Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Merry Christmas and happy new Year ናይ ፈረንጅ ዓመት ይግበረልኩም::ትግራይ መራሕቲ እቲረክበሉ ዓመት ይግበሮ::ከዳዕ "ግምት"ዝእለየሉ ኣደብ ዝገብረሉ ዓመት ይግበሮ:
ኣንግሊዝ ንባዕላ ድኽምቲ እያ። ካብ ዩሮፕያን ዩንየን ካብ ትወፅእ ኣትሒዙ ንባዕላ ጥዕይቲ የላን። እንግሊዝ ታይ ገድሽዋ ብዛዕባ ትግራይ? ንሕና ናይ ኣንግሊዝ መንግስቲ ድኹም ኢልናዶ ንፈልጥ ኢና? እንግሊዝ ንባዕላ ብናይ ኣስራኤል lobby እያ ትመሓደር። ንዕኡ እያ ህፃውንቲ ፍልስጤም ክጭፍጨፉ ከለዉ ፀጥ ዝመረፀት። እግሊዝ 'ዛ ንእስራኤል ተጎንቢሓ ብምዓኮራ ትስረር ኣንግሊዝ ዛ ቡሽቲ። ናይ መንእሰይ ትግራይ ኣብዮት ብብሪትሽ ኣይኹለፍን! ዛተረዋኢት ባርያ እስራኤል። ናትና ፎረም ንፈትወካ ኢና ጎብዝ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኩን
በጃኩም ለብሙ።ኣብዛ ቀጣን እዋን ንህዝቢ ትግራይ ኣፍደገ ሠላም ፍጠርሉ።
ታሞ ኦዪ
ባይቶና ፈሪሱ እዩ ዮሴፍ ዝበሃል ሓደ ሰብ ጥራሕ እዩ ዘሎዓረና ናይ ኢትዮጵያ እምበር ናይ ትግራይ ውድብ ኣይኮነንነፃነት እውን እንተኾነ ንተጋሩ ዝፀልእን ዝፅየፍን ብሽም ትግረዋይ ብተግባር ናይ ቶም ዝኸሓዱ ናይ ግምት ካሕዳማት መሳርሒ ተጎታቲ እዩ
ዋይ መሕረርታ ዋይኣነ ንሽውዓተ ሃገር ዝገጠመት ትግራይ ብስንኪ ዝደንዘዙ መራሕታ ህዝባ ኣብ ዓዘቅቲ ይርከብ እቲ ዝገርም ደሞ ዲዲኣር ንትዲኤፍ ዝብሉ መራሕቲ እሕሕሕሕሕሕ
ናይ መግለፂ ጋጋታ ንህዝቢ ምንም ዘምፀአሉ ረብሓን የለን ኾታስ ሓደ ጥንኩር ህዝባዊ ውዱብ ኮይንኩም ናይ መፍትሒ ኣካል ኩኑ እንኮ መማረፁፕ እዚ እዩ ጥራይ ተይኮነስ ግዚኡ እውን ኸዚ ምካኑ ትንታነ ዘድልዮ ጉዳይ አይኮነን ምግንዛብ ጥራይ የድሊ።
ትኽክል ድኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሞተ እዩ ።ብምንም ዓይነቱ ንትግራይ ዝጠቅም አይኮነን
ናትና ፎሮም እተቕርቦ ፀብፃብ ተኣማንነት ዘለዎም እዮም። ኣቀራርባኻ እውን ሚዛናዊ እዩ በርትዕ።
ገና ቡዙሕ ክንርኢ ኢና ዛ ከዳዕ ዓዲ
ኣብ ኩናት ዘይወዓለ በሊሕ እዩ። ስምዑ እስቲ ግዜያዊ መንግስቲ እኮ በይኑን ድላዪን ከስርሕዎ ከምዘይክኡ እናፈለጥና ስለድኽመቱ ክንዛረብ ድፍረት የብልናን። ንመን ሒዙ እዩ ክሰርሕ ተሓስብዎ ዘለኹም ፣ምስ መን እዩ ዝቃለስ ዘሎ ፣ንኸይሰርሕ ክሰርሕሉ ዝኽእሉ ሰባት ንኸይምድብ እኮ ንህዝቢ ዝመርሑ ዝነበሩ ይቃለስዎ አለዉ🤔🤔🤔🤔
እንታይ ደኣ ብሰራዊት ኤርትራን ኣምሓራን ዝተዓመጻ ኢልኩም ን ፌደራል ሰራዊት ንፁሕ ጌርኩሞ ኣንቱም ሕሱራት። ቀንድን ቀንድን ሽግርና ፌደራል ሰራዊት እዩ ፈቲኩም ፀሊእኩም። ንፃድቃንን ን ጌታቸውን ከተሐጉሱ ክትብሉ ንታሕቲ ረማዕ ኢልኩም ወዲቅኩም
Merry Christmas and happy new Year ናይ ፈረንጅ ዓመት ይግበረልኩም::
ትግራይ መራሕቲ እቲረክበሉ ዓመት ይግበሮ::
ከዳዕ "ግምት"ዝእለየሉ ኣደብ ዝገብረሉ ዓመት ይግበሮ:
ኣንግሊዝ ንባዕላ ድኽምቲ እያ። ካብ ዩሮፕያን ዩንየን ካብ ትወፅእ ኣትሒዙ ንባዕላ ጥዕይቲ የላን። እንግሊዝ ታይ ገድሽዋ ብዛዕባ ትግራይ? ንሕና ናይ ኣንግሊዝ መንግስቲ ድኹም ኢልናዶ ንፈልጥ ኢና? እንግሊዝ ንባዕላ ብናይ ኣስራኤል lobby እያ ትመሓደር። ንዕኡ እያ ህፃውንቲ ፍልስጤም ክጭፍጨፉ ከለዉ ፀጥ ዝመረፀት። እግሊዝ 'ዛ ንእስራኤል ተጎንቢሓ ብምዓኮራ ትስረር ኣንግሊዝ ዛ ቡሽቲ። ናይ መንእሰይ ትግራይ ኣብዮት ብብሪትሽ ኣይኹለፍን! ዛተረዋኢት ባርያ እስራኤል። ናትና ፎረም ንፈትወካ ኢና ጎብዝ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኩን
በጃኩም ለብሙ።
ኣብዛ ቀጣን እዋን ንህዝቢ ትግራይ ኣፍደገ ሠላም ፍጠርሉ።
ታሞ ኦዪ
ባይቶና ፈሪሱ እዩ ዮሴፍ ዝበሃል ሓደ ሰብ ጥራሕ እዩ ዘሎ
ዓረና ናይ ኢትዮጵያ እምበር ናይ ትግራይ ውድብ ኣይኮነን
ነፃነት እውን እንተኾነ ንተጋሩ ዝፀልእን ዝፅየፍን ብሽም ትግረዋይ ብተግባር ናይ ቶም ዝኸሓዱ ናይ ግምት ካሕዳማት መሳርሒ ተጎታቲ እዩ