Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እዋይ ብሓቂ ከምዚ ክትርእስ ደስታን ፍስሃን ይመልኤካ ብሓቂ
አታ አነስ ብታሕጋስ እውንዶ ትነብዕ ኢካ ተመስገን አግዚአብሔር አምላከይ መምህር ሙሉ ሰብ አምሲልካ መልአክ ንዝፈጠርካልና 🙏🙏🙏 100000000000000ዓመት ንበረለይ መምህረይ በቃ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን 💓💓💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ደስ ዝብሉ ስድራ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረሎም ' እቶም ደቆም ክኣ ለባማት ደስ ዝብሉ
መምህር ሙሉ ረቢ ያሓልኻ ሙሩቅ ሰብ
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንኾማደር አብዙይ በጺሑ ክርኢ ዝፈቐድካለይ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን አምላኽ ሰለቲ ገሊጽካ ተዛሪብካ ዘይውዳእ ውህብትኡ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ይብጻሓዬ አደና ወላዲተ አምላኽ ክብር ምስጋና ናዓኺ ይኹን አምላኽ ፍጹም ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ አቦና ኮማደር ሓውና ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ሰለቲ ትገብሮ ሰናይ ስራሕኻ አብ ሰማይ ይኽፈልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ አቱም ሰናይ ምግባር ትገብሩ አሕዋትናን አሓትናን ደግሞ አምላኽ ብዘውጻኽሞ ዕጽፊ ደሪቡ ይተከአልኩም ሰሰናይ ጠጥዕሙ ጸጽብቑ ኹሉ ይሃብኩም አምላኽ ብዝኸድክሞ መንገድኹም የቕነዐልኩም እግዚአብሔር ሕማቕ አይርከብኩም ህወትኩም ለምለም ሰላም ፍቕሪ ጥዕና ሓጎስ ዝዓሰሎ ይኹን ወለደይ አሕዋተይ አሓተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ይኹነልና ዘመኑ ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ሓድነት ናይ ራህዋ ናይ ንስሀ ንተሓሳሰበሉ ንተሓላለየሉ ዘመን ይኹነልና ንዓድና ሰላምን ፍቕርን ሓድነትን ሰኒትን ይሃበና አምላኽ ኮሪና ድግሞ እግዚአብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ብቸርነቱ ሰለ ታ ቅድስቲ አዱኡ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰለ ቶም ቅዱሳን ሃዋርያት ነብያት ጻድቃን መላእኽቲ እሉ ካብ ገጸ ምድሪ የጥፍአልና አሜን 👐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ እውይ ኣገላልፃኺ ደስ ክብል
አሜን አሜን አሜን እቲ ልዑል እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ኩሉ አብ ኢዱ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይሁን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስዑድን ሳብያን ማዓረ እዩ መምህረይ ሳብያ ኣብ ውሽጢ ስዑዲ ትርከብ ከተማ እያ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ኣያና ተመስገን ኣምላኽ መምህረይ ንበረልና
ተመስገን ምንም በቃ ምንም መግለፂ የብለይ ብሓጎስ ነቢዐ
ተመስገን መምህረይ ከመካስ ሽሕ ይወለድ
ሙሌ ጅግና።
ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ክፍእ ኣይትርከቡ መምህር ሙሉ ውን ዕድመ ይሃብካ
ተመስገን ኣምላኽ እግዛብሔር እንታይ ይስኣኖ ታሕጋሰይ ወሰን የብሉን 😘መምህር ሙሉ ከኣ ብኣምላኽ ርከቦ 😘😍😍🙏🙏🙏
Ruhus hadush Amet nkulakum ethiopiawuyan 🇪🇹❤ yehwatey fkrkum yenwehayo from eritrea 🇪🇷❤👈
ኣሜንንን
እሰይ እሰይ 🙏🏼💙🌝🧸👋✝️🌽🌽🌻🗝🏠🏆
ገኑ ደላይት ጽቡቅ
በእግሩ ራሱን ችሎ የሚራመድበት አመት ይሁንለት 🎉🎉🌸🌸🌸🌸🌸❤️❤️❤️❤️🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌺🙏🏻 ለኮማንደር 💐👏🏻💐💐
እወወደይ ስቕስ ኢሊ ክበኪ በኽየ ኸዚ ታሓጉሰ ሙሉ ሓጎስ ይምላእ ቤትካ አሜን
ናይ ብሓቂ ታሕጓሲና ወሰን የብሉንስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይእመስገንእግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ።መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
ዋይ ሕጂ ሪአዮ ተመስገን ኣምላክ ዕልልል
ትግራወይንት ከብር መነንት
ኣይርከብን ተጋሩዋይ ሓቆፍቲ የሕዋቶም
ተመስገን ኣምለክ ብጣእሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ ❤
ተመስገን ኣምላኬ ቃላት የለኝም ኮማንደር ፈጣሪ ጨርሶ ይማርህ እጃቹህን የዘረጋቹ እግዚአብሔር እጁን ይዘርጋላቹ ሙለይ ተባረክ
መምህረ ሙሉ ዕደመ ጥዕና የሃብካ ፈጠሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥♥💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
እሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልተመስገንኪ ማርያም ኣክሱም ኩማንዶ እስገለ ኣብዚ ደረጃ በፂሑ ንምርኣየ ዝተሰመዐኒ ታሓጓስ ወሰን የቡሉን ለካስ ብታሓጓስ እውን ንብዓት ትነብዕ እካ ቡእውነት ተመስገን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘበነ ሰላም ዘበነ ፍቅሪ ዘበነ ጥዕና ይግበረልና 20 13 እፋየ እንብለሉ ዘምን ይኩነልና ወገናታተይይመምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነምስግን
ክብርን ምስጋናን ነቲ ውዕለቱ ዘይውዳእ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ...መምህር ሙሉእ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ክቡር ሓወይ.. ..ናብዚ ንኽበቅዕ ብሞራልን ብንዋይን ኢድኩም ዝሓወስኩም ለዋሃት ሰባት ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም ፀሎት በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስኩላትና ይኹን ኣሜን.
መምህር ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ!! ነዚቕዱስ ተግባርዚ ስለዝጀመርካን ጀሚርካውን ስለዘቐፀልካን ደጊመ ፀጋን ጥዕናን ምስ ስድራኻ፣ ብምቅፃል ኣንቱም ኣብውሽጢ ዓድን ከምኡውን ኣብስደት ኮይንኩም ኣብዚ ምግባረሰናይዚ ኣለና ኣብጎንኻ ትብሉ ዘለኹም ኩልኹም ብዘይናይሃይማኖትን ዓልየትን ኣፈላላይ ቢሰብኣውነት ጥራሕ ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዝ ናይ ክብሪስ ክብሪእዩሞ ክብረት የሃብኩም። ኩላትና ንዝፀገሞ ንሓግዝ!! ትግራይ ንቕድሚት!!
ተመስገን እቲ ድዓበየ ጥዕና ኢዩ ሙሉእ ምሕረት ኮማንደር
#ትግራዋይ ምኳን ዕድሎት እዩ እክኳዕካባኩም ተፈጠርና ደስታ እውን የንብዕ እዩ🥰🥰🥰🥰😘❤️
መምህረ ሙሉ ትግራዋካይኑ ባኣካ ዘይሕጋስ ዘይ ኮርዕ የለን💝💝💝💝💝❤❤❤❤♥♥♥♥💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ብጣዕሚ ደሰዝብል መምህር ሙሉዋያ ኣምላኻ ምስኻ ይኹኑ ብሩኹ ሓዉና ፡
Gaginantika asgle hawena malu mehrat yawrdalika
እልልልልልልል ደስ ኢልኒ እንኳዕ ናብዚ ዓብቀዐካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤
እልልልልልልልል👍👍👍👍👍👍👍
ምንም ማለት አልችልም እግዚያብሔር ይመስገን ፡፡
ክብርን ሰላምን ነዞም ስድራቤት ይኹን ከምኡ ውን ንኮማንደር ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ክህልዎ አዚና ንምነየሉንራህየላ ድማ ቋንቋ አምሓርኛ ካብ ሱሩ ቦርቂቓ ትጉሓፎ ብቋንቋና ትግርኛ ዳአ ንመካሕ ክብረትና እዩ
ብትክክል ናይ ባሓቂ ብ ጽሑፍ ዘይኮነ ብተግባር እትምህር መምህር ። ኣነ ካብ ምድናቅ ንላዕሊ ኣባካ ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒ ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ። ሰላምን ደስታን ዘለዎ ናብራ ይኩነልኩም ኮማንደር ካኣ ነሃገር ኢካ ከምዚ ኮንካ እሞ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ። ትግራዋይ ምኳናካ ዝበጻሓካ እቲ ደምካ ደምና እቲ ሂወትካ ሂወትና እዩ ።
መ/ር ሙሉየ ናይ ኩ/ር ኣስገለ ሰልኪ እባ ተሀባበረኒ
እስይይይይ ባባየይ ሙሉእ ጥዕና ይመልሰልካ
ኡፍፍፍ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንኳዕ ከምዚኣ ኢልኩም ረኣኹኹምመምህረየ ንበረልና ብሩኸይ
ህዝበይ ለጋስ ሂቡ ዘይውድኦ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ደስ በለካ ኮማንደር ኣያና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት መምህረይ ምስ ምሉእ ስድራኻ
ሙሌ እግዚአብሔር ከክፋ ይጠብቅህ የስው ልጅ ጀግንነት መገለጫው ብዙ ነውና እንሆ ያንተ ስራ ያንተ ድካም በከንቱ አልቀረምና በርታ በርታ በርታ ይህ ነው የጀግነት መገለጫ ሀርበኛ ትግራዋይ ሙሌ
አሰይይ ተመሰገን ኣምላክ 💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
የማይታለፍ የሚመሰለው ታለፈ እግዘብሔር ይመሰገን ለሰጡ እግዚአብሔር ይጨምርላቸው እንባቸውን ያበሰ አምላክ ለሁሉም ይድረሰለት
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉን መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን 🌻🌻🌻🌻🌻
እሰይ ካብዙይ ዝበለፀ ደስታ አበይሎ መምህረይ ኹሉ ግዜ ደስ ይበልካ አቱም ለጋሳትና ዕድመ ይሃብኩም ብልወፀ ይተከእልኩም እቶም ደቁ ውን ትግርኛ ምዝራብ መሊኾምዎ ብጣዕሚ እዮም አሐጒሶምኒ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
መምህር ሙሉ እ\ሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
"አነ ዝገርመኒ መንግስቲ ትግራይ እዙይ ኩሉ ማዓት ወረበላ መሬት እናተዘረፈ ንኮማንደር አሰገለ እትኮዉን መሬት ከመይ ኢሉ ይሳአን በጃኩም ዝምልከተኩም አኻላት ሕሰብሉ ይብል ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ዕንወት ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ትግራይ ብደቃ ትዕወት
ኣሰይይይይ ዕልልልልልል ተደጊፉ ምኻድ ምጅማሩ ማራ ደስስስስ ኢሉኒ እልልልልልልል ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኮማንደር ሓወይመምህር ሙሉ እውንንን ዕድመ ይሃብካ መን ሞ ከማኻ ሙሉየ ብኣካል ክንራኸብ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ተመስገን ፈጣሪ እልልልልልልል እንቓዕ ባ ንስኻ ናትና ኮንካ ኮማንደረይ
እግዚአብሔር ይመስገን አሜንኮማንደይ ጨርሶ ይማሕርካ መምህረ ሙሉ ሓወይ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ምስ መስራሕትካ አሜን አሜን አሜን አንካዕ ሓብሮ አብፀሐና አብፀሐኩም
ኣምላኽ ምስጋና ይግበኦካብ ምሒር ታሕጋስ ነቢዐህዝቢ ትግራይ ሕብረቱን ምትሕግጋዙን ዝድነቕዩ ገና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና ንሕበር ጥራይ
ከም ሙሌ ዝበሉ ሰባት ብዝሕ እንተዝብሉልና።
Ane tergna eye
@@ሰላም-ኰ8ዘ ፅቡቅ ደስ ይብለና
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል ኣብዚ ኢድኩም ጉልበትኩም ሓሳብኩም ዝለገስኩም እንቋዕ ንፍረ ጻማኩም ንምርኣይ ኣብቃዓኩም መምህር ሙሉየ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ትንቢተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
መምህር ሙሉ ስጋብ ሺሕ ወለደኻ እግዛብሄር ይባርኽ አያ ተጋሩ ነመስግነካ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብሩኻት ስድራ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ንጸገሞም ተረዲኩም ብገንዘብ ዝሓገዝኩም እግዛቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም
ተመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ለይሰኣና ለእግዛብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ስድራና ሓውና ሙሉየይይ ደሞ ምሉእ ዕድመካ ፀጋ እግዛብሔር ኣይፈለካ
አሰይይ እልልልልልልልተመስገን ኣምላክ ኩሉ ዝካኣላ ኣምላክ አቦይ አብዚ አብፅሓዮም ዝርአና ክብሪ ምስጋና ንልዕል ፈጣሪ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ አትገብሮ ኩሉ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክሩሑስ ሐዱሽ ዓማት ይግበረልና ናይ ፍቅሪ ነይ ሓጎስ ናይሰላም ናይራህዋ ሓድሽ ዓማት ይግብረልና ኣምላክ💐💐💐💐🙏🙏🙏
⛱እግዚአብሔር ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 💡መ/ር ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ ኣብ ትግራይ ታሪካዊ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ። ዉዕለታኻ ሰብ ከፊሉ ዝዉድኦ ኣይኮነን እግዚአብሔር ናይ ኢድካ ይኽፈልካ።🏵ንኩ/ር ኣስገለ ምስ ሙሉእ ቤተሰቡ ድማ ሙሉእ ጥዕናን ስላም ይምነ።
mulua mhret yewrdelka fetari🙏🙏🙏
እሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላኼ ብእግርካስ ሰዲርካ ንምካድ ሪእካ ደግመም ዕልልልልልልልልል ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💟💟💟💘💘💘👈
Newih edemen teinan yehabekum🙏🙏🙏❤❤❤😍😍✊🏻✊🏻✊🏻✌
ተመስገን እንካዕ አብፀሐኩም መሉየ መግለፂ የብለን ዓስብካ ካብ እግዛአብሄር ርከቦ
እሰይ እሰይ ደስ ይበል እንኳዕ ኣብፀሓኩሙ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና መ/ር ሙሉዋይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
መ/ር ሙሉ ድመን ጥዕናን የሃብካ ክማደር እውን አጆኻ ትግራዋይ ይስዕር።
ለእግዚአብሔር ምን ይሳነዋል አይዞህ አንተ ጀግና
እንካዕ ሰላም መፃኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት መምህር ሙሉ ሓወይ
ኣሰይይ እንካዕ ደስበለካ
እንኳዓ ደስ በለኩ ኩሉኩም ነዛ ሓጎሶም ክትርኡ ዝደከምኩም ስባት በእግዚአብሔር ተከፈልዎ እና ናይ ኢ•ያ ቅርሺ ተቀይሩ ዝባሃል ዘረባ ስምዓ በጃኩምባ ትፈልጥዎ ነገር ተለኩም እባ አብሩሁለይ
እቲ ነባር ቅርሺ ብሓዱሽ ቅርሺ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ሙሉእ ብሙሉእ ክቅየር እዩ።
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመሰገን
🤲🤲🤲🤲🤲😘😘😘😘😘😘መምህር ሙሉ ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ውዕለትኡ ይኽፈልካ እምበይ ለባም ሰብ
እግዚአብሔር ይመስገን ብታሕጓስ በኽየ 😥ኣቦና ኮማንደር ኣስገለ እግዚአብሄር ሙሉእ ፍፁም ገብሩ ይምሓርኻ 🙏🙏🙏እንኳዕ ካብዚ ለባም ሩሑሩሕ ህዝቢ ትፈጠሪኹ😍💝💝🙏መምህር ሙሉየ ኣቦ ድኻ ዓይኒ ትግራይና ኽበረልና🙏🙏💓💓💖💖💛💖💛💖
ተጋር🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹አልልልል
ተመስገን ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለን
Asseyyyy እንካዕ መዋጾኦ ፈጠረልካ
ተመስገን አምላክ መሉ ሓወና 🙏🙏🙏🙏❤❤
አሰይይይ ተመስገን አምላክይ
ፈጣሪ መሊኡ ክምሕሮን ጠጠው ኢሉ ባዕሉ ኪእሉ ክንቀሳቀስ እና ተመነኩ ናብዙይ ዘብፀሐ አምላክ ይመስገን ንአምላክ ዝስአኖ የለንሞ
እንኳዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ኮማንደር መፃኢ ዘበን ናይ ጥዒናን ሓጎስን ይግበረልካ🙏.
ተመስገን ንኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዒናና ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏
Temesgen amlak menem meglexi yebleyn 🇪🇷
so goodደስ ዝብል ነገር ኢዩ ። ሰላምን ራህዋን መባልዕትናዓመት ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን
ተመስገን ኣምላክ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም እንዳ ኩማንደር
መምህረይ እስቲ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ብሳላኻ እዩ እቲ ኹሉ ፅጉም ዝሕገዝ ዘሎ ምኽንያቱ ንስኻ በየ ገጠርን ከተማን እናዘርኻ ናይ ውሽጥና ፀገም ስለ እትዝርገሖ ገበርቲ ሰናይ እውን ፅቡቕ ይገብረለው ተመስገን ንዓኻ ዝወለደት ኣዶ ተዓዲላ ዝተባረኸት ማህፀን. ገበርቲ ሰናይ ድማ ከምቲ ገፆምን ክዳውንቶምን ኣበባ መሲሎም ዘለው ፈጣሪ ኣበባ ይኹን ንሮኹም
ተመስገንፈጣሪ ጨሪሹ ይማሐርካ🙏🙏
ተመስገን ሙሉ ጥዕና ይሃበልን እንኳዕ ደስ በለካ ምስቤተሰብካ!
መ/ር ሙሉ ለ2ዐ13 ዓ.ም በሰላም በጤና ከነቤተሰቦችህ እንኳን አደረሰህ
ደስታኩም ይብዛሕ ክቡራተይ
Temesgen fetari tay yseaneka🙏
ተመስገን አምላኽ እንካዕ ብስላም አብጻሐኩም
ሓድሸ ዓመት ሓድሸ ልቢ ይፍጣረን እንኳዕ ኣብፀሓና ዶሞ ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉእ ምሕረት ንኣቦና
እሰይ እንካዕ ደስ በለኩም
ኣሰይ ተመስገን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሰብ እዩ ምሕረት ዋሃቢ 💝💝💝💝
አሰይ ፈጣሪ መለኡ ምሕረት የወርደልካ
ኣሰይ ዕልልልልል ተመስገን
ተመስገን ተመስገን ሙሉየ ዕድመ ይሃብካ
ተመስገን እልልልልልል❤❤
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ሓብሮ አብፅሐ ና አብፅሐኩም 🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Wushtena /memhiry kibret yihabka nikulu terkibelu❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
ተመሰገን ፈጣሪ እንታይ ይሳአኖ ንዋሃብት እግዚአብሔር ይሃብክም ሙሉዋይ tnx more
ብወገነይ ንኣካ ናኣዳላዊ መደብ ውሻጠና እየ ዘመስግን ልዕሊ ኩሉ ፡ኣምላክ ሓዳርካ የዕንብብ
እልልልልልልልል ተመስግን እንቋእ ናብዚ ኣብቀአካ ክቡር ኣያና ❤❤❤❤❤
መምህር ሙሉ ኩሉ እትገብሮ ካብ ኣምላክ ርከቦ ኣምላኽ ካብ ኩፉእ ይሓልውካ ሓወይ
ኣሰይይይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ነዚ ዘርኣኻና ንወሃቢ ይሀቦ
🇪🇷👍👍👍🤲🤲🤲🤲🤲🤲Temesgen amlak
ሙለረይ ቅዱስ ናይ በትሪ ሙሴ ንኣስራኤላውያን ከብ ፀበባ ምስ እግዚኣብሄር ዘው ፀኦም ዝነበረ ንስካ ድማ ናዓና ብእግዚኣብሄር ዝተሓረካ ኢካ ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ኣቱም ለገስቲ ብዝወፀ ይተከአልኩም ።ሰላምና ወሓዚ ይግበሮ
ክብርን ምስገናን ንፈጣሪ
እዋይ ብሓቂ ከምዚ ክትርእስ ደስታን ፍስሃን ይመልኤካ ብሓቂ
አታ አነስ ብታሕጋስ እውንዶ ትነብዕ ኢካ ተመስገን አግዚአብሔር አምላከይ መምህር ሙሉ ሰብ አምሲልካ መልአክ ንዝፈጠርካልና 🙏🙏🙏 100000000000000ዓመት ንበረለይ መምህረይ በቃ ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን 💓💓💓💓💓💓💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ደስ ዝብሉ ስድራ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረሎም ' እቶም ደቆም ክኣ ለባማት ደስ ዝብሉ
መምህር ሙሉ ረቢ ያሓልኻ ሙሩቅ ሰብ
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ንኾማደር አብዙይ በጺሑ ክርኢ ዝፈቐድካለይ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ናዓኻ ይኹን አምላኽ ሰለቲ ገሊጽካ ተዛሪብካ ዘይውዳእ ውህብትኡ አምላኽ ኽብርን ምስጋናን ይብጻሓዬ አደና ወላዲተ አምላኽ ክብር ምስጋና ናዓኺ ይኹን አምላኽ ፍጹም ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ አቦና ኮማደር ሓውና ሙሉ እግዚአብሔር አምላኽ ሰለቲ ትገብሮ ሰናይ ስራሕኻ አብ ሰማይ ይኽፈልካ አምላኽ ብውላድካ ተሓጎስ አቱም ሰናይ ምግባር ትገብሩ አሕዋትናን አሓትናን ደግሞ አምላኽ ብዘውጻኽሞ ዕጽፊ ደሪቡ ይተከአልኩም ሰሰናይ ጠጥዕሙ ጸጽብቑ ኹሉ ይሃብኩም አምላኽ ብዝኸድክሞ መንገድኹም የቕነዐልኩም እግዚአብሔር ሕማቕ አይርከብኩም ህወትኩም ለምለም ሰላም ፍቕሪ ጥዕና ሓጎስ ዝዓሰሎ ይኹን ወለደይ አሕዋተይ አሓተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻 ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ይኹነልና ዘመኑ ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ሓድነት ናይ ራህዋ ናይ ንስሀ ንተሓሳሰበሉ ንተሓላለየሉ ዘመን ይኹነልና ንዓድና ሰላምን ፍቕርን ሓድነትን ሰኒትን ይሃበና አምላኽ ኮሪና ድግሞ እግዚአብሔር አምላኽ ብምሕረቱ ብቸርነቱ ሰለ ታ ቅድስቲ አዱኡ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰለ ቶም ቅዱሳን ሃዋርያት ነብያት ጻድቃን መላእኽቲ እሉ ካብ ገጸ ምድሪ የጥፍአልና አሜን 👐
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ እውይ ኣገላልፃኺ ደስ ክብል
አሜን አሜን አሜን እቲ ልዑል እግዚአብሔር እንታይ ይሳአኖ ኩሉ አብ ኢዱ ተመስገን ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይሁን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስዑድን ሳብያን ማዓረ እዩ መምህረይ ሳብያ ኣብ ውሽጢ ስዑዲ ትርከብ ከተማ እያ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ ኣያና ተመስገን ኣምላኽ መምህረይ ንበረልና
ተመስገን ምንም በቃ ምንም መግለፂ የብለይ ብሓጎስ ነቢዐ
ተመስገን መምህረይ ከመካስ ሽሕ ይወለድ
ሙሌ ጅግና።
ኣቱም እትህቡ እግዚአብሔር ክፍእ ኣይትርከቡ መምህር ሙሉ ውን ዕድመ ይሃብካ
ተመስገን ኣምላኽ እግዛብሔር እንታይ ይስኣኖ ታሕጋሰይ ወሰን የብሉን 😘መምህር ሙሉ ከኣ ብኣምላኽ ርከቦ 😘😍😍🙏🙏🙏
Ruhus hadush Amet nkulakum ethiopiawuyan 🇪🇹❤ yehwatey fkrkum yenwehayo from eritrea 🇪🇷❤👈
ኣሜንንን
እሰይ እሰይ 🙏🏼💙🌝🧸👋✝️🌽🌽🌻🗝🏠🏆
ገኑ ደላይት ጽቡቅ
በእግሩ ራሱን ችሎ የሚራመድበት አመት ይሁንለት 🎉🎉🌸🌸🌸🌸🌸❤️❤️❤️❤️🌸🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌺🙏🏻 ለኮማንደር 💐👏🏻💐💐
እወወደይ ስቕስ ኢሊ ክበኪ በኽየ ኸዚ ታሓጉሰ ሙሉ ሓጎስ ይምላእ ቤትካ አሜን
ናይ ብሓቂ ታሕጓሲና ወሰን የብሉን
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይእመስገን
እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደሉ።
መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ
ሩሕስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ጀጋኑ
ዋይ ሕጂ ሪአዮ ተመስገን ኣምላክ ዕልልል
ትግራወይንት ከብር መነንት
ኣይርከብን ተጋሩዋይ ሓቆፍቲ የሕዋቶም
ተመስገን ኣምለክ ብጣእሚ ዘሐጉስ ስራሕ እዩ ❤
ተመስገን ኣምላኬ ቃላት የለኝም ኮማንደር ፈጣሪ ጨርሶ ይማርህ እጃቹህን የዘረጋቹ እግዚአብሔር እጁን ይዘርጋላቹ ሙለይ ተባረክ
መምህረ ሙሉ ዕደመ ጥዕና የሃብካ ፈጠሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤♥♥♥♥♥♥♥💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
እሰይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልል
ተመስገንኪ ማርያም ኣክሱም ኩማንዶ እስገለ ኣብዚ ደረጃ በፂሑ ንምርኣየ ዝተሰመዐኒ ታሓጓስ ወሰን የቡሉን ለካስ ብታሓጓስ እውን ንብዓት ትነብዕ እካ
ቡእውነት ተመስገን ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ዘበነ ሰላም ዘበነ ፍቅሪ ዘበነ ጥዕና ይግበረልና 20 13 እፋየ እንብለሉ ዘምን ይኩነልና ወገናታተይይ
መምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነምስግን
ክብርን ምስጋናን ነቲ ውዕለቱ ዘይውዳእ ንልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን ...መምህር ሙሉእ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ክቡር ሓወይ.. ..ናብዚ ንኽበቅዕ ብሞራልን ብንዋይን ኢድኩም ዝሓወስኩም ለዋሃት ሰባት ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም ፀሎት በረኸት ናይ ኣዴና ድንግል ማርያም ምስኩላትና ይኹን ኣሜን.
መምህር ሙሉ. ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ!! ነዚቕዱስ ተግባርዚ ስለዝጀመርካን ጀሚርካውን ስለዘቐፀልካን ደጊመ ፀጋን ጥዕናን ምስ ስድራኻ፣ ብምቅፃል ኣንቱም ኣብውሽጢ ዓድን ከምኡውን ኣብስደት ኮይንኩም ኣብዚ ምግባረሰናይዚ ኣለና ኣብጎንኻ ትብሉ ዘለኹም ኩልኹም ብዘይናይሃይማኖትን ዓልየትን ኣፈላላይ ቢሰብኣውነት ጥራሕ ትገብርዎ ዘለኹም ሓገዝ ናይ ክብሪስ ክብሪእዩሞ ክብረት የሃብኩም። ኩላትና ንዝፀገሞ ንሓግዝ!! ትግራይ ንቕድሚት!!
ተመስገን እቲ ድዓበየ ጥዕና ኢዩ ሙሉእ ምሕረት ኮማንደር
#ትግራዋይ ምኳን ዕድሎት እዩ እክኳዕካባኩም ተፈጠርና ደስታ እውን የንብዕ እዩ🥰🥰🥰🥰😘❤️
መምህረ ሙሉ ትግራዋካይኑ ባኣካ ዘይሕጋስ ዘይ ኮርዕ የለን💝💝💝💝💝❤❤❤❤♥♥♥♥💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ብጣዕሚ ደሰዝብል መምህር ሙሉዋያ ኣምላኻ ምስኻ ይኹኑ ብሩኹ ሓዉና ፡
Gaginantika asgle hawena malu mehrat yawrdalika
እልልልልልልል ደስ ኢልኒ እንኳዕ ናብዚ ዓብቀዐካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤
እልልልልልልልል👍👍👍👍👍👍👍
ምንም ማለት አልችልም እግዚያብሔር ይመስገን ፡፡
ክብርን ሰላምን ነዞም ስድራቤት ይኹን ከምኡ ውን ንኮማንደር ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ክህልዎ አዚና ንምነየሉ
ንራህየላ ድማ ቋንቋ አምሓርኛ ካብ ሱሩ ቦርቂቓ ትጉሓፎ ብቋንቋና ትግርኛ ዳአ ንመካሕ ክብረትና እዩ
ብትክክል ናይ ባሓቂ ብ ጽሑፍ ዘይኮነ ብተግባር እትምህር መምህር ። ኣነ ካብ ምድናቅ ንላዕሊ ኣባካ ፉሉይ ኣክብሮት ኣለኒ ። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ። ሰላምን ደስታን ዘለዎ ናብራ ይኩነልኩም ኮማንደር ካኣ ነሃገር ኢካ ከምዚ ኮንካ እሞ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ። ትግራዋይ ምኳናካ ዝበጻሓካ እቲ ደምካ ደምና እቲ ሂወትካ ሂወትና እዩ ።
መ/ር ሙሉየ ናይ ኩ/ር ኣስገለ ሰልኪ እባ ተሀባበረኒ
እስይይይይ ባባየይ ሙሉእ ጥዕና ይመልሰልካ
ኡፍፍፍ
ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እንኳዕ ከምዚኣ ኢልኩም ረኣኹኹም
መምህረየ ንበረልና ብሩኸይ
ህዝበይ ለጋስ ሂቡ ዘይውድኦ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ደስ በለካ ኮማንደር ኣያና እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት መምህረይ ምስ ምሉእ ስድራኻ
ሙሌ እግዚአብሔር ከክፋ ይጠብቅህ
የስው ልጅ ጀግንነት መገለጫው ብዙ ነውና እንሆ ያንተ ስራ ያንተ ድካም በከንቱ አልቀረምና በርታ በርታ በርታ
ይህ ነው የጀግነት መገለጫ
ሀርበኛ ትግራዋይ ሙሌ
አሰይይ ተመሰገን ኣምላክ 💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏
የማይታለፍ የሚመሰለው ታለፈ እግዘብሔር ይመሰገን ለሰጡ እግዚአብሔር ይጨምርላቸው እንባቸውን ያበሰ አምላክ ለሁሉም ይድረሰለት
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉን
መላእ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን 🌻🌻🌻🌻🌻
እሰይ ካብዙይ ዝበለፀ ደስታ አበይሎ መምህረይ ኹሉ ግዜ ደስ ይበልካ አቱም ለጋሳትና ዕድመ ይሃብኩም ብልወፀ ይተከእልኩም እቶም ደቁ ውን ትግርኛ ምዝራብ መሊኾምዎ ብጣዕሚ እዮም አሐጒሶምኒ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኩም🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
መምህር ሙሉ እ\ሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
"አነ ዝገርመኒ መንግስቲ ትግራይ እዙይ ኩሉ ማዓት ወረበላ መሬት እናተዘረፈ ንኮማንደር አሰገለ እትኮዉን መሬት ከመይ ኢሉ ይሳአን በጃኩም ዝምልከተኩም አኻላት ሕሰብሉ ይብል ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ዕንወት ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ትግራይ ብደቃ ትዕወት
ኣሰይይይይ ዕልልልልልል ተደጊፉ ምኻድ ምጅማሩ ማራ ደስስስስ ኢሉኒ እልልልልልልል ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኮማንደር ሓወይ
መምህር ሙሉ እውንንን ዕድመ ይሃብካ መን ሞ ከማኻ ሙሉየ ብኣካል ክንራኸብ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ተመስገን ፈጣሪ እልልልልልልል እንቓዕ ባ ንስኻ ናትና ኮንካ ኮማንደረይ
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን
ኮማንደይ ጨርሶ ይማሕርካ
መምህረ ሙሉ ሓወይ አዉን ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም ምስ መስራሕትካ
አሜን አሜን አሜን አንካዕ ሓብሮ አብፀሐና አብፀሐኩም
ኣምላኽ ምስጋና ይግበኦ
ካብ ምሒር ታሕጋስ ነቢዐ
ህዝቢ ትግራይ ሕብረቱን ምትሕግጋዙን ዝድነቕዩ
ገና ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና
ንሕበር ጥራይ
ከም ሙሌ ዝበሉ ሰባት ብዝሕ እንተዝብሉልና።
Ane tergna eye
Ane tergna eye
@@ሰላም-ኰ8ዘ ፅቡቅ ደስ ይብለና
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ እዩ ዝብል ኣብዚ ኢድኩም ጉልበትኩም ሓሳብኩም ዝለገስኩም እንቋዕ ንፍረ ጻማኩም ንምርኣይ ኣብቃዓኩም መምህር ሙሉየ ከምቲ ናይ ኩሉ ግዜ ትንቢተይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኻ ይኹን
መምህር ሙሉ ስጋብ ሺሕ ወለደኻ እግዛብሄር ይባርኽ አያ ተጋሩ ነመስግነካ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብሩኻት ስድራ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ንጸገሞም ተረዲኩም ብገንዘብ ዝሓገዝኩም እግዛቢሄር ጻማኹም ይሃብኩም
ተመስገን እስመ ኣልቦ ነገር ለይሰኣና ለእግዛብሔር ምሉእ ሓጎስ ይግበረልኩም ስድራና ሓውና ሙሉየይይ ደሞ ምሉእ ዕድመካ ፀጋ እግዛብሔር ኣይፈለካ
አሰይይ እልልልልልልልተመስገን ኣምላክ ኩሉ ዝካኣላ ኣምላክ አቦይ አብዚ አብፅሓዮም ዝርአና ክብሪ ምስጋና ንልዕል ፈጣሪ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ አትገብሮ ኩሉ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክሩሑስ ሐዱሽ ዓማት ይግበረልና ናይ ፍቅሪ ነይ ሓጎስ ናይሰላም ናይራህዋ ሓድሽ ዓማት ይግብረልና ኣምላክ💐💐💐💐🙏🙏🙏
⛱እግዚአብሔር ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። 💡መ/ር ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ ኣብ ትግራይ ታሪካዊ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ። ዉዕለታኻ ሰብ ከፊሉ ዝዉድኦ ኣይኮነን እግዚአብሔር ናይ ኢድካ ይኽፈልካ።
🏵ንኩ/ር ኣስገለ ምስ ሙሉእ ቤተሰቡ ድማ ሙሉእ ጥዕናን ስላም ይምነ።
mulua mhret yewrdelka fetari🙏🙏🙏
እሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላኼ ብእግርካስ ሰዲርካ ንምካድ ሪእካ ደግመም ዕልልልልልልልልል ተመስገን ልዑል እግዚአብሔር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏💟💟💟💘💘💘👈
Newih edemen teinan yehabekum🙏🙏🙏❤❤❤😍😍✊🏻✊🏻✊🏻✌
ተመስገን እንካዕ አብፀሐኩም
መሉየ መግለፂ የብለን ዓስብካ ካብ እግዛአብሄር ርከቦ
እሰይ እሰይ ደስ ይበል እንኳዕ ኣብፀሓኩሙ 🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና መ/ር ሙሉዋይ ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
መ/ር ሙሉ ድመን ጥዕናን የሃብካ ክማደር እውን አጆኻ ትግራዋይ ይስዕር።
ለእግዚአብሔር ምን ይሳነዋል አይዞህ አንተ ጀግና
እንካዕ ሰላም መፃኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት መምህር ሙሉ ሓወይ
ኣሰይይ እንካዕ ደስበለካ
እንኳዓ ደስ በለኩ ኩሉኩም ነዛ ሓጎሶም ክትርኡ ዝደከምኩም ስባት በእግዚአብሔር ተከፈልዎ እና ናይ ኢ•ያ ቅርሺ ተቀይሩ ዝባሃል ዘረባ ስምዓ በጃኩምባ ትፈልጥዎ ነገር ተለኩም እባ አብሩሁለይ
እቲ ነባር ቅርሺ ብሓዱሽ ቅርሺ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ሙሉእ ብሙሉእ ክቅየር እዩ።
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመሰገን
🤲🤲🤲🤲🤲😘😘😘😘😘😘መምህር ሙሉ ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ውዕለትኡ ይኽፈልካ እምበይ ለባም ሰብ
እግዚአብሔር ይመስገን ብታሕጓስ በኽየ 😥ኣቦና ኮማንደር ኣስገለ እግዚአብሄር ሙሉእ ፍፁም ገብሩ ይምሓርኻ 🙏🙏🙏እንኳዕ ካብዚ ለባም ሩሑሩሕ ህዝቢ ትፈጠሪኹ😍💝💝🙏መምህር ሙሉየ ኣቦ ድኻ ዓይኒ ትግራይና ኽበረልና🙏🙏💓💓💖💖💛💖💛💖
ተጋር🇻🇳🇻🇳🇪🇹🇪🇹
አልልልል
ተመስገን ፈጣሪ መሊኡ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ንዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለን
Asseyyyy እንካዕ መዋጾኦ ፈጠረልካ
ተመስገን አምላክ መሉ ሓወና 🙏🙏🙏🙏❤❤
አሰይይይ ተመስገን አምላክይ
ፈጣሪ መሊኡ ክምሕሮን ጠጠው ኢሉ ባዕሉ ኪእሉ ክንቀሳቀስ እና ተመነኩ ናብዙይ ዘብፀሐ አምላክ ይመስገን ንአምላክ ዝስአኖ የለንሞ
እንኳዕ ኣብፀሐኩም እንዳ ኮማንደር መፃኢ ዘበን ናይ ጥዒናን ሓጎስን ይግበረልካ🙏.
ተመስገን ንኣምላክ እንታይ ይሰኣኖ ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዒናና ይሃብካ 🙏🙏🙏🙏
Temesgen amlak menem meglexi yebleyn 🇪🇷
so good
ደስ ዝብል ነገር ኢዩ ። ሰላምን ራህዋን መባልዕትና
ዓመት ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን