New Eritrean Video 2024 ዓበይቲ ፍጻመታት ኣብ ቻነል HENPAS ብከመይ'ዮም ፈርዮም? (ብሓፈሻ ደሃይ ስድራቤት ሚካል እንታይ ኣሎ?)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 260

  • @FreweiniMebrahtom
    @FreweiniMebrahtom 18 днів тому +56

    ኣምላኽ ንሚኩ ማንታ ገሩ ክህባ እዩ❤❤❤

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 18 днів тому +66

    እንዃዕ ነብሳ ኣይለከማ እምበር ጽባሕ ክትትክኦ ኢያ ሚካል ኣጆኺ ንበላ ዕድመ ጥዕናን ይሃባ ማራል ንሃባ❤❤❤

  • @selamkidane9827
    @selamkidane9827 18 днів тому +18

    ፓስታ ሽኮር ከም ድላይካ ስሓቅ ኣነ ምሳኻ እየ ዝስሕቅ ናይ ብሓቀይ ኢየ ናይ እንዳ ፊሊ ኽኣ ፈጣሪ ዘይራኣይዎ ይፍጠረሎም ብጣሚ ጽቡቅ ኣንግል ኢዩ ዘለካ።❤❤❤

  • @nahomalem-th3yf
    @nahomalem-th3yf 17 днів тому +6

    ጋዝጥኛ 100% ማራ ክፍ ኣለዋ ኣብ ቀጻሊ ሒዝካልና ምጻ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ሩሑስ ኣውደኣመት ንኹላትኩም HENPAS ፋሚሊ ጹቡቅ መደብ ❤❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤

  • @betielsimon8045
    @betielsimon8045 18 днів тому +15

    ሚኩ ሓፍተይ ጸገም የለን ፍቃድ ኣምላክ ኣምላክ ንዝፈትዉ ዩ ከምዚ ዝፍትኖ ተስፋ ከይትቆርጺ ok ኣምላክ ሰናይ ዩ ሓደ ዘይኮነስ ብዙሓት ከተምጽልና ኢኪ

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና 17 днів тому +5

    መርሓባ ፖስታ ሓውና ጅግና ወዲ ኤረይ ክብሪ ንዓካ ይኲን❤❤
    ሩሑስ ብዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷

  • @Rahwa20156
    @Rahwa20156 18 днів тому +11

    ጽቡቅ መደብ እዩ ዘለካ ፓስታ ሓወይ ቀጽል ረቢ ይሓግዝካ ነቶም ዓበይቲ እንዳ ማማ ዘውዲ ትምህርቲ ክኾኖም ነቶም ከለዎም ወላ ንቀረባ ቤቶሶም ከማን ዘይረድኡ ስድራቤት ይኸውን ኣልሓምዱሊላህ ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ካልእ ንጽበ ካባኻ 👍🏽ሚኩ ኣጆኺ ረቢ ክህበኪ እዩ ንእሽተይ ኢኺ ኩሉ ክትበጽሕዮ ኢኺ 👍🏽🤲🏽🤲🏽 ሳሓቅ ሳሓቅካ እዩ ዘጸብቆ ነቲ መደብ ጸላኢና ትዕንን ይበል 👍🏽

  • @DenaitMebrahtom
    @DenaitMebrahtom 18 днів тому +16

    ኡፍፍፍፍፍፍ ማኩ ሓፍተይ 😢 ኣጅኪ እምልክ ክድብሰኪ እዩ 🙏

  • @SabaGebrelul
    @SabaGebrelul 18 днів тому +4

    ፓስታ ሓወይ ስሓቅካ የብዝሓልካ ከይተቆርጾ Love you so much ❤️🫶

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 18 днів тому +11

    ሄኒ ሓውና ሽኮር..ናይ ኢሳቅ ሓውና ኣማውታ ኳ እንተዘይገለጽካልና ናቱ ቃለ- መሕትት እንተለካ ባ ስደደልና🙏።
    ኢሳቆ ፍትው ሓውና ድማ መንግስተ- ሰማይ የዋርስካ🙏😭😭😭

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 15 днів тому

    ጽብቕ መደብ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልኩም🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @znkidmit
    @znkidmit 18 днів тому +7

    ደስ ዝብል ዕላል ሄንፓስታ በርትዕ ኣታ ወዲ ኲራዓት ኢና ብኣኻ፣ ኣለና ኣብ ኣሰርካ ብርዕኻ ይሰሰን ወዲ ኤረይ ኣምበሳ፣

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 15 днів тому +1

    ተመክሮ ናይ ዓበይቲ መምሃራን እውን ኣምጹኡልና፡ ከም በዓል መምህር ነጋ ናይ ማትስ መምህር ኣብ ሳዋ ዝምህር ዝነበረ።

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 18 днів тому +10

    ቀጽሎ ቻነልና ድማ ኩሉና ንዕብያ ንቤተሰብ ሄኒፓስ ኤንተርተይመንት

  • @ShishayBeyene-ym1mq
    @ShishayBeyene-ym1mq 15 днів тому +1

    ሄኖጋ ፓስታ ትሑቱን ሙቕሉልን ኣባኻ ቡዙሕ ትቢጽት ኣለና ቀጽሎ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኑኹሉኹም

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 17 днів тому +1

    ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ኤረ ❤❤❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 18 днів тому +5

    አሰይይ ክንፊትወካ ማዓት ኢናሞ ሳሐካ የብዛሐዮ ሳሐቀልና 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @almazmhretab8371
    @almazmhretab8371 18 днів тому +1

    Mikuye haftey ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ዘይ ረኣኪዮ ይፍጠረልኪ❤❤❤❤❤

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 13 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤diki eri shikorinatat subukat Ruhus Biael Awidamet hadish Amet yigebrela Amilak great job usual 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏

  • @aynealemzewengiel8823
    @aynealemzewengiel8823 18 днів тому +5

    ሚኩ ሐፍተይ ኣጀኪ አምላክ ክህበኪ ኢዩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FreweymiGoit
    @FreweymiGoit 18 днів тому +2

    ኣጆኺ ሚካለይ ዓባይ ሰብ ናትኪ ሰለዘይኮነ እዩ ላም ትሃሉ እንበር ምራክስ ጽባሕ ይውለድ እቋዕ ነብሰኪ ብሰላም ወጻእኪ

  • @ኣብዘይክውንነት-sz6ie
    @ኣብዘይክውንነት-sz6ie 18 днів тому +8

    ንሚኩ ከም ኤርትራዊት ኣደ ጥራይ ዘይኮነስ ከም ናይ ዓለም ከማን ሓውልቲ ክስርሓ ኣለዋ ጂግና ኣደ ኢርትራዊት ኢያ ምልክት ኩልንትና ናይደ ጥርዚ ዚበጽሐ ትሕትና ስለዚ ኮነት ባቃ ፉሉይ ሓውልቲ ክስራሓላ ኣለዎ መምህር ናይ ኣዴታት ስለዚ ኮነት ኩለን ኤርትራውያን የሕዋትና እዚ ካብቲ ዘለውን ጽባቀ ወሲክለን ዚላዕለ ጽባቀ ከርኣና ተስፋ ንገብር

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 18 днів тому +2

    ኣምላክ ምሉጥዕና ሚኪተይ ኣጆኪ ጥዕና ጥራይ እንበር ማማይ ድኣ ሕጂ ክትህበኪ እያ እተማርያም ማንተ ማንተ❤❤❤

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 18 днів тому +4

    ነዛ ውጽኢታዊት ቻነልና ነዕብያ ክብል ይፈቱ ሄነክ ኣዚኻ ጻዕሪ ከምምተካይደሉ ይርዳኣናዩ ንብሕጂ ቀጻሊ ስራሕካ ዕውት ክኾነልካ ይሜነ ኣጆኻ

  • @ስብዩመክስብ
    @ስብዩመክስብ 18 днів тому +4

    ፓስታ ሓወይ ንኩልና ከተህጉስ ኣይትክአል ኢካ ሞ ንህብረተስብና ዝጠቅም ጥራይ ይኩን አታ ሰሓቀይ ዝበልካያ ድማ ቀጽላ ንኣካ ደስ ተኢላትካ ሰብ ኣብምርጭኡ ዩ ዝነብር ዘለዎ ሓወይ ብሩክ ❤❤❤🌹🌹🌹

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 17 днів тому +1

    👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኣዝዩ ደስ ዘብል፣ ብጣዕሚ ንፉዕ ብዙሕ ሃገራዊ ስራሕ ካብ ህዝቢ ናብ ህዝቢ ንዓኻ ውን ዓቢ ስም ኣትሪፍካ። ሊዱ ከኣ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
    እምበር ውሉዳት ኤርትራ።
    እንተ ናይ ሚካል ብጣዕሚ ዘሐዝን ኣጋጣሚ፤ ብዝኾነ ነብሳ ብሰላም ምውጽኣ ዩ ልዕሊ ኩሉ ኣገዳሲ፣ መንእሰይ ያ ብሕጂ የጸብቐላ ምንዮታ የስምረላ። ኣምላኽ ከኣ ጽንዓትን ኣኽእሎን ይለግሰልኪ ዝሓፍተይ።

  • @gal-shimye
    @gal-shimye 18 днів тому +4

    ሄኒ ሓወይ ሕማክ ኣስሚዕካኒ ናይ እንዳ ፍሊ& ሚኩ ኣምላኽ ንዖኦም ዝከውን ይሃቦም 🙏🏼 ካልእ መደባትኩም ኩሉ ዝድነቅ ኢዩ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ንኩሉኩም ኣባላት🎉🎉❤❤❤

  • @YoditTeklya
    @YoditTeklya 18 днів тому +6

    Oh mikal haftey Ajoki fetri khbki EU 🙏🙏🙏

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 18 днів тому +4

    ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ሄኖክ ሓውና ኣጆኻ ብፍላይ ሃገራዊ ኣዲሂብካ ስራሕ❤❤❤

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 18 днів тому +3

    መርሓባ ሄኖክ ወደይ ጸቡቅ መደብ ዝጸበዎ ዝነበርኩ ናትካ ቃለይ መሕተት ክገብሩካ ተሓጉሰ መደብካ 2025 ክምሪዖ ኢልካሞ ተሓጉሰ ዕድመ ን'ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ከሚኡ ካኣ ኣቅራብት መደብ የምስግነኪ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷💗💗💗🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷💕

  • @hideatg6312
    @hideatg6312 18 днів тому +7

    I love love love this host he is calm and humble. Keep up the good work

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 18 днів тому +2

    ሚኩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ድሓን ኣምላክ ኣሎ ገና ንእሹተይ ኢኪ ዘለኪ ❤❤❤❤

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 18 днів тому +5

    ፓስታ ሓወይ ኣዚኻ ጽቡቕ ኢዩ ኩሉ እተቕርቦ መደባት ኣዝዩ ጽቡቕ እዩ

  • @Kk4-fy4bj
    @Kk4-fy4bj 18 днів тому +7

    Studio perfect wowwww

  • @letebrhanhabtemichael3371
    @letebrhanhabtemichael3371 15 днів тому

    Btaimi xbuk srah ketilo. Basta hawey ketlo btaimi xbuk srahhhh méhari iyu❤❤

  • @edengoytom7955
    @edengoytom7955 16 днів тому

    Ajoki meku hafety edemn tenane yhabki fetaryyyy❤❤❤

  • @TeabeTeabe
    @TeabeTeabe 15 днів тому

    Henity shikor good job

  • @banamesgena2960
    @banamesgena2960 18 днів тому +3

    ❤❤❤betami nefu ika emo keselo edmen tenane yemnelka eti sheka ka keselo yesbelka ieu ❤❤❤❤

  • @MerhawitShbabaw
    @MerhawitShbabaw 18 днів тому +4

    Heni hawey ajoka qexelo xabuq medeb sahq ka sahq yexebqelka eiu ❤❤❤❤

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 18 днів тому

    እንተኺኢልካ ፍሉይ፡ምህዞ ዝገብሩ ሰባት አቅርበልና ብዝኾነ ዓይነት ነገር ።ኣብ ዥኮነ ዓውዲ ዘለዉ ሰባት። ንሚካልብድማ መጀመሪያ እንቋዕ ነብሳ ረኸበት። እቲ ትኣምኖ ፈጣሪ ካብ ተስፋ ሙቑራጽ ከድሕና ይልምነላ። ኣጆኺ ነቲ ቐዲምኪ ዝስዓርኪዮ ሰይጣን ዕድል ኣይትሃቢዮ ይብላ።

  • @betremaryamey8984
    @betremaryamey8984 14 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤ keep going miku haftey kea ajoki egziabhier amlak exfi gieru khbeki eu❤

  • @Irina-mf6gq
    @Irina-mf6gq 17 днів тому

    HeNPAS keep the good!!! Thank you for all clarification. Much respect Henny.

  • @Shewityemaneyemane
    @Shewityemaneyemane 15 днів тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NahomHaile-l5j
    @NahomHaile-l5j 18 днів тому

    መደባትኩም ደስ አዩ ዝብል ሓቂ ዘረባ ❤❤

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 18 днів тому +2

    Admen tanann yhabka pasta hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @kidu2pac259
    @kidu2pac259 16 днів тому

    ሄኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ንዘቕረብኩምልና ብሉጽ ስራሓት። ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና ምስ መሳርሕትኻ ኣጆኹም በርትዑ❤👍

  • @ghidenag.selase8661
    @ghidenag.selase8661 16 днів тому +1

    ንመንደለየአምጽወ

  • @WintaOkbamichael
    @WintaOkbamichael 18 днів тому +1

    Ajeki miku haftey fetari zedleyki khbeki u 🙏🙏🙏

  • @yirgaalemzemo6545
    @yirgaalemzemo6545 14 днів тому

    Pasta alwas you is the best thanks

  • @asterhabte9755
    @asterhabte9755 16 днів тому

    Henok teume Sehki betami eya Sehkia zefatiwa ❤❤❤

  • @hanaeysu7841
    @hanaeysu7841 18 днів тому +2

    Yes ❤️ thanks weda eritrean shokrr God bless you all eritrean people ❤️ 💙 💕 💖 😊 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @MajiEsak-wc1tp
    @MajiEsak-wc1tp 18 днів тому +2

    pasta hawey kedamnet meraka yereyena qexile kbleka
    Zdeli mara ena nfetweka ahwatka kab sdet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝

  • @fiorihabtaab56
    @fiorihabtaab56 18 днів тому +4

    Rhus qnyat beal ldetn hadsh ametn deki ereyyy❤❤❤❤❤

  • @geregebre353
    @geregebre353 18 днів тому +1

    Hiii henu hawey edmen tenan yehabka fetari ane kbleka ntsge ba aqrbelna?❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍

  • @abrahammekonen9173
    @abrahammekonen9173 18 днів тому

    ኣምላኽ ኣብዚሑ ክህበኪ ኢዩ ዝሓፍተይ ኣጆኺ እምነት ጥራይ

  • @yirgalemenabi3020
    @yirgalemenabi3020 18 днів тому +2

    Shikor hawey edmane thinane yihabka mikaley amlke yihagizkey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomunteklehaymanot1549
    @solomunteklehaymanot1549 18 днів тому +1

    ፓስታ ሓወይ ንኣካ ዝከውን ቅላት የብለይን❤❤❤

  • @uniteddeviles5813
    @uniteddeviles5813 18 днів тому +2

    Wawww pastino you are nice,calm, and humble keep it going bro.

  • @bisrattecle5640
    @bisrattecle5640 16 днів тому

    🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @amlesethadera5670
    @amlesethadera5670 17 днів тому

    ሚካለይ ኣጀኺ ኣምላክ ንዝፈትዎ ኢዮ ዝፍትኑ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣይትሰንብዲ

  • @bereket-v9f
    @bereket-v9f 18 днів тому +3

    Pasta hawey ajoka qexelo xebeqe medeb ❤❤❤❤❤❤

  • @asumabeyenekisun1953
    @asumabeyenekisun1953 16 днів тому

    ሄኒ ፓስታ ሽኮር ንፉዕ ቀጽሎ ማራ የ ዝፈትወካ ሳሓቅ ዩ ዘጸብቀልካ❤❤❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg 17 днів тому +1

    Makitey amlak natu ywesd naka zkewn kea yhbeka ytekalkum ajoki zhaftey adey maryam tslala texllelki❤❤❤❤

  • @simretYikealo
    @simretYikealo 18 днів тому +1

    Ajoki miku haftey enquae nebski aylekemi enber wlad dea hji khbeki eyu fetari ❤❤❤

  • @edengoytom7955
    @edengoytom7955 16 днів тому

    Henoka kxelo sehakka❤❤❤❤

  • @Abiyayu
    @Abiyayu 18 днів тому +3

    ክልተ ፋቱዋት❤❤❤❤❤

  • @NiyatTekle
    @NiyatTekle 18 днів тому +2

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 nic work heni hawuna

  • @lidyaeyob7977
    @lidyaeyob7977 16 днів тому

    Henpas hewey nay bahaki zednkka seb eka kaxalo 2025 ka maraka yariena yekawan thanks ❤❤❤❤❤

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 18 днів тому +1

    ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ንዓኻን ንቤተሰብካን ንቤተሰብ ሄኒፓስ ኢንተርተይመንት

  • @eritreanakabana5683
    @eritreanakabana5683 17 днів тому

    Anbesa Henpas 🌲🎄🎉🎉

  • @Yorsalimer
    @Yorsalimer 18 днів тому +3

    Ewayyyy miku haftey amalk zayerkyo yefterlki ajoki kulu nager ab gezo eu zekwen be strong miku ❤❤❤❤❤❤❤

  • @eriboy62833
    @eriboy62833 18 днів тому +4

    Ajoki miku haftey zelo ybezh ❤

  • @edenissak7990
    @edenissak7990 14 днів тому

    Ajoki miku haftey amlak nakum zebla hezilkum alo btami tasmina

  • @Irina-mf6gq
    @Irina-mf6gq 17 днів тому

    Merry Christmas HeNPAS Entertainment!!!

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 18 днів тому +4

    Eway meku haftey ajoki dehan amlak kehbki eu kulu nay fetari eu 🙏🙏🙏

  • @awetashtekeste8136
    @awetashtekeste8136 17 днів тому

    Merry Christmas and happy new year Deki Eri Jegnanu
    Very good job
    So proud to be Eritrean
    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👋

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 16 днів тому

    Heni hawey btaemi des zbl medeb, ajoka kexlo❤❤❤

  • @LidyaYosef-kf8sj
    @LidyaYosef-kf8sj 18 днів тому +5

    ሚኩ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ሃበ ኣምላክ ወሰደ ኣጆኪ መጀምርታ እንቃዕ ነብስኪ ብሰላም ወጻኪ ብሕጂ ካኣ ኣምላክ ቁዱስ ቆልዓ ይሃብኪ ኣጆኪ ሚኩየ❤ ሄኒ ሓወይ ብተቅርቦ መደባት ብጣዕሚ ኢና ንሕጎስ ኣደይ ክትስሕቅ ማዓት እያ ቀስ ኢልኪ ሳሓቂ ኢና ንብላ 😂 ናዓካ ምስ ራኣና ግን ንሕና ኣይኮናን ሲ እዋይ እቲ መስሓቅ ቆልዓ ወልዓለይ እያ ትብለና እዛ ሳሓቅካ ግን በጃካ ከይተቃርጻ ብዝተረፈ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን ሩሑስ ባዓል ልደትን ይግበረልና 🎉🙏👌❤

    • @aronkifle2423
      @aronkifle2423 17 днів тому +1

      Nai pasta sehak filiyiti eya wedi sirehey MOF eiu zezekakireni kkkkkkk

  • @AloniAbraham
    @AloniAbraham 15 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ god bless you heni haway more and more and proud of you habu haway miss you so much ❤ from didu gule uomy and ab zekri fkerom kea ne habu ms aidi Amxelna heni haway❤🎉 happy New year ❤

  • @solomonaster
    @solomonaster 17 днів тому

    Stay that way, people comment according their imagination. You are very uplifting young man. Stay blessed brother.

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 18 днів тому +1

    Wawww good job pasta hawina ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samrawittesfagaber888
    @samrawittesfagaber888 17 днів тому

    ❤❤❤good luck past wedi

  • @haregeweinihabte2483
    @haregeweinihabte2483 18 днів тому +2

    Hene hawey....
    N' Lidu shikor kea interview gberela...pls 🙏
    Btami eye zfetwa...❤️🌹❤️
    .

  • @almazamlesom8061
    @almazamlesom8061 18 днів тому +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @YakobMakele
    @YakobMakele 18 днів тому +1

    Miku haftey ajoki fetari exfi geru khbeki u❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsehayalemandemariam3866
    @tsehayalemandemariam3866 18 днів тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 17 днів тому

    MERYY CHRISTMAS 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ermile2091
    @ermile2091 17 днів тому

    god bless u

  • @yorusaman5095
    @yorusaman5095 18 днів тому +2

    Bitame eya zifatiweka shekorna ❤

  • @yorusalemgebregzabhier2309
    @yorusalemgebregzabhier2309 18 днів тому +1

    ሊዱየ ሽኮር ❤❤❤❤

  • @merhawiberhe4476
    @merhawiberhe4476 18 днів тому

    Pasts azemarino xaedae good heart bro am proud of you be Eriteran🎉🎉🎉🎉

  • @BrktiMebrahtom
    @BrktiMebrahtom 18 днів тому +2

    Desi zibili medeb🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @BahgiTv
    @BahgiTv 18 днів тому +2

    Keep doing pasta habibi ❤🇪🇷

  • @sesen24
    @sesen24 18 днів тому +2

    pastino Ab zkri fqrom ntedros brhane amxalna

  • @BrukBerhe-em7bf
    @BrukBerhe-em7bf 17 днів тому

    Heni i really appreciate u as A person and ur work
    ንፉዕ ሰብ

  • @mhrettabor2808
    @mhrettabor2808 18 днів тому +4

    ❤❤❤❤

  • @yorsalem6352
    @yorsalem6352 16 днів тому

    Good job heni happy new year 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MyLife-vl9yc
    @MyLife-vl9yc 18 днів тому +1

    ተመኩሮን ብቅዓትን ዘሎዎ ሞያ ሒዝኩም ስለትመጻኣና ኣዚየ ዝሕጎስ ንሞያኻን ንስራሕካን ኣዚኻ ብቁቅ ኢኻ ፓስታ ሓወይ ።ምኽንያቱ ዉሑዳት ገዲፍካ ብዩቱባራት ኣፍልጦን ብቅዓትን ዝጎደሎም ተበጺብጽና ሕጂ ግን ቀጽልዎ። ንዓኻን ንብልኦም መሳርሕትኻን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ርሑስ ኣዉዳኣመት ይምነየልኩም።

  • @habenbrhane5852
    @habenbrhane5852 17 днів тому

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @medhingebreselassie8451
    @medhingebreselassie8451 15 днів тому

    Sahak kexlo Honi hawey sahak ay xlan eyu