Adulis Natna - ደኺመ - ብ ኣክረም ጀማል - Dekime by Akrem Jemal - New Eritrean Music 2022

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 1,5 тис.

  • @adulisnatna2923
    @adulisnatna2923  2 роки тому +555

    ኣብ ልዕሌኻ ክብረት ንዘይብሎም ምፍቃር ማለት፡ ጻማ ዘይብሉ ኮንቱ ጻዕሪ ምዃኑ እትገልጽ፡ "ናይ ብልቢ ኣፍቀርቶም ዝተጨከነሎም እሞ፡ ብቓንዛ ዝተቐየሩ ፈቃራት ስምዒት እትገልጽ ብልጽቲ ስራሕ።"
    ኣክረም ሓደ ካብቶም ንጽባሕ ቀዲሙ ኣብ ሎሚ ኣሎና እንብሎ ብቑዕ ድምጻዊ ኢዩ። ኣብ ዕብየት ሙዚቃ ገለ ነጥቢ ከቐምጡ ካብ ዝኽእሉ ናይዚ እዋን ድምጻዊ ኢዩ። ናይ ተዓዘብትን ኣስተማቐርትን ጥበብ ምትብባዕ ኮነ ሃናጺ ርእይቶ ድማ፡ ከምታ ንፉዕ ዋና ምስ ኮስኮሳ፡ብሉጽ ፍርያት ትህብ ተኽሊ ኢዩ ክኸውን። ካብዚ ሕጂ ዘለዎ ንላዕሊ ከም ንጽበዮ፡ ሞራልናን ምትብባዕናን ኣይፈለዮ።
    Subscribe ብምግባር ድማ ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ምስ ጥበቦምን ብቕዓቶምን ብኹሉ ዓይነት ሕልኽላኻት ህይወት ተጸቒጦም ንዘለዉ፡ እንግድዓ ዝኸውን ሞራል ክህልወና፡ ምትብባዕኩም ኮነ ኣብ ነምጽኦ ስርሓት ሃናጺ ርእይቶኹም ንጽበ።
    ብዙሕ ፍቕርን ክብርን ንኹልኹም ❤ 💚Adulis Natna 💙
    Thank you so much all and please don’t forget to leave your comments and share with your friends and family. For more videos please don’t forget to subscribe!!!! ❤️

    • @erenaartzone
      @erenaartzone 2 роки тому +5

      eza derfi copy gerom b voice tray ab SAM STAR etbel channel zergihoma alewu please report gberu

    • @yoniboy4505
      @yoniboy4505 2 роки тому +1

      Temti derfi gn eza zema wn nay tegayishe eya nsa wn teserika ala mesleni

    • @eribless4931
      @eribless4931 2 роки тому +2

      Thank u adulis natna . ጽቡቅ መብርሂ ልቢ ፈቃር እንተጉህዩ ውሳኔኡ ጽኑዕ እዩ ።

    • @mihretgirmay2236
      @mihretgirmay2236 2 роки тому +2

      You are right brother good job

    • @dawitseltene1009
      @dawitseltene1009 2 роки тому

      Mmmmmjmmr

  • @abieltekle3103
    @abieltekle3103 2 роки тому +439

    ብጣዕሚ ጽቡቅን ጽፉፍን ስራሕ ቀጽሎ ኣክረም ዓርከይ ናይ ኣክረም ደርፊ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ

    • @abieltekle3103
      @abieltekle3103 2 роки тому +1

      @@d.p.5822 ጸገም የለንን ጌረልካ ኣለኩ ዝዓርከይ ግን ዝኮነ እባ ዘርግሓላ

    • @mheretogbazghi7491
      @mheretogbazghi7491 5 місяців тому +1

      👍🤩👏🎈👏Wow ገለ አይነት ደራፊ ብጣእሚ መሳጦ💕👏✌️🎈

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment 2 роки тому +144

    Amazing Job!!!
    ከምዚኦም መንአሰያት ኮዋኹብቲ ውሕስነት ንመጻኢ ሙዚቃና ምኻኖም ተሪዲአና ናይ ምትብባዕ ግዴታ ከም ዘለና ኣይንረስዕ፡፡
    Grow Fast Akrem!

    • @Sbritmedia
      @Sbritmedia 2 роки тому +2

      thanks more Eri One Touch Entertainment

    • @godisgood7456
      @godisgood7456 2 роки тому +7

      Ma favourite entertainment @eri one touch as always great job and support our new bright future artists respect 🙏
      Let support like share the young stars and our channels 🇪🇷👍🙌

    • @wegiheritrawit1533
      @wegiheritrawit1533 2 роки тому +3

      Wwww Eritouch btami zednkekum entertainment is kum ab nashutu weledo tgbrwo zelekum mtbba k msgnkum yfetu haye hji ka tabbwo bnatkum kmexna ka tesfa ngebr

  • @ermifekadu2323
    @ermifekadu2323 2 роки тому +648

    ኩሉኩም ነዛ ደርፊ ትሰምፁ ዘለኩም ዘመን ሒወትኩም ይባረክ ጌታ የሱስ ምሳኩም ይኩን

  • @essenk2267
    @essenk2267 2 роки тому +4

    ኣቱም ሰባት ልዕሊ 100 ግዜ ሰሚዐያ መሲጣትኒ ፡ ቁሩብ ግን ሓጺራ

  • @Hope0642
    @Hope0642 2 роки тому +324

    ተጸብየ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ
    ለሚነ ሓፊረ ግዜይ ውን ከሲረ
    ክኾነለይ ኢለ ዘይጠዓም ጥዒመ
    ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንድየ ስዒመ
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    አንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ (2)
    ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ
    ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ
    ኣማሲኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ
    ኣብ ሞት ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ
    ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ
    ከምቲ ኩሉ ንዘየለ ክርኢ
    ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ
    ሓሊመልኪ ዘይነበረ ክመጽእ
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ
    ኦኦኦኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ
    ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ
    እንበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና
    ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ
    ቀቢጸ እየ ይኩን ቃሕታኪ
    ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ
    ዕጽወት ገይረ እንታይ ኣምጸኦ
    ንፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ
    ከይደ ከይደ ደኪመልኪየ
    ዒቅቅ ኢሉኒ መብረ ስኢነ
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰውጡኒ
    ገዲፈክየ ቻው ደሓን ኩኒ
    ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ
    ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ
    እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ
    ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ
    ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ
    ቀቢጸ እየ ይኩን ቃሕታኪ
    ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ
    ዕጽወት ገይረ እንታይ ኣምጸኦ
    ንፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ
    ከይደ ከይደ ደኪመየ
    ዒቅቅ ኢሉኒ መብረ ስኢነ
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰውጡኒ
    ገዲፈክየ ቻው ደሓን ኩኒ
    ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ
    ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ
    እውይይ ልበይ ፈቃር ልበይ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ
    እውይይ ልበይ እውይይ ልበይ
    ፈቃር ልበይ እውይይ ልበይ
    ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ ።
    Lyrics 100% 👌👌👌

  • @yosefsamuel7078
    @yosefsamuel7078 2 роки тому +59

    I'm from Ethiopia 🇪🇹 thanks love this music

    • @yisacabrham5203
      @yisacabrham5203 2 роки тому +5

      Thank you Yosef bro, I'm a fan of Amharic music. If we get peace the young artists in both countries will produce great music.

    • @AsliLove
      @AsliLove 8 місяців тому +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲህዝባዊግንባር-ወ7ሰ
    @ወዲህዝባዊግንባር-ወ7ሰ 2 роки тому +1234

    ነተበባዓዮ ትኺድ ኣብ ሓደ ሰሙን ሓደ ሚልዮን ትብጽሓሉ ትብሉ ላይክ ረገጹ

  • @gechochoge7738
    @gechochoge7738 Рік тому +48

    Am from Ethiopia and i love Eritrean music, God bless u

    • @selinatekaly428
      @selinatekaly428 Рік тому

      Ppjbk❤❤❤gjku❤tyu🎉yiu❤❤❤fgh🎉🎉tgy😮😅😅😊😊😮😢😢😂❤❤😂😢😅😊😊😊odfhu😂😂😢😮😅😅😮😢😂😂😂❤l😮😅😅😅uko

    • @gechochoge7738
      @gechochoge7738 Рік тому

      @@selinatekaly428 😉👍😚😗

  • @helenkahsay6941
    @helenkahsay6941 2 роки тому +29

    ኣክረም ጀሚል ካብተን ኣድነቅትካ ሓንቲ ኢየ king 👑 ሰሜካ ኣለኩ 👌

  • @yafietyafi9674
    @yafietyafi9674 2 роки тому +8

    100 ግዜ ይከውን ሰሚዒያ ልበይ ረኪብካኒ ኣክረመይ ጹቡቅ ስራሕ

  • @apacheife1555
    @apacheife1555 2 роки тому +323

    No words beqa💯
    Lyrics 💯%
    Poems 💯%
    Clip 💯%
    Places 💯%
    Nice job wedi Erey 🇪🇷❤️

    • @livelovelife663
      @livelovelife663 2 роки тому +3

      ኣብ ጥበብ 100% ዝባሃል የለን ርእሲ ሉሕ!!!

    • @nazretsimon9654
      @nazretsimon9654 2 роки тому +2

      @@apacheife1555 ርግእ በል ብሉጽ ኢኻ ንስኻ።

    • @apacheife1555
      @apacheife1555 2 роки тому

      @@nazretsimon9654 Nftn ❤️

    • @habenmedhane9571
      @habenmedhane9571 2 роки тому

      @@apacheife1555 nesika ke hiwatka zeytemarih ab youtube kendizi kab terihex fara

    • @apacheife1555
      @apacheife1555 2 роки тому +2

      @@habenmedhane9571 nay sdet wedi shuq 😂

  • @caaqiljr4291
    @caaqiljr4291 Рік тому +52

    Never forget this song what a song somalian from NL Love u my brothers and sisters 🇪🇷❤️🇸🇴

  • @peacelife4528
    @peacelife4528 2 роки тому +129

    ኣብዛ ደርፊ ዘሎ ኣጠቃቕማ ትግርኛ'ሲ በቓ መግለጺ ሲኢነልካ።😨
    ኣክረም መዘናይ ሰጉመለይ 💯🇪🇷⭐

  • @ayanleahmed4288
    @ayanleahmed4288 Рік тому +28

    love Eritrea songs from somalia🇸🇴♥️🇪🇷

    • @NaniOG
      @NaniOG Рік тому +1

      Thanks bro i love سومال❤❤❤

  • @mearegmihreteab8125
    @mearegmihreteab8125 2 роки тому +72

    ዋው ማራ ዶንጊያትኒ ዝጸነሐት ደርፊ እያ፡ዋው መጸለል ደርፊ ኣኩ ሓውና፡ክንዮ ዋው ካልእ ክብል ኣይክእልን፡ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና፡ናይ ሃገር ደርፊ ክኣ ስርሓልና፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
    ቡሉጽ ሕደማ+ቡሉጽ ዜማ+ሱሑል ጎሮሮ= ቡሉጽ ስራሕ💯🇪🇷

  • @eriboyer2229
    @eriboyer2229 2 роки тому +41

    ደኺመ by Akrem Jemal
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ኣይይይይ……..
    ተጸብየ ደኺመ፡
    ብዙሕ ግዜ ሂበ።
    ለሚነ ሓፊረ፡
    ግዜ ውን ከሲረ።
    ክኾነለይ ኢለ፡
    ዘይጠዓም ጥዒመ።
    ኣሰርኪ ክሕሉ፡
    ባይታ እንድየ ስዒመ።
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2)
    🎶🎵
    ጸጸቂጠ ፍቕርና ከካውኖ፡
    ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ።
    ኣማስይኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ፡
    ኣብ ምዉት’ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ።
    ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ፡
    ከምዝኽእሎ ንዘየለ ክርኢ።
    ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ፡
    ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ።
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2)
    ኡሁሁይ……
    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ፡
    ከም ክእለትካ ክጽልል ሓግዘኒ።
    እምበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና፡
    ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና።
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ። (2)
    🎶🎵
    ቀቢጸዮ’ውን ቃሕታኺ፡
    ካብቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ፡
    ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጽኦ፡
    ንፍቕሪዶ ኼድካ ተምጽኦ።
    ኸይደ ኸይደ በቃ ኸይደ የ፡
    ኸይደ ኸይደ ደኺመልኪ የ።
    ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ፡
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ።
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ፡
    ገዲፈኪየ ቻው ደሓን ኩኒ።
    ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ፡
    ፈቓር ልበይ ምስተቛሰለ።
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ኣታ ፈቓር ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡
    እውይ ልበይ፡ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ።
    🎶🎵
    ቀቢጸዮ’ውን ቃሕታኺ፡
    ካብቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ፡
    ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጽኦ፡
    ንፍቕሪዶ ኼድካ ተምጽኦ።
    ኸይደ ኸይደ በቃ ኸይደ የ፡
    ኸይደ ኸይደ ደኺመልኪ የ።
    ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ፡
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ።
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ፡
    ገዲፈኪየ ቻው ደሓን ኩኒ።
    ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ፡
    ፈቓር ልበይ ምስተቛሰለ።
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ፡ ኣታ ፈቓር ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ እውይ ልበይ።
    እውይ ልበይ፡ ፈቓር ልበይ፡
    እውይ ልበይ፡ ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ።
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ፡
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ።
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    Correct me if I got some parts wrong. ☮

  • @gualeritrea6533
    @gualeritrea6533 2 роки тому +16

    ደኺመ
    ኣየየይ ተጸቤ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ
    ለሚነ ሓፊረ ግዜይ’ውን ከሲረ
    ክኾነለይ ኢለ ዘይጣዓም ጥዒመ
    ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታድየ ስዒመ
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ
    ጽዒረሉ ሌብኺ ከማእዝኖ
    ኣማስኡ ጽሓይ በይነይ ክትዓርብ
    ኣብ ምዉትዶ ተስፋ ትንፋስ ትረከብ
    ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ
    ከምቲ ከሎ ንዘየለ ኽርኢ
    ኣብ ባሕሪ ኣቴስ ከይተርከሱ ክወጽእ
    ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ
    ደኺመ ሰብ እንደ ረብራቢ
    እንታይ’ሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ
    ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ
    እምበር ፍቅርስ ጨኪኑለይ ኣመና
    ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና
    ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    እንታይሎ ካብዚ ዝዓቢ
    እዎ ላይላይ
    ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኺ
    ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ
    ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጸኦ
    ንፍቅሪ’ዶ ኬድካ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደ’የ
    ከይደ ከይደ ደኺመልኪ’የ
    ዒቅ ኢሉኒ መብረ ሲኢነ
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጡኒ
    ገዲፈኪ’የ ቻው ድሓን ኩኒ
    ብዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ
    ፈቃር ልበይ ምስተ ቋሰለ
    እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ
    እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ
    እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ
    ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ
    ደኺመ ሰብ እንዴ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ

  • @ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ

    ኦ... ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ እንበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣወኪሉ ሰዲዱለይ ፈተና ደኺመ ሰብ እንድየ ረብራቢ አንታይ ኣሎ ካብዚ ዘዓቢ💔🥺

  • @teddyjoker179
    @teddyjoker179 2 роки тому +9

    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ

  • @ciedmohammed5775
    @ciedmohammed5775 2 роки тому +3

    ኣ የ የ የ ይ
    ተጸቢየ ደኺመ ብዙሕ ግዜ ሂበ
    ለሚነ ሓፊረ ግዜይ ውን ከሲረ
    ክኾነለይ ኢለ ዝይጥዓም ጢዒመ
    ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንደየ ስዒመ. . . .
    ደኺመ ሰብ እንደየ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ (2*)
    ተጸቒጠ ፍቕርና ከካውኖ
    ጽዒረሉ ልብኺ ከማእዝኖ
    ኣማሲ ኡ ጸሓይ በይነይ ክትዓርብ
    ኣብ ምዉት ዶስ ተስፋ ትንፋስ ትርክብ
    ተዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ
    ከምቲ ከሎስ ን ዘየሎ ክርኢ
    ኣብ ባሕሪ ኣትየስ ከይተርከስኩ ክወጽእ
    ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጸእ. . . .
    ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትኻ ሃበኒ
    ብኽእለትካ ከይጸለል ሓግዘኒ
    እምበር ፍቕርስ ጨኪንለይ ኣመና
    ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና
    ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ቀቢጸ'የ ይኹን ቃሕታኺ
    ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ
    ዕጽወት ጌረ እንታይ ኣምጸኦ
    ንፍቕሪ ዶ ከይድካ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደ'የ
    ከይደ ከይደ ደኺመልኪ'የ
    ዒቕ ኢሉኒ መብረ ስኢነ
    ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩ ተሰዊጡኒ
    ገዲፈኪ'የ ቻው ድሓን ኩኒ
    ብዙሕ ጼረ ሕጂ ወሲነ
    ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ
    እውይ ልበይ ፡ እውይ ልበይ
    እውይ ልበይ ፡ ፈቃር ልበይ ፡ እውይ ለበይ
    እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ
    እወ ልበይ ፡ እወ ልበይ ፡ ፈቃር ልበይ
    እወ ለበይ ፡ እወ ልበይ ዘይትደከም ኣድኪመካ ባዕለይ
    ደኪመ ሰብ እንደየ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ. . . .።
    @Cied@ .....

  • @paul_eagle
    @paul_eagle 2 роки тому +14

    ኣክረም ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ ስርሓትካ ኩሎም ኣዝዮም ዉጽኢታዉያን ኢዮም ኣብ ዝመጽእ ተስፋ ይገብር ኣብ ዘመናዊ ጸቂጥካ ክትሰርሕ
    ንእሽተይ ምሕጻራ ገዲፍካ
    ግጥሚ ጥሙርን ወሓዝን 100%
    ዜማ ጓይላ ብምዃኑ 80%
    ስእሊ 100%
    ኣርትዖ (ዳይረክቲን) 70%
    ድምጺ 150%
    ❤❤❤❤❤

  • @dj_hazeka.
    @dj_hazeka. 2 роки тому +7

    Akrem ybel ቡሉጽ ስራሕ ብምስቲ ተፈታዊ ድምጽኻ 🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 2 роки тому +92

    ኣተባብዕዎ እስኪ ነዚ ውልዶ ድምጻውዒ , ዘያሚ , ገጣሚ ሓውና ኣክረም 🙏❤️

  • @ኣኸለበቃ
    @ኣኸለበቃ 2 роки тому +9

    ኣክረመይ ብልጽቲ ደርፊ ምስታ ብልቢ ዝፈትዋ ሸዊተይ❤❤❤

  • @kij435
    @kij435 2 роки тому +24

    #ኣክረም ስሑል ጎሮሮ
    ደገፍታ #like እንተሂቦምኒ ኩሉ ነዓኻ'ዩ

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit 2 роки тому +25

    ናይ ብሓቂ ብልጽትን ፍትውትን ደርፊ Im proud of u ሽኮሪና ዝፈትዋ ጓል መሪጽካ ምስዛ ክሊብ ትከይድ

  • @weinighebrehiwot7718
    @weinighebrehiwot7718 2 роки тому +9

    ብሉጽ ውልዶ ድምጻዊ :: ዘመንካ ይባረኽ : ኣይትድከም ኣክራም ሽኮር ::

  • @nateyyom6156
    @nateyyom6156 2 роки тому +7

    እንቃዕ ብድሓን መጻካ
    እታ ኣዚየ ዘድንቃን ዝፈትዋን ተዋሳኢት ምስ ቲ ትስፉው መንእሰይ ናጆካ ቀጽሎ ኣክረመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EFRA1987
    @EFRA1987 2 роки тому +162

    ኣብዛ ክሊፕ 2 ዝፈትዎ ሰባት ስለ ዘርኣኻኒ ምስጋናይ ወሰን የብሉን (ወዲ ጀበሊ & ሻሹ ተኽለ)
    ብሉጽ ስራሕ ኣኪ ሓወይ 💜💜💜

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ Рік тому +5

    እውይ ልበይ እውይ ልበይ ይበል እኽራመይ ብሉፅ ስራሕ ገለ ዓይነት ድምፅ ከዓ ኣለካ ሙዝቃኻ ክእልሽ ቀንየ ሎማዕንት ረኽበያ ይበል ቀፅሎ ኣድናቅትካ ካብ ሓፍትኻ ትግራወይት እየ

  • @millionefrem3522
    @millionefrem3522 2 роки тому +19

    ጽቡቅ ስራሕ ኣካም ሓወይ ንኢሽተይ ኣብ ስምራ ጉድል ኢላ እንበር ኩሉ ምሉእ ዋው ኣጆኻ ብዓቢ ስራሕ ክጽበየካ ኢየ ቀጽሎ ።

    • @ኣልብሪንስ
      @ኣልብሪንስ 2 роки тому +2

      Kagermak ab samer teateam dgemak semay arku

    • @millionefrem3522
      @millionefrem3522 2 роки тому

      @@ኣልብሪንስ እወ ግን ግጥሚ ገለ ዘይኮንኩ ዋሕዚ ናይታ ዜማ መቀረታ ቤላያ ግን ኣይከም ናይ ንጽልን ግን

  • @YadaChristLifeChurch
    @YadaChristLifeChurch Рік тому +24

    I listen to the songs of our brothers Ertrean a lot and I like them very much. Our mother is one and therefore we cannot be separated. From the Oromo People, Ethiopia.

  • @nazretsimon9654
    @nazretsimon9654 2 роки тому +10

    እዚ እዮ እቲ ሰነጥበብ መግቢ ዝግብሩ ብሉጽ ስራሓ ናብ እዝኒ ሰማዕቲ ምቅራብ.ኣክረም ብኹሉንትናኣ ብልጽቲ ደረፊ.ሕጅ ውን ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበይ ኢና ኣጆኻ ብርትዕ!!!

  • @selamtgraweyti7209
    @selamtgraweyti7209 Рік тому +16

    ሰሚዐ ዘይሞንዋ ደርፉ💔❤

  • @ፊሊ-m7l
    @ፊሊ-m7l 2 роки тому +147

    ን ብሉጽ ድምጻዊ ኣክረም ዝፈቱ ጥራሕ👍Like ጌሩ ይርገጸኒ❤️

  • @yacobmane
    @yacobmane 2 роки тому +2

    ናይ ባሓቂ ብጣዕሚ ደስ ትብል ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣክረም ዓርከይ

  • @swielenmebrahtu4581
    @swielenmebrahtu4581 Рік тому +5

    ብሓቂ እቲ ዓቃል ይደክም እቲ ፈቃር ተስፋ ይቆርጽ ይደክም ፍቅሪ ምስ ዘፍቅረካ መቀረት ምስ ዘይፍቅረካ ቃንዛ ልቢ ❤❤❤ኣክረም ሓውይ በርትዕ ብጣዕሚ ንፉዕ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ኣምላኽ ዕድሜኻ ይባርኽ❤❤❤

  • @tesfa1210
    @tesfa1210 2 роки тому +1

    Nay bhaki zgerm srah e u aku hawey ane n aku kfelto nay moral koynu nbotoloni gedifu brged kenekank e u hji dma Hager mulue kexlo habibi

  • @hanaabdelkadr1983
    @hanaabdelkadr1983 2 роки тому +5

    ኣክረመይ ኣላህ ይኩን መዓክ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብዚ ንላዕሊ ሒዝካ ክትመጽእ ንጽበየካ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወዲ ኤረይ

  • @bilaladem4903
    @bilaladem4903 2 роки тому +1

    the best music ajoka aki kabzi zbelxe ktserh yxbe eye aymenekwan eza derfi

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 2 роки тому +6

    Bravo ጥዕምቲ ደርፊ ኣጆካ ብዙሕ ክትሰርሕ ክንጽበየካ ኢና, ተስፋኣለካ 👍

  • @cescfabregas1945
    @cescfabregas1945 2 роки тому +1

    Akrem merewah demxi tesfa zeleka menesey eka ajoka berte Akremey

  • @nahomasli2893
    @nahomasli2893 2 роки тому +15

    💯❤️🇪🇷ብጣዓሚ ደስ ትብል ደርፊ እያ❤️ ኣክረም ሓቢቢ❤️🇪🇷 ጹቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏

  • @Evenezer8
    @Evenezer8 8 місяців тому +4

    Betam yegermal akrem des yelal bewnet .ከ ኢትዮጵያ ኦሮሞ ክልል

  • @ሜሎዲ
    @ሜሎዲ 2 роки тому +23

    ኣክራመይ ምስ በልኩ እንደይ
    ናይ ልበይ ተመራማሪ ❤️ደኪመ ሰብ እንድየ ረብራቢ ❤️❤️❤️ ሽሕ ዓመት ንበረለይ ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ኩም ደለይቲ ✌️ንሰላም 🥰🥰🥰🥰🇪🇷😘

  • @nateynatey8780
    @nateynatey8780 2 роки тому +3

    ኣክረመይ ሓቢቢ ኣላህ ይኩን ማዓክ ማሙቀይ ኣጆኻ በርትዕ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 2 роки тому +4

    ንኡሰይይ መግለጺ ስእነልኻ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ወልዶ ኣክራም ሓቢቢ።

  • @binibini-xi6dy
    @binibini-xi6dy 2 роки тому +7

    ኣክረመይ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና የላ ደዊ ኤረይ ♥♥

  • @Habeshainfinitymusic
    @Habeshainfinitymusic 2 роки тому +10

    ጎዶሎ የለን ኣክረመይ ፡🥰። ያንተ ደስ ከሚለኝ ነገር ማለትነው ግጥም ና ዜማ የራስህ ነው በጣም ደስ የሚል ዘፈን ነው መልካም እድል 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @AmitKumar-c9k4h
      @AmitKumar-c9k4h 9 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenshmendi2036
    @edenshmendi2036 2 роки тому +2

    ውውውውውውው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ኣክራመይ ካብዚ ንላዕሊ ንክትብርትዕ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @ሸነንዓጋማዊት
    @ሸነንዓጋማዊት 2 роки тому +11

    ገና ከይተለቀቀት ብሓጻራ ሰሚዐ ምምናው ዝኣበየትኒ ደርፊ🎶

  • @weikkklesete4886
    @weikkklesete4886 2 роки тому +1

    ዋውውውውው ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ነዚ ኢና ከነደንቅን ክነዕብን ዘሎና ቅያር ሽላን ኢለካ ኣለኹ ኣክረም
    ነቲ ብሉጽን ስሑልን ድምጽካ ባዕልኻ ድማ ብ ግጥምን ዜማን ደሪዕካዮ(ኣራጊድካዮ)

  • @soliyanayonas3733
    @soliyanayonas3733 2 роки тому +26

    I fall in love with this song 💕🥰🇪🇷💕🥰🇪🇷

  • @erilove811
    @erilove811 2 роки тому +3

    👉100 ግዜ ዝከውን ሰሚዐ ምምናው ሲኢነያ ናይ ብሓቂ ውድእቲ ስራሕ👌👌👌 Go on Aku

  • @Spino2Earth
    @Spino2Earth 6 місяців тому +3

    I like your music and language, it sounds so cool! Respect from Norway :)

  • @yonanlml6755
    @yonanlml6755 Рік тому +1

    ናዓይ አካ ደርፍካያ ኣክረም ኣርከይ ኣብ ግዚኣ ረኪብካኒ ዛአርክይ

  • @eriboy350
    @eriboy350 2 роки тому +7

    ንወዲ ጀበሊ ምርኣይ ጥራይ ዉን ዕግበት'ዩ።

    • @kuraeeritrawi5826
      @kuraeeritrawi5826 2 роки тому

      Abta mezngie camera kea texawilu eyy yonas….😂😂

  • @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
    @ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ Рік тому +3

    ብኡነት ድሕሪ ክንደይ ግዜ እየ ረክብያ
    💙 ፅቡቅ ስራሕ🙏

  • @nevrgivup2717
    @nevrgivup2717 2 роки тому +11

    In this song there is a secret that I do not know, that makes me hear it by repeating your voice, dazzling. Long live our Eritrean people.

  • @mediwelloyewa2285
    @mediwelloyewa2285 2 роки тому +2

    በጣኣም ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ፅሑፍ ኣክረም ሓወይ

  • @dawittekle6069
    @dawittekle6069 2 роки тому +6

    ኣክራመይ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ንልቢ ዝትንክፍ """""""❤

  • @wedimacherhi
    @wedimacherhi 2 роки тому +1

    ኣክረም ጽቡቅን ጽፉፍብ እስራሕ ካብ ንኡስ ስነ ጥበባዊ ከምዚ ዓይነት ብቅዓት ኣዝዩ ዝድነቅ እዩ ። ግን ቁሩብ ንቅፍ ካ ከነብለካ ኣብ ስብራ ክትጅም ከለካስ ቁሩብ ፉኩስ ኢልካኒ ቀልጢፍካ ካ ኣብ ስብራ ኣእቲካና so nice job and good luck .

  • @ZbihereShabiya
    @ZbihereShabiya 2 роки тому +6

    Happy New year Dekiy Eriy ❤️🇪🇷 Nfu Akrem ktebabae Zelewo Mensey eu zthatu zebele kulu Btamy zgerm eu kabzy Kdmy Hji Znebere Fryat bzyada Fly zbele srhit eu zserh zelo kabzy nlaely hzulna nkmexe natna mtbbae aybeleyo Viva Eritrea✊👊💎❤️🇪🇷

  • @samiab7794
    @samiab7794 Рік тому +1

    Neza gtmi zgetemkea zderefkean naybehaqi ❤❤❤❤❤❤
    Ab lbi eritreawi abi bata alekum mkniaytu giziyawit qanzanean sle ❤❤❤❤❤❤ zkonet

  • @adhanombemnet7189
    @adhanombemnet7189 Рік тому +4

    Real vocalist. Nostalgia of prime Dawit Shimano keep up the good job.

  • @kingtwedimemhir4805
    @kingtwedimemhir4805 2 роки тому +1

    ዛዓርከይ ።ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ ከይተሓለልካ ምስ ኩሉ ሓይልኻ ብ ብሉጽ ስራሕ ምጻና ሕጂ ውን ።አሙን ዓሚል ኩኖ ን ህዝቢ አዚ ማለት ዘይምጥፋአ ን ምባል አዩ።ኣብ ኩሉ ብ ሕጂ ትሰርሖ ስራሕካ ፈጣሪ የሰንኻ ዛዓርከይ ።

  • @ተመስገንካጎይታይ-ለ6ደ

    ኦፈጣሪ ትዕግስትካ ሃበኒ
    ከም ክእለትካ ከይ ጽለል ሓግዘኒ
    እንበር ፈቅርስ ጨኪንለይ ኣመና
    ኣወኪሉ ሰዲድለይ ፈተና
    ደካመ ሰብ እንድየ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዚዓቢ።❤❤❤👌

  • @Meleytiv
    @Meleytiv 2 роки тому +1

    ደስ ትብል ስራሕ ብጣዕሚ ጽብቅቲ .. እቲ ግዜ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕጽር ኢሉ ክትሰምዓሉ ዘየሰልችወካ 100%

  • @eduyenatey2146
    @eduyenatey2146 2 роки тому +70

    እስኪ ከምዚ ከማይ ኮመንት ከንብብ ዝኣተወ ብ like ኣርእዩኒ ቡሩኻት ኣሕዋተይ

  • @huruyb9010
    @huruyb9010 2 роки тому +1

    Behaqi Deas zbl dmxi gn please zemenawi derfi srah ajoka bertie kabzi nlaeli

  • @ericycling2522
    @ericycling2522 2 роки тому +2

    ዋውውው ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ኣክረም ሓውይ ክሉ ግዜ ምስተጸበይናካ ኢና። ሕጂ ውን ዓቢ ስራሕ ንጽበ ኣለና ካባኻ 🇪🇷❤️💪

  • @rahelaynatey4569
    @rahelaynatey4569 2 роки тому

    ናይብሓቂ ኣድኒቀካ ገለ ዓይነት ድምጺ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና ንሕና ክኣ ምትብባዕ ኣይንሓምቅን ኢና ኣክረም መተዓቢቲ

  • @jjabraham5688
    @jjabraham5688 Рік тому +5

    A star is rising!! There is some joy on his voice. I wish YOu All the BEST!!

  • @emams4098
    @emams4098 Рік тому +1

    ፖው ምስዚ ዘለናይ ግዜ ትኸይድ መግለጺ ስኢነልካ ኣክረም ሓቢቢ ❤❤

  • @Entertainment-xn7yo
    @Entertainment-xn7yo 2 роки тому +142

    ኩላትኩ ነዛ ደርፊ ትሰምዕዋ ዘልኩ ኣብ ስደት ዘለና ፍጣሪ ምስ ስድራና ገጽ ንገጽ የራእየና ።
    ሳብስክራይ ከኣ ኣይትረስዑ !!!!!

  • @eilayseilays1077
    @eilayseilays1077 Рік тому +1

    ናይ ልበይ ደርፊ ረኪብካኒ እባ ሶሪ ሕጂ አየ ሰሚዒያ

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 2 роки тому +8

    ❤️✌️ብጽሑፍ ግጥሚ
    👇
    ተጸቤ ደኪመ ቡዙሕ ግዜ ሂበ
    ለሚነ ሓፊረ ግዜይ እውን ከሲረ ክኮነለይ ኢለ ዘይጣዓም ጥዒመ
    ኣሰርኪ ክሕሉ ባይታ እንዴ ስዒመ
    ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ
    እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ተጸቂጠ ፍቅርና ከካውኖ ጽዒረሉ ልብኪ ከማእዝኖ
    ኣማሲኡ ጻሓይ በይነይ ክትዓርብ ኣብ ምውት'ዶ ተስፋ ትንፋስ ትረክብ ታዓሚተ ጩራ ብርሃን ክርኢ
    ከምቲ ከሎ ንዘየሎ ክርኢ
    ኣብ ባሕሪ ኣትየ ከይተርከስኩ ክወጽእ ሓሊመልኪ ዘይነበረ ከምጽእ
    ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ኦ ፈጣሪ ትዕግስትካ ሃበኒ ከም ክእለትካ ከይጽለል ሓግዘኒ
    እምበር ፍቅርስ ጨኪንለይ ኣመና ኣብኡ ከሎ ሰዲድለይ ፈተና
    ደኪመ ሰብ እንዴ ረብራቢ እንታይ ኣሎ ካብዚ ዝዓቢ
    ድርብ
    ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ ዕጽወት ጌሬ እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ ቂምታ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመልኪየ
    ዒቅ ኢልኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጥኒ ገዲፈኪየ ቻው ዳሓን ኩኒ
    ቡዙሕ ጼሬ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስተቛሰለ
    እውይ ልበይ ፈቃር ልበይ እውይ ልበይ ኣታ ፈቃር ልበይ (2)
    ዘይትደክም ኣድኪመካ ባዕለይ
    ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታይኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኪ
    ዕጽወት ጌሬ እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ ቂምታ ተምጽኦ
    ከይደ ከይደ በቃ ከይደየ ከይደ ከይደ ደኪመልኪ
    ዒቅ ኢልኒ መብረ ስኢነ ኣይጠዓመንን ተደዋዊነ
    ኣብ ምምሳዩስ ተሰዊጥኒ ገዲፈኪየ ቻው ዳሓን ኩኒ
    ቡዙሕ ጸይረ ሕጂ ወሲነ ፈቃር ልበይ ምስ ተቋሰለ
    ❤️ኣክረም ጀማል ካብ A ክሳብ Z 100%👏

    • @oneday5981
      @oneday5981 2 роки тому +2

      01:55 ክሳብ 02:05 ዘሎ
      ቀቢጸየ ኩኒ ቃሕታኪ ካብ ቀተልኪ ገዛእ ነብስኺ ዕጽወት (#ጌሬ)or(#ገለ) እንታይ ኣምጽኦ ንፍቅሪ'ዶ (#ኬድካ)or(#ቂምታ) ተምጽኦ
      በጃኹም🙏 ንገሩኒ ኣሕዋት ወይ ግጥሚ ስደድሉና ምርዳእ ኣቢኒ please please 🙏

    • @yorsanhaile351
      @yorsanhaile351 2 роки тому +1

      ​@@oneday5981 ክቡር ሓው (ዕጽወት ጌይረ እንታይ ኣምጽኦ.... )ይኣክለኒ ኢለ ኢየ ማለት ኢዩ።
      (ን ፍቅሪ ዶ ኬድካ ተምጽኦ...) ተፍቅሮ ዘይኮነ ዘፍቅረካ ክትረክብ ኢዩ ከቢድ እዛ ጥቅሲ ብ ግለ ተሰሚዕካያ ከኣ እታ 2ይቲ ክትርድኣካ ኢያ።
      :-)

    • @oneday5981
      @oneday5981 2 роки тому

      @@yorsanhaile351 thank you very much 💕

  • @tedroshaile2161
    @tedroshaile2161 8 місяців тому

    ብጣዕሚ ካብዞም ንኣሽቲ ደረፍቲ ደስ ዝበለኒ ተልዩ ኣክረም ጥራይ ዩ፡ኣጆኻ ቀጽሎ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ክጽበየካ እየ።ደርፍታትካ ከኣ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎም እሞ በርትዕ ጥራይ የ ዝብለካ።

  • @awet2111
    @awet2111 2 роки тому +8

    ኣቤት ድምጺ ብፍላይ ኣብ ታሕቲ ሜጀር ክትደርፍ ከለካ ብጣዕሚ እዩ ጥዑም። ተስፋ ይገብር ዘመናዊ ደርፊ ሒዝካልና ክትመጽእ።

  • @sarona3151
    @sarona3151 2 роки тому

    Beza derfi Srah ykeydn bea kea ymles aleku edmen tenan yhabka fetari akrem meareyy

  • @zemenefrem5746
    @zemenefrem5746 2 роки тому +6

    Temsgan niskas inka Ertrawi kenka arkem hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ካቡ ኩሉ ደስ ዝበለኒ ኣክረም ሓወይ
    1: ዜማ 😘😘😘
    2: ግጢሚ 🙏🙏🙏
    3: ዳራኪተር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    4: ካማራሜን ✔✔✔✔✔✔
    Ajoka Akrem hawey tesfa kay tiqerax ab gonka alna tanxsss 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊👊👊👊✌✌✌✌✔✔✔✔✔

    • @sulumcom3335
      @sulumcom3335 Рік тому

      Kkkk entay mo rekibu deknet enkae deka konka teblo aleka tergmo alka zerdaka ente koynu mergem yu eritreawi mekan

  • @esromyemane4073
    @esromyemane4073 2 роки тому

    Betami xebkti serh kexlo nefu moral daki eritran 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

  • @filmonemaha5062
    @filmonemaha5062 2 роки тому +3

    100 ግጥሚ
    100 ዜማ
    100 ክሊብ
    ሶ ብታሚ ጹቡቅ ስርህ ብሮ ናተይ❤❤❤

  • @rimadele6462
    @rimadele6462 Рік тому +1

    ዋውውው ማሽኣላህ ድምጺ ዕድመ ይሃብካ ማዓረይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🥰🌹

  • @ROONEY726
    @ROONEY726 2 роки тому +15

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብድምጹ ዝተማረከ❤

  • @mmmmm-uu7ci
    @mmmmm-uu7ci 2 роки тому +1

    Btami xuboq srah akrem asli qexlo metabiti 👏👏👏👏👏

  • @naodatobrhan3198
    @naodatobrhan3198 2 роки тому +4

    I am in love 🥰 😍 ❤️ with this song.... Alu nice job... kulu perfect lyrics, melody especially ur voice

  • @tekliteyob521
    @tekliteyob521 Рік тому +2

    ዋውው ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ
    ግጥማን ዜማኣን ወላ ክሊባ
    ❤❤❤ ተስፋ 'ለኒ ካብዚ ዝበልጽ ሒዝካልና ክትምለስ ክብረት ይሃበልና

  • @adyamfetsum3696
    @adyamfetsum3696 2 роки тому +5

    No words beka akeremey shikor director eti bilux timo kexiluwo 😍😍😍😍😍😍😍

  • @amanwedihabte9028
    @amanwedihabte9028 2 роки тому +1

    Good job ekram hawey btaemi zgerm dmtsi'yu deleka Bravo qexlelu🙏🙏🙏🙏

  • @Thisworldisnotbalanced
    @Thisworldisnotbalanced 2 роки тому +12

    Akrem,, ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ እትሰርሖ ስራሕ ግን ተጠነቀቅሉ ነዚ ናይዛ ኣብ ዛ ስራሕ ዘጋጠመ
    ኣብ መዋዕዊዒ ውን ማለት coming soon እትሰደሉ ውን ልዕሊ 15 ሰከንድ ክነውሕ የብሉን ወድሓንካ brother.

  • @fithawitesfay6942
    @fithawitesfay6942 2 роки тому +1

    ግጥሚ/ዜማ ባዕሉ ዝጽሕፍ ደራፊ ማራዩ ዝምስጠኒ አሞ ካ ክንድዚ ታዕሚ ዘልዎ ብሩህ መጻኢ ዘለካ ኢካ። thank you bro

  • @natnaelkibrom6168
    @natnaelkibrom6168 2 роки тому +3

    🎉🎉🎉🎉 ajona qeriba 1 m nebxhaya abzen 10 days. Eritrean Eritrawnet nqdmit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abitamedia8102
    @abitamedia8102 2 роки тому +1

    Best song ደስ የሚል ዘፈን ነው ወድጄዋለሁ from addis ababa (merkato) ይመችህ አቦ

  • @tesfaymengesha6032
    @tesfaymengesha6032 2 роки тому +9

    I'm speechless for this well done endeed u sing it for me next time even if you sneeze in the studio I will take it as a song

    • @2BriezDwomen
      @2BriezDwomen 2 роки тому +1

      🤣🤣sneezing song

    • @tesfaymengesha6032
      @tesfaymengesha6032 2 роки тому

      @@2BriezDwomen for real this one was amazing by the way if you are a girl can I play for you a sneezing song 😂😂😂

    • @tesfaymengesha6032
      @tesfaymengesha6032 2 роки тому

      @@2BriezDwomen for real this one was amazing by the way if you are a girl can I play for you a sneezing song 😂😂🎶🎶😜😀

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 2 роки тому

    ሸዊት ሰረቀ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ኢያ 🇪🇷🇪🇷all eritrean I Love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 2 роки тому +4

    Good job wedi eritrea supper talent of this generation ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NesroKedr
    @NesroKedr 18 днів тому +1

    Ertirea adey nzelalem neberi❤❤❤❤

  • @frezghigerezgher9382
    @frezghigerezgher9382 Рік тому +5

    መዳ ሓወይ መግለጺ የብለይን ነዚ ኹሉ ስራሕካ ❤🎉