ካናዳ ፍልይቲ ዘብልዋ ገለ ነጥብታት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 32

  • @josanjossi5308
    @josanjossi5308 Рік тому +1

    ብሓቂ ንፍዕቲ። ቀጽልዮ። ኣናብባኺ ህዱእ፡ ትሕዝትኡ መሃሪ፡ •••
    ካብዞም ሃለውሎው ዝብሉ'ኳ የዕሪፍክና።

  • @samitewelde6079
    @samitewelde6079 Рік тому

    Thanks Frut ❤🙏❤

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 Рік тому +2

    ደስ ዝብል ሕጊ ኢዩ ፍሩት።

  • @arontemesgen4178
    @arontemesgen4178 Рік тому +1

    OK manja fekad nat eritrea ab Canada yesreh do sele kelu tegbryo thanks 😊 🙏 👍

  • @merhawitalgeda6726
    @merhawitalgeda6726 Рік тому

    ብራቮ ጽቡቅ ንመሃር ኣሎና በርትዒ ዋዕሮ ሓፍትና

  • @zementemeles5789
    @zementemeles5789 Рік тому

    Wereket nay iuwropa keleka ykibeluka do ?

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 Рік тому

    Egzabher yhabelna

  • @napoleongherezgiher902
    @napoleongherezgiher902 Рік тому +1

    Canada holds 20% of the earth's fresh water,
    Alberta is the fourth-largest province in Canada after Quebec, Ontario, and British Colombia
    Alberta is a much cheaper province to live in with the average rent for a family sized around 1000- 1500 $
    Alberta starts taxing residences once you make over 19000
    There is no provincial tax
    And when it comes to federal tax you pay 15% on the first 49000 which is the same for all the provinces.
    Go TIM HORTONS 😄
    thank you so much for your info fruit we appreciate you.

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  Рік тому

      And it has worlds longest coastline and so much more will do another part some other day Thank u napoleon for always being supportive

  • @seni1189
    @seni1189 Рік тому

    Waww ❤❤❤ furti

  • @AiynaiduYEWUHANS-xf8be
    @AiynaiduYEWUHANS-xf8be Рік тому

    Teweldebrhan yewuhans

  • @samueltewelde7281
    @samueltewelde7281 Рік тому

    Group five eye 05/22gemire kisab higi aymexenin amet geru nay werhi 3 hibom nerom ane ka werhi 5 eye tegediski nigerini

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  Рік тому

      ua-cam.com/video/fsYQkZT42Dc/v-deo.html

  • @kewanisium2643
    @kewanisium2643 Рік тому +1

    ኣብ እስራኤል ኢና ንቕመጥ ፡ ብልጫ ደሊና ረኺብናላ ኣይንፈልጥን። 15 ዓመት ተቐሚጥካ ናይ ምምሃር ፡ ምዝዋር መኪና፡ ሕክምና ዝበሃል መሰል የለን። መንበሪ ፍቓድ የለን ፡ ኣብ ክልተወርሒ ኢሚግሬሽን ከድካ ተዕርያ ቪዛ ጥራይ ኢያ። ንሳ ውን ናብ ጽሬት መውፈሪ ኢያ ብጀካኣ ስለ ዘይትሰርሕ።

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  Рік тому +1

      ኣጆኩም ከሙ ኢሉ ኣይነብርን አዩ ንኩሉ መዓልቲ ኣለዎ

  • @bahrantekie1483
    @bahrantekie1483 Рік тому

    Telephone sdedeley

  • @cozameritrean665
    @cozameritrean665 Рік тому

    How about hagerna 🫣

  • @dahlak3739
    @dahlak3739 Рік тому

    የቀንየልና ፍሩቲ ክሓተኪ ካንዳ ንምባራ ሕማቕ ያ ዳበሉ ዝጉስጉሱ ሰባት ኣለዉ ኣቡኡ ክሳብ ዘለኪ ከመይ ዩ ሂወት ካናዳ ምንባራ ጥዕምቲ ድያ ወላ ኣጸጋሚት ያ ነዝን ካልእን ሓዊስኪ ቪድዮ ግበርልና በጃኺ ተስፋ የቁርጹና ኣለዉ ካናዳ ምሽ ከፊልካ ተከፊልካ ዉን ኣይትብሃግን ዝብሉ ኣለዉ ኢንታይ ትብሊ ?

    • @josanjossi5308
      @josanjossi5308 Рік тому

      ኣልዕል ኣቢሎም ኢዮም። ግን ኣበይ ድዮም ዝነብሩ? ወይ ቁሪ ዘይፈትዉ ከይኮኑ እምበር ክምዚ ዝተገልጸ ማራ ሽኮር ኢያ። ምርጭኦም የኽብረሎም፡ ከካፍእዋ ግን ስቕ ክብሎም ሕልናይ ይኣብየኒ።

    • @dahlak3739
      @dahlak3739 Рік тому

      @@josanjossi5308 ኣብዚ እስራኤል ስለ ዘለኩ ዝያዳ ኣብዚ ዘለዉ ክብሉ ይሰምዕ ሞ ይግረም ከኣ ኣይትኣቱ ኣይትወጽእ ዕጽውቲ ሃገር ግዜናን ዕድመናን ተባኽነና ዘላ ሃገር እስራኤል ሲ ነዚ ሰናይ ሓሲቦም ን ካንዳ ከነኣእሱ ክሰምዕ ይግረም ።

  • @natnaelnega1169
    @natnaelnega1169 Рік тому

    ሕጂ ጀሚረ ኣለኩ ፕሮሰስ ተስፋ ይገብር ኣብ ኤድመንተን ክንራከብ ፍሩቲ

  • @TV-fi3vf
    @TV-fi3vf Рік тому

    እንታይ ሓድሽ ኣሎ ብዛዕባ ኢምግረሽን ፉርቲ ናይ ኮምኒቲይ ጀሚርና ካብ ዘእትዎ 9ወርሒ ጌሩ ኣሎ ወላሓደ ኣይበሉናን

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita Рік тому

    ኣዚ ትብልዮ ዘለኪ 100%ጊጋ ሓበሬታ ኣለኺ ገንዘብ ተከፊልኪ ኢኺ ይመስለኒ 100% ሓሶት ትዛረብ ኣለኺ ንህዝብና ኣይተታልልዮ

    • @fruttv3171
      @fruttv3171  Рік тому

      Dhiru zelo videotat rieka atsarika tezareb

  • @jossykennedy7406
    @jossykennedy7406 Рік тому

    dmxki entay eyu xegem aleki dyu koynu