NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Baelka Aqrbo - ባዕልኻ ኣቕርቦ - By Dn Abrham Mehari

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 26 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 326

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ-ኘ5ዘ

    እስቲ ናይ ዲያቆን ኣብርሃም ማሓሪ መዝሙር ዘውጽኦም ክትሰምዑ ዘጽናነዐኩም ላይክ👍

    • @ኣቢዘተዋህዶ
      @ኣቢዘተዋህዶ Рік тому +3

      ኣነ ኣለኩ ሰምዐ ዘይመንዎም ብተመስጦ እዩ ስምዕ ዝውዕል ተጨንቀ ተጸንሐ ናይ ድያቆን ሓውና ተሰምዐ ይፅናዕናዕ ተመስገን❤

    • @asterKflay-o4k
      @asterKflay-o4k Рік тому +2

      ❤❤❤❤❤ane emo mezimer Ney abreame kismei kelku kbe libey eu zitnkefni betami fuley eu eti mezimer natu

    • @fswrcswr8638
      @fswrcswr8638 2 місяці тому

      ኣነ ኣለኩ 💚

  • @Merkebna-Tube
    @Merkebna-Tube Рік тому +16

    ❤ባዕልኻ ኣቕርቦ❤
    መግለጺ ኣርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቓይ
    ስለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቕርኻ ልበይ እንተ ዘይ ተገንዘቦ
    ከምቶም ዘቕረብካዮ ባሮት ባዕልኻ ኣቕርቦ
    ካብ ደምበይ ኣርሒቐ ንበይነይ ክኹብልል ኣብ ኣኽራን በረኻ
    ዓቕለይ ጸቢቡኒ የዕወንውን ኣለኹ ጠፊአ ካባኻ
    ቁሊሕ በለኒኻ ዝረድኣኒ የሎን ካባኻ ሓሊፉ
    ይጽበ'ሎ ውሽጠይ ቀው ኢሉ ብተስፋ ሕቕፎኻ ሃሪፉ
    ከምታ እንኮ በጊዕ ፍቕርኻ ዘምጸኣ
    ጎይታይ ብምሕረትካ ድለየኒ ነዓ
    >
    ድምጽኻ ሰሚዐ ብባህጊ ከይቀርብ ልበይ ኣምበርኪኻ
    መዋእል ሓሊፉ ሰገጥ መገጥ ክብል ኣእጋረይ ሓሊኸ
    ከልካሊ ብዙሕዩ 'ታይ ኢልካ ክትቆጽሮ ካባኻ ዘርሕቕ
    ድኻመይ ርኢኻ ባዕልኻ እለዮ ባህገይ ከይጽንቀቕ
    ዘሊለ ክወርድ ካብቲ ነዊሕ ሳግላ
    ጻውዒት ፍቕርኻ ልበይ ትጽበ ኣላ
    ነዛ ሓጻር ህይወት ከም ዕንባባ መሮር ተራእያ ትቕምስል
    ካን ብዘለኹዎ ከይውዳእ ትዕምረይ ኔው ነጀው እንክብል
    ትዝገበርካለይ ውዕለት ሓዲሽ ኪዳን ልበይ ክስወጦ
    ብግርህቲ ልቢ ክጎዪ ናብ ዳስካ መንፈሰይ ለውጦ
    ከምቶም ዕዱማትካ ክኣቱ ቤት ወይኒ
    ኣብ ቃራና ጉዕዞይ ጎይታይ ጎፍ በለኒ
    ከምቲ ምጅማረይ ንኹሉ ሓሊፈ ብድሕነት ክውድእ
    ምሳኻ ክዓዪ ኣብ ልበይ በል ንገስ ብምሕረትካ ምጻእ
    ጠፊኡኒ ኣይኮነን ጎይታይ እትደልዮ ፍጡርካ ኣይትቕበጽ
    ምግባርየ ስኢነ እምበር ምደለኹ ፈሪሰ ክህነጽ
    ከም ናይታ መበለት ብውሑድ ክእመን
    ሰናቲም ምግባረይ ባዕልኻ ኣበርክተን
    መግለጺ ኣርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቓይ
    ስለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቕርኻ ልበይ እንተ ዘይ ተገንዘቦ
    ከምቶም ዘቕረብካዮ ባሮት ባዕልኻ ኣቕርቦ
    🗣፡ዲያቆን ኣብራሃም መሓሪ❤❤❤
    ዝማሬኻ ይቀበል ብሩኽ ሓውና!
    ብሩኻት ኣብዛ ቻነል ኣቲና ቤተ-ንኹን!!❤
    youtube.com/@Merkebna-Tube?si=XWzMXKgNGQkInen2

    • @swsw5226
      @swsw5226 Рік тому

      💛🙏✝️💖🕊🙏

  • @awetbereket3570
    @awetbereket3570 Рік тому +36

    "ጸጋኡ ይዓድልካ ዲያቆን ኃውና፡ሕዝብና ካብ ጓይላን ዳንኬራን ርሒቑ ንነገስታት ዓለም ካብ ምዉዳስ፡እግዚአብሔሩ ፈሊጡ ብመዝሙር ከመስግኖ ሠናይ ፍቓዱ ይኹን!!!

  • @ammorning.5984
    @ammorning.5984 Рік тому +14

    💚ባዕልካ 💚ኣቅርቦ 💚
    መግለጺ ኣይርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቃይ😢
    ሰለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕሙቆት ፍቅርኻ ልበይ ተዘይተግንዘቦ
    ከምቶም ዘቅረብካዮም ባሮት ባዕልካ ኣቅርቦ.
    💚 💚 💚 💚 💚
    ካብ ደመበይ ኣርሒቀ ንበይነይ ክኹብልል ኣብ ኣክራን በረኻ
    ዓቅለይ ጸቢቡኒ የዐወንውን ኣለኹ ጠፍአ ካባካ
    ቁልሕ በለኒኻ ዝረድኣኒ የለን ካባኻ ሓሊፋ
    ይጸበሎ ውሽጠይ ቀው ኢሉ ብተስፋ ሕቅፎኻ ሃሪፉ
    ~ከመታ እንኮ በጊዕ ፍቅርካ ዘምጻኣ
    ጎይታይ ብምሕረትካ ድለየኒ ነዓ
    💚 💚 💚 💚
    ድምጽካ ሰምዔ ብባህጊ ከይቀርብ ልበይ ኣምበርኪኸ
    መዋእል ሓሊፉ ሰገጥ መገጥ ክብል ኣእጋረይ ሓሊኸ
    ከልካሊ ቡዙሕዩ' ታይ ኢልካ ክትቆጽሮ ካባኻ ዘርሕቅ
    ድኻመይ ርኢኻ ባዕልካ አለዮ ባህገይ ከይጽንቀቅ
    ~ዘሊለ ክወርድ ካብቲ ነዊሕ ሳግላ
    ጻዊዕት ፍቅርኻ ነብሰይ ትጽበ ኣላ
    💚 💚 💚 💚
    ነዛ ሓጻር ህይወት ከም ዕንባባ መሮር ተራእያ ትቅምስል
    ካን ብዘለኽዎ ከይውዳእ ትዕምረይ ኔው ነጀው እንክብል
    ትዝገበርካለይ ውዕለት ሓዲሽ ኪዳን ልበይ ክስወጦ
    ብግርህቲ ልቢ ክጎዪ ናብ ዳስካ መንፈሰይ ለውጦ
    ~ከምቶም ዕዱማትካ ክኣቱ ቤት ወይኒ
    ኣብ ቃራና ጉዕዞይ ጎይታይ ጎፍ በለኒ
    💚 💚 💚 💚
    ክምቲ ምጅማረይ ንኹሉ ሓሊፈ ብድሕነት ክውድእ
    ምሳካ ክዓዪ ኣብ ልበይ በል ንገስ ብምሕረትካ ምጻእ
    ጠፍኡኒ ኣይኮነን ጎይታይ እትደልዮ ፍጡርካ ኣይትቅበጽ
    ምግባር'የ ስኢነ እምበር ምደለኹ ፈሪስ ክህነጽ
    ~ክም ናይ'ታ መበለት ብውሑድ ክእመን
    ሰናቲም ምግባረይ ባዕልካ ኣበርክተን
    💚 💚 💚 💚
    My favorite zemarey D. Abrham ጸጉኡ ጥበቡ abzhu yehabka .

  • @mobaegebremikail7659
    @mobaegebremikail7659 Рік тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓልና ፡መምህረይ እግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ኣይትጥፉኡና ክኣ በጃኩም

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 Рік тому +7

    ካብ ምድቃስ ተሲአስ እዛ ጥዕምቲ መዝሙር ረከበ🙂ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን ኣብርሃም ሓወይ መዝምራትካ ምስጋናን ትምህርቲ እዮም እግዚአብሔር ኣምላኽና ኣገልግሎትካ ይባርክ ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ኳዕ ንጾም ኣቦታትና ነብያት ኣብጸሓና ኣብጸሓኩም💙🙏

  • @merebettbeb
    @merebettbeb Рік тому +4

    ድያቆን ፡ኣብርሃም ሓውና ኩሉ ግዜ መዝሙርካ ኣብ ዝሰምዓሉ ንብዓት ኢዩ ዝመጸኒ ።እቲ ንብዓት ከኣ ንብዓት ሓጎስ ፡ውሽጠይ ውን ይስበር ኩሉ ግዜ ንምላኽ ንኸመስግኖ የተባባዓኒ ፡ካብ መንፈሳዊ እግሪ ተኽለይ ታተ ኣቢሎም ዝኾስኮሱንን ዝኹስኩሱኒ ዘለዉን መዝሙራትካ ኢዮም ።ብዙሕ ምበልኩ ግን ቃላት ይሓጽረኒ ኣሎ ድያቆን ሓወይ ፡በል እስከ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይባርኽካ ፡ክረኽበካ ክንደይ ምደለኹ ነይረ ግን ነገር ስደት እንደሞ ኮይኑ ፡ቃለ ሂይወት ፡ዝማረመላእክት የስመኣልና ።ንሱ ኢዩ ዓቅመይ!!!!!!!

  • @SelamTekie-j6z
    @SelamTekie-j6z Рік тому +1

    Qesqasi mezmurka btami hiwet eu zhb egziabhier edmen tenan xega ab leli xega yhabka kulu gize atgihu yeteseka fetari zmarie melakti yesmalna

  • @MerkebBereket-x4w
    @MerkebBereket-x4w 4 дні тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽተ የስመዓልና ክቡር ሓውና መንፈስካ ዘሐድስ መዝሙር

  • @tekiebrhane1030
    @tekiebrhane1030 Рік тому +7

    መግለጺ ኣይርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቓይ
    ስለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቕርኻ ልበይ ተዘይተገንዘቦ
    ከምቶም ዘቕረብካዮም ባሮት ባዕልኻ ኣቕርቦ
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ Рік тому +12

    _ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ብሓቂ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቦዋይ ብኩሉ እተሰድና መዝሙር ብጣዓሚ እሸ እንፃናናዕ እግዚአብሔር ኣምላኽ የክብርና ፀጉኡ የብዛሐልካ እመቤቴ ማርያም ኩሉ ግዜ ምሰኩም ትኩን አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_

  • @Snit-Intertaiment
    @Snit-Intertaiment 11 місяців тому +2

    Amen zmarie melaekt yesmealna Egziabhier amlak xegeu yebzhalka Diaqon hawuna nay agelglot zemenka ybarkn yqedsn ⛪👈❤🌹

  • @RobelBrhane-ko1vs
    @RobelBrhane-ko1vs Рік тому +4

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ኩሉ መዝሙራትካ ምስ ሂወትና ምትሕሓዝ ዘለዎ እዩ ኣብቲ ዘድልየና ግዜ ኣብ ግዜኡ መጸናንዒ እዩ ዝኾነና ዘሎ

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ

    ድያቆነይ❤❤❤ላኣኩም መሲላ ዝተሰመዐትኩም ኣለኩምዶ😢
    ተመችዩኒ ክፅሕፈልኩምየ❤❤

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam8017 9 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ

  • @selamttesfagabir5337
    @selamttesfagabir5337 11 місяців тому +2

    Amen Amen zemere melakti yesmalina hawna xugu yebzahalika egzabiher 💒🍇💒💓❤️🙏🙏❤💒

  • @TemesegenHebetom-qt3ok
    @TemesegenHebetom-qt3ok Рік тому +4

    ኣቤት ኣቤት ኣቤት ይበል መዝሙር መንፈስካ ዘርግእ ናይ ባሓቂ ድያቆነይ ካብዚ ዘለካዮ ንላዕሊ ጸጋ የብዛሓልካ እዚ መዝሙር ዘይኮነ ስብከት ኢየ ዝብሎ ኣነ ወላ ዉን መልእኽቲ ኢዩ እዚ ቃለ ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ኣብራሃም ኣብነት ንመንፈሳዊ ኢካ ንስካ ንዓይይይይይይ

  • @alganeshteklu3977
    @alganeshteklu3977 11 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ kemaka kzmr Ab medreku Ab xeletka zekreni dyekoney ❤❤❤❤❤ Eme brhaneyyy msak tkun

  • @shewittesfastion3276
    @shewittesfastion3276 11 місяців тому +1

    Zemare melaekt yesmealina dyakon hawey egzeabiher amlak xegu aezezu yebarekika nay agoligulet zemneka yebareklika edmen tenan yehabeka fetari 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @ሚዘር
    @ሚዘር 11 місяців тому +6

    ድያቆነይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኣነስ ብቃ መዝሙርካ ክሰምዕ እንካለኩ ብጣዕሚ እየ ልፅናዕናዕ ❤😢

  • @giyorgshayal9085
    @giyorgshayal9085 Рік тому +3

    🙏💖 ባዕልኻ ኣቅርቦ 💖🙏
    መግለጺ ኣይርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቓይ
    ስለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቅርኻ ልበይ ተዘይተገንዘቦ ከምቶም ዘቅረብካዮም ባሮት ባዕልኻ ኣቅርቦ
    <
    ካብ ደምበይ ኣርሒቐ ንበይነይ ክኹብልል ኣብ ኣክራን በረኻ
    ዓቅለይ ጸቢቡኒ የዕወንውን ኣለኹ ጠፊአ ካባኻ
    ቁሊሕ በለኒኻ ዝረድኣኒ የለን ካባኻ ሓሊፉ
    ይጽበ'ሎ ውሽጠይ ቀው ኢሉ ብተስፋ ሕቑፎኻ ሃሪፈፉ
    ከምታ እንኮ በጊዕ ፍቕርኻ ዘምጸኣ
    ጎንታ ብምሕረትካ ድለየኒ ንዓ
    >
    ድምጽኻ ሰሚዐ ብባህጊ ከይቀርብ ልበይ ኣምበርኪኸ
    መዋእል ሓሊፉ ሰገጥ መገጥ ክብል ኣእጋረይ ሓሊኸ
    ከልካሊ ቡዙሕ'ዩ 'ታይ ኢልካ ክትቆጽሮ ካባኻ ዘርሕቅ
    ድኻመይ ርኢኻ ባዕልኻ እለዮ ባህገይ ከይጽንቀቕ
    ዘሊለ ክወርድ ካብቲ ነዊሕ ሳግላ
    ጻውዒት ፍቅርኻ ነብሰይ ትጽበ'ላ
    ነዛ ሓጻር ህይወት ከም ዕምበባ መሮር ተራእያ ትቅምሰል
    ካን ብዘለኹዎ ከይውዳእ ትዕምረይ ኔጀው እንክብል
    ትዝገበርካለይ ውዕለት ሓድሽ ኪዳን ልበይ ክስወጦ
    ብግርህቲ ልቢ ክጎዪ ናብ ዳስካ መንፈሰይ ለውጦ
    ከምቶም ዕዱማትካ ክኣቱ ቤት ወይኒ
    ኣብ ቃራና ጉዕዞይ ጎይታ ጎፍ በለኒ

  • @yoditmehari48
    @yoditmehari48 11 місяців тому +1

    Btaemi lbka ztmkif mezmur 😢o egziabher lbonana melse weiletka keynrsea lbna mleso❤❤❤ tebare dyaqoney bmezmurka tebarikna ena❤

  • @merhawitbrhane9158
    @merhawitbrhane9158 Рік тому +3

    Eiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiii Eiiiiiiiiiiiiiiiiii zimare melakit diyaqon hawey egziabihar amlak
    Emebrhan kab kufueu tiaqibo kulom qudusn bxelotom bradiatom msaka ykunu
    Kokob nay mezimur tewahado eka emo egziabihar nay lubu yrayelka

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js Рік тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣኔን ዝማሬየ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏✝️✝️💕💖💘💘💘🥀🥀❤️❤️❤️💜💜💜💙💙💚💚💚💚

  • @AlemYirga-ge6so
    @AlemYirga-ge6so Рік тому +11

    ኣሜን(3))😢 ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ!ድያቆነይ!!❤❤

  • @angosomweldemonkorios420
    @angosomweldemonkorios420 Рік тому +2

    እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይባርኸለይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ዲያቆን ሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 Рік тому +14

    ❤መግለጺ ኣይርከቦን❤
    መግለጺ ኣይርከቦን ጐይታይ ዘሕለፍካዮ ስቓይ
    ስለይ ዝተኸፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቕርኻ ልበይ ተዘይተገንዘቦ
    ከምቶም ዘቕረብካዮም ባሮት ባዕልኻ ኣቕርቦ
    ካብ ደንበይ ኣርሒቐ ንበይነይ ክኹብልል ኣብ ኣኽራን በረኻ
    ዓቕለይ ጸቢቡን የዕወንውን ኣለኹ ጠፊአ ካባኻ
    ቊሊሕ በለኒኻ ዝረድኣኒ የለን ካባኻ ሓልፉ
    ይጽበ'ሎ ውሽጠይ ቀው ኢሉ ብተስፋ ሕቚፎኻ ሃሪፈ
    ከምታ እንኳ በጊዕ ፍቕርኻ ዘምጻኣ
    ጐይታይ ብምሕረትካ ድለየኒ ንዓ
    ድምጽኻ ሰሚዔ ብባህጊ ከይቀርብ ልበይ ኣምበርኪኸ
    መዋእል ሓሊፉ ሰገጥ መገጥ ክብል ኣእጋረይ ሓሊኸ
    ከልካሊ ብዙሕ'ዩ 'ታይ ኢልካ ክትቆጽሮ ካባኻ ዘርሕቕ
    ድኻመይ ርኢኻ ባዕልኻ እለዮ ባህገይ ከይጽንቀቕ
    ዘሊለ ክወርድ ካብቲ ነዊሕ ሳግላ
    ጻዊዒት ፍቕርኻ ነፍሰይ ትጽበ'ላ
    ነዛ ሓጻር ህይወት ከም ዕምባባ መሮር ተራእያ ትቕምስል
    ካን ብዘለኹዎ ከይውዳእ ትዕምረይ ኔው ነጀው እንክብል
    ትዝገበርካለይ ውዕለት ሓድሽ ኪዳን ልበይ ክስወጦ
    ብግርህቲ ልቢ ክጎዪ ናብ ዳስካ መንፈሰይ ለውጦ
    ክምቶም ዕዱማትካ ክኣቱ ቤት ወይኒ
    ኣብ ቃራና ጉዕዞይ ጎይታይ ጎፍ በለኒ
    ከምቲ ምጅማረይ ንኹሉ ሓሊፈ ብድሕነት ክውድእ
    ምሳኻ ክዓዪ ኣብ ልበይ በል ንገስ ብምሕረትካ ምጻእ
    ጠፊኡኒ ኣይኮነን ጎይታይ እትደልዮ ፍጡርካ ኣይትቕበጽ
    ምግባር'የ ስኢነ እምበር ምደለኹ ፈሪሰ ክህነጽ
    ከም ናይ'ታ መበለት ብውሑድ ክእመን
    ሰናቲም ምግባረይ ባዕልኻ ኣበርክተን

  • @HenokTeklay-n8l
    @HenokTeklay-n8l Рік тому +2

    ሰናቲም ምግባረይ ባዕልኻ ኣበርክተን ሊቁ ዝማሬ መላእክት የስማዓና ንኹላትና። ኣዝየ ኢየ ዝፈትወካ ድማ

  • @eldanasamuel2894
    @eldanasamuel2894 12 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏kal hiwet yesmalna

  • @mantes7
    @mantes7 Рік тому +3

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲያቆን፡መዘምር ኣብርሃም ሓውና ጸጋን በረኸትን የብዝሓልካ ፡ንዓና ካኣ ናይ ንንስሓ ዝግስግስ ሕልና ይሃበና ውዕለቱ ብዙሕ ኢዪ ጓይታና

  • @ሃይለዘሙይ
    @ሃይለዘሙይ Рік тому +4

    ዝማሬ መላኣክቲ የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ጸጉኡ በረከቱ የብዛሓልካ አግዝኣብሄር ናይ ዘበን ኣጎልጉሎትካ ይባርከልካ

    • @awetasmerom6674
      @awetasmerom6674 Рік тому

      ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ዲ. ኣብርሃም ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርኽ እግዚኣብሔር

  • @SelamTekleab-x6o
    @SelamTekleab-x6o Рік тому +23

    Amen Amen Amen zimare melaki yesmalna fetari edmen tianan yihabkum fetari kab libna nifetweka fukuru hawuna diyakon bimezamurka tesfa senikna nidekna mihrkalna semiaka zeymino emo kintsibe ina ajoka ka ketsilo ahwat miaer netebabayom ❤❤❤❤❤❤

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 Рік тому +5

    *_አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አምላክ ፀግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና ዘማሪ ዲያቆን ኣብርሃም መዝሙራትካ ኣዝዩ እዩ ዘፀናንዐኒ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ አምላክ ይባርከልካ🕊🕊🕊🌷🌷🌷❤❤❤_*

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578 Рік тому +4

    ኣሜን ❤ኣሜን ❤ኣሜን ❤ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ኣምላኽ ዘመን ኣገግሎትካ ኣብዛ ቅድስቲ ሃይማኖት ይባርኽ

  • @asterKflay-o4k
    @asterKflay-o4k Рік тому

    ❤❤❤❤❤Zimare melakti yesimana abreame hawey betami eya zifetiwa ezia mezimer

  • @Meley-y6u
    @Meley-y6u 11 місяців тому +2

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏✝️✝️✝️❤️❤️

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ

    ❤❤❤❤❤ ኣየ ድያቆን ሓውና ፡በል እስከ እግዚአቢሔር ኣብዚሑ ይባርኽካ፡ ናይ በሓቂ ዓጽምኻ ዘጥልል መዝሙር ❤❤❤።ዕድመ ይሃብካ ነዓና ክጥዕመና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ይባርኽ።
    ❤ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና❤

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra4799 Рік тому +3

    ኣሜን³! ዝማሬ መላእኽቲ የስምኹም ብትምጸእ መንግስቱ እግዚኣብሔር። ነዊኅ ዕድመ ይሃብኩም ኣቦና። ኣጆኹም!❤

  • @biniambereket2266
    @biniambereket2266 11 місяців тому

    Amen zemare melaekti yesmalna deyakon hawena xegu yebzhalka fetari 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @danielokbazgi5573
    @danielokbazgi5573 Рік тому

    aseyyyy Ellllllllllll Zmare melakti yesmalna diyakoney edmen tenan yhabka fetari kulu alem

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh Рік тому

    Egziabher ymesge dyakon hawey zemra melakti yesemalna

  • @frietaamanuel3819
    @frietaamanuel3819 Рік тому +2

    ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ድያቆን ሓወይ፡ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና።

  • @EskaelWeldemikael
    @EskaelWeldemikael Рік тому +2

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና
    ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።

  • @swsw5226
    @swsw5226 Рік тому +3

    ሰለይ ዝተከፋለ ዋጋ ኣብቲ ኣደብባይ🥺
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ድያቆነይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ💟✝️💖🕊🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd Рік тому +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ድያቆነይ ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @michaeletesfai4300
    @michaeletesfai4300 Рік тому +3

    Zmarie melaekt yesmeana deacon Abrham

  • @hermonmhretab8090
    @hermonmhretab8090 Рік тому

    Kemay hugus zbl delo nay Dn Abrham mezmur kseme kelo ❤

  • @hagosruessom7203
    @hagosruessom7203 Рік тому +2

    Zmare melaekti yesmealna dyacon hawey.
    Ezgiabher tsegeu yebzh.

  • @kiflaygebreslasie6094
    @kiflaygebreslasie6094 Рік тому +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዝኣብሄር ኣምላክ ❤❤❤❤

  • @hntsabyirgalem6086
    @hntsabyirgalem6086 Рік тому +1

    Amen amen amen zmare melati ysmealna diyakon haweyyyyy
    Egzabiher xegu ybzehala

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 11 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የሰማዓልና ድ/ ሓወና❤❤❤❤

  • @Selamamanuel-v5c
    @Selamamanuel-v5c Рік тому

    Amen Amen Amen zemary Melikety ysmalena❤

  • @trhasgilazgi324
    @trhasgilazgi324 Рік тому +5

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤ ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 Рік тому +2

    Amen amen amen Zmare melakti yesmalna dyacon Abraham hawna xega yebzh 🥰🥰🥰🙏🏾🙏🏾🙏🏾😇😇😇🙌🏾🙌🏾🙌🏾♥️♥️♥️

  • @msganabereket644
    @msganabereket644 Рік тому +4

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤

  • @rutadmekom1016
    @rutadmekom1016 Рік тому

    Amen amen amen zemare maiekit yesmalna diykon heway ❤❤❤❤❤❤❤xague yebzhelka

  • @mikyasabreham1474
    @mikyasabreham1474 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @Taemo767
    @Taemo767 Рік тому

    zmare melaekt yesmena d.n hawna tsega amlak abzihu yhabka *ከልካሊ ብዙሕ እዩ ካባኻ ዘርሕቅ😰*

  • @f.tesfay7076
    @f.tesfay7076 Рік тому

    Aseyyyyyyy Taemi zima zmari Melaekti Yesmealna dy. Abrham hawey mezamuratka aziyu bereket wehabi eyu❤

  • @elsa.tsgaya3720
    @elsa.tsgaya3720 11 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @EdenADU
    @EdenADU Рік тому

    Amen Amen Amen zemare melakiti yesmalna deyaqon hawena nay zemn agelgulotka yebrkelka egziabhaer amlak

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 Рік тому +1

    Amen amen Amen zimare melaekti yesmealna kubur hawina Diyakon hawey Mearey egziabher amlak edmen tienan yhabka ❤️ 🌷 ❤️ 🌷Diyakon hawey bteami ena nfetwekan nekibrekan abaka 👏🏼👏🏻🙏⛪️⛪️⛪️⛪️💯💯💯

  • @ተመስገንፈጣሪኣቦይ-ገ1ከ

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሔር ፍጻምኣኹም የጸብቆ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝመር ጸጋ ኣምላኽ ኢዪ እዚ ውን ካብኻ ኢዩ ጎይታየ ክንደይ ደስ ዝብል mezumer ❤❤❤

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg 11 місяців тому

    ደይቆን ኣብርሃም ሓወይ ዘማሬ መላክት ይስማልና 🤲🤲🤲🎉❤❤❤❤❤

  • @WedeiyeSebkun
    @WedeiyeSebkun Рік тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ዲያቆን ኣብርሓም ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዘሓልኩም ከማኹም የብዘሓልና መድህን ዓለም ክርስቶስ፣ ከም ፍቃድ እግዚአብሔር እን በጃኻ ኣትጥፈኣና እቲ ውህበት እግዚአብሔር ዝኾነ መዝሙርኩም ኣብ ሃይማኖትካ ዘጽንዕ ንልቢ ሰላምን ዕረፍትን ዝህብ እዩ ሞ ከማኹም ተማሃሮ እሞ መድሃኔ ዓለም እንተፈቂድዎስ ንቤተክርስቲያና ስልማት ሃብዋ።

  • @yordanostesfay4218
    @yordanostesfay4218 11 місяців тому

    Zmarie melaekt yesmealna 🙏 amlak edmen tenan yhabka, xegu dma yebzhalka

  • @tube-pe5tl
    @tube-pe5tl Рік тому +2

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ጸጋ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር ፍቑረይ!
    ጥበብ እንክበሃል ከምዚ እዩ!❤❤

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 Рік тому

    amen amen amen zmare melaekti yesmalna ' xegiu ye zhalkum egziabhier amlak '

  • @fugytfvstxgg5219
    @fugytfvstxgg5219 Рік тому

    ሓዳሽ ድያ ዛመዝሚር ኣሕዋተይ❤❤

  • @simretmisgna9019
    @simretmisgna9019 11 місяців тому

    Edmen tienan yehbeka fetari dayqon hawey

  • @ጸጋይሓይሽድንግል3ልማራያ

    😢😢😢😢 ኣመን (3)ድያቆነ ነይ ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣብታ እንፈትዋ ዓድና ተመልስና ስ ባሓንሳብ ኮይና ስለ እምነትና ን ህዝብናን ብፍቅሪ ተሓባብርና ንነብረሉ የምጻልና ፈጣሪ ናፍቅና መሪርና እኮ ሎምስ በቃ

  • @CanariWeldu
    @CanariWeldu Рік тому

    Asey dyakoney nay agolgulot zemenka ybarkhelka qale hiwet yesmalna

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 Рік тому +2

    Amen (((3))) zmare melaekti yesmealna dyakon hawna egziabher amlak segu yebzhalka

  • @ietensasolomon2259
    @ietensasolomon2259 Рік тому +1

    Amen Amen Amen zimaer melakit yesmalin feteri edaman tjena yehabku deyon hewan❤❤❤

  • @wehazithabtom9936
    @wehazithabtom9936 Рік тому +1

    deyakon hweyy amlka xeguhu yebizhalka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ab tegbro xolt zekrna

  • @trhashadish6175
    @trhashadish6175 Рік тому

    Egzabihier tsegu yebzihalka ezi hawey zimare melaekti yesmalna 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @arsu325
    @arsu325 Рік тому +1

    AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏 ZMARIE MELEAKTI YESMEALNA DIAKON HAWNA 🙏🙏🙏🥰🥰🥰

  • @MerhawitGhebrehiwet-e1h
    @MerhawitGhebrehiwet-e1h Рік тому +5

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ፡ዘበን ኣጎልጉሎትካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ ድያቆነይ ❤❤❤❤❤

  • @NebiatMihreteab
    @NebiatMihreteab Рік тому

    Aseyyyy Abirham haweyy tiam mezimur qal melokot yisimalina adimen tianan yihabika fetari❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel1809 Рік тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክት የስምዓልና ድያቆነይ ነቲ ጥዑም መልእኽትኻ ንጸምዖ ዝመጻኻና ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @ናታኔም-ኀ2ኀ
    @ናታኔም-ኀ2ኀ Рік тому

    Zmare melaekt yesmalna diakon hawey ❤🙏🙏🙏

  • @DanidaniNatey
    @DanidaniNatey Рік тому +1

    ዝማሬ መላኽትይ የስመልእና ድቆን አብራሃም ሓወይ❤❤❤

  • @biniamgebreab8314
    @biniamgebreab8314 6 днів тому

    Amen Amen Amen zimare melaekit yesmealna, Egizeabhir Amlak tsegue yebzihalikm des zebiel mezmur

  • @SelinaTesfamhret
    @SelinaTesfamhret Рік тому +2

    Lbi ttnkf mezmur aezizu xegue yebzhalkum ❤

  • @ብዙሕዝተሓድገኩሙሑር

    ስለይ ዝተከፍለ ዋጋ ኣብቲ ኣደብባይ
    ኣቤት ክንደይ ደስ ክብል መዝሙር እዩ ኣምላክ ኣቦታትና ቅዱሳን ጸጋኡ ኣብዚሑ ይባርኽኩም ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤i love it

  • @nemarbrhane1612
    @nemarbrhane1612 Рік тому

    Amen (3)zmare melaekt yesmealna diyakon hawey kexlo ajoka amlak xegu yebzhalka

  • @FANATwelde
    @FANATwelde Рік тому

    አሜን አሜን አሜን ዝመረመላክት የሰመዓና

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 Рік тому +2

    Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase Місяць тому

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሃልኻ መዘምራን ቃል ሂወት የሰማኣና

  • @silvanaawet1260
    @silvanaawet1260 Рік тому +3

    qale hiywet yesmalna 😍🇪🇷

  • @kisanetmhretab-he3rs
    @kisanetmhretab-he3rs Рік тому

    Zmare melaekt yesmealna Diaqon hawna Egzabiher tsegu ybzh

  • @asmeromtewelde9421
    @asmeromtewelde9421 Рік тому

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፡ድያቆን ኣብርሃም ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርካ።

  • @abrahamabr9729
    @abrahamabr9729 11 місяців тому

    Amen (3) zmarie melaekti yesmealna diacon hawna xgeu yebzehalka

  • @yordanostelish4094
    @yordanostelish4094 Рік тому

    Amen amen zmare melakti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salemteklit8112
    @salemteklit8112 Рік тому

    ኣሰይ ኣሰይ እንቛዕ ብሰላም መጻእካ ዲያቆን ሓወይ ፡ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ፡ጸግኡ የብዝሓልካ ።

  • @habenamanuel4304
    @habenamanuel4304 Рік тому

    Egziabher edmen tinan yhabka
    Kem wetru tsbuk srah

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 Рік тому

    ኣሜን ዝማሬ መለእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ዲያቆን ሓወይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ፡ እመ ብርሃን ኣዴና ትሓልኹም ትሓልወና ኣሜን ።

  • @elsafessehaye9397
    @elsafessehaye9397 Рік тому

    Aeman Aemen Aemen
    Aemilak Edimennn Tina Yhebka🙏🏻🙏🏻🙏🏻💕💕

  • @MarhawetShefaraw-sf2ub
    @MarhawetShefaraw-sf2ub Рік тому +1

    Amen szmar melekti yasmalna🙏 ab xeltkum zkron ahwatey wshity btami ychenk aleku🙏🙏🙏🙏🙏weladi Amlak kthgzen abxeltkum zekuroni🙏👍

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665

    ተመስገን ብጣዕሚ ደስስስስስስ ዝብል ኩሉ መዝሙር ብሓቂ መሳጢ ንህይወት ዝቅይር ዲያቆን ሓውና ፀጉኡን በረኸቱን የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላከ ልብና ይክፈተልና 😢
    መግለፂ ኣይርከቦን ጎይታይ ዘሕለፍካዮ ስቃይ
    ስለይ ዝተከፍለ ካሕሳ ኣብቲ ኣደባባይ
    ንዕምቆት ፍቅርካ ልበይ ተዘይተገንዘቦ
    ከምቶም ዘቅረብካዮም ባሮት ባዕልካ ኣቅርቦ //
    ካብ ደምበይ ኣርሒቀ ንበይነይ ኩብሉል ኣብ ኣክራን በረካ
    ዓቅለይ ፀቢብኒ የዕወንውን ኣለኩ ጠፊአ ካባካ
    ቁሊሕ በለኒ ኢካ ዝረድአኒ የለን ካባካ ሓሊፋ
    ይፅበ ኣሎ ውሽጠይ ቀው ኢሉ ብተስፋ ሕቁፎካ ሃሪፋ
    ከምታ እንኮ በጊዕ ፍቅርካ ዘምፀኣ
    ጎይታይ ብምሕረትካ ድለየኒ ንዓ
    ድምፅካ ሰሚዐ ብባህጊ ክይቀርብ ልበይ ኣንበርኪከ
    መዋእል ሓሊፋ ሰገጥ መገጥ ክብል ኣእጋረይ ሓሊከ
    ከልካሊ ብዙሕ እዩ ታይ ኢልካ ክትቆፅሮ ካባካ ዘርሕቅ
    ድካመይ ሪኢካ ባዕልካ እለዮ ባህገይ ከይፅንቀቅ
    ዘሊለ ክወርድ ካብቲ ነዊሕ ሳግላ
    ፃዊዒት ፍቅርካ ነብሰይ ትፅበ'ላ
    ነዛ ሓፃር ሂወት ከም ዕንበባ መሮር ተራእየ ትቅምስል
    ካብቲ ዘለክዎ ከይውዳእ ትዕምረይ ኔው ነጀው ንክብል
    እቲዝገበርካለይ ውዕለት ሓዱሽ ኪዳን ልበይ ክስወጦ
    ብግርህቲ ልቢ ክጎዪ ናብ ዳስካ መንፈሰይ ለውጦ
    ከምቶም ዕድማትካ ክኣቱ ቤት ወይኒ
    ኣብ ቀራንዮ ጉዕዞይ ጎይታይ ጎፍ በለኒ
    ከምቲ ምጅማረይ ንኩሉ ሓሊፈ ብድሕነት ክውድአ
    ምሳካ ክዓዪ ኣብ ልበይ በል ንገስ ብምሕረትካ ምፃእ
    ጠፊእኒ ኣይኮነን ጎይታይ እትደልዮ ፍጡርካ ኣይትቅበፅ
    ምግባር 'የ ሲኢነ እምበር መደለኩ ፈሪሰ ክህነፅ
    ከም ናይ ,ታ መበለት ብውሕድ ክእመን
    ሰናቲም ምግባረይ ባዕልካ ኣበርክተን
    ተመስገን ዲያቆን ሓውና ካብዚ ንላዕሊ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ እግዚአብሔር ኣምላከ