#zaramedia

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 97

  • @Zaramedianet
    @Zaramedianet  15 днів тому +6

    Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7

  • @GebrehiwotGebremedhin
    @GebrehiwotGebremedhin 15 днів тому +6

    ትክክል እስታልን ሓወይ ኣነ ኣባል መከላከል ሃገር እየ ነይረ ብ2013ዓ/ም መሰከረም ሐደ ካብ ምክልካል ሃገር ዝተሰናበትኩሉ ነይሩ ናብ ምሊ ኦብዘርቮር ክከድ ተዳልየ ነይረ ክከውን ኣይ ካኣለን ናብ በረካ ወርደ ኣብዛ 8ተ ወርሒ ፀንሐ ሕጂ ውን ኣለኩ ማለት ኣብ TDF ሰለዝይ ኩሉ ትብሎ ይከታተል እካ እሞ ሓቂ ብምዝራብካ ልዑል እምነት ኣለኒ ዝሓወይ ብዛዕባ ጆን መዲድ ውን ሰሚዕካ እካ በርትዕ ሰለሙን ትኩእ እወ ርኡ ኣይፈልጥን ብዛዕባ ምግዳል ምንም ኣይፈልጥን ሓሳውን መላክዕን እዩ ሰለሙን ትኩእ ምስ ማንም ክወዳደር ኣይክእልን ውረደቸኛ መምር እዩ እንተይ እኳ ክምህር ሰራቂን ሌባን እዩ።

  • @gadogado-o4d
    @gadogado-o4d 15 днів тому +5

    ናይ ሰለሞን ጉዳይ ሕማም ብዙሓት'ኳ እንተኾነ "ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ" ኢልካ ምሕላፍ እኹል እዩ!!!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 15 днів тому +2

    አማን እቲ ሓቂ እግዚአብሔር እዩ እቲ እቲ ሓቂ ይውፃእ እሞ ህዝብና ፍትሕን ርትእን የግኒ ።

  • @jackinoassefa8817
    @jackinoassefa8817 15 днів тому +5

    እዚ ሰራዊት ትግራይ መራሓይ ብኻልእ ክትካ አሎዎ።ምኽንያቱ ወዲ ወረደ አዝዪ ዱኹም እዩ ሕጂ ያአኽል።

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 15 днів тому +4

    ጂግና እስታሌን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Chxjjh
    @Chxjjh 15 днів тому +5

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ

  • @Gere-tt7dx
    @Gere-tt7dx 15 днів тому +5

    አይዞኹም ቀጽልሉ

  • @GebrehiwotGebremedhin
    @GebrehiwotGebremedhin 15 днів тому +8

    እስታሊን ናይ ባሓቂ ሓቀኛን ንሓቂ ትዛረብ እካ እሞ ናይ ልበይን ዝፈልጦን ታርክ ብምዝታውካ ደሰ የብል ሓዲሽ ኣይኮነን ግን ድማ ብውልቀ ከድንቀካ ሰለ ዝደለኩ እዩ ሓዊተይ ካብ TDF እየ ኣጀኳ ክን ዕወትእና ብዘይ ምንም ጥርጥር።

  • @AlemkaHSay-t9d
    @AlemkaHSay-t9d 15 днів тому +4

    ስታሊን ሓወይ አነ ብጣእሚ ዝገርመኒ እቶም ባንዳታት ዝነበሩ ጸፍ ጭልጥ ኢሎም ክዛረቡ ከለው ተሓቢኦም ዝነበሩ ደለይቲ ለውጢ ኢና እናበሉ መንእሰይ ዘላአእሉ ዘለው አነ ዝፈልጦ ዶ/ር ሽሻይ አማረ ምስ አለምሰገድ ውሬታ አብ ናትና ገዛ ሓሙሽተ ውርሒ ተሓቢኦም አሕሊፎምዋ 2013 አ/ም ሐዚ ክሰምኦ ከለኹ ሓዚ ሐዚለ ናይ በአል ሰለሙን ቱኩእ እንታይሞ ክግበር ተዋሪድና እኮ ኢና😢😢😢😢

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 15 днів тому +3

    ኣብ ጎኒ እዛ መፅሓፍ ደዉ ክብል እየ!!
    ንስኩም ከ ተጋሩ?

  • @berhaneTedla-c8f
    @berhaneTedla-c8f 15 днів тому +6

    ቀድሚ ታሪክ ትግራይ ክተፀሓፍ ተባሂሉ ኩሉ ቲግራዋይ ቡዙሕ ገንዘብ ተዋፂኡ እዩ ግን አበይ አተወ ????? በርሃነ እጣሊያ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 15 днів тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @VirtualEra-rk1mz
    @VirtualEra-rk1mz 15 днів тому +2

    ወዲ ወረደ ግን ኮነ ኢሉ ኣብዘይምልከቶ ትግራይ የፍርሳ ኣሎ ናይ መን ልኡክ እዩ። ናብ ስልጣን እንተወፂኡ ዝባኣሰ እዩ።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 15 днів тому

    ምቺ ይውቃዓዮም ዘርኢ አይግደፉ ዞም ለመንቲክኽፍልዎ እዮም!!😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 15 днів тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks 👍 dear brother.God bless you.

  • @LjalemAdane
    @LjalemAdane 14 днів тому

    መድሓኒት ናይ ህዝቢ ትግራይ ዛራ ሚድያ

  • @عبدالرحمنمولاء
    @عبدالرحمنمولاء 15 днів тому

    ኣንሕና እዊን ገዝኢና ኣለና

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin 15 днів тому +2

    ህዝቢ ትግራይ ምስ ሰራዊቱ ኮይዩ ነዚ ዕንክሊል መስመሩ እንተዘይ ኣትሒዝዎ ኩነታቱ ናብ ዝኸፍኤ ሓደጋራታት ክወድቕ ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ። ላንግላንጋ ዝኾነ ወኪል ሰራዊት ውን ክኣልይዎ ኣለዎም።

  • @solomonabraha8101
    @solomonabraha8101 15 днів тому +2

    Keep up Stalin

  • @meydasamre
    @meydasamre 14 днів тому

    የቐንየልና ስታሊን ሓውና ኣብ ጎንኻ ኣለና

  • @MekonenKidanemariam
    @MekonenKidanemariam 15 днів тому +2

    TDF for ever 👍❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @MekonenKidanemariam
    @MekonenKidanemariam 15 днів тому +2

    I am with TDF TDF ❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️👍❤️

  • @LeLeSolution
    @LeLeSolution 15 днів тому +4

    አታ እዝይ ሰብ ብሐሾት እዩ ተመሪዙ እሞስ መረጃ አለን ይብል እስቲ አርየና

  • @ShshayWelegerima
    @ShshayWelegerima 14 днів тому

    ሰላላም ስታሊን ጅግናና ናይ ፀልማት እዋን ብርሃን ህዝቢ ኢኻ እሞ ከም ሰራዊት ኣይኮነን ከምህዝቢ የሕምም ብዛዕባ ኣማሓዳሪ ዞባ ምብራቅ ዝተዛረቦ ብጣዕሚ የሕምምን የጉህን እዩ።

  • @kibreabhabte7123
    @kibreabhabte7123 14 днів тому

    ❤❤❤ወይ ውርደት ናይዚ ሰሎሞን ዝብሃል!! እሞ ይኺድ እንዶ ንብዓል አባ ዱላ ንብርሃኑ ጁላ ንካልኦትን ይንገሮምምሞእንታይ ከምዝብልዎ ይንገረና!!😢😢😢

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 15 днів тому +2

    ስታሊ ምጽሃፍ ኖርዝ አሜሪካ የት ማግኛት ይቻላል ???

  • @hageremiru2888
    @hageremiru2888 14 днів тому

    ጀግና ወዲ ህዝቢ በሎም

  • @TigrayAbebe
    @TigrayAbebe 14 днів тому

    ብቱ ዘሐለፈ ናዕቢዝሐለፈ ጅግና ህዝቢ ብወዲወረደ ክከሓድ ካብምርአይ ዝኽፈዐ ነገር ይህሊ ዶ ይኸውን????? ዓርሱ ናብቁልቁል ከውርዶ ዝኸዓለስ ንምንታይ እዩ?? ንስልጣን ??? ምስ ቀታሊ ህዝቡ ክከውን ???? ኢዶ ኢዶ😢😢 ትግራይ ትፋረድካ 😢😢😢

  • @ፈዳይሕነ-ፈ6ኈ
    @ፈዳይሕነ-ፈ6ኈ 15 днів тому +1

    ህወሓት ንካልአይ ግዜ ከይትጋገ ንወዲወረደ ፐረዚዳንት ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌራ ክትመርፆ የብላን

  • @جونسينا-ت5ط
    @جونسينا-ت5ط 15 днів тому

    ኣሪአና

  • @mustofaAhmed-p9f
    @mustofaAhmed-p9f 14 днів тому

    ፅንዓት ንTdf

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 15 днів тому

    ወይዚ ጠራጢ‼️🥲🥲🥲

  • @merilovr5981
    @merilovr5981 14 днів тому +1

    ሓቆም እዮም ምንም የገለፅካዮን ል ወድ ወረደ ፈንታሌ ምድያ ፋኒኤል ከመይ ገይሩ ከም ዝገለፆ ቆሪፅካ አምፀእዮ ዝቁረፅ እካ የቡሉን

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 15 днів тому +1

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mizanarefane9818
    @mizanarefane9818 15 днів тому +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AfroAfro-k8s
    @AfroAfro-k8s 15 днів тому

    ስታሊን እቲ ዝዓበየ ፀገም ናይዚ ፖለትካ ታሕሚስ ዋና በዓል ዋና ተሓታቲ ሓይሊ ፀፅታ ትግራይ እዩ።

  • @app9839
    @app9839 15 днів тому

    ሰላም

  • @HaftomGebrehiwot-ob9ov
    @HaftomGebrehiwot-ob9ov 14 днів тому

    ውርደት ዝበሃል ምስ ፀላኢ ሓቢርካ ምስራሕ እዩ እምበር ጀጋኑ ይማርኹ ይማረኹ ተሓቢኡ ዝነበረ ደኣ ከመይ ኢሉ ይማርኽን ይማረኽን

  • @yosiefyohannes883
    @yosiefyohannes883 14 днів тому

    ኣበይ ዘሎ ጅግንነት አዩ? ጀኖስይድ ዘይከላኸል ጅግን ነት! መሕፈርቲ ኢኡም .።

  • @MekonenKidanemariam
    @MekonenKidanemariam 15 днів тому +1

    No more PP puppet Getachew Reda period 🎃😡😡😡😡😡

  • @AfroAfro-k8s
    @AfroAfro-k8s 15 днів тому

    ስታሊን እቲ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ብጣዕሚ ዘሐብን ቃልሲ እዩ። እሞ እዞም ፅባሕ ንጉሆ ኣይኮነን ክዛረቡላ እዛ ዓዲ ክነብረላ እውን ንጊዜ ንግደፎ።

  • @mutonichance3723
    @mutonichance3723 15 днів тому

    እቶም ሰባት ኣብዑር እዮም ::
    ግን'ድማ ሳዕሪ ኣይበልዑን ::እስታሊን

  • @BrhaneGebru-mw5vb
    @BrhaneGebru-mw5vb 15 днів тому

    ኣነ ናይ ወርሒ ደሞወዘይ ካብ ዝኸፈልኩ ሓደ እየ እቲ ገንዘብ ግን እንታይ ገይሮሞ ?

  • @tilahuntsige5187
    @tilahuntsige5187 15 днів тому

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ብሓደ ሓደ ስድታት ጀጋኑና ብዝጎደለ ኣካሎም ክፅረፉ ንሰምዕ ኣለና ካብዚ ንላዕሊ ዝቕጠት የለን። ሞራል ፣ ባህልን ሃይማኖትን ካልኦት ክብርታትናን ጠቕሊሎም ይንፀጉዎ ኣለው።

  • @AlemsegedTamirat-h8f
    @AlemsegedTamirat-h8f 14 днів тому

    ናይወድ ውረደ ዓዘውዘው እዩ መእስሪ የብሉን መሕፈ ዝኮነ ቃለመሕተ እዩ

  • @TetemkeAregawi
    @TetemkeAregawi 14 днів тому

    እቶም ዝተሰውኡ ዊሒዶሞ ዓርሱ እዩ ዘጥፍእ ክብል ከሎ አብ ኩነታት ዘይነበረ ከምዝኮነ ፉሉጥ እዩ ውግእ ማለት ዕዳጋ ምዕዳግ አይኮነን

  • @AlemsegedTamirat-h8f
    @AlemsegedTamirat-h8f 14 днів тому

    ማንም ስብ ልዕሊ ትግራይ ክኸውን አይክልን

  • @hagosgebremeskel8899
    @hagosgebremeskel8899 15 днів тому +1

    Zeytegadel eyemareken belo

  • @bayessaysehak3071
    @bayessaysehak3071 15 днів тому

    ናትካን ናይትእትዎም ቪድዮታት ድምፂ ኣይመጣጠንን pls check n adjust it.

  • @teklaytesfay2674
    @teklaytesfay2674 15 днів тому

    እቲ ለዛይ ስብኣይ ማዓት social crisis ዝፈፀመ ስብኣይ እዩ. Omahire omahire...gud abzi mekelle another omahirreeeee.

  • @TeweldeGebremedhin-v6u
    @TeweldeGebremedhin-v6u 15 днів тому

    Amora Qshi Gebru shower tezhlwus merahti aymkonun maker dyu she?

  • @MekonenKidanemariam
    @MekonenKidanemariam 15 днів тому

    No More transitional government in Tigray 😡😡😡😡😊

  • @endalk6203
    @endalk6203 15 днів тому

    In war any one he can surrended but those tsadekan getachew surrend them selfs with out war

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 14 днів тому

    😂😂😂😂😂😂😂 ኣደ ኤርትራ ኣቦ ኤርትራ ናብ ፈስተቫል ከዶም በልዎም እዳበልኩም ተተባብዑ ዝነበርኩም ድኣ ሕጂ ኣብ ነብስኻ ምስ መጸት ኣውያት
    ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራ እዳበልካ እንታይ ዲኻ ትገብር ዝነበርካ
    ኣለኹም ዶ ኣንቱም ዑሱባት በርጌድ ንሓመዱ ስምዕዎ እስኪ ካበይ ዝተወለድኩም ናብ ኣኼባ ህውሓት ከድኩም ኢልኩም ወለድኹም ትሃርሙ ይብል ኣሎ እሞ እንታይ ድኣ ንዓኹሜ ንፉዓት እዳበለ ዝሕግዝ
    ዝነበረ እዩ እንዃዕ ግን ነዚ ኣራኣየካ ኢስታሊን መንእሰይ ኤርትራ ክቃተል ግን ኣጆኹም ትብል ኔርካ ከመይ
    ድኣ ገበን ኮይኑ ኣብ ትግራይ😂😂😂

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha 15 днів тому

    እስታሊን ሓወይ ንትግራየ ቁፅሪ ሓደ ዘዋርዳ ዘሎ TDF እዩ። ናይ ባዕሉ ክብሪ ከክብር ዘይኽእል።

  • @MengstabAbera-z1l
    @MengstabAbera-z1l 15 днів тому

    ሙሩኾኛ ዝባሃል ወታደር ኮይኑ ዝዋግኡን ዘዋግእ ዝነ በረ እዩ። እዚኣቶም ግን ናይ ፖሎቲካ እሱሮኛታት እዩ ዝባሃል። ካሊእ ንሳቶም ጀጋኑ እዮም። እቶም ከምኡ ዝገበሩ ግና ፀላእቲ እዮም። ስለዚሕ ኣበይ ክራኸቡ!!!

  • @RahelTikue
    @RahelTikue 14 днів тому

    እዚንአለምሰገድብፅፊዒት ዝበለዓረርአስቲዮእዚናይመደርዕዋላእዮበልዎአይጠቅምን

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 14 днів тому

    TPLEF network kicked journalist Desshu Ashenafi

  • @ብርሃንንሂዝበይ
    @ብርሃንንሂዝበይ 15 днів тому

    My heart is broken 💔 Tay zibelu kufuat sebat gatemwa Tigray, millions died for thos stupid , we TPLF should act nab bretawi kalsi with TDF back to 67 ec 😢😢😢

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 15 днів тому

    Leba. Eko. Leba. Eyu. Zedegefo Gene Awedadekoeme. Dema. Zehezene. Eyu. Fegerate. Banedatate. Kabe. Ede. TIGERAY. Ayemeletune.

  • @kassahunayenew5320
    @kassahunayenew5320 15 днів тому

    Tsere lewti ehum

  • @endalk6203
    @endalk6203 14 днів тому

    Tplf please dont waste time

  • @WediShre
    @WediShre 14 днів тому

    ዋጋ ዝየብሎም ናይ እብይ እሕመድ አሻጉሊት እዮም እቶም ለውጢ ንደሊ ዝብሉ ተጋሩ

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 15 днів тому

    Weye. Adena. Naye. Ewalu. Meakebe. Koyena. Terefa. Yehezene.

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 15 днів тому

    ንምንታይ ናይቱ ሰራዊት ቅዋም ዘይትነግረ ወዲ ወሪደ ።

  • @HilishGebreananiya
    @HilishGebreananiya 14 днів тому

    Wedi werede dirazi

  • @VirtualEra-rk1mz
    @VirtualEra-rk1mz 15 днів тому

    TDF ውክልኑኡ የልዕል ዝሸፈተ ውሳነኦም የሸፍቶ አሎ ጅግንነቶም ይሕምሽሾ አሎ ንግሉ ጥቅሙ የውዕሎ ኣሎ።

  • @BirhaneMebrhatu
    @BirhaneMebrhatu 14 днів тому

    ወይ ስታሊን ንስኻ ትብል ዘለኻ እታ ናይ ቀደም ትግራይ ኢኻ ።ሎሚ ኣዲኡ ብፅፊዒት ዝወቅዕስ ፤ኣዲኡ ገዛ ዓፂዩ ዝሓርድ ወለዶ እዩ ዘሎ ኣብ ትግራይ ።

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 14 днів тому

    TPLEF is private family company limited network and TPLEF does not serve Tigray people

  • @abdulkadirhasen1202
    @abdulkadirhasen1202 15 днів тому

    USA lost its credibility to talk about human rights, war crimes and genocide.
    America never condemned Israel for the ongiong genocide in Gaza.
    So, who would take America seriously to talk about Tigray genocide ??

  • @HilishGebreananiya
    @HilishGebreananiya 14 днів тому

    Wedi werede banida leba aiyu yemayi Reba dedebi

  • @yonathanyohannes2853
    @yonathanyohannes2853 15 днів тому

    This is to the staff , (where are you now when the interim administration is clearly betraying its people?)
    Can u pass this to TDF : what is the point of writing books for sale when the people are actually suffering beyond comparison

  • @abayleah1367
    @abayleah1367 15 днів тому

    Estalin eto tdf tiblom kemey hademti kemzneberu tifelt aymeslenn

  • @WelayHailemariam-u8z
    @WelayHailemariam-u8z 14 днів тому

    I haven't enywords enough powerful to express you!!!you are always talking on really.You should have focus on Tigray!!me I'm free from any party.

  • @kalulale1707
    @kalulale1707 15 днів тому

    ወዲ ወረደ ከምዓ ዝበለ ብናይ ደብረፂዮን ጉጅለ ምኽሪ ኢዮ ነቓፊ ኣይትምሰል፡፡ ኣብ ሞንጎ ሰራዊት ኣዘዝቲን መንግስቲን ምምቕቃል ንምፍጣርን ሰራዊት ኢዱ ኣዕቲዮ ስልጣን ክሕቦም ኢዮም ሸሪሖም ተነቒሑ ኢዮ፡፡

    • @EyobSelassie
      @EyobSelassie 14 днів тому

      ንጌታቸው ቮድካ ዘይትነገሮ

  • @andygebrzgie5633
    @andygebrzgie5633 15 днів тому

    Mr. Hipocrat you are one of them insulting General sadikan and Getschew who were fighting VS.ABEY AND ESAYAS.i guss you have done your issue nothing left except individual stiry and character assasination.
    Together we stand divide we fall

  • @andygebrzgie5633
    @andygebrzgie5633 15 днів тому

    STALIN WHWRE IS YOUR FAIRNESS WHY YOU SET A TOPIC OF MEKONI RAYA REJECTED TPLF.EHEN GETACHEW WAS REJECTED IN AXUM YOU WERE LOUGHING AND YOU DIDNT HAVE THE THE SAME TOPIC TITLE WHAT YOU HAVE NOW.
    SHAME ON YOU
    TOGETHER WE STAND DIVIDE WE FALL!!!!@

  • @berhanedebesai62
    @berhanedebesai62 15 днів тому

    ከም በዓል ጌታቸዉ አሰፋ ነገራት ከምብቡ ዝክእሉ ን ደ/ር ደብረጽዮን ሕወሓት ክመክሩ ዝክሉ የለዉን ድዮም ዘዘደየብዋ ክጠልም ...ሕጂ ከአ አካይዳ ወዲ ወረዱ ከአ ጥዕና ዘለዋ አይመስልን::

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 15 днів тому

    Sibe. Mesele. Eze. Ekoe. Kabe. Azerarebeuo. Ekoe. Eyu. Zefelete Seke. Bele. Baneda. Weretega. Newerame. Neseka. Eka😂😂

  • @theobserver2677
    @theobserver2677 15 днів тому

    Comparing the uncomparables is elementary fallacy, Mr. Petty minded journalist! This generation of Tigray fighters are living in the digital era; while the older generations of TPLF fighters were living in Tigray where there was no single institute. Tegaru were going to Asmara to attend Teachers training institute.
    The other big gaffe of yours is that if you write your own history, it is not history. It’s called memoir or propaganda.
    You are too emotional to be reliable, Stalin!

  • @Gebray7
    @Gebray7 15 днів тому

    ደቂ ደብረፅንተት ጓሓልቲ። ኣታ ግደፉ ደም ይኣኽለኩም? መርገም ትግራይ ኢኹም።

    • @EyobSelassie
      @EyobSelassie 14 днів тому

      ግደፍ ቮድካ (ወድ ረዳ )

    • @Gebray7
      @Gebray7 13 днів тому

      @EyobSelassie ዶንጎላ ልኾንካ ባርያ

  • @machilove
    @machilove 15 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @3koye
    @3koye 14 днів тому

    ❤❤❤

  • @BerbereBerbere-m6h
    @BerbereBerbere-m6h 14 днів тому

    ❤❤❤❤❤