እዋናዊ ፃንሒት ምስ ዳንኤል ብርሃነ - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 12 годин тому +10

    ዳኒ ብኣኻ ከመይ ከምዝሕበን ኣብ ድሬዳዋ ዓቢኻ ኣብታ ፀልማት ግዜ መጺእኻ ቋንቋ ትግርኛ መሊኽካ ሓሳብካ ክትገልፅ ብምኽኣልካ I’m so proud of you

    • @alemtsehayberhe2515
      @alemtsehayberhe2515 11 годин тому +4

      ተክክል ጀግናን ተባእን ሙሁር ሀውና ዳኒን ሀውን ፍፁም ብርሀነ ብጣእሚ ንኾርኦልኩም ኢና 💕💕💕💕🙏🙏🙏

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ደስ ልብል ትንታነ እዩ ቀፅልሉ ኣኞካ ዳኒ ንእሽተይ እያ ቀርያት ክትስዕራ ዛትግርኛ😂❤

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 11 годин тому +3

    Very good explanation breather s , keep on this conditional and scientific expression,

  • @yohanneswoldu4658
    @yohanneswoldu4658 4 години тому +1

    ለዛ ትግርኛ በጣም ጥሩ ነው ፕሮግራማቹ በተለይ ወዲ መረሳ በጣም የሚደነቅ ነው

  • @YossefKebede
    @YossefKebede 6 годин тому +1

    😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤

  • @AkliluFsha
    @AkliluFsha 13 годин тому +2

    ብደሓን ምፃእ ነግሸይ🙏

  • @ethiopiawinetyilemlim3253
    @ethiopiawinetyilemlim3253 3 години тому +1

    ዳኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ምስ ጋዜጠኛ ዘርኡ:: እዚ ፕሮግራም ብኣምሓርኛ ኮይኑ ተዝኸዉን ድማ ዳኒ ከምልቡ ኮይኑ ኣብራህሪሁ ክገልፆ ምኻኣለ ይብል:: ከምኡ ኮይኑ'ዉን ንቶም ሕልኩሳት ኣብ መሪሕነት ህወሓት ዘለዉ ዝንበብ መጽሓፍ እዩ ዘሕለፍካሎም ዳኒ ብሓቂ ካብዚ ዓቢ ትምህርቲ ክረኽቡ ምኻኣሉ:: የቐንየልና

  • @asadi-preform-factory
    @asadi-preform-factory 12 годин тому +3

    welcome Dani

  • @hagos5543
    @hagos5543 Годину тому

    Thank you for bring us The right person

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 3 хвилини тому

    ተሓሕት ገምጋሞም ናይ ድንቁርና እዩ ዳኒ ብሓቂ ገሊጽካዮ ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 8 хвилин тому

    መለስ ማለት ስልጣንፈታዊ እምበር ንትግራይ ሸይጡ ናብሓዊ ዝዓጎዳ ንሱ እዩ

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 32 хвилини тому

    ?ህግ የተማረ ህጉን ግን የጣሰ : የትግራይ ትልቅ ውድቀት እንዲህ ያሉ ናቸው

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 3 години тому

    ሰለምንታይ ናይ ፕ/ት ጌታቸው መግለፂ ዘይዘርጋሕኩም

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 11 годин тому

    ድምፂ ይቆራረፅ አሎ

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 2 години тому

    ፅ...ቡ...ቕ ምኽንያታዊ ትንተና እዩ፣ ግን መን እሞ ሰማዒ?!ብዚ ብርኪ እዙይ ከምዝተመዘኑ ? ትሕቲ ዓቕሚ ከምዝኾኑ?ከምዝተነዓቑ? ኣይተረድኦምን።ኣጆኻ ትስዕር ትዕወት ኢኻ ዘለኻ ንዝብሉዎም ጥራሕ እዮም ዝሰምዑ። ካብኡ ወፂኢ ክሰምዑ ዝኽእሉሉ ሞራልን መንነትን የብሎምን። ትግራዋይ ብስንኮም ዝሓፈሮን ዝተሸቑረሮን ተዝፈልጡ ያ እቲ ዉሳነ ካሊእ ምኾነ።

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 11 хвилин тому

    ብድለትኻ ቋንቋ ተናገር ትግርኛ ንገዛ ርእሱ ናይ ኣምሓሩ እዩ ተጋሩድኣ ግእዝ ኮአዩ ቋንቋኦም

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 7 годин тому

    ዳንኤል ብሓቂ ንሕጊ አይትሰርሕን ዘለኻ

  • @KIDANEMARIAMGard
    @KIDANEMARIAMGard 4 години тому

    ደናቁር