲ ገሩ ፡ ጅግና ❤
Eway khasim ezi mido mido zishewte lemen zimesil yintata ab lili kesaba alwa mefleta bigerhey kelku si libey wesidata!! NAY ብሓቂ ወዲ ገብሩ ጂግና ከማካ ኢዩ ዘድለና ዘሎ ባህልካን መንነትካ ዓኪብካ ምካድ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ !!!
ካብቲ ተሓቲቱ ዝመሎሶ፡ ኣብ ገጹ ዘንበብናዮ ይበዝሕ። እዛ ተዋሳኢት ዓቑማ ስነ ጥበበኛታት ትሕት ኣየለን ልዕሊ ዓቑማ ኢዩ ብወገነይ
Aya. Kulu xilal Hager wedibgebru eizikulu xubuk a
old is Gold
Superhero 🇪🇷 l like this gentleman 😍
Wedi Gebru, azika muqlul seb nerka. R.I.P.
ወድገብሩ በጣሚ ነመስግን!!!!!!
ዋውው ወድ ገብሩ ዝምነዮ ዝጽበዮን ዝነበርኩ ቅድም ኣብ ኤርትቪ ቀሪቡ ነሩ ሳል ሓሚመ ኤሉ ኣካርጽዎ ብድሕር ዚ ግን
ኣይመጸን እንካኣዓ ብሰላም መጻካ
ኣዱሊስ ከኣ የመስግነኩም
ዒድመን ጢዕናን ይሃብካ ወዲ ገብሩ ኣቦና
Ane wedi Hzbi eye🇪🇷🇪🇷🇪🇷ezi sebay bhar Eritrawi Bukli, nzelalem nber.
Wedi gebru jegna abi tarik tetsawetka ab abrkto gedli jegnent teftsimu::gen ? Hejeka naby getsena nekyed alena mestweal yedlo ezi hager dekimna aregna ayteblu berte. Edmen tenane yehabka 🙏👍🇪🇷⚘
Ane zezkreni Matherey nay wedi gebru eya asmeni eya teblna neyra bflay nkul tebl derfu Love 💓 you wedi geberu
Merhaba merhaba wedi Gebru, aedmen taenan yhabka
ኣያይ ባባ ወዲ ገብሩ ንበር ክበር!!!
Wedi gebri ademen tanan yhabk fetari
Bejakum Bejakum Bejakum
Nmomona Amaniel Aqrbuluna
ነቲ ጹቡቅ ጹቡቅ ተበልናዮ ነቲ ሕማቅ ተበልናዮ ኢዩ ኢዝጊሀር ዝፈቱ።50 ኣመት ዝከውን ደሪፉስ ብክልተ2 ሳኣት ቃለ መጠየቅ ኣይግድን ሕሰብሉ፡ዘይተንከፍክዪ፡ብዙሕ ነርኪ ዝሕተት ፡
Thanks for your honest comments
እዋይ ቕንዕና.. ደስ ክብለካ... journalist ኣግድዓትና..
Keber wid Gebr XEBOK
ጽቡቅ መደብ ፌበን ሳህለ ኣብ ባህላዊ ኣላብሳ ተገደሲ ብፍላይ ኣብ ማስመድያ ጽባቀና ንሱ እዩ
Jegna nateyi nayibeyiney ⛔👉 nayikali ayifelitn ajoka arha fetaw haqi lewah kab xibuq gearu zifelteka 🧢🤔🧠👋👋👋👋👋👋👍👍👍defar zeyi kem kali entayi yibel ane bizabaka wela ziblo yelen zihasbo entezeyikoinu ✊ kab Eritreawian tetenqeq eska kemom ayikonkan ezi bihaqi yiblo aleku beqa chaw jegna tetenqeq ✊👍👍👍
Hero👍💯
Soon of Gebru the legend artists God bless you.
Ketkebru kethnkeku yegbakoum, awresti wen mekonkom nerkum entay emo geze kefu. Metebabe zeykones fere sarekum metgebakum kemti serahkom da. Edmen tenan yehabkum Baher
wawaw Wedi Gebru ty father
Febu konjo bravoo...keep going sis .we love you 🎈🎈🎈🎈😍😍😍🌿🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ኣቦ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
Besham wedi gabru like habni
America dema selam temlsa alku
Kab ethiopa
Www wde gebru bahar dimxawe
Febu shkor thank you sister