NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Bsmki Kfwes - ብስምኪ ክፍወስ - By Zemari Diakon Robel Goitom

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 54

  • @HelenaGebri
    @HelenaGebri 8 місяців тому +3

    ኣሜን😊

  • @GoitomAlem-ez2ms
    @GoitomAlem-ez2ms 28 днів тому

    ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና 🇪🇷❤️🙏

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ

    አሜን፫ ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና❤❤

  • @ተስፋጽባሕኣቡየ
    @ተስፋጽባሕኣቡየ Рік тому +4

    🙏💖 ብስምኪ ክፍወስ 💖🙏
    ንፍቅሪ ጎይታና ደምኪ ዘፍሰስኪ
    ንጣኦት ብምስዓር ነገስታት ዘሕፈርኪ
    ንግስቲ ኣርማንያ ሰማዕት ክርስቶስ
    ቅድስቲ ኣርሴማ ብስምኪ ከፍወስ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ካብ ከርሲ ኣዴኺ ኣምላክ መሪጹኪ
    መንፈስ ቅዱስ ሓይሉ ዘጽለለኪ
    ነውሪ ርክሰት ምግባረ ሓጢኣት
    ዘይትፈልጢኣደ እንትርፎ ሰናያት
    ኣደይ ለምንለይ ከምልጥ ካብ መዓት
    ከይስለብ ልበይ ብዉሑጅ ዝንጉዓት
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    መልክዕ ጽባቀኺ ንጎይታ ዝሃብኪ
    ንፍቅሪ ክርስቶስ ሰማዕት ዝኾንኪ
    ውዕለቱ ኣይረሳዕክን ኣብ መስቀል ክሽንከር
    ዓስብኪ ፉሉዩ ኣብ የማን እግዚአብሔር
    ኣደይ ሰውርኒ ካብ ሰይጣን ድርጣድስ
    ከይከውን ንብዓተይ ንኾንቱ ዝፈስስ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    ልበይ ዝማረኸ ታሪኪ ቐሲመ
    ብተስፋ ኪዳንኪ ቤተይ ሰላሊመ
    ማልዶትኪ ኣሚኒ ፍቅርኺ እጽበ
    ኣብ ቤትኪ ለሚኑ የለን ዝሓፈረ
    ድክምቲ ነብሰይ ኣብኣሰርኪ ክትጸንዕ
    ባርክኒ ኣርሴማ ጉዕዞይ ንክውድእ
    ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
    🔜 💖🙏💖 ናይ ብሓቂ ኣዝየ ዝፈትወኻ ኹቡር ዲ/ን ሓወይ እግዚአብሔር ዝማረ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ይቀበለልካ ኣብ ቤቱ ብጸጋን ጥዕናን የንብርኻ ዝኸበርኻ ሓወይ ። EriOrthodox ብሓቂ ፍረኺ ፍረ ቅዱሳን ይግበሮ : ካባኹም ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣጆኹም በርትዑ : ድ/ን ኣብርሃም ሓወይ ከምኡ ውን ድ/ን ሮቤል ሓወይ ጽዮን ማርያም ኣደይ ኣብ ኹሉ ዕዮኹም : ሓይልን : ጽንዓትን : ትዕግስትን ትሃብኩም ።
    ንዓይ ንሓዉኹም ዝነጠበን ዝጎደለን ብኣፈ ትጉሃን መላእክቲ ይትኣረመለይ 💖🙏💖።
    ዘማሪ🔜 ድያቆን ሮቤል ጎይትኦም
    ግጥሚ🔜 ድያቆን ሮቤል ጎይትጎም ፤ ዘ.ኣቤል ሰመረኣብ
    ዜማ 🔜ዘማሪ ኣቤል ሰመረኣብ
    🖍writing by ድ/መዳ 💖

    • @robel3433
      @robel3433 Рік тому

      Dn meda hawey sle kulu tgebro Amlak aezizu ybrka ❤❤❤❤❤

    • @ተስፋጽባሕኣቡየ
      @ተስፋጽባሕኣቡየ Рік тому

      @@robel3433 ኣሜን ኹቡር ድ/ን ሓወይ ንኹልና ኣዕዚዙ ይባርኸና 💖🙏💖 !!

  • @banaftwi
    @banaftwi Рік тому

    አማን አሜን አሜን❤❤❤❤❤

  • @ንግዜ
    @ንግዜ Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
    ዳያቆን ኣብርሃም ሎምስ ጠፊኢና ናይ ዳሓን ድዩ ከ

    • @ተስፋጽባሕኣቡየ
      @ተስፋጽባሕኣቡየ Рік тому +1

      ካብ ከሉ ክድሕን ወትሩ ብጸሎት ንደግፎ 💖🙏💖

    • @ንግዜ
      @ንግዜ Рік тому

      @@ተስፋጽባሕኣቡየ ጽሎት እመ ብርሃን ጽሎት ቅዱሳን ኣይፊለዮ ንሕና ዳኣ እንታይ ዓቅም ኣለና ናይ ዳያቆን ሓዉና መዝሙር ኣዝዩ ጥዕም እዩ ተስፋ ዝህበካ እዩ ናይ ኩሉኩም ጥዕም እዩ ኣጀኩም በርትዕ

    • @robel3433
      @robel3433 Рік тому +1

      selam ahwat kmy tkonu...zemari dn Abrham hawna kem fqad Amlak ab zhaxere gzie kmexena eyu....ab xelotkum wun nkulna zekrun....

    • @ንግዜ
      @ንግዜ Рік тому

      @@robel3433 እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመስገን ኣስይ ኣስይ ንሕና ካኣ ብሃንቀዉታ ንጽበየኩም ዕልልል እንዳ በልና ደቂ እመ ብርሃነይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ተስፋጽባሕኣቡየ
      @ተስፋጽባሕኣቡየ Рік тому

      @@robel3433 እግዚአብሔር ይመስገን ኹቡር ድ/ን ሮቢ ሓወይ ሰላም ኢና 🙏🙏🙏 ከምዚ ኸማና ንዓኹም ጸጻዕድኡ ንምነ 💖🙏💖
      ናይ ብሓቂ እቲ ንፈትዎ ሓውና ብሰላም ክመጸና ናይ ወትሩ ትምኒትናዩ እግዚአብሔር ድማ ንኹሉኹም መንገድኹም ጸሪጉ ቅዱስ ሚካኤል ብሴፉ : ቅዱስ ገብርኤል ብክንፉ : ድንግል ማርያም ብጽላላ ይሓሉዉኹም ዘመሕዋተይ ።

  • @brktimulubrhan582
    @brktimulubrhan582 11 місяців тому

    Amen Amen Amen zemari maleakti yesmalna xegue yebzhalka kubur hawena diqon robil

  • @tekleweynieyasu2634
    @tekleweynieyasu2634 Рік тому

    Amen amen amen Zmare melaekti yesmalna Ggziabhier xgu yebzhalka

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🎉🎉🎉

  • @KibromMokenen
    @KibromMokenen Рік тому

    Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 Qale hiwet yesmealna kbur hawna 🙏 🙏 🙏

  • @tyffdcchh1018
    @tyffdcchh1018 Рік тому

    ጥዑም ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕኩም ብጣዕሚ ቀጽለሉ .ኣብ ቤቱ የጽንዕኻ❤ ፀጉኡኡ ጥበብ ኣብዚሑ ይሃበካ❤❤❤

  • @kasay67
    @kasay67 Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 Рік тому

    Amen (3) zmare melaekti yesmealna zemen agelglotka egzabher amlak ybark D.hawna

  • @fanatewelde9305
    @fanatewelde9305 Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ዞመረ መላክት የሰመኦና እደመን ጥእና የሐበና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤

  • @KibraMisgina-iq6oy
    @KibraMisgina-iq6oy Рік тому

    Amen zmare melaekiti ysmana dyaqon hawuna 🙏🙏🙏 egzabiher amlak agelugulet zemenka ybark

  • @ZebebaBelay
    @ZebebaBelay Рік тому

    ዝማሬ መላክዕት ያሰምዓልን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @عاياهحم
    @عاياهحم Рік тому

    AMEN AMEN AMEN Zmare melakt yesmeaLnA

  • @samsomtesfom
    @samsomtesfom Рік тому

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ድ-ሮቤል ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርኽ እግዛብሄር በረኸትን ረዲኤትን ኣማላድነትን ናይ ቅድስት ኣርሴማ ኣይፈለየና ኣሜን።

  • @NbayNegasi
    @NbayNegasi Рік тому

    ❤❤❤❤❤እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጾሎታ ኣማላድነታ ናይ ቅድስት ኣርሴማ ዘወትር ኣብ ዝርያኻ ይኹን ድያቆን ሓወይ❤ እግዝኣቭሔር ናይ ጸመን ኣጎልጉለትካ ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fithawimelake5234
    @fithawimelake5234 Рік тому

    Zmare melakti yesmalna robi hawey
    Xegu yebzih

  • @fiyorgezae1207
    @fiyorgezae1207 Рік тому

    እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልካ❤😍😍😍❤❤❤❤❤

  • @HanibalWelday-z5w
    @HanibalWelday-z5w Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ/ን ሮቤል ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ

  • @AngosomAmare
    @AngosomAmare Рік тому

    ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና በርትዕ ዳቆን ሓወይ

  • @natanteweldebrhan4477
    @natanteweldebrhan4477 Рік тому

    Amen ³ zemare melakti yesmalna xegu yebzhalka fetari qexelo ❤️❤️🙏🥰🥀💞

  • @selemawitluul6278
    @selemawitluul6278 Рік тому

    Di, robiel hwy zmarie melaekt yesmealna nay agolglot zemnka EGZABHIER AMLAK ybarkelka xegan bereketn nay adena semaet kdst arsema ayfeleyena AMEN (3)
    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @sabayemane6437
    @sabayemane6437 Рік тому

    zmarie malaekti yesmialna dyaqon hawna

  • @gyty9110
    @gyty9110 Рік тому

    Zemariy melak yesmealna 🥰🥰🥰

  • @Yorda-h6l
    @Yorda-h6l 2 місяці тому

    Zimara melaeikiti yesmaeama aman aman aman

  • @samuel-os8gc
    @samuel-os8gc Рік тому

    Zmare alaakti yesmaalna hde zbele tumu mezmuru ajika qexlo❤

  • @happyhappy7302
    @happyhappy7302 Рік тому

    ❤❤❤❤❤ zmare melaekti yesmalna

  • @Senaitmhreteab
    @Senaitmhreteab Рік тому

    Zmare melaekti yesmalna

  • @merhawithayle8010
    @merhawithayle8010 Рік тому

    Amen amen amen zemare melakti yesmalena egzabher amlak fqur hawey

  • @MibrakMulugieta-hl9fk
    @MibrakMulugieta-hl9fk Рік тому

    ❤❤❤❤zmarie melaeki yesmealna

  • @peaceful2555
    @peaceful2555 Рік тому

    Zmare melakt yesmealna ❤

  • @ftawsalomon-ro4jx
    @ftawsalomon-ro4jx Рік тому

    እንቃዕ ሰላም መጻኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @adyamabraham7180
    @adyamabraham7180 Рік тому

    Amen Amen Amen

  • @user-gi5hu2hp5l
    @user-gi5hu2hp5l Рік тому

    Zimare melakit yesimealina deyakon haweina ❤❤❤

  • @Herojero669
    @Herojero669 Рік тому

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @NbayNegasi
    @NbayNegasi Рік тому

    Welcome ❤❤❤

  • @tyffdcchh1018
    @tyffdcchh1018 Рік тому

    ❤❤❤

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 Рік тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FeliposGoytom
    @FeliposGoytom Рік тому

    ሓወይ ስርዓት ቤተ ክርስትያን ኣይነፍርስ ፣ drum ኣብ ክንድ ከበሮ ኣይትጠቀም።

  • @temesgengezae
    @temesgengezae 10 місяців тому

    ኣታ ህዝቢ #እትዝምሮ ፍለጥ !
    ብስም መን ኢኻ ትፍወስ
    ብስም መን ኢኻ ትድሕን
    ብስም መን ኢኻ ሕድገት ሓጢኣት ትረክብ ።
    እዚ ጽቡቅ ጌሩ ይረድኣካ ። መጽሓፍ ቅዱስ ዘይድግፎ ምግባር ምኻድ ማዓትን መርገም እምበር በረኸት የብሉን ስለዚ ልቢ በል ኣታ እትዝምር ። እንታይ ትዝምር እንታይ ትገጥም ፍለጥ ።
    ብስም ፍጡር ኣጋንንቲ ኣየውጹ
    ብስም ፍጡር ድማ ኣይንፍወስ ።
    ከይዘልፈካ፡ ሓሳዊ ዄንካ ኸኣ ከይትርከብሲ፡
    ናብ ቃሉ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ። ምሳሌ 30'6
    ክርስቶስ ንሃዋርያት ክልእኮም እንከሎ ብስም መን እዩ ክትፍውሱ ኣጋንንቲ ክተውጹ ኢልዎም ?
    ሃዋርያት ከ ብስም መን እዮም ዝፍውሱ ኔሮም ክርስቶስ ዝበሎም ዶ ወላስ ብስም ፍጡራት ?
    ካብቲ ክርስቶስ ኢየሱስ ጐይታና ዝኣዘዞ ወጻኢ ምኻድ
    ካብ ኪደት ሃዋርያት ምውጻእ መወዳእቱ ሞት ኢዩ ።
    እዚ መዝሙር ቀሊሉን ንፍልጠት ኣምላኽ ብትዕብት ስለ ዝቃረን ማርኽናዮ ኣለና “ኣጽዋር ውግእና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ንምፍራስ ጽኑዕ ዕርድታት ብርቱዕ እዩ እምበር፡ ስጋዊ ኣይኰነን፡”- 2ይ ቆረንቶስ 10፥4

  • @yikealogebrihiwet9727
    @yikealogebrihiwet9727 Рік тому

    Zmare melaekti Yesmealna D. Robi🙏🙏🙏❤❤❤

  • @rufealtesfamariam4750
    @rufealtesfamariam4750 Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @hanitesfamicheal4562
    @hanitesfamicheal4562 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤