Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thank you VIVA WEYEN & TDF ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣብ ትሕቲ ውዱብ፡ሕወሓት ንወደን ፡ትክክል ሓቂ ምስ ውድብና፡ኢያ ዘላ !!!
ዘንግኢኩም መማረጺ ዘይብሉ ሱቕ ኢልና ካብንመውት ተቓሊስና ኣወትና እናምጽኧ
Koshasha
Koshasha back to you. Banda 😂
መሕፈሪ ስርዓት ለይብሉ ሰብ
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
ፃድቃን ባእሱ ምስ መለስ እምበር ምስህዝቢ ትግራይ አይኮነንናብ ልብ ይመለስ:: መንእስይ ትግራይ ህዎሕት ኢሉ አብዝመስረትዎ ውድብ ሂወት መናእስይ ገባራት ሙሁራት ተስዊኦም ን ጀነራልነት ስልጣን አብፆሖ እምበር ዝበደሎ ነገር የለን ንምታይ ፃድቃን ግን ናይህዝቢ ትግራይ ስላም ክዘርግ ምትስኡ ብጣዕሚ ይገርም ስስታም
ህዝቢ ትግራይ ልዕሌኹም ፀላኢ የብሉን።ኸዚለ ብደም መንእሰይ ዕድሜኹም ክተናውሑ ምሕሳብኹም መሕፈሮ ኢኹም
ናይ ሽዋ ምስለኔ ትግራይ ኣይመርሓን ኣበደን ሞት ይሐሽ
Thank you VIVA WEYEN & TDF ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣብ ትሕቲ ውዱብ፡ሕወሓት ንወደን ፡ትክክል ሓቂ ምስ ውድብና፡ኢያ ዘላ !!!
ዘንግኢኩም መማረጺ ዘይብሉ ሱቕ ኢልና ካብንመውት ተቓሊስና ኣወትና እናምጽኧ
Koshasha
Koshasha back to you. Banda 😂
መሕፈሪ ስርዓት ለይብሉ ሰብ
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።