Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Abshirrrr jigna. Aboo Awet kmatsi eu.
I am proud of you doing the great job Thanks keep it doing as you can as very much
ኣጆኻ ረድኢ ሓወይ በርትዕ!!!!❤️❤️❤️❤️❤️
Thanks wedi mehari ajoka
ጀጋኑ ናይ በሃቂ:: ታርኽኩም ነባሪ ኢዩ:: ሎሚ ፅልሚቱ አሎ ክወግህ ኢዩ::አብ አፍሪካ ዝአበየ ብዕጥቅን ብሰራዊትን ሰራዊት ኢትዮጵያ ብጅግንነት ዝሰዕረ ጀግና ህዝባዊ ግንባር አብዕለም ተዋዳዳሪ ዘይብሉ ታሪኽ ዘመዝገበ ኢዩ::
ኣየወ አዚ ኹሉ መንአሰይ ሓሊፉ ንስለ’ዛ ሃገር እንታይ አሞ አዚ ርጉም ስርሓት ህግደፍ አንደሞ ተጻውትልና ታሪኽና ኸም ንጸላኢ ገረና ።ሰላምታይ ኣይ ረሳዕኹን ወዲ መሓሪ በዚ ትገብሮ ዘለካ ኣዚና ዕጉባት ኢናሞ ቐጽሎ ኣጆኻ
ኣየወ ስርሒት ጀጋኑ ናደው እዝ ከምዘይነበረ ዝገበሩ ኤርትራውያን ኣናብስ::ዘይርሳዕ ከም ናይ ድየን :ብየን :ፉ ኣብ ቬትናም'ዩ :: ኩሉ ጊዜ ሰብ ዕላማን መትከልን ምስተዓወቱዮም:: ሕጂዉን ግህደፍ ክድምሰሱ'ዮም::
ጻባ ሲተ ኣለና መዲያ ሚንጺ ሓቅ
ኣየወ ክንደይ ጅግና ተሕቲ መሬት ኣስፊርካ ውልቀ ሰባት ክነብሩላ ሓየንታዩ. ኣጆሃ ክወግሕዩ ረድእ ጅግና
Mechem biaka kulu nfelt alena abona redi jgna
ንጽረት ገዛ ዝሓመቅና ህዝቢ ንምራግ ጸላኢ ዘይሓመቀ ህዝቢ
Tnx
You do your best men
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። መሰረትና ወርቂ፡ ሕላገትና ድማ ሓቂ ኢዩ። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org and click the 'DONATE' button. Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
Hgdef nejaws
ከይተወልደኩ ከለኩ ዝተፈጸመ ታሪክ እዩ ፡ ዓቢ ኒሕን ሓቦን ተወፋይነት መስዋእትን ዝሓተተ እዩ ።
Thank u jigna Redi Mahari! seti kulu ftsametata jeganuna nkeyrsa, metsai weledo kfelto ttsaro zeleka bwegeney msganay Wesen yeblun...!!!! Awe meswaati bal Magula, Jaru, Gamfit, wedi Gere..... Walaaka zwedekulu alama tetelimu antehalewe anetegbrelu malti gn keriba Aya!!! Zelaalemawi zkri NJEGANU ERTRA!!!!
Aye jeganu Abey Temelisom tezreuwo Nezi meskin Hezbi Eritrea
Xewar hzbi nay bahaqi
Anta jigna nska dea zekirkayon Amerikanen'ber kab yigdef si teresiu neru 🙏👍👍👍👍
ኣሕሕሕ ሕጂ እንዶሞ ኣባላሺሞም እዚ ኹሉ ሓሊፉ ሃገር ምሰረከቡና ዶምተሰደድና ሕድሮም ኣይንጠልም ንከይንሓብ እከይ ግብሪ በዚሖምና ግን ዕወትና ናይ ግድን ክመጽእ እዩ።
ሎሚ ደኣ ሃምበርገር እንዳበላዕካ ከምዚ ዓይነት ኣበይ ክርደኣና ፡እቶም ናይ ቀደም ጀጋኑ ኣይድገሙን ኢዮም ግን ከኣ ተስፍ ዘይምቁራጽ።
Merhaba dahayka aytehaba abshirrr
ሃድነትና ኣትሪርና ነዚ ውልቀ መላኪ ስርኣትውን ከም ናደው ምቅባሩዩ!!!!!ውድቀት ንጉጅለ ህግደፍ!!!!!!!!
በሪ ናጽነትና ዘበሰረ ታሪኻዊ ስርሒት ኤርትራውያን ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣቦና ረድኢ መሓሪ ከይተሓለልካ ታሪኽ ተጋድሎና ናብቶም ናእሽቱ ወሎዶ ምምሕልላፍካ የመስግነካ እሾኽ ኣይጋእካ ደው በለልና
ረደኢ ሓውና ሽዑ ሰዓት4-5 ዘክወነ ወጋሕታ ጌራ ነይራ ናደው መፍትሕ /ሊከቶ/ዝከፍውተት ነይራ ሕጂ ከመኡ ክትኦነልና ንምነ
Redie Mehary ezy tarkina bebigizuu tekirubo zeleka bitaemi zehabn zekurea kexlo Egzabher amlak edemen tienan yhabka 💓 💓 💓 💓 💓 💓 👌
🙏🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷🙏I WAS BORN IN ADDIS ABEBA MY HOPE IS TO MEET YOU ONE DAY IN ERITREA.I REALLY APPRECIATE FOR YOUR GREAT JOB AND TIMES.ISAIAS AND HGDAF MUST GO IN 2020 👉⏰🏃♂️⏰🏃♂️🖐FOREVER 🖐👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ☝️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
Kedem kisad adi shrum lomi kisad Facebook konu
ጅግና ተጋዳላይ ረድኢ መሓሪ እወ ሓቅኻ እዚ ታሪኽ እዚ ሰራሓቱ ኣቦታትናን ሓዋትናን ኢዮም ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰራሕቲ ታሪኽ ሰማእታትና ውድቀት ንከዳዕ ኢሳይያስ ኣፍውርቂ።
ፈጣሪ ይእሌኻ ከይንብለካ ብዓቢኡ ካብ ኤርትራ ኣልዩካን ንየው ኪኖ ደረት ትርኢት ኣርሒቑካ ስለ ዘሎስ ተወሳኺ መርገም ኣየድልን፡
ኣየ ወ እዝከረኒ መሬት ዘንቀትቀተ ኣጽዋር ብዓል ራሻ ዝሓምሸሸ ኤርትራዊ'በር መን ደሎ 'ዩ መትከሉ ብትብዓት ዘረጋገጸ. ሕጂ ኸ?????
ኩሉ ተጠቃሚ ኢሞ ክፈልጦም ዘለው 5 ነገራት?
Abshirrrrr, merhaba
Entay emo kkhewn nhade seb Hamikna
Well come wedi Mahari jgna
ምድምሳስ ናደው ብህዝባዊ ሰራዊት ሐርነት ኤርትራ፣ ታሪኽ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ቀንዲ ዓንዲሕቖ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝጎዘዘ ታሪኽ ናይቲ ደቁን ሕሉቡን ንጹፉን ብምሃብ አኽቲቱ ዘሰለፈ ተባዕ ጅግና ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ኢዩ። አብቲ ፍጻሜቲ ዝተሳተፉ ኮነ መሰዋእትን መውጋእትን ዝኸፈሉ ተባዓት ጀጋኑ ሐርበኛታት ደቂ ኤርትራ ከአ እቲ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘኹርዕን ዘሐብንን ታሪኾም ወትሩ ብኽብሪ ነባሪ ኢዩ። ታሪኽና ታሪኽ መላእ ደቂ ኤርትራ ኢዩ።
Abzi tarik ezi dislike hibka zelekha ertirawi aykonkan
ታሪኽ ኔሩ ኩቡር ኣቦናን ኣያናን እዚ ረሳሕ ፍጥረት እንዶሞ ኣህስስዎ እዞም ደናቁር ካአ ኩሎም ብሪሞት ናቱ እዮም ዝንቀሳቀሱ ዕድል ኣይገበረን ህዝብና ብደቁ ይጸንት ኣሎ
አብየት ድምጺ መራሓባ አቦ ሓቂ
👍🏽 Haqey!
DIA abu kibre nerwo
Aye ewe zhalefe mesgedel
ذكره عظيمه لابطال ارتريا لكن اسياس سارق للتاريخ كمعظم الدكتاتوريين لايحبون أن يكون التاريخ لغيرهم
اخي استشهد فيها .... وان الان وحيد بلا إخوان ....
እዚ ኹሉ ጻዕሪ! እዚ ኹሉ መስዋእቲ ናይ ሐርበኛታት ደቂ ኤርትራ'ስ ንኢሳያስ መንገሲን አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ደቁን መንገርገሪን ክኸውን ናይ ብሐቂ ናይ ሞት ሞት ኢዩ!!
ኣቦታትናን ዓበይቲ እሕዋትናን እዚ ኹሉ ስቓይ አሕሊፎም ንመጻኢ ወለዶ ሰላም ክነብር እንተኾነ ግን ብሰንኪ ሓደ ሓሳድ ተምቤናይ ገርሂ ህዝብና አብ ውትህድርናን ኣብ ሸላታት ኮንቴነራት ኣብ መዓስከራት ሱዳን ትግራይ ሊቢያን እስራኤልን ንቡር ሲኢኑ ከም እንስሳ ተጸፋጺፉ ድነብር ደሎ ህዝብና ኣብ ድነበረና ጭንቀት ተወሲኹ ኮረናቫይረስ ንርእሰይ ኣብ አፉ ቫይረስ ከለኹ ብዛዕባ ህዝበይ ኣዝዩ ሻቅሎት አትዩኒ ኣሎ። ኣምላኽ እዚ ውጹዕ ገርሂ ህዝቢ ክልተ ግዜ ከይጉዳእ ባዕልካ ሓልዎ!!! ኮሮናቫይረስን ኢሳያስ ባሓንሳብ አጥፉኡ ሰላም የውርደልና።
ኣየ ፕረሲደንት ኢሳያስ !!!ክትሓስም እዚ ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ ምስ ጀጋኑ ብጾትካን ደቅካን ኩሉ እዚ ናይ ጀጋኑ ስራሕ ከንቱ ገርካዮ ህዝብኻ ፋሕፋሕ ኣቢልካ ሃገርካ ረሚስካ ምስ ሞትካስ ብከመይ ክትዝከር ኢኻ ሃገር ዓንያ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድኽነት ሸሚምካዮ ቕሩብ ዶሕልና ሲኢንካ ? ነዚ ጅግና ህዝቢ ካብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ ክሳብ ወራር ጠላማት ተጋሩ ምሳኻ ደው ዝበለ መኪቱ ሃገር ዘድሓነን ዘውሓሰ ከምዚ ዶ ምተፈድየ ? ሓራም ዓለክ ያ ሪኢስ ከምዚ ንክትፈድዮ ምሕረት ዘይትገብር ርህራሄ ዘይብልካ ወላ እንተዘይብልካ ገንዘብ ከማን ልቓሕ ወሲድካ ሃገር ክትዕምር ህዝብኻ ክትሕብሕብ ነሩካ ዕዳ እንተሎ ዕዳ ሃገር ምኮነ ሃገር ኩላ ዑና ገርካያ ጽርግያ ዓንዩ ገዛውቲ ኣሪጉ ማይ የለን ሉቺ የለን ቅሩብሲ እንታይ ይስመዓካ ? ደም ስዉ ኣትና ከንቱ ገርካዮ ድንጋጼ ዘይብልካ ምሕረት ዘይትፈቱ እምበር ዶ ሰብ ኢኻ ? ኣብ 21 ክፍለዘመን ህዝብኻ ዝብላዕ የብሉን ጽሩይ ማይ የብሉን ትራንስፖርት የለን ንዓ ተናሳሕ ናብ ልብካ ተመለስ ነዚ ህዝብኻ ከሓሶ ዕርቂ ግበር ምስ ህዝብኻ ።
እዚ ቅያዚ መንድዩ ገይሩዎ ?ህዝባዊ ግንባርዶ አይኮነን?መንዩኽ ብዛዕባ ህግደፍ አፉ መሊኡ ክዛረብ ሞራላዊ ብቅዓት ዘለዎ። ንሳቶም ክሳዕ ሕጂ ብተወፋይነት ሀገር የልምዑ ኣለው።እንተኽኢልካ ኣብ ህንጸት ሃገር ኣበርክት።
ቀደም ኣብ ክሳድ ዓዲ ሽሩም ሕጂ ኣብ ክሳድ ሞንጉዳ .ቅድም ንደርግ ሕጂ ን ኢሰያስ ከይ መተ እቶም ንሱ ኣብ ማእሰርቲ ዘእተዎ ክፈርድዎ ንምነ ፡
nay bi haki zi haway
ከልየና ስከ ናደው ማደው ኣይትበለና ' ወዲ ሰብ ኣብ ዓለም 100 ዓመት እዪ ዝነብር ኣብ ዓለም ክኣ ንሕና ክነብር ኢና ተፈጢርና ' ስለዚ ከይነብር ኣብ ስደት ፍቆዶኦ ኮለል ክብብል ዕድመና ከይዱ 30ታት በጺሑ ሕጂ ንስካ ናይ 32 ዓመት ናደው ክትብለናስ ኣይትሓፍርን ዶ ፕእ ርእሲ ብርጭቅ
Ezy eco niertrawyan deki abat eyu zmlket niska kea này adika giber nihna kea ayatatna zwedekulu kingerena alewo deki tenben gen afna kiteabsuna zebet niwedy abat zxelee kea 👎 👎 👎 👎
@ቀንዴል ሓርነት Facebook kedka Cherem-rem Bele.
@@mleteberhane3851 ብቀረባ ትፈልጠኒ ተትከውን ሹር እየ እዘን ዝበልካየን ቃላት ኣይ መውጻካየንን ' ብዝኮኑ ኩሎም ስድራይ ካብቲ ገድሊ ኣይገደፎምን ፍርቆም ስዋኣት ፍርቆም ስንኩላን ፍርቆም ክኣ ጥዑያት ኮይኖም ዝኣተው እዮም '! ድሕር ናጽነት ክኣ ደቆም ኣርኪብልናስ እስቲሂና ኣቢሎምና እዮም ህግደፍ ስለዚ ኣብዚ ንዓይ ወርጸጽ ኣይትበለለይ ብትንሕ
Abshirrrr jigna. Aboo
Awet kmatsi eu.
I am proud of you doing the great job
Thanks keep it doing as you can as very much
ኣጆኻ ረድኢ ሓወይ በርትዕ!!!!
❤️❤️❤️❤️❤️
Thanks wedi mehari ajoka
ጀጋኑ ናይ በሃቂ:: ታርኽኩም ነባሪ ኢዩ:: ሎሚ ፅልሚቱ አሎ ክወግህ ኢዩ::አብ አፍሪካ ዝአበየ ብዕጥቅን ብሰራዊትን ሰራዊት ኢትዮጵያ ብጅግንነት ዝሰዕረ ጀግና ህዝባዊ ግንባር አብዕለም ተዋዳዳሪ ዘይብሉ ታሪኽ ዘመዝገበ ኢዩ::
ኣየወ አዚ ኹሉ መንአሰይ ሓሊፉ ንስለ’ዛ ሃገር እንታይ አሞ አዚ ርጉም ስርሓት ህግደፍ አንደሞ ተጻውትልና ታሪኽና ኸም ንጸላኢ ገረና ።ሰላምታይ ኣይ ረሳዕኹን ወዲ መሓሪ በዚ ትገብሮ ዘለካ ኣዚና ዕጉባት ኢናሞ ቐጽሎ ኣጆኻ
ኣየወ ስርሒት ጀጋኑ ናደው እዝ ከምዘይነበረ ዝገበሩ ኤርትራውያን ኣናብስ::
ዘይርሳዕ ከም ናይ ድየን :ብየን :ፉ ኣብ ቬትናም'ዩ :: ኩሉ ጊዜ ሰብ ዕላማን መትከልን ምስተዓወቱዮም:: ሕጂዉን ግህደፍ ክድምሰሱ'ዮም::
ጻባ ሲተ ኣለና መዲያ ሚንጺ ሓቅ
ኣየወ ክንደይ ጅግና ተሕቲ መሬት ኣስፊርካ ውልቀ ሰባት ክነብሩላ ሓየንታዩ. ኣጆሃ ክወግሕዩ ረድእ ጅግና
Mechem biaka kulu nfelt alena abona redi jgna
ንጽረት ገዛ ዝሓመቅና ህዝቢ ንምራግ ጸላኢ ዘይሓመቀ ህዝቢ
Tnx
You do your best men
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። መሰረትና ወርቂ፡ ሕላገትና ድማ ሓቂ ኢዩ። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org and click the 'DONATE' button. Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
Hgdef nejaws
ከይተወልደኩ ከለኩ ዝተፈጸመ ታሪክ እዩ ፡ ዓቢ ኒሕን ሓቦን ተወፋይነት መስዋእትን ዝሓተተ እዩ ።
Thank u jigna Redi Mahari! seti kulu ftsametata jeganuna nkeyrsa, metsai weledo kfelto ttsaro zeleka bwegeney msganay Wesen yeblun...!!!! Awe meswaati bal Magula, Jaru, Gamfit, wedi Gere..... Walaaka zwedekulu alama tetelimu antehalewe anetegbrelu malti gn keriba Aya!!! Zelaalemawi zkri NJEGANU ERTRA!!!!
Aye jeganu Abey Temelisom tezreuwo Nezi meskin Hezbi Eritrea
Xewar hzbi nay bahaqi
Anta jigna nska dea zekirkayon Amerikanen'ber kab yigdef si teresiu neru 🙏👍👍👍👍
ኣሕሕሕ ሕጂ እንዶሞ ኣባላሺሞም እዚ ኹሉ ሓሊፉ ሃገር ምሰረከቡና ዶምተሰደድና ሕድሮም ኣይንጠልም ንከይንሓብ እከይ ግብሪ በዚሖምና ግን ዕወትና ናይ ግድን ክመጽእ እዩ።
ሎሚ ደኣ ሃምበርገር እንዳበላዕካ ከምዚ ዓይነት ኣበይ ክርደኣና ፡እቶም ናይ ቀደም ጀጋኑ ኣይድገሙን ኢዮም ግን ከኣ ተስፍ ዘይምቁራጽ።
Merhaba dahayka aytehaba abshirrr
ሃድነትና ኣትሪርና ነዚ ውልቀ መላኪ ስርኣትውን ከም ናደው ምቅባሩዩ!!!!!
ውድቀት ንጉጅለ ህግደፍ!!!!!!!!
በሪ ናጽነትና ዘበሰረ ታሪኻዊ ስርሒት ኤርትራውያን ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ኣቦና ረድኢ መሓሪ ከይተሓለልካ ታሪኽ ተጋድሎና ናብቶም ናእሽቱ ወሎዶ ምምሕልላፍካ የመስግነካ እሾኽ ኣይጋእካ ደው በለልና
ረደኢ ሓውና ሽዑ ሰዓት4-5 ዘክወነ ወጋሕታ ጌራ ነይራ ናደው መፍትሕ /ሊከቶ/ዝከፍውተት ነይራ ሕጂ ከመኡ ክትኦነልና ንምነ
Redie Mehary ezy tarkina bebigizuu tekirubo zeleka bitaemi zehabn zekurea kexlo Egzabher amlak edemen tienan yhabka 💓 💓 💓 💓 💓 💓 👌
🙏🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷🙏
I WAS BORN IN ADDIS ABEBA MY HOPE IS TO MEET YOU ONE DAY IN ERITREA.
I REALLY APPRECIATE FOR YOUR GREAT JOB AND TIMES.
ISAIAS AND HGDAF MUST GO IN 2020 👉⏰🏃♂️⏰🏃♂️🖐FOREVER 🖐
👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ☝️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
Kedem kisad adi shrum lomi kisad Facebook konu
ጅግና ተጋዳላይ ረድኢ መሓሪ እወ ሓቅኻ እዚ ታሪኽ እዚ ሰራሓቱ ኣቦታትናን ሓዋትናን ኢዮም ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰራሕቲ ታሪኽ ሰማእታትና ውድቀት ንከዳዕ ኢሳይያስ ኣፍውርቂ።
ፈጣሪ ይእሌኻ ከይንብለካ ብዓቢኡ ካብ ኤርትራ ኣልዩካን ንየው ኪኖ ደረት ትርኢት ኣርሒቑካ ስለ ዘሎስ ተወሳኺ መርገም ኣየድልን፡
ኣየ ወ እዝከረኒ መሬት ዘንቀትቀተ ኣጽዋር ብዓል ራሻ ዝሓምሸሸ ኤርትራዊ'በር መን ደሎ 'ዩ መትከሉ ብትብዓት ዘረጋገጸ. ሕጂ ኸ?????
ኩሉ ተጠቃሚ ኢሞ ክፈልጦም ዘለው 5 ነገራት?
Abshirrrrr, merhaba
Entay emo kkhewn nhade seb Hamikna
Well come wedi Mahari jgna
ምድምሳስ ናደው ብህዝባዊ ሰራዊት ሐርነት ኤርትራ፣ ታሪኽ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ቀንዲ ዓንዲሕቖ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝጎዘዘ ታሪኽ ናይቲ ደቁን ሕሉቡን ንጹፉን ብምሃብ አኽቲቱ ዘሰለፈ ተባዕ ጅግና ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ'ውን ኢዩ። አብቲ ፍጻሜቲ ዝተሳተፉ ኮነ መሰዋእትን መውጋእትን ዝኸፈሉ ተባዓት ጀጋኑ ሐርበኛታት ደቂ ኤርትራ ከአ እቲ ንኩሉ ኤርትራዊ ዘኹርዕን ዘሐብንን ታሪኾም ወትሩ ብኽብሪ ነባሪ ኢዩ። ታሪኽና ታሪኽ መላእ ደቂ ኤርትራ ኢዩ።
Abzi tarik ezi dislike hibka zelekha ertirawi aykonkan
ታሪኽ ኔሩ ኩቡር ኣቦናን ኣያናን እዚ ረሳሕ ፍጥረት እንዶሞ ኣህስስዎ እዞም ደናቁር ካአ ኩሎም ብሪሞት ናቱ እዮም ዝንቀሳቀሱ ዕድል ኣይገበረን ህዝብና ብደቁ ይጸንት ኣሎ
አብየት ድምጺ መራሓባ አቦ ሓቂ
👍🏽 Haqey!
DIA abu kibre nerwo
Aye ewe zhalefe mesgedel
ذكره عظيمه لابطال ارتريا لكن اسياس سارق للتاريخ كمعظم الدكتاتوريين لايحبون أن يكون التاريخ لغيرهم
اخي استشهد فيها .... وان الان وحيد بلا إخوان ....
እዚ ኹሉ ጻዕሪ! እዚ ኹሉ መስዋእቲ ናይ ሐርበኛታት ደቂ ኤርትራ'ስ ንኢሳያስ መንገሲን አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ደቁን መንገርገሪን ክኸውን ናይ ብሐቂ ናይ ሞት ሞት ኢዩ!!
ኣቦታትናን ዓበይቲ እሕዋትናን እዚ ኹሉ ስቓይ አሕሊፎም ንመጻኢ ወለዶ ሰላም ክነብር እንተኾነ ግን ብሰንኪ ሓደ ሓሳድ ተምቤናይ ገርሂ ህዝብና አብ ውትህድርናን ኣብ ሸላታት ኮንቴነራት ኣብ መዓስከራት ሱዳን ትግራይ ሊቢያን እስራኤልን ንቡር ሲኢኑ ከም እንስሳ ተጸፋጺፉ ድነብር ደሎ ህዝብና ኣብ ድነበረና ጭንቀት ተወሲኹ ኮረናቫይረስ ንርእሰይ ኣብ አፉ ቫይረስ ከለኹ ብዛዕባ ህዝበይ ኣዝዩ ሻቅሎት አትዩኒ ኣሎ።
ኣምላኽ እዚ ውጹዕ ገርሂ ህዝቢ ክልተ ግዜ ከይጉዳእ ባዕልካ ሓልዎ!!! ኮሮናቫይረስን ኢሳያስ ባሓንሳብ አጥፉኡ ሰላም የውርደልና።
ኣየ ፕረሲደንት ኢሳያስ !!!ክትሓስም እዚ ኩሉ ጅግንነት ፈጺምካ ምስ ጀጋኑ ብጾትካን ደቅካን ኩሉ እዚ ናይ ጀጋኑ ስራሕ ከንቱ ገርካዮ ህዝብኻ ፋሕፋሕ ኣቢልካ ሃገርካ ረሚስካ ምስ ሞትካስ ብከመይ ክትዝከር ኢኻ ሃገር ዓንያ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ድኽነት ሸሚምካዮ ቕሩብ ዶሕልና ሲኢንካ ? ነዚ ጅግና ህዝቢ ካብ ግዜ ቃልሲ ጀሚሩ ክሳብ ወራር ጠላማት ተጋሩ ምሳኻ ደው ዝበለ መኪቱ ሃገር ዘድሓነን ዘውሓሰ ከምዚ ዶ ምተፈድየ ? ሓራም ዓለክ ያ ሪኢስ ከምዚ ንክትፈድዮ ምሕረት ዘይትገብር ርህራሄ ዘይብልካ ወላ እንተዘይብልካ ገንዘብ ከማን ልቓሕ ወሲድካ ሃገር ክትዕምር ህዝብኻ ክትሕብሕብ ነሩካ ዕዳ እንተሎ ዕዳ ሃገር ምኮነ ሃገር ኩላ ዑና ገርካያ ጽርግያ ዓንዩ ገዛውቲ ኣሪጉ ማይ የለን ሉቺ የለን ቅሩብሲ እንታይ ይስመዓካ ? ደም ስዉ ኣትና ከንቱ ገርካዮ ድንጋጼ ዘይብልካ ምሕረት ዘይትፈቱ እምበር ዶ ሰብ ኢኻ ? ኣብ 21 ክፍለዘመን ህዝብኻ ዝብላዕ የብሉን ጽሩይ ማይ የብሉን ትራንስፖርት የለን ንዓ ተናሳሕ ናብ ልብካ ተመለስ ነዚ ህዝብኻ ከሓሶ ዕርቂ ግበር ምስ ህዝብኻ ።
እዚ ቅያዚ መንድዩ ገይሩዎ ?
ህዝባዊ ግንባርዶ አይኮነን?
መንዩኽ ብዛዕባ ህግደፍ አፉ መሊኡ ክዛረብ ሞራላዊ ብቅዓት ዘለዎ። ንሳቶም ክሳዕ ሕጂ ብተወፋይነት ሀገር የልምዑ ኣለው።እንተኽኢልካ ኣብ ህንጸት ሃገር ኣበርክት።