Mulubrhan Fisseha - Mekelle Shikor | መቐለ ሽኮር - New Ethiopian Music 2017 (Official Video)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 1,4 тис.

  • @rbewedimebre5608
    @rbewedimebre5608 7 років тому +111

    ዋውውውውው ከመይ ዲካ ሙለ ኣስሊ ሽኮር ክሊቪ ማራ ሰሓቢ ፈትየዮ ኣመና ደቂ ትግራይ ክሕሎ I am from Eritrean but i love you my people
    i like you

  • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
    @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +168

    መቀለ ሽኮር ንስኹም ከማን ሽኮራት ኣነ ኤርትራዊ እየ i love u ኩላትና ሓደ ማዓልቲ ታኣኪብና መቀለ ኣስመራ ክንማላለስ ኢና ኣሕዋተይ ማዓረይ ሓንቲ ማዓልቲ መቀለ ክርኣ ይደሊ ኣለኹ ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን

    • @babaqueen9566
      @babaqueen9566 6 років тому +2

      ማቲ ኣስሊ ወዲ ገዛማንዳ Amen

    • @shamssaleh2213
      @shamssaleh2213 6 років тому +2

      ማቲ ኣስሊ ወዲ ገዛማንዳ Ameen abshr

    • @ፍቕሪእዩጡዑም
      @ፍቕሪእዩጡዑም 4 роки тому +3

      Amen 3 zyaday wala ane ewn asmera kria kmxe ybl aleku hasab lbki yesmrelki beluni

    • @Robelataklti-r7m
      @Robelataklti-r7m 6 місяців тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜነ ብሓቂ❤

  • @alemkonjo3973
    @alemkonjo3973 7 років тому +65

    ዋው በጣም ያምራል እንዳው ሀገራችን ኢትዮጰያ እኮ እያንዳንዱ ክልል ያማርች ነት ደግሞ ሙዚቃው ምኑም ባይገባኝም ትግራኛ ዘፍን ውሠጤ ነው ፡፡

  • @semhallove3923
    @semhallove3923 2 роки тому +24

    ሚስኪን ህዝበይ ንስካዶ ትብደልዋ😥🙏🙏🙏ኣምላከይ ሰላሞ ኣዉርደልና🥰💛❤️🙏🙏🙏🙏

  • @ሓማሴንዓሌታውያን
    @ሓማሴንዓሌታውያን 7 років тому +131

    ዋውውውው ተጋሩ የሕዋትና ናይ ብሓቒ ደስ ቲብል ደርፊ ቢሓንሳብ ንኮነሉ ቐሪቡ ኢዩ ፈታዊኩም ካብ eritrea

    • @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
      @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ 7 років тому +3

      Tesfit Tezfit
      ኣምላክ ንመን ኢሉዎ ብሩከይ

    • @kalMHe
      @kalMHe 7 років тому

      ሓማሴን ዓሌታውያን ... im sorry to say this but you are Ignorant ! Hamasien gelemele tibil ... tsileka abtom hagerna zebelashiwu zelewu zeytigebir instead of black listing a whole society ! You're idiot ! You're intoxicated with such a meaningless belief !

    • @tsegayghebrat242
      @tsegayghebrat242 7 років тому

      ሓማሴን ዓሌታውያን Ambsa eleka Aleku meskel senafe ybehal haw meskel keranyo israel,Nhamasen tfetu wedi senafe Ambesa eleka Aleku titselie kea donkoro megaberya Aslamay eleka aleku..

  • @eritreanselam8184
    @eritreanselam8184 7 років тому +164

    ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ (መቀለ ሽኮር ዳሓደረት ትፍቶ ) ኣጆኹም ኣቱም ናይ ምዕባለ ሰረት

  • @erisam9695
    @erisam9695 7 років тому +67

    ትግረዋይ ኣክባሪ ኣዱ መንነቱን ኢዩ ።
    ስለዝኮነ ኢዮም ጸላኢቱ ኣብክልተ መኪሎሞ ሓደ ኮይኑ ቕያ ክሰርህ ኢዩ ኣጆካ ህዝቢ ትግርጃ

  • @mylifeisjesuschrist4919
    @mylifeisjesuschrist4919 7 років тому +208

    አነ ኤርትራዊ ኢየ ኩሉኩም እህዋተይ ኢትዪጵያዋን ይፈትወኩም ይክብርኩም አበት ክጥዕም እቲ ባህልኩም መቀለ ሽኮር ንስክትኩም ዋላ ሽኮራት አስልታት ናይ ምወድእታ like እስኪ አብዝሕ አብሉ እሕዋት

    • @salemsalem9464
      @salemsalem9464 7 років тому +4

      i love Jesus Christ LJ wowwwww wowwwww so Tanks

    • @mylifeisjesuschrist4919
      @mylifeisjesuschrist4919 7 років тому +7

      Salem Salem ውሒዱ ከማን ደቂ መቀል ሽኮራት

    • @salemsalem9464
      @salemsalem9464 7 років тому +2

      i love Jesus Christ LJ ok so Tanks

    • @yonikalmar6386
      @yonikalmar6386 7 років тому

      My Life Is Jesus Christ fuck edeka Eritreawi gerka smkum keyrukum wegin Eritrea gele aytbelu wegin komalat

    • @mylifeisjesuschrist4919
      @mylifeisjesuschrist4919 7 років тому +1

      Joni Habeshawi kemzi kemaka whadi ertirawi kemzi ailu aymlsn selam fkri selamn amber tslai ms tgrway yblomn

  • @ወዲሃዘሞኤርትራየ
    @ወዲሃዘሞኤርትራየ 7 років тому +92

    ዋውውውውውውውው ናይ በሓቂ ሽኮር ተጋሩ ዓቀብቲ ባህሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ንኤርትራን ትግራይን ካኣ ሰላምን ፍቕርን የውርድ ፈጣሪ።

    • @hiyableomessi2020
      @hiyableomessi2020 2 роки тому +1

      ሓዊ የእትዮምልና ርጉማት ህግደፍ ትምኒትካ ቅድሚ ዓመታት ዝጽሓፍካዮ ኣይጸላእክዎን ኣነ ውን ከማኻ እዩ ወዲ ምድረ ቡረይ ኣከለ

    • @kalkidantarekegn5497
      @kalkidantarekegn5497 Рік тому +1

      Amen

    • @Robelataklti-r7m
      @Robelataklti-r7m 10 місяців тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @sami9086
    @sami9086 7 років тому +95

    *ኣምላኽ ይፈልጥ ኣነ ከኣ ሓንቲ መዓልቲ ፍላይ ጌረ ይሪኣ ይኸውን ተጋሩ ኩሉኹም ሸኻኹር በሓበራ*

  • @eritreaethiopia1426
    @eritreaethiopia1426 7 років тому +31

    ኩሉኹም ጥዑማት ደቂ ትግራይ ጽቡቓት from Eritrea

  • @wedihager7244
    @wedihager7244 7 років тому +327

    ኮላይ ንስካ ሺኮር መቀለ ባሓበራ ንኩሉም ደቂ ትግራይ ይሕዋትና ሓውኩም ኤርትራዊ እንሻላህ ኣብዚ ቁሩብ ጊዘ ንዕረቅ ንከውን ዘባእስ የብላን መባሲና ንጥቅሞም ክብሉ ስርዓታት ኢዮም ዘባእሱና ዘለወ

  • @sosifkr8631
    @sosifkr8631 7 років тому +61

    በጣም ደስ ይላል የትግሬ ሙዚቃ ዉስጤ ነዉ ግን ምን ዋጋ አለዉ ትርጉም ማፊ

  • @addisugebru1554
    @addisugebru1554 4 роки тому +34

    ማን ነህ ከየት ነህ አይባልም መቀሌ ውስጥ። ከ14 ዓመት በፊት ነው ከመቀሌ ዩኒቨርስቲ የተመረቅኩት ግን እስካሁን በውስጤ አለች። ባዚን ካፌ ደጀን መናፈሻ የጥምቀት በዓል አከባበር ❤❤❤

  • @rahellmetkelon3871
    @rahellmetkelon3871 7 років тому +52

    ተጋሩ ግርማ ባህሊ ኩሉ ትግርኛ ሰሱኑ ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም i from eritrea

    • @lgq6983
      @lgq6983 6 років тому

      ኣሜን ዝሓወይ

  • @kahasesolomon7534
    @kahasesolomon7534 7 років тому +36

    እዋይ !! ኣብ እዚ አሎ ስነጥበባዊ
    ላዛ ዘሎዎ ድርፊ ቆጽሎ
    ተሃራፍ ሐውይ፡ ሓውካ ኤረትራዊ i miss tegaru ahiwateyyyyyy!!!!!!!!!!

  • @Adamtgtse27
    @Adamtgtse27 7 років тому +38

    ሰሜናዊት ኮኮብ መቀለ ሽኮር ንሳን ህዝባን ትፍቀር ❤️❤️❤️👏👏👏

  • @awetu1
    @awetu1 4 роки тому +25

    Mekelle is a beautiful city. Shikor Mekelle Shikor Hizbi Tigray🇪🇸🇪🇸🇪🇸

  • @tsegabrhanhasho-1755
    @tsegabrhanhasho-1755 7 років тому +18

    ሙልየ ኮርዒዳ ብጣዕሚ'ዩ ደስ ዝብለኒ ብሃገርኩምን ባህልኩምን ኩርዓትን ኩቡራትን ምካንኩም ቁዱስ ቅንኢ እዩ እምበር ይቀን ውሽጠይ ይሓርር ክብረትን ሰላምን ዘይምርካቡ ህዝበይ ኣብ ሃገሩ ኤርትራ! ሰላምኩም ወሓዚ ይግበሮ ትገረወት ሸካኩርርር! l miss you!

  • @hiwaneyesmey2740
    @hiwaneyesmey2740 7 років тому +89

    I am from Eri🇪🇷 but l like Ethiopian people and music I hope we Will be together🇪🇷🇪🇹 and like this music mekele shikor😘

  • @ተበለንዴ
    @ተበለንዴ 7 років тому +71

    ኡፍፍፍፍ ኢሄ ትግሪኛ አንደረብኛ ቸገረኝ ምርጥ በሀለዊ ጭፈራ

  • @ሕቆፍኒፍቅሪኢዩምቁር
    @ሕቆፍኒፍቅሪኢዩምቁር 7 років тому +18

    ዕድመን ጥዕናን ንክልቲኡ ትግራዋይ ህዝብታት ዘበነ ሰላምን ምዕባለን ይግበረልና ኣሰይ ኣነ ከምዚ ዓይነት ክርኢ ከለኩ ካብቶም ናተይ ህዝቢ ብጣዕሚ ኢዩ ሓበን ዝስምዓኒ ኣጆኩም

  • @አብርሃፍስሃ
    @አብርሃፍስሃ 7 років тому +151

    ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ማዕዶ ንማዕዶ ክራአአይ ዘይግቦኦም ህዝቢ እዮም ስለዚ አብ ቀረባ እዋን ሓድነት ፈጢሮም ከምዝተሓዋወሱ ተስፋ ንገብር፡፡

    • @sarasarah3027
      @sarasarah3027 7 років тому

      መቀለ ሽኮር ዓይኒ ትግራይ ሽኮር። ቀፅሎ ኣታ መቀሰን እናካዕ ካበኩም ተፈጠርኩ ፀለኢ ዓይንኩም ይፍሰስ

    • @tediyotediyo6515
      @tediyotediyo6515 6 років тому

      Tesfa nigebir mis amlak

    • @joditt2867
      @joditt2867 6 років тому

      Eritera

    • @ፈቅርሲፈርድ
      @ፈቅርሲፈርድ 6 років тому

      Tesefaka semiru eko wedi abeyeti

  • @peaceforallpeopleoftheworl4195
    @peaceforallpeopleoftheworl4195 7 років тому +67

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ ተስፋ ይገብር መቀለ ክሪኣ am proud of you tigray የሕዋትና ሰላም ክኸዉን እዩ ንመን ኢልዎ።

  • @alemalem7997
    @alemalem7997 7 років тому +54

    ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሽኮራት።።።።የቀንየልና ኤሬትራውያን የሕዋትና ኣብዝሃለኹምዎ መድሃኒኣለም ይሓልውኹም።።።።ፍቅርን ሰላምን የውርደልና

    • @Robelataklti-r7m
      @Robelataklti-r7m 10 місяців тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @BahtaNguse
      @BahtaNguse 10 місяців тому

      Amen amen amen deki tigray yehwatey

  • @teddyfsaha8415
    @teddyfsaha8415 5 років тому +16

    መቐለ ሽኮር @ ማራ ደስ ትብል ደርፊ
    እጆኩም ናትና ሰባውያን ( ሰብ ብሙካኑ ዝክበረሉ ኣዲ መቐለ ናይ ሰባውያን ተጋሩ 100%)

  • @melatsss6344
    @melatsss6344 7 років тому +13

    uffffffff tama meklle shkoer eya emby tay kewesa gen nafkotey agededkaley kulu azekrekni 😭😭😭😭wari thankyou #respect

  • @sisaybiruk8332
    @sisaybiruk8332 7 років тому +7

    ብጣዕሚ ፍትው ኢትዮ ዓደይ ብፍላይ ድማ መቐለ እረና እውን ፍትው ኣይዞኹም ደቂ እረይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ብሓባር ቋንቋና ባህልና ነዕቢ ሓድነትና ደምና እዩ ሞ ምንም ኣይተርፍን

  • @misgnaafom7904
    @misgnaafom7904 7 років тому +64

    I am from Eritrea but i like music from tigray

  • @ቃልፍቅርሀበሻ
    @ቃልፍቅርሀበሻ 7 років тому +30

    ዳንሱን እንደምችል ትኩሙም ብችል ደስ ባለኝ ነበር ወደኩላቹ ትግርያ የምወድበት ምክንያት ዳሳቹ እረጋ ያለ ነው ስለዚ ይመቻቹ

  • @ተዋህዶእምነቴ-ጨ4ነ
    @ተዋህዶእምነቴ-ጨ4ነ 7 років тому +19

    woww ዛሬ ግን ትግሬዋች ኣልተቻላችሁም በጣም ምርጥ ምርጥ የሆነ መዚቃዎች እየለቀቃችሁ ነው Abo ይመቻቹ ያገሬ ልጆች ስወዳችሁ
    መቐለየይ ንፍቅፍቅ ብጣዕሚ♥♥♥♥

  • @mirestar-boy4292
    @mirestar-boy4292 7 років тому +18

    ዋውውውውው ዋሪ ሽኮርር ይበል መቀለ ይዓኸ ማራ ኣድሊ ትግራወት ፍትውትው በቃ ኬፍ ኣለኩም ብፍላይ እተን ሓራሙኹም

  • @ሙኩሕይሕሰሞ
    @ሙኩሕይሕሰሞ 7 років тому +191

    i am from eritrean mekelle shikorr tegaru shikorinatat so we love you tigray people ❤

    • @fifisweetgaultigrayabraha9007
      @fifisweetgaultigrayabraha9007 7 років тому +10

      One Love Habesha l love more mearey! ❤❤one Love

    • @hadischmebrhtom4781
      @hadischmebrhtom4781 7 років тому

      Kkkkkkkkkkk

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 7 років тому

      wedi eri asli መስሓቅ ዓጋመ

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 7 років тому

      Melanin Goddess ዓጋመ ምኻን ጸገም:: ፍንፉናት ቀርኒ ኣፍሪቃ

    • @yoelel3826
      @yoelel3826 7 років тому

      Daniel Wedi Abraha rational ?? I never see rational but obsessed Agames. You r in dinal state of mind. Embrace your Agameness before any thing. You guys are funny. Tired of your Agame identity and try to legit your selfs by renaming your self GAGGaEZIAN. Very low. P. S. I will be every where to expose fake Eris akaAgames. Disgusting beggars. ኣቦታትና ቀደም ኢሎም እዮም: ወላ ተመሰለ ሐያዋይ : ኣይትመን ቶጋርዋይ:: we here to expose fakes that use Eri to spread their Agame poison. ዓጋመታት ፍንፉናት ቀርኒ ኣፍርሪቃ::

  • @ሓውኩምነሽነሽ
    @ሓውኩምነሽነሽ 7 років тому +425

    እሰይ ክሊፕ ሰሪሕካላ ዲካ ።ናይ ብሓቒ ጽብቅቲ ስራሕ ያ ፡ መቀለ ሽኮር ያ ።ካብ መዓስከር ንሓደ ሰሙን ክዛወር ከይደ ኔረ፡፡ ሰላም ኮይኑ ምስ ኤርትራ ዳግማይ ክርእያ ኣመና የ ዝደሊ።ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩ ምቑራት

    • @hooobyhoooby-gp8bt
      @hooobyhoooby-gp8bt 7 років тому +11

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ሰላም ክኸውን እዩ ነሽነሽ ሽኮርር

    • @tsriytihayleslasi4662
      @tsriytihayleslasi4662 7 років тому +2

      ነሽነሽ ተስፈኣለም ሽኮር

    • @gebrewahdwelegebriel8134
      @gebrewahdwelegebriel8134 7 років тому +7

      merhaba nesh nesh arkey nhnawn azna nharfekum ena zarkey hade alet eko ena lomi bzey rebhu sebat tetefelalna .......

    • @ምቁርቃንዛ
      @ምቁርቃንዛ 7 років тому +3

      አንድ ቀን ይሆናል ወንድም

    • @alemalem7997
      @alemalem7997 7 років тому

      ኣሜን ነሽነሽ ዓብይ ስብ የቐንየልና

  • @kabejalucky3113
    @kabejalucky3113 3 роки тому +105

    Mekelle ❤✊ Rwandans loves you 🇷🇼❤⭐

  • @kassahunzenebe5687
    @kassahunzenebe5687 7 років тому +6

    መቐለ ሽኮር መቐለ ሽኮር መቐለ ሽኮር ንሳን ህዝባን ትፍቀር። ናይ በሓቂ ናይ በሓቂ መቐለ ሽኮር ሓሪፍ ደርፊ ኬፍ ኣለዋ ቀፅለሉ ከዓ ሙሌ።

  • @eliaslove2193
    @eliaslove2193 7 років тому +19

    I'm from eritrea love you tegaru bflay mekele zelekum zgeberkumuley kdmi 4 amet ab lbey u new year ab mekele kehlfo ye love you tegaru we are brothers and sisters 💞💞💞💞💞💞

  • @ጎልሸረፃዕዳ
    @ጎልሸረፃዕዳ 6 років тому +5

    ንዛ ደርፊ ኩሉ ግዜ ደጋጊመ ይሰምዓ ደሰ ትብለኒ ብፍላይ ክሊብ ማራኺ ናይ ብሓቂ ተዘኩረታት ናይ ዓድኻ ትዝ ይብለካ

  • @kahsumehari1353
    @kahsumehari1353 4 роки тому +4

    ዝዓበኹላ, ዝተምሃርኩላ, ዝዓንደርኩላ,....., "መቐለ ሽኮር" ዓዲ ዓበይቲ!! ።ዘይረ ዘይረ ክመፀኪ ተስፋ ይገብር!!! ሙለረይ የቐንየለይ!!! ናይ ልበይ ደሪፍካለይ

  • @ትግራይእዩዓደይሕሚዝብለይ

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ባሃልት ደቅ ትግራይ መቀለ ሽኮር ንስካቱሙ ውን ሽኮራት እኩሙ ዕዲመን ጥዕናን ያሃብኩሙ

  • @ኣይከመስበይንኣንወላዲተይ

    አስይ ዋሪ ሙቁረይ ከመይ ዲካ አስሊ ዋላ ንስካ ከማን ማራ እካ ሽኮር ሓወይ ናተይ የበል ብልፅቲ ስራሕ ደስ ባሀሊት መቐለ ሽኮር ተናፋቂት ዓደይ ማዓረይ ፀላኢ ዕይኒኩም የደፈን ተጋሩ ደቂ ሓላል መሬት ፍትውትውው

  • @ሽመይኣይነግርንእምቢ
    @ሽመይኣይነግርንእምቢ 4 роки тому +144

    *2020 ። መቀለ ሽኮር ይፈልጣ እየ*
    *ኤርትራዊ እየ ግን ኣሕ ተጋሩ ማራ*
    *ኢኹም ለዋሃት መቀል ልዕሊ ሃገረይ ዓንዲረላ እየ*

  • @semerekiflai8742
    @semerekiflai8742 7 років тому +68

    በለው በጣም ያምራል፦
    በናታችሁ እስቲ ላይክ ግጩኝ!

  • @helenasmerom6613
    @helenasmerom6613 7 років тому +62

    omg i miss my #መቀለዋኒ #ወለላ👉💚💛💖 አገሬ እንዴት እንደናፈቀኝ ውይ ስደት አይንህ ይጥፋ 😢😢😢

  • @neimamohammed3955
    @neimamohammed3955 6 років тому +9

    ትግራዊ ማለት በአጠቃላይ ጸባዬ ሽኮር መልካችሁ ሽኮር ሁሉ ነገራችሁ ሽኮሪና ጥሎብኝ ሰውዳችሁ ውይ like Tigrigan

  • @habeshatube6140
    @habeshatube6140 7 років тому +230

    አሰይ-የሀገሬ ልጆች አልተቻሉም
    ሰሙኑን ቀውጢ የሆነ ዘፈን እየለቀቁ ነው
    ትር እኔ አለሁላቹ#ግን ላይክ ካረጋቹልኝ ነው

  • @tesfiehabteab1051
    @tesfiehabteab1051 7 років тому +319

    ኣሰይ ዋላ ንስካትኩም ውን ሾኳኩር ኢኩም so ሙሌ ወዲ ጽብቅቲ ደርፊ እንታይ ክወጾ ብፍላይ ክሊፕ ኣድኒቀዮ ዋላ ዜማ ውን ደሓን ኢያ ኣጆካ ኣበሳየይ።

    • @ትግራይዓዲጀጋኑ-ቘ4ሠ
      @ትግራይዓዲጀጋኑ-ቘ4ሠ 7 років тому +7

      Tesfie Habteab ክ
      ክብረት ይሃበልና

    • @genetgenet4470
      @genetgenet4470 7 років тому +3

      Tesfie Habteab ኣታ ብኣዋልድ ኮ ተፀሊለካ ሃሃሃሃሃሃሃ

    • @tesfiehabteab1051
      @tesfiehabteab1051 7 років тому +11

      Geni gel Etho ክክክክክክክ ወይለከይ እሞ እተን ኣዋልድ እንድየን ኣመና ጸቢቀን ዓይነ ኣባየን ይደፋ ዓይነት ዳኣ ከይኮነን እምበር

    • @genetgenet4470
      @genetgenet4470 7 років тому +2

      Tesfie Habteab ሃሃሃሃሃሃሃ ለሚደንኦ ኢየን ፀገም የቡሉን ኣብ ኩሉ የረኽበካ ኣለኹ ይመችካ ሃሃሃሃሃሃሃ

    • @markchaoul7112
      @markchaoul7112 7 років тому +1

      Geni gel Etho
      ሓቁ ብዘይ ኣዋልድ ዓዲአይኹን

  • @bintialliyii1658
    @bintialliyii1658 7 років тому +122

    I am from oromiya I Miss you. I have friend. and good bells you

    • @murtesa.sportler
      @murtesa.sportler 7 років тому +2

      Binti Alliyii I also baby

    • @princessmekelle81
      @princessmekelle81 7 років тому +2

      Binti Alliyii Thank you so much my dear bro

    • @justnothing4809
      @justnothing4809 3 роки тому

      Please add the word region in it?? It looks like you're from other nation. Kindly.

  • @hienostesfay4648
    @hienostesfay4648 7 років тому +291

    ኣነ ኤርትራዊ እየ ናይ በሃኪ እዛ ደርፊ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ናይ በሃኪ
    መቀለ ሽኮር ንስኩም ውን ሽኮሪናታት !!!!

    • @efremmael4285
      @efremmael4285 7 років тому

      Tominzo gerhi Eska menan Shkorrr Sleti kulu moralkan Tesfakan Amlak Msaka Ykun zyadayyy

    • @davidmazgina4094
      @davidmazgina4094 6 років тому +5

      ኢንካኢ ጎሮበታ ከንኩም ተጋሩ ምክራት

    • @Tes861
      @Tes861 2 роки тому +1

      ❤️✌️kef Alwa hakika

  • @yonbest73
    @yonbest73 2 роки тому +23

    መቐለ ሽኮር ሰላምኪ ይመለስ ❤💛💙💚

  • @teddyjoker8083
    @teddyjoker8083 7 років тому +76

    ክንደይ ትሽኩር እያ ኣጆኹም እስከ በሉ ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኩም እበር ኣስመራስ ሓሲዶማ እዮም

  • @tirhasgtsadik8545
    @tirhasgtsadik8545 7 років тому +12

    እዊ እቲ ባህልናስ ክንድይ ደስ ይብል እንኳዐ ትግራዌትይ ኩኑኩ ኤርትራዉት ኩላኩም እሕዋትና እኩም የቀንልና

  • @gibtsek9315
    @gibtsek9315 2 роки тому +12

    Who is never been to Mekele but listening to this music and missing Mekele?

  • @bestrong714
    @bestrong714 7 років тому +4

    ኣሰይ መቐለዋኒ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ እዩ በተለይ ክሊፑ. በብዘለክምዎ ፈጣሪ ሰላምኩም የብዝሓዮ ደቅ ዓደይ መዓረይ

  • @ሳሚሃቢብ
    @ሳሚሃቢብ 7 років тому +59

    መቐለ ሽኩር
    መቐለ ሽኩር
    ዓይኒ ትግራይ ሽኩር
    ከምር በጣም ያምራል!!

  • @abshirismailhajifarah3072
    @abshirismailhajifarah3072 6 років тому +42

    Beutifull music with Beutifull people, Love and Respect from Somalia. I luv Tigray people

  • @ገንባርሑሩማክሕቢማዓትየ

    From eritrean mekele skor selam kum ybzah tegaru wegenatey deki mekele lik eske habani des kbleni

  • @semerenigusse1551
    @semerenigusse1551 9 місяців тому +52

    Im listening to this masterpiece on 2024 who is here?

    • @Trenwikdd5
      @Trenwikdd5 Місяць тому

      After Tigray Genocide

    • @Trenwikdd5
      @Trenwikdd5 Місяць тому

      After Tigray genocide 😢

  • @teddytvteddytv8191
    @teddytvteddytv8191 6 років тому +29

    From eritrea love tigrina tgray long live aur culcher

  • @zafanzafan3808
    @zafanzafan3808 7 років тому +7

    እስይ እስይ ኣታ ትባህልና ክንደይ ደስ ክብል ክጥእም ጽቡክቲ ዝኮነት ደርፊ gd job

  • @yishakabrham5002
    @yishakabrham5002 7 років тому +178

    💚💛❤️ ስለጎንደር ሲዘፍን ደስ ይለኛል! 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
    ስለትግራይ ሲዝፈን ደስ ይለኛል !💚💛❤️
    ስለ ኦሮሞም ሲዝፍን እንደዛው!💚💛❤️
    ስልጉራግም ምክንያቱም ኢትዮጲያነቴን ነው የማስቀድመው=>የኔው ናቸው የትም ሂጄ መኖር መብት አለኝ!!!!!!!! ሑሉም የራሴ ስልሆነ!!!!!!!!!

    • @mabratmabrat3196
      @mabratmabrat3196 7 років тому +2

      Abo yemchie dese yemele ababale. ...........!!!!!
      Arfie nwe music. Ene. Mekele. betam. Nwe yemwedate ........

    • @amangere4410
      @amangere4410 7 років тому +1

      Yishak Abrham woooow des tlialesh

    • @قايههينرترتببن
      @قايههينرترتببن 7 років тому

      Yishak Abrham Lk Nesh Mare Hulum Andi Negn

    • @arayaweldegebrial8700
      @arayaweldegebrial8700 6 років тому +1

      yih new Etyopyawinet. des tyalesh

    • @ትግራይወለላትግራይ
      @ትግራይወለላትግራይ 6 років тому +2

      መቀሌ ሽኮር መቀሌ ሽኮር መቀሌ ሽኮር ትግራይ ሽኮር እስይይይ ደስ ባሃልቲ ወላ ንስክም ሽኮራት ኢክም

  • @aksumitekingdom5084
    @aksumitekingdom5084 7 років тому +179

    መቐለ የወደፊቷ የኢትዮጵያ ኒውዮርክ!
    ቅር ያለው ቅራሪ ይጠጣ ።

    • @awet2106
      @awet2106 7 років тому +5

      እወ ናይ ብሃቂ ሽኮር ንስኩም ተጋሩ የሕዋትና ውን ሽኻኩር ኢኩም

    • @saraberriha4298
      @saraberriha4298 7 років тому +4

      ዳግማዊ መለስ ዜናዊ 🖑🖐💞💌

    • @abdatsmart7302
      @abdatsmart7302 6 років тому +1

      *ዳግማዊ መለስ ዜናዊ* Yeah man u are correct properly

    • @babaqueen9566
      @babaqueen9566 6 років тому +1

      *ዳግማዊ መለስ ዜናዊ* yess

    • @arsemawelsh5192
      @arsemawelsh5192 5 років тому +3

      ታዓወት ሕም ዝበለ ይታሓጎም

  • @እምነትካለሁሉምአለMከመካ

    ያምራል ግን ትርጉም ወፍ የለም ደስ ስላለኝ ደጋግሜ ደጋግሜ ሾፍኩት

    • @sanaytsanayt4789
      @sanaytsanayt4789 7 років тому

      እምነት ካለ ሁሉም አለ M ከመካነ ሰላም ቦረና sela mekelle new mezefnawe yale meklle konjoo hezba Fikere new melwe yal

  • @ኣደይዓለመይ-ጰ8ጘ
    @ኣደይዓለመይ-ጰ8ጘ 7 років тому +35

    I am from eritrea but I like Ethiopia music& people

  • @lamik6104
    @lamik6104 7 років тому +29

    a,m from Eritrea a, Lava you so mach etopiya

  • @hiwotnig3112
    @hiwotnig3112 7 років тому +8

    I will be there soon Mekelle shikor. I knew every body is listening to this music in Mekelle.

  • @helusweet3112
    @helusweet3112 7 років тому +15

    መቀለ ዓደይ ወለላ 👌👌👌👏👏💏💏💏💋💘💘💘miss u mekele💔💔

  • @arong20
    @arong20 7 років тому +31

    ሙሉብርሃን ካብቶም ዘድንቖም ደረፍቲ ሓደ ኢካ ፅቡቕ ዜማ ምስ ክሊባ ቀፅለሉ።

  • @bibivivi2076
    @bibivivi2076 7 років тому +2

    እሰይ የኔ ማር እንዴት አባህ ነው ምታምረው አንተን ነበር መጥበስ ሶ ውድድድድድድድ ድምፅህ ውስጤ ነው ጅስት ደስ በሃሊይ መቐለ ሽኮር ዓይኒ ትግራይ ሽኮር ንሳን ህዝባን ትፍቀር ትክክል እልካ አለካ ሙሌየ ንስካውን ሽኮር ኢካ ኢ.ያ ፍቅር ኢ.ያ ሽኮር ዋውውውውውውውውውውውውውው

  • @Massawino0722
    @Massawino0722 7 років тому +22

    I'm from Eritrea I love Ethiopian music!👌👌👌

  • @HarnetEstifanos
    @HarnetEstifanos 7 років тому +42

    I never realized Mekele was this beautiful!

  • @murtesa.sportler
    @murtesa.sportler 7 років тому +202

    I am oromo but I like it tigray music
    my friend also mekele so like like

  • @tesfaalem8925
    @tesfaalem8925 7 років тому +11

    Ane zferh si ethiopia adis mekkele key rahkwen key mewt ye zbl i love ethiopian people bflay hizbi tgray i am from eritrea (tesseney)

  • @fansgaltgrayfansgaltgray6515
    @fansgaltgrayfansgaltgray6515 7 років тому +22

    ዋውውውው ወዲ ትግራይ ዒደይ ሓ ቢቢ ኣጀካ ደሞ ውድድድድድድ እልልልልልልልልልል ሓባይብ 💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌👌👌💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

    • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
      @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +6

      Fana Gal Tgary Fana ናይ ባሓቂ ዓድኻ እዩ ክብረትካ ሓፍተይይይይ ማዓረይይይይይ ተጋሩ ማራ እየ ዝፈቱ ኮሎም፡የዕሩኽተይይይይ ተጋሩ እዩ መቀለ ሽኮር ንስኺ ሽኮር ዋላ ብ ኤቶብያ ተዘይ መጻኹ ኩሎም ኣሕዋተይ ቡኡ እዩም መጽዩም ተቀበልቲ ኣጋይሽ ማራ ድስ ዝብል ደርፊ እዩ ሓንቲ ማዕል ሰላም ኮኑ ኣስመራ ትግራይ ክንባጻጻሕ ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና

  • @netsibest9752
    @netsibest9752 7 років тому +19

    አቦ ምችት ድልት ይበላቹ የኔ ማርች ያገሬ ልጆች😘

  • @men9urbruh501
    @men9urbruh501 7 років тому +24

    Best 4 years of my life were spent in this serene city, Long live Ethiopia

  • @lovesymone7385
    @lovesymone7385 7 років тому +3

    ኣስይይይይ ሙሉየ ወዲ ዓደየየ 👏👏👏👏👏👏👏👏 መቐለና እህእ ሃፀየ ይውሃንስ ትምርቲ ቤትይይ ናፍቀያያያ

  • @kubi99tesheme11
    @kubi99tesheme11 3 роки тому +6

    I am from Eritrea.
    Love all deki Tgray 🤝🏾🥰

  • @girmaylove2473
    @girmaylove2473 7 років тому +75

    I am eritrean but I like ethiopian music and people's really nice people I hope one day eritrea and Ethiopia to be one country

    • @A.D.540
      @A.D.540 5 років тому +7

      That is less lucky maybe if tigray& afar chose to join Eritrea but Eritrea joining Ethiopia we will have hard time.

    • @robelandehaimanot3128
      @robelandehaimanot3128 3 роки тому

      @@A.D.540 Tigray can join to Eritrea but No to Afar.

    • @A.D.540
      @A.D.540 3 роки тому

      @@robelandehaimanot3128 14% eritera is full of afar if you do search just like how 28% is own by tigrayan speakers.

    • @robelandehaimanot3128
      @robelandehaimanot3128 3 роки тому

      @@A.D.540 Afar is about 2% in Eritrea.

    • @ዮዳሄትግራይ
      @ዮዳሄትግራይ 2 роки тому +1

      @@robelandehaimanot3128 እያለምክ ነው🤔

  • @filiweld8720
    @filiweld8720 6 років тому +13

    Wow mekele nice I hope one day we will be united.....greetings from eritrea!

  • @mebrathagos3099
    @mebrathagos3099 7 років тому +3

    ደቂ ዓደይ ኩሉ ግዜ ደስ ይበልኩም ብፍላይ እዞም ወለድና ሽኮሪናታት ኩሉ ግዜ ደስ ይበሎም ደስ ባሃልቲ♥

  • @EDYFOOTBALLFC
    @EDYFOOTBALLFC 5 років тому +20

    the city deserve such a beauty song...... i was there frequently for work, every time i enjoy with their wormy welcome and hospitality may God bless the people.

  • @ልበይሸፊቱኒንውቅሮዓዱሊሊ

    መቀለ ሽኮር ንሳን ህዝባን ትፍቀር መቀለ ዓይኒ ትግራይና ንዘልኣለም ንበርልና😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @aluma6924
    @aluma6924 7 років тому +24

    እወ ሽኮር ከብሽኮር ንላእሊ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሕፃብኩም ዝስተ!!!!😍💝💝ትግራይ ዓደይ ኩሑሎ ዓብብለይ

    • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
      @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +3

      ጓል ጎይቶም Goitom ናይ ባሓቂ ሕጻብኩም ዝስተ ማራ ሽኮራት ኢኹም ኣነ ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣዋልድኩም ማራ እየን ደስ ዝብላኒ ኣስልታት ሻዕብያ ምስ ተኣለየ ኩላትና ብሓንሳብ ኣብ ሓደ ማኣዲ ክንበልዕን ክንሰትን ኢና ትጋሩ ሽኮራት

    • @aluma6924
      @aluma6924 7 років тому +1

      Matias Henok የቀኒየልና ሓውና ወዲትግርኛ 😍 እወ ሓደ እንዲና ጊዜ ከፊኡና በር ከምቀደምና ክምኸውን ተስፋ ይገብር💝💝💝💝 ፍትውትውው

    • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
      @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +1

      ያ ጋል ጎትሻ ዓባይ ሰብ ግድን ክክውን እዩ ካኣ፡እንበር ንግዚኡ እዩ እኮ ኢስያስ ወዲ፡ርግምቲ ንሀለኪ ሃገር ኣፍሪስዋ ጋል ጎትሻ ኤርትራዊ ፍራሕ እዩ ንህዝቡ ኣይ ሓሊ ንስድሩኡ ኣይ ሓሊ ኣነ ካብ ኤርትራዊ ኮነ ክፍጠር ሶማላዊ ምሓሸኒ ኒሩ ሸኮሪናታትትትትትትትትትትት ተጋሩ ኣስልታት

    • @aluma6924
      @aluma6924 7 років тому +1

      ብመንነትካ ከይተሓፍር ፅሩይ ወድፅሩያት ዘርኢ እንዲካ ኩሉ ጊዜ አለዎ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ፍትውትውው😍

    • @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ
      @ማቲኣስሊወዲገዛማንዳ 7 років тому +1

      እወይ ወዲ ዉሩዝያት ሙኻየይ ዳኣ ይፈልጥ ገን ሻዕብያ ነሀለኪ እውይ ጋል ጎትሻ ኣስሊ ተስፋኺ ክጥዕም ጎል ዞም ወሓላሉ ሰላም ምስ ኮነ ዳኣ ትመጽና ዲኺ ኣስመራ ኣነ እኮ ሕጂ ተዛዊረ ክመጽእ እየ ኣዲሳባባ

  • @አምላኬሆይያንተእንጂየሰው

    መቀለ ሽኮር እወበይ አታ መክሰብ ሰላምካ ይብዛሕ ወዲይ ጀጋኑ ብባህልእይ ዓዶም ዝኮርዑ

  • @hellenyohannes5920
    @hellenyohannes5920 7 років тому +22

    i am from Eritrean. i like it

  • @getachewtesfay6175
    @getachewtesfay6175 7 років тому +31

    wow wow , Mekelle and their peoples are really beautiful and adorable

    • @fresemere2534
      @fresemere2534 7 років тому +2

      መቀለ ሸኮር ንሳን ህዝባን ትፈቀር ናይባሃቂ 💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @salamnajar6637
    @salamnajar6637 6 років тому +3

    ትዛታ ኣለኒ ማዓዘ እየ ኢ ያ ዛኣቱ ወይ ስቅ ኢሎ የናፈቅ መቀለ ንበሪ ንዘለኣለም ይበል ግጥሚ ዜማ ንበረ ♥♥♥♥♥♥♥♥♬ እፈፈፈፈፈፈፈፈ

  • @ablelkeseteselalia2548
    @ablelkeseteselalia2548 6 років тому +1

    ኣሰይ ዓቀብቲ ባህሎም ጥዑም ዝድምጾም ይበል ድምጺ ምስ ዕሙር ክሊብ ዝጎደለ የለን ኣጆኩም ቀጽልዎ ደቂ መቀለ ጀጋኑ ሞራልን ተስፋን ክኣ ንሃቦም ይሕዋት ንሕና።

  • @keab3825
    @keab3825 7 років тому +151

    እስኪ Ethio & Eri one Love ዘብል like ይገብር👍

    • @eritreatibarekx4013
      @eritreatibarekx4013 6 років тому

      tigrayn eritrean tetible milyon like mtewhabka mis amhara gin love yelen, sorry

    • @alganeshberhe314
      @alganeshberhe314 5 років тому

      We are one. ❤❤❤❤

  • @teme9091
    @teme9091 6 років тому +4

    Ya mish mekelle nska keman mara shikor kif aleka mulu natey abyet amlak eko tium eu tigrigna giru zfeterena tigray enkae natna konkum one love ethio eri

  • @lovehahartt705
    @lovehahartt705 7 років тому +11

    ዋውውውውውውውውውው ተጋሩ ኣሕዋተይ ብኣኩም ሕብንቲ እየ ቀጽልሉ

  • @meazalove7437
    @meazalove7437 7 років тому +86

    አማራ ነኝ ትግሬ ግን ውስጤ ናችሁ በጣምም የምወዳቸው ጓደኞች አሉኝ ሰላማችሁ ይብዛ

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 7 років тому +3

      D ፍቅር የምትወደን ከሆነ በስማችን ጥራን ትግሬ ስድብ ነው ቢሄራችን ትግራይ የምንናገረው ትግርኛ ስለዚህ ትግራይን ውስጤ ናችሁ ብትል ይመረጣል
      የድሮ የነበረ ስርኣት ስም ያወጣልን ነበረ ልክ እንደ ኦሮሞ ማለት ነው
      ጋላ ይባሉ ነበረ
      የነሱ ተቀባይነት ኣግኝተዋል የትግራይ ነገር ግን ሌላ ትግል ያስፈልገናል መቐለ ነው ካልን መቀሌ ሽረ ካልን ሽሬ
      ሃይለ ካልን ሀይሌ በቃ ሁሉም መቀየር ነው በየትም ኣለም እኮ ኣይደረግም

    • @meazalove7437
      @meazalove7437 7 років тому +2

      ኦኬ ማም ይቅርታ ያለ ማወቅ ነው ትግራይ ነው የምለው ከእንግድህ ለማንኛውም ሴት ነኝ ሆደ

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 7 років тому +2

      D ፍቅር በጣም ነው የማመሰግንሽ
      እውነትም ፍቅር ነሽ
      የቐንየለይ

    • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
      @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 7 років тому

      D ፍቅር እኔም የኔ ቆንጆ የምወዳቸው ጎደኞች አሉኝ

    • @meazalove7437
      @meazalove7437 6 років тому

      ወዲ ማና እስቲ ሌላም ትግረኛ አስተምሪኝ ማም በግል እንጠያየቅና

  • @fsahatsiondesale6059
    @fsahatsiondesale6059 7 років тому +8

    I'm un Eritrea and i like Ethiopia music there is not different between eri and Ethiopia except two government countnue wari asli i am remember always for my heart

  • @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ
    @የኮርኩትኣፍቃሪነኝ 7 років тому +3

    ኣሰይይይ ኣቤት ደስ ክብል ኮ እቲ ባህልና ዋሪ ቀፅለሉ ኣጆኻ ዝያዳይ

  • @Kulkale
    @Kulkale 2 роки тому +4

    So much regret not spending time in Mekelle. Thinking Addis was always home

  • @wesentv2080
    @wesentv2080 8 місяців тому +2

    I am from 🇪🇷.mekelle shkor kbl kelos zhuw eluni ezi nebsey zeyfelta keleku 🥺🥺🥺❤❤❤

  • @blackmasterclan1528
    @blackmasterclan1528 7 років тому +6

    wow im rally eritrean btami eye zfetwekum derfkum hermet natkum si beka endi yenafkeni eyu sdray i love u guys

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab3281 2 роки тому +2

    ፍቕርኺ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ መቐለ ሽኮር
    መን ዩ ካበዩ ዘይትፈሊ I love u mekelle
    ቃላት የብለይን ነዓኺ ዝኸውን ተመሊሰ ክሪኤኪ ከኣ ኩሉ ግዜ ናብ ፈጣሪ ይልምን

  • @lemlemgebeye3005
    @lemlemgebeye3005 7 років тому +15

    ETA Dancer kendi Agulihato! Xubuk srah eyu Adkum fetari ybarko🇪🇷