New eritrean music 2021 | ኣይመቻኣክን | Aymecha'akn | by Abel Kflom

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ • 1,3 тис.

  • @ereyentertainment
    @ereyentertainment 2 роки тому +175

    ንግሆ ንግሆ ትምቅር ስራሕ!!! ብዘይፍለጠና መንገዲ ግዲ Update ትገብርዋ ኢኹም!!!

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +641

    ብመሰረት ጠለብ ናይ ብዙሓት ተኸታተልትና
    ምሉአ ግጥሚ ደርፊ #ኣይመቻኣክን
    ኣይመችኣክን
    ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ
    ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን
    ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ
    ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን
    እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ
    ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ
    "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ
    ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ
    እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት
    በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት
    ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ
    ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ
    ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ
    ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ
    ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ
    በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ
    ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ
    ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ
    ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ
    ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2)
    ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ
    ስለምንታይ ደኣ'የ(x4)
    ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ
    ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ
    ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ
    በዲልዋ ይብለኪ'ሎ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2)
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2)
    ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ)
    እዚ ናትኪ ድራማ
    በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ)
    ልበይ ሞት ይእከሎ
    ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ
    ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..!
    #share and #comment ትጽቢትና ኢዩ

    • @bienhurmussie7826
      @bienhurmussie7826 2 роки тому +5

      Mista derfi qurub filly alewa eza gtmi bro
      ንኣብነት መዋቲ ቀቲሉ ዘሎ ዝበልካያ
      መዋቲ ዩ ቀቲሉኒ ዘሎ ኢያ መስለኒ ።

    • @Tesfausnkey12345
      @Tesfausnkey12345 2 роки тому +4

      እዛ ሕደማ ኣብቲ ስምራ ሓዋዊስኩማ እንበር ጽብቅቲን ጥዕምትን ደርፊ ያ

    • @mihretabghebrehiwet2121
      @mihretabghebrehiwet2121 2 роки тому +4

      Blux eyu naybhaqi gtmi gn neta derfi endasemaeka emo nbeba kurub gegatat alewa bhafesha gn Thank you

    • @vic-nq3bb
      @vic-nq3bb 2 роки тому

      @@mihretabghebrehiwet2121 yeah hji komu agatimuni qurun tegematilu

    • @belilelovemerry9094
      @belilelovemerry9094 2 роки тому

      👌♥️

  • @jovanieduardo-vw9mf
    @jovanieduardo-vw9mf Рік тому +15

    ተዳሎ!! ተዳሎ!! ኣቱም ሰባት ተዳሎ!! እዋእ... ተዳሎ!! ዕጽወት!!
    ገለ ዓይነት ግጥምን ዜማን... RESPECT!!!

  • @Cr-uy3cj
    @Cr-uy3cj 3 роки тому +295

    ኣቢ ናትካ ዝፈትዎ ንአዝኒ ዘይርብሽ ሙዚቃ ኢካ ትጥቀም ኣጆካ ቀጽሎ ቡሉጽ ስራሕ 100%

  • @akremsied4782
    @akremsied4782 9 місяців тому +19

    Who still listening this song in 2024

  • @First_love510
    @First_love510 3 роки тому +412

    ግጥምን ዜማን ተዳሎ 100%
    ድምጺ .. ኣቤል 100% .. ካብ ብሉጻት ብሉጽ ስራሕ 👍👍👌

    • @hanibal4461
      @hanibal4461 2 роки тому +6

      Leke endo nay tedalo koyna eya ezi kulu mekeret

  • @itsmehani1705
    @itsmehani1705 3 роки тому +88

    ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 100 ግዜ ይሰምዓ እሞ ግን ካኣ ዘይመንዋ ጸጸኒሓ ውሽጠይ ትትንክፈኒ: ልበይ ጽቡቅ መድሃኒት ረኺባ ኣላ እሞ ተዳሎን ኣቢን ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም።

    • @sebyumekseb2998
      @sebyumekseb2998 2 роки тому

      @Daniel Girmay {leli}100 kea alewo ha ha ha ha 😂

    • @ertrawimkanekulyu7186
      @ertrawimkanekulyu7186 2 роки тому +2

      100×5 min =8 hour sebey gizeka tetekemelu kemzi nahna nngho hanti yeakleka bzkone nice music

    • @wedimengs6891
      @wedimengs6891 2 роки тому +2

      ፖው ከምዚኣ ኮመንት ገጢማትኒ ኣይትፈልጥን አያ f1 ቦምብ

    • @fiorinatu7330
      @fiorinatu7330 2 роки тому +1

      Wela ane 😘😙😘😙😙

  • @kevenaki7581
    @kevenaki7581 3 роки тому +825

    ናይ ኣቢ ኣድንቅት እስክ ገለ በሉኒ

    • @naninani6389
      @naninani6389 3 роки тому +12

      ገለ 🤪🤪

    • @e.f7201
      @e.f7201 3 роки тому +17

      Ezi wedi dmxu trah aykonen wela eti mnqsqasu zekeyfeni 🙏👌✅☑️👍

    • @Lofty_boy_58
      @Lofty_boy_58 3 роки тому +7

      ኣቢ ዓርከይ ስሑል ጎሮሮ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому +2

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey

    • @hagostesgayliverpool5376
      @hagostesgayliverpool5376 3 роки тому +3

      ገለ

  • @Eritreamyblood
    @Eritreamyblood 3 роки тому +251

    እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕፈልካ ኣይፈልጥን ኢየ፡ ግን እንታይ ትብል ኣለኻ ንኽሰምዕ ንመዓልቲ ብዉሑድ 8 ግዜ ስቅ ኢለ ይሰምዓ፡ እቲ ህድኣት ድምጺ ደራፋይ ምስ እቲ ምቁር ልኡም ሙዚቃ ተሰንዩ፡ ነዚ ልበይ ፍሕትር የብሎ፡ ቀሊል ደራፋይ ከም'ዘይኮንካ ኣቀዲመ ኣስተውዒለልካ፡ ዘውጻካ ገጣማይን ዘያማይን እንተ ረኺብካ ውን፡ ዓቢ ደራፋይ ሃገርና ከም ትኸውን ይፈልጥ ኢየ። እንተ እዛ ደርፊ ግን ስቕ ኢለ፡ ይሰምዓ እሞ ሓሳብ ይመጸኒ፡ ሓሳበይ ከይ ወዳእኩ ትውደኣኒ፡ ይደግማ፡ ሓሳብ ትውስኸኒ፡ ትውዳእ ይደግማ፡ በቃ ከም'ቲ ዘበልኹኻ ኢዩ፡ እንታይ ኢለ ክጽሕፈልካ ጠፊእኒ፡ ግን ብሓቂ ብሓቂ ይብለካ ኣለኹ ኣዝያ ብልጽቲ ሕጂ ዘይኮነ ንድሕሪ ሕጂ ንወለዶታት ክትስማዕ ኢያ። ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ ኢዩ።
    እንተ ተዳሎ ግን ደሓን፡ ኣብ ላባላቶሪ ድዩ ዘቃምሞ ኣብ ስትድዮ ኣይፈልጥን፡ ነዚ ወለዶና ግን ፈውሲ ኢኻ ኮይንካዮ። ቫክሲን ናይ ጥበብ ኢለካ ኣለኹ።
    ከም'ቲ ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ኣቢ ምስ ታዲ❤🙏🏿✌🏿🎼

    • @yonasgebreslase5458
      @yonasgebreslase5458 3 роки тому +6

      Naybhaki sorry eta gitmi eba tehafeley 👍😍😍

    • @weysebdeqeytblradio5526
      @weysebdeqeytblradio5526 3 роки тому +14

      Comment kxhf ile tebegise, Ab mongo gn eza natka ms anbebku yxhfo dye zeleku yenbbo ayteredeann. Kblo zhasebku ab’u xenihuni. Tnx!

    • @adudali9060
      @adudali9060 3 роки тому +4

      Astebhlka/ki aleka/ki.

    • @ወዲኣባት
      @ወዲኣባት 2 роки тому +5

      ኣነ ከማን ከምዚ ከማካ እየ ኣደ ክልተ ደቀይ ብሰንኪ ነገር ገዛ ገዲፈላ ወጼ ኣብዚ ሰሙን እንታይ እሞ ክንብል ኢና ካብ ስድራ ርሕቅናስ ካብ ደቅና ከኣ ሪሕቅና::

    • @Selam-Selam-j7l
      @Selam-Selam-j7l 2 роки тому +3

      @@ወዲኣባት ajoka Hiwet kemu eu, sidet sdi

  • @fanielged1662
    @fanielged1662 3 роки тому +115

    ኣብ ኤርትራ ዝስራሕ 🎧 በጣዕሚ ይመስጠኒ ኣቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому +3

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey

  • @itsmehani1705
    @itsmehani1705 3 роки тому +63

    ኣነ እዛ ደርፊ ሓደ ሚልዮን ከይበጸሐት ካብ ምስምዓ ዘቋርጽ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ጣዕማ ከም ነቢት እናሓደረ'ዩ ዝምቅረኒ ዘሎ።
    ከም ትምኒተይ 1 Milion በጺሓ Congra Abi

  • @bereketmichele2339
    @bereketmichele2339 3 роки тому +136

    ኣቢ ኣቢ ብሉጸይ ኩሉ ግዜ ትሑቱን ሙቅሩን ዜማን ድምጺን ሕዝካ ምስ መጻኻ ንኣቢ ዝፈቱ እስከ ላይክ ረጊጹ ይሕለፍ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому +1

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey

    • @HÑÀĎĹòVÈ
      @HÑÀĎĹòVÈ Рік тому

  • @nahomeritrawiy2449
    @nahomeritrawiy2449 2 роки тому +29

    ኣይመችኣክን🎼
    ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ
    ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን
    ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ
    ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን
    እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ
    ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ
    "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ
    ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ
    እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት
    በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት
    ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ
    ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ
    ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ
    ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ
    ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ
    በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ
    ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ
    ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ
    ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ
    ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2)
    ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ
    ስለምንታይ ደኣ'የ(x4)
    ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ
    ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ
    ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ
    በዲልዋ ይብለኪ'ሎ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2)
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2)
    ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ)
    እዚ ናትኪ ድራማ
    በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ)
    ልበይ ሞት ይእከሎ
    ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ
    ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..!

  • @ahmedjrahmedjr6542
    @ahmedjrahmedjr6542 2 роки тому +80

    I'm from somalia 🇸🇴🇩🇯🇪🇹🇪🇷❤️
    We are brothers 🥺

  • @Ni.M.O
    @Ni.M.O 2 роки тому +61

    ግጥሚን ዜማን ተዳሎ 👑100❤
    ድምጺ ኣቤለይ 👑❤1000
    ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ like ☝😘

  • @yosanbbgirl4565
    @yosanbbgirl4565 3 роки тому +35

    Derfi sie gele aynet nera entay mo semaie endo sanet ❤️❤️ bailey 1 million kebxha endiye forsa trah abitey shkor

  • @Robi-94
    @Robi-94 3 роки тому +76

    ስራሓት ናይዚ ቆልዓ እዚ ኩሉ ግዜ 100% እንታይ እሞ ህዝብና ጥዕም ደርፊ ዘይፈልጥ ኮይኑ

    • @abelabu3928
      @abelabu3928 3 роки тому +1

      ናይ ብሓቂ ትክክል

    • @iteentertainment
      @iteentertainment 3 роки тому +3

      ኩቡር ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ የቀንየለይ

    • @Robi-94
      @Robi-94 3 роки тому +2

      @@iteentertainment ኩቡር ሓወይ ኣይገብረልካን ኢየ sorry

    • @nasserahmed1012
      @nasserahmed1012 2 роки тому

      @@Robi-94 😂🤣

    • @samielissak
      @samielissak 2 роки тому

      Ney bhaqi

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +138

    ኣይመችኣክን
    ኣይጥዓመክን ዘሎ እነግር ኣሎ ዓይንኺ
    ኣይጥዓመክን ኣይጥዓመክን
    ኣይመችኣክን ዘሎ ምቅባሩ ት'ግብርኺ
    ኣይመችኣክን ኣይመችኣክን
    እንተ ሓሸኒ'ልኪ ገዲፍክኒ
    ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ
    "ኤህ" ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ
    ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ
    እናወራረቅኪ ነዞም ቃላት
    በዲሉኒ'ልኪ የእሚንክዮም ሰባት
    ሕልናኺ ደሞ ክዒቡኪ
    ተጻሊእኪ በቃ ምስ ንስኺ
    ቁንጣሮ ኣበረይ ኣርኢኺ ከም ጎቦ ኮሚርክዮ
    ኪድ ከይበልክዮ ንፈቃር ልበይ ብሜላ ርሒቅክዮ
    ገሪሙኒ መሲልኪ ከተምስሊ
    በዲላቶ ከይብሉኺ ተታልሊ
    ዝበደልኩ ጌርኪ የዕሊልክለይ
    ልበይ ሴርኪ'ስ ኣሽካዕሊልክለይ
    ልቢ በዲላ ትብል ዘረባ
    ኣፍሪሃትኪ ከም ጸበባ(x2)
    ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ
    ስለምንታይ ደኣ'የ(x4)
    ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ
    ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ
    ንሰብሲ ድሓን ኣደናጊርክዮ ኣለኺ
    በዲልዋ ይብለኪ'ሎ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ ኣይትበልዮም
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ ኣይትህሰዮ(x2)
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ(x2)
    ሓቂ ምሕሳማ--(ይእከለኪ'ባ)
    እዚ ናትኪ ድራማ
    በዲለ ይሕመ'ሎ--(ይእከለኒ'ባ)
    ልበይ ሞት ይእከሎ
    ክስኺ ይብል ኣሎ መዋቲ ቀቲሉኒ ዘሎ
    ሕልና ምትላል ይእከለኪ'ባ ምስ ጠቀነ ምውዓል
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ከይፈለጠኒ'ንዴ ሃስየዮ
    ቀስ ኣቢለ'ንዴ ቀቲለዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ
    ሓቂ ኣምሲለ ኮየ ሓስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት'ዩ ኔው በልዮ..!

    • @nahomyosief2837
      @nahomyosief2837 2 роки тому +8

      ስሎው እንተ ትከዉን እዛ ደርፊ መትሓዚ ኣይምተረኽባን ፡ ከምታ እቲ ሓደ ወዲ ብላይፍ ዝደረፋ ምኽንያቱ እቲ ግጥምን ዜማን ቁሩብ ጋግ ጌሩ ኮይኑ ተራእይኒ ፡ብዘይ ባንድ ትዝታ ያ ኔራ ፎርምኣ ፡ ሶ ግን ሪኢቶይ ዩ ጽቡቅ ስራሕ ብሓፈሻ ንፉዓት ።

    • @eyobkidane5401
      @eyobkidane5401 2 роки тому +3

      Yes slow ketekowen neruwa

    • @hermonhaile8457
      @hermonhaile8457 2 роки тому

      Ke
      V p PS

  • @sesen2027
    @sesen2027 3 роки тому +182

    አንተ ሓሸኒ ኢልኪ ገድፍክኒ
    ፍቅሪ ዋዛ ኮይኑ ጠንጢንክኒ
    አህ ክብል ኣይዝክርን'የ ክረግመኪ
    ግዳ ሕሉፍ ኢድኪ ጸኒሑኪ
    አንዳ ወራረድኪ ነዞም ቃላት
    በድልኒ ኢልኪ የሚንኪዪም ሰባት
    ሕልናኺ ዶሞ ኪዕብኪ ተጻሊእኪ በቃ ምስ ነብስኺ:: 5/12/2021

  • @abelmehari7583
    @abelmehari7583 3 роки тому +18

    ዋውውውውው ኣታ እዚ ናይ ሎሚ ቅነ ደርፍታት ክንደይ ክስሕበካ ማዓት ዩ ይኣኽ ገለ ዓይነይ ሓቢቢ ቀጽሎ ብጣዕሚ ንፉዕ

  • @atakltielias
    @atakltielias 2 роки тому +362

    መጀመርታ ነዛ ደርፊ ኣብ'ታ ዝሓለፈት ሓፍትና ዮሃና ተዘይተጋግየ ክትደርፋ ከላ'የ እየ ሰሚዐያ፡ እናክሰምዓ ኸኣ ምስላ ይርኣየኒ ማራ ሕማቕ ስምዒት'ዩ ዝፈጥረለይ😭 እግዚኣብሄር ኣብ የማኑ የንብራ ሓፍተይ🙏፡ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ 🤔

  • @mehariaman6660
    @mehariaman6660 2 роки тому +11

    ኣብ መዓልቲ ከይሰማዕክዋ ክሓልፍ ዘይደሊ ሙዚቃ 💙💙💙

  • @masimobruuh6954
    @masimobruuh6954 2 роки тому +6

    Dhri nay Taniko 2004 zsemaenayo derfi,,,Nfelema hji Tuum derfi semiee. Aygermekumin!!! Bravo 👏👏👏

  • @helensolomon805
    @helensolomon805 2 роки тому +28

    Bingoo 1M👏. ሚልዮን ን ክትበጽሕ ዘይነዓቅ ኣበርክቶ እየ ጌረ ካብ ዝፈልጣ ምስማዕ ኣየቃረጽኩን።

  • @Mikisemerab
    @Mikisemerab 3 місяці тому +2

    እዝኣ ደርፊ ስ ብኽመይ ክገልጻ ኢየ ሰምዐ ምጽጋብ ስኢነላ ኣቢ ወዲ ኤረይ ኣጃክኣ ቀጽሎ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @danielberhane9870
    @danielberhane9870 3 роки тому +36

    ኣነስ እቲ ኩሩዕ ምባልካ ስ ከጸልልን ዩ ዘድሊ

  • @robelamanuel2424
    @robelamanuel2424 3 роки тому +32

    I can't stop listen👂 wow😍😍😍ሓቂ ምሕሳማ እዚ ናትኪ ድራማ በዲለ ይሕመ ሎ ልበይ ሞይቱ ከሎ ክስኪ ይብል ኣሎ መዋቲ ኢዩ ቀቲሉኒ ዘሎ

    • @oneday1055
      @oneday1055 3 роки тому +1

      Wawwww blxti drfi aya azie

    • @robelamanuel2424
      @robelamanuel2424 3 роки тому +2

      ሓቂ ኣምሲለ እካኤ ሃሴዮ ክይፍልጥኒ እንዴ ሃሴዮ ቀስ ኣቢለ እንዴ ቅቲለዮ ዕባራ ምክኒት ኢዩ ኔው በልዮ ሓቂ ኣምሲለ እካኤ ሃሴዮ ዕባራ ምክኒት ኢዩ ኔው በልዮ

    • @iteentertainment
      @iteentertainment 3 роки тому +1

      ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ የቀንየለይ

  • @halimahalima1556
    @halimahalima1556 2 роки тому +15

    ግብርኺ እናርሓቀኒ ንልበይ እናሳጎጎ
    ጠንቂ'ዶ 'ኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝባሃጎ!!!!!!!

  • @yafu3198
    @yafu3198 3 роки тому +8

    ኣብ ናይ ጥበብ ምንባር ካብ ትፍጠር ሕማቕ ስራሕ ኣይሰማዕናን ከቶ ውን ኣይረኣናን ጥበብካ ይባረኽ ኣቢቲ

  • @danielteklzghi4357
    @danielteklzghi4357 2 роки тому +8

    Modell 100%
    Getmi 100%
    Zema 100%
    Clip 100%
    Voice 100%
    Anes agibela eye thank you so much ❤️ ab mexai ka i hope kabzi nelali deki erey shikorinatat

  • @estifanosamanzgi7200
    @estifanosamanzgi7200 3 роки тому +45

    ከም ወትሩ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ሓውና: ኩሎም ስራሕካ ደስ ዝብሉ ሉኡማት እዮም ኣጆካ መመሊስካ በርትዕ: ኣባይ ሃቢብካ 🥰🎼ኢካ ኣብ ነብሲወከፍ ሰማዒ ትግርኛ ከምትሃብብ ውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ’የ 🍀

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey

  • @saronkeste97
    @saronkeste97 Рік тому +6

    Men alo ab 2023 ksab hji semeu zyxegba ❤

  • @haymanottesfaye3119
    @haymanottesfaye3119 2 роки тому +4

    በጣም ደስ የሚል ዘፍን ተሰምቶ የማይጠገብ በረታ ወንድሜ

  • @michaelabraha770
    @michaelabraha770 3 роки тому +42

    "ሓቂ ኣምሲለ እየ'ኮየ ሃስየዮ
    ዕባራ ምኽኒት ኢዩ ኔው በልዮ"
    ብሉጽ ስራሕ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому +1

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey

  • @merontekie4612
    @merontekie4612 2 роки тому +5

    I dont know why but i like this song very much. ልዕሊ 100ግዜ ሰሚዐያ እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን፡

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +158

    #Abelkflom...young eritrean star....#ኣይመችኣክን
    1,000,000 views
    #ንኹላትኩም ...ዘስተማቐርኩማ
    #ንኹላትኩም ...ብዘይ ዕረፍቲ ዘተባባዕኩም
    #ንኹላትኩም #share ብምግባርን ርአይቶ ብምጽሓፍን ዘተባባዕኩም ኣብ ዕቤት አዚ ውልዶ ኮኾብ #ኣቤል ክፍሎም ዓቢ ኣበርክቶ ኢዩ አሞ ኣዚና ነመስግን፡፡
    " ኣበል ክፍሎም " ብዘለዎ ብሉጽ ዓቕምን ብሉጽ ስነ ምግባርን ኣብ ቀረባ አዋን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክበጽሕ ምኻኑ ካብ አንተኣማመነሎም ውልዶ ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ኢዩ'ሞ ምትብባዕኩም ክትቅጽሉ ከም ልሙድ ለበዋና ኢዩ፡፡
    "ብናትኩም ምትብባዕ 2,000,000 Views ኣብ ሓጺር መዓልታት"
    ua-cam.com/video/4Mp28nNIbN4/v-deo.html

  • @WEGIE-LBI
    @WEGIE-LBI 2 роки тому +1

    ውህደት ሙዚቃ ይበል በቃ፡ ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ ንልቢ ዘረስርስ፡ love pro pictures, 38hrs! Incredible!

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 3 роки тому +11

    ህድኣት ኣደራርፋኻ ንደርፍታትካ ተሰማዕትን ተፈተውትን እዩ ዘገብሮም ሓደራ ቅዲ ኣደራርፋኻ ኣይተቀይር. ጽቡቅ ዕድል ድማ ይምነየልካ

  • @ሜሎዲ
    @ሜሎዲ 3 роки тому +8

    ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይትምኖ ብልጽቲ ስራሕ ኣቢ 🇪🇷🇪🇷🐪🐪💯💯

  • @ሰላምይንገስ
    @ሰላምይንገስ 2 роки тому +6

    ወትሩ ብሉጽ ስራሕ TYO ዓርከይ ኣቢ ብዓል ምቁሉል ጠባይን ሙኡዝ ድምጽን ሓወይን መሳርሕተይን ኣብ ዘልኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነ ፍትዋተይ !

  • @habeshagenz2092
    @habeshagenz2092 2 роки тому +62

    I'm happy our music is improving. Let's go millennials & gen z ✊✊

    • @dalcod
      @dalcod 2 роки тому +2

      I thought he belongs to Gen Z. If he is Gen Y (Millennial) that is cool - he belongs to my generation, but I'm proud of his talent regardless.

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 роки тому

      @@dalcod He looks young tho

    • @abudysalah4757
      @abudysalah4757 2 роки тому

      wala ane 😥

    • @helloworld6082
      @helloworld6082 Рік тому

      he is 30th round. probably 23-23 years old

    • @helloworld6082
      @helloworld6082 Рік тому

      @@dalcod he is 30th round. probably 23-23 years old

  • @achusport
    @achusport 3 роки тому +13

    ኣቢ ቡሉጸይ ቸንቶ 💯 ኢለካ ንድየ ቀደም።
    ግን እታ ክናፍቆ እየ ባ ክሊፕ ክበሩላ ኤሪ ዋን ታች ብስኣን ክሊፕ ዝሰምዓ ስኢና ብልጽቲ እንከላ።

    • @yafeteyob7021
      @yafeteyob7021 3 роки тому +1

      Thank u bro i been thinking the same thing✌

    • @ዘቤሄረማይተ
      @ዘቤሄረማይተ 3 роки тому

      Senu arkey abiti zkirekayo alka do mabiti mkonu filand 😘😘

    • @achusport
      @achusport 3 роки тому

      @@ዘቤሄረማይተ ታይ ትዝክሮዶ ጥራይ ን ኣቢ ደኣ ትረኽቦ ዶ ዘይትብለኒ

    • @ዘቤሄረማይተ
      @ዘቤሄረማይተ 3 роки тому

      @@achusport ፈሊጥካኒ ኣለካ ዲኪ ሰበይ😂😂😂ኬባት እየ

    • @achusport
      @achusport 3 роки тому

      @@ዘቤሄረማይተ ሸቲትካኒ ኮ ዞማይ ሽኮር 😂😂

  • @ykunoteddy6279
    @ykunoteddy6279 Рік тому +1

    ናይ ብሉጻት ብልጽቲ ደርፊ ቀይሕ ዕምባባ ኢኻ እሞ በርትዕ ከም ኣያታትካ ዓወትን ዕብየትን ይምንየልካ።

  • @berofayohagermedia9215
    @berofayohagermedia9215 2 роки тому +5

    ግብርኺ እናኣርሓቀኒ ንልበይ ናሳጎጎ
    ጠንቂ ዶኸ ጌርክኒ ምፍላይና ዝበሃጎ
    ልቢ በዲላ ልቢ ቀቲላ ዝብል ዘረባ ኣፍሪሓትኪ ከም ጸበባ

  • @samitahama1278
    @samitahama1278 2 роки тому +2

    እዛ ደርፊ ቅድሚ ወርሒ ኣብ ዝኾነ ኣንጎሎ ትስማዕ ኔራ ግን ኣቢ ከም ሓድሽ ምኻኑ ብዙሕ ኣይትፍለጥንያ ኔራ መንዩ ናይ መንያ እዩ ዝብሃል ኔሩ ሳላ ቲክቶክ ሕጂ ዩ ሰብ ረኺቡ ኣስተማቂርዋ፡ ብብዝሒ ድማ ትጎዪ ኣላ ሚልዮናት ክትርአ ዘለዋ ማራ መጸለል ስራሕ እያ❤❤❤፡ ቲክቶክ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ኣሎ።

  • @Bahgi12xbah
    @Bahgi12xbah 3 роки тому +62

    One day you Will became like Abraham Alem ( Abi👑)🇪🇷

  • @ንለውጢሂወት
    @ንለውጢሂወት 2 роки тому

    ,ኣቢ ጅግና ብጠዕሚ ብሉጽ ስራ ኣረካና ቀጽሎ ፡
    ሓደ ነገር ግን ትገርመኒ ኣብ joy ተዝርገሀት ደርፍካ ካብተ ብሉጻት ናይቲ ዓመት ኢለ አየ ዝሓስብ ግን ከኣ ካብ ትጽቢተይ ወጻኢ ኣይተረኣየትን ኣነ ብውልከይ እታ ደርፊ ክደጋግማ እየ ዝውዕ .ወላ ክሓስቦ ከለኩስ ነዓይ ጠራይ ድያ ጠዕምቲ ክሳብ ዝብል ኮይነ
    ኩልና አስኪ ነዚ ውልዶ ናይጽባ ኮኾብ ነተባበዓዮ ደቂ ኤረይ ኩሉ ኣብ አድና እዩ እቲ
    ሸር ኮመንት ላይክ፣፥

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +107

    Thanks for 2M views!!!!! ab 3M yerakbena
    bzuhat sebat ab "Spotify" yetwuwa elkum xhifkumulna nerkum emo atya mhlawa nebesrekum netom ab Spotify ktsemewa zdelekum

    • @rawanali2487
      @rawanali2487 2 роки тому +3

      Tnxx

    • @michealteklit4051
      @michealteklit4051 2 роки тому +3

      Nay behaki eyu tesfew menesey bejakum thbabrni telefoon natu kerkbo delel aleni

    • @tirhashabteg1366
      @tirhashabteg1366 2 роки тому

      wa wwWWWWW2A3W IS 22WWWWW 22WWWWW 22 and 2222 2W22222 was w

    • @ሰላማዊ
      @ሰላማዊ 2 роки тому

      apple music ke? Yelan gberiwa

    • @Even12526
      @Even12526 2 роки тому

      @@rawanali2487 y

  • @Usher.Mk77
    @Usher.Mk77 2 роки тому +1

    Nice jop ምሰ ናተይ ሕይወት ትከይድ ደርፊ እያ Thanks

  • @fithawitesfay6942
    @fithawitesfay6942 2 роки тому +5

    ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ተዳሎን ኣቢን።ሓደ ካብቶም ኣብ ዝልዓለ ደርጃ ክበጽሑ ተስፋ ንገብሮሎም አካ። well done guys.!!!!!

  • @BilUmom
    @BilUmom 3 роки тому +2

    Abitey ata sebay nay bhaqi kef zelewa derfi eya ajoka keep it up bro 🔥🔥💯👍❤🎶🎼🎶🎶

  • @abitijhon8431
    @abitijhon8431 3 роки тому +5

    Aye sebaye kulu gizae bluxe serah abi hawey❤🔥👏

  • @hagosgebermeskel8261
    @hagosgebermeskel8261 2 роки тому

    Xebuq serha hawey natey abey da narka kesab hji gele aynet gororu Bteami xebqti qoxlo ajoka Bravo wedi Remy

  • @fthishikor5822
    @fthishikor5822 2 роки тому +6

    ዘበne ጉፉዓት ዩ happy new year ጉፉዓት

  • @yosiefarefaine7017
    @yosiefarefaine7017 2 роки тому

    Eznena haxibekayo eka emo tanks abi beluxe 🇪🇷🇪🇷

  • @sesenggtube6473
    @sesenggtube6473 3 роки тому +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እቲ ኣብ ሽግርን ፀበባን ዘሎ ህዝብና ምሕረት የውርደና ፈጣሪ ሓላላተይ የቀንየለይ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls fetewti shura band mdana pls ata tehababeruna yehwat bejakum

  • @asmer52
    @asmer52 2 роки тому

    Ewyyy nay emo ketexelleni endya eza derfi kexlo abiteyy mekseb 🇪🇷🇪🇷❤🥳🥳❤

  • @drwizy8779
    @drwizy8779 3 роки тому +4

    ድምጺኻ ብጣዕሚ ትሒቱ ኣሬንጅመንት ስቱድዮ ቕሩብ ሃስይዋ ነዛ ስራሕ እንበር ገለ ዓይነት ዜማን ግጥምን👍👍👍

  • @muluebrhanangosom3363
    @muluebrhanangosom3363 2 роки тому +2

    Abi wldo snetbebawi gn kea with big Talent 1mio kebxhaye baeley ajoka 🥰👊🏿🇪🇷🙏🏾

  • @mitslalokubay8296
    @mitslalokubay8296 2 роки тому +27

    It should hit millions of views,i hear this song of him and the old one 1000 times a day....he got incredible talent and beutifull voice🥰🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @mitslalokubay8296
      @mitslalokubay8296 2 роки тому +1

      200k since i commented ....let's go guys😊🥰,it deserves alot👌

    • @mitslalokubay8296
      @mitslalokubay8296 2 роки тому

      It already hits wow😍😍🇪🇷

    • @lovesweetheart3456
      @lovesweetheart3456 Рік тому

      😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 2:36 2:38 😂😂😂😂😂 2:46 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @lovesweetheart3456
      @lovesweetheart3456 Рік тому

      😂😂😂

  • @KevenKbrom-ye2vd
    @KevenKbrom-ye2vd Рік тому +1

    Wedi qushet eye ETA clip dehri gezawetena eya teseriha....❤❤❤❤❤

  • @hebrondaniel7173
    @hebrondaniel7173 3 роки тому +5

    ኣቢቲ መቅሰን ደቂ ኤረ ererer ሃየ እስከ ነተባባዓዮ ነዚ ናይ መጻኢ ሓያል ድምጻዊ

    • @natieri2399
      @natieri2399 3 роки тому

      selamat yehwat deki rimey subscribe bkbri nehatt alena emo tehababeruna ab nati eri 1000 ktbexh tehababeruna pls deki erey pls

  • @selammebrahtu4747
    @selammebrahtu4747 2 роки тому +1

    Dhri mot nayza haftna iye mexie. Melkti nerwa tblo nerwa 😭. Bselam erefi haftey. Hawey kea tum dmxi ms abi melkti zelewa. Nfaker hadera seytan edl aynhabo keyhgos.

  • @yenasgebremichaelgebray6079
    @yenasgebremichaelgebray6079 3 роки тому +216

    ጽቡቅ ስራሕ ብታዓሚ

  • @merhawi3411
    @merhawi3411 3 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ግጥሚ ጥዑም ድምጺ ቁሩብ ዜማ ረባሺ ኮይኑ ነቲ ቃላት ናይ ግጥሚ ጽቡቅ ንኸይ ስማዕ ይኽልክሎ ኣሎ እምበር ናይ ብሓቂ ሓያል ስራሕ

  • @ruftanawolday376
    @ruftanawolday376 2 роки тому +8

    I can't get enough listening to this song

  • @eririz8556
    @eririz8556 2 роки тому +1

    Bro, I Like you😍🤣🤩😍
    Kab wedi eriy kabzi nlaili iye
    Zmne bertiiiiii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ወዲኤረይዕባይቃዛ-ሐ5ሐ

    ሰሚዔ ክመንዋ ዘይካኣልኩ ስራሕ
    Good job ደቂ ኤረይ

  • @yorsalemnegashtesfatsion8069
    @yorsalemnegashtesfatsion8069 2 роки тому +1

    Halalatey kemay geru zfetwekum do yhlu ykewin deki erey 🇪🇷 edme yhankum.
    Abitey nay hmamey xbuk Srah .love you 😘.

  • @brhanmedia9487
    @brhanmedia9487 2 роки тому +5

    1M Congratulations Abi Hawna ab Qexali Kabzi Nlael knxbe Ena. Eri One Touch Entertainment kea qexlwo nezi ab zemenawi mmlas tgebrwo zelekum thanks ❤️.

    • @EriOneTouchEntertainment
      @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +3

      thanks so much
      ኣብነታዊ ኣተባባዒ ኢኻ/ኺ ፡ ፍቓደኛ አንተ ኮንካ email ናትካ ናብ " tesneveragain@gmail.com" ስደደልና
      አታ ትቕጽል ደርፉ ቅድሚ ምዝርግሓ ቅድሚ 1 hour link ክንሰደልካ/ኪ

  • @SSaymon-n9p
    @SSaymon-n9p Рік тому +1

    Abi nay behaqi lebi meneseyt ztnkf eiyu nay ko ab lebey zenbro zedrfley koynu zesmani aymechakn kebl klo meglxi yebleyn so edemn tena asalton ❤❤❤

  • @onelove_93
    @onelove_93 3 роки тому +4

    Anta ane nezi wldo mqur dmtsi btaemi ye ftwwwww zeblo. kulen derftatu eyen zmstani love u Abi shkor & great job keep going 💕💕💕💕.

  • @ጃናኤርትራዊ
    @ጃናኤርትራዊ 3 роки тому +1

    ኣቢ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ቡሉጽ ናይ ቡሉጻት በርትዕ💗💞💞💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you deqi erey💗💞🇪🇷🇪🇷💞💞🇪🇷

  • @kejuwelel1724
    @kejuwelel1724 3 роки тому +3

    Seb TikToka abey alekum fah fah ablwo za derfi metan buzuh ktreayelu 🙏❤️

  • @churazemen3364
    @churazemen3364 2 роки тому +2

    ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ተስፋ ይገብር ኣብ ቀረባ ግዜ ክትምለሰናስ ❤❤💛❤❤

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 2 роки тому +4

    Tedalo is immensely talented and unique guy.

  • @matiwesephrem660
    @matiwesephrem660 2 роки тому

    ይቀንየልና ኩቡር ሓውና 🇪🇷
    ኣምህርካ ኣለካ፡ አምበር ትዓሳስ ብዝሑ ኣሎ ግን አታይ አሞ ንዘይትአርመሉ ዋና ስኑ ኣሎ ፍቅሪ
    ግዜ ከፍኡና ወለዶ ዘበን💔💔💔

  • @kisanetberhane3758
    @kisanetberhane3758 2 роки тому +3

    I can't stop listing this song. I'm in love with this song 🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kulunxsebukeu2919
    @kulunxsebukeu2919 2 роки тому

    Tedalo zbluka bruksi 🙏nezi aezanna eko fewiskayo 🎧ms abi hawna teum demtsi👍 kexselwo deki erey 🇪🇷mearey ajona teketatelti kea netebabayom 👍🎵🎵

  • @yelenperfection5082
    @yelenperfection5082 2 роки тому +27

    1 mil...congrats to abel and evervbody that was part of this great song!!!
    Update: its now at 3 milion. It doesnt get any better than this. Congrats to everyone again!!
    Update again: 5.6 and counting.

    • @EriOneTouchEntertainment
      @EriOneTouchEntertainment  2 роки тому +9

      thanks so much
      ኣብነታዊ ኣተባባዒ ኢኻ/ኺ ፡ ፍቓደኛ አንተ ኮንካ email ናትካ ናብ " tesneveragain@gmail.com" ስደደልና
      አታ ትቕጽል ደርፉ ቅድሚ ምዝርግሓ ቅድሚ 1 hour link ክንሰደልካ/ኪ

    • @helloworld6082
      @helloworld6082 Рік тому

      5.3M

  • @tsehayyebio976
    @tsehayyebio976 2 роки тому +2

    Nice Job Brother God bless you Azmarino

  • @isaiasm.8589
    @isaiasm.8589 3 роки тому +7

    ክመንዋ ዘያካኣልኩ ደርፊ። 💙💙

  • @ekramemana6123
    @ekramemana6123 2 роки тому +1

    🇪🇷🇪🇷Masllah nice song I listen to it everyday this my best since 1991 till 2021 it's best God job u better si get all best thanks so much even in car I listen to it my whole family listen to it masllah Abel hawey xibok serah ❤️🇪🇷💞💕💐

  • @selamyohannes5065
    @selamyohannes5065 2 роки тому +4

    Beyond proud our new star 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 forever

  • @genetsolomon1543
    @genetsolomon1543 2 роки тому +5

    I can't stop to listening this song🎶🎤 keep going ma bro😘🇪🇷🇪🇷

  • @bzeyegedis8254
    @bzeyegedis8254 2 роки тому +10

    Haki amsile ikaye haseyo
    Keyfeleteni indye hasyeyo
    Kes abile indye ketileyo
    Ibara miknyit iyu new belyo (2) mara des ilatni 🤩🤩🤩
    Btami des tibl sirah 💪🏽💪🏽🥰🥰😘😘

  • @abieltekle3103
    @abieltekle3103 3 роки тому +2

    Ata shekor arkey kemey dika natey so nic job abitey shekor from kachi

  • @natizi8391
    @natizi8391 Рік тому +3

    Even after 1 year still my favorite from the list ❤

  • @febenyosief695
    @febenyosief695 2 роки тому

    Wawwwww nic song i love you so much from Eritrea live in Sudan Dani 💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪kaxelo Abi Borther

  • @eyobembaye6296
    @eyobembaye6296 2 роки тому +16

    2.2M this song is still addictive ❤
    See you on 3M. I am known for loving this son so much.

    • @eyobembaye6296
      @eyobembaye6296 Рік тому

      @@zebibtekietekie6072 who ever you are I FUCKING LOVE YOU ❤. Was tired of studying all day and this made me smile.

    • @eyobembaye6296
      @eyobembaye6296 Рік тому

      @@zebibtekietekie6072 Top track on my spotify!

    • @zebibtekietekie6072
      @zebibtekietekie6072 Рік тому

      😄 glad made u smile, 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

    • @zebibtekietekie6072
      @zebibtekietekie6072 Рік тому

      right time ha, study hard work hard play hard,

  • @abelbelexe2035
    @abelbelexe2035 2 роки тому

    ብጣዕምኢ ደስ ትብል ደርፊ zarkey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😮😮😘😘😘

  • @haniking8765
    @haniking8765 3 роки тому +24

    ካብ 03:10 ክሳብ 03:30 ዘላ ኣባህላ🔥✅
    ✍️ሓቂ ምሕሳማ፥ (ይእከልኪ"ባ) እዚ ናትኪ ድራማ፤
    በዲሉ ይሕመ ኣሎ፣(ይእከልኪ"ባ)ልበይ ሞት ይእከሎ:
    ✨ክስኪ ይብል ኣሎ መዋቲ"ዩ ቀቲሉኒ ዘሎ፣🤦‍♂
    ሕልና ምትላል ይእከልኪ እባ፣ ምስ ጠቀነ ምውዓል።

  • @farsbelete1876
    @farsbelete1876 Рік тому

    Abitey shikor blux srah and tedalo ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @emaeglio9152
    @emaeglio9152 3 роки тому +4

    ኣቢተይ ሽኮር እንቋዕ ድሓን መጻካ፡ ካብ ኩሉ በታ ኣርማካ ትክሲ ምጅማርካ ኬፍ ሂብካኒ ...ቢላ ስራሕ ኣቢ & ተዳሎ 100%...

    • @Robel-m1t
      @Robel-m1t Рік тому

      ምን

    • @Robel-m1t
      @Robel-m1t Рік тому

      🏁🇦🇲🇦🇲🇪🇷🏁😍😌🥶😗😗😗😂😂❤😂🎉😢😮😅😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

    • @Robel-m1t
      @Robel-m1t Рік тому

      Wqe pklm KFC 44

  • @sanyetsanyet6769
    @sanyetsanyet6769 2 роки тому +1

    ዛ ሙዚቃ ድሕሪ ታ ኣደ ቆልዑ ዝዓረፈት ሓፍትና እየ ናብዚ መጽየ እሞ ዉሽጠይ ትትንክፈኒ 😔😔😔

  • @shamsamson4419
    @shamsamson4419 2 роки тому +3

    Wow amazing music....it really Express this era relationship...good job👍🤗

  • @gosayemesele786
    @gosayemesele786 Рік тому

    Love the loving song....tnx..I'm Ethiopian

  • @yodittsegay1036
    @yodittsegay1036 2 роки тому +4

    What a beautiful music❤️I can’t stop listening to it Keep it up 👍🏽 👍🏽👍🏽

  • @asmeretasmir630
    @asmeretasmir630 2 роки тому

    Wow abie sekorie nice job ajoka kaxilo edimanie teinanie yehabaka bealie fatrie Alem nice one

  • @starm1416
    @starm1416 2 роки тому +4

    እዚ ወድስ ቕምጥ ኢሉ ዳኒ-ወዲ መምህር ይመስል። ብጣዕሚ ማራኪ ዝኮነ ካሪዝማ ኣለዎ!
    ዕባራ ምክኒት ኩላትና ኔው ንበሎ!