Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Jone 3 :16 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።17 ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።18 ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።19 እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ።
ኦ ኣምላኽ ሃገርና ባርኽ ሰላም ኣውጅ ዓድና ኣቲና ደቅና ከነዕቢ ምእንተ ህጻናት ሰላምካ ሃበና ኣምላኸይ 🇪🇷🙏
Amen amen amen 🙏 😢
Nice job dawit hawey! What ever happened we should believe in Jesus Christ. Because he's the winner he is king of king all the world! Jesus is Love and sweet he's coming soon❤🙏🙌
ኤርትራውያን ደቅኹም ኣድሕኑ ልዕሊ ፖለቲካ ህጻናትና እዮም ዳዊት ብጣዕሚ ንፉዕ ❤❤❤
ኩሉ ኣይተርፎን ኢዩ ወገን ህጻናት ኣምላኽ ምስኦም ይኹን እምበር።
Entay ena mo kngbir
ተሰዲድካ ምስኦም እንዳ ተቀመጥካ ዶ ድሕነት ኣሎ ኮይኑ ከቢድ ዩ።
@@learningtogether6967ወለዲ ካብ ብንእሽትኦም ዋጋ ክንክፍል ኣብቲ መንፈሳዊ ነገር ኣተኩርና ከነርድኦም ብዓቢኡ ከኣ ኣምላኽ ክረድኣና ጸሎይ፡ምግባር ኣጆኩም ህዝበ ክርስትያን ኣምላኽ ኣሕሊፉ ኣይህበናን እዩ ጥራይ ጽቡቕ መንፈሳዊ ቃል ንዝራኣ ኣብ ደቕና ኣብ ዝኾነ ሰብ
ህዝበይ ንኩሉ ነገር ብንቅሓት ምራዩ ከድልየናዩ ደሓር ውን ካብዚ ዝከፍእ ከይመጸ ኮሎ ንሃገርና ገጽና ምሕሳብ ውን ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ኣብዚ ጊዜ ዚ ዳርጋ ብዙህ ዝተረኣዶ ሰብ ናብ ዓዲ ገጹ ዩ ዘድህብ ዘሎ ካብዚ ተዋዲዱና ዘሎት መዓትን ፈተናን ዝከፍእ የለን ዋላ ጠሚካ ኣብ ዓድካ ምስ ህዝብካ ምቅባል ይሓይሽ!
ኣቤት ጎይታ ናበይ ኢና ንኸይድ ዘለናኣቤት እግዚ ኦ ማሓረና 🥲🥲🥲🥲
ኣጆኻ ዳዊት ሓውና ጎይታናን መድሓኒናን ከም ናይ ብዓል ብራዚል መቕጻዕቲ ጌሩ ከረድኦም'ዩ.
ብራቮ ዳዊታ ኮሙ ገርካ ዳኣ መኣረምታ እንዳገበርካ ንህዝብኻ ኣንቅሕን ሓግዝን
ኣምላክ ይመስገን ጹቡቅ ስራሕ ንመንእስያት ዘንቅሕ እዮ።ኩላህና ንስተውእል ዓለም ኩሉ ስራሓ ኣንጻር ክርስቶስ እዩ ስለዚ ኩሉ ምድሐን ብ ጎይታ እዮሱስ ምካኑ ይበርህልካ ወይ ዮዝክረካ እዮ ። ንስተውእል ኣምልክ ምሕረቱ ይብዝሐልና።
ዴቪዮ ማዕተብ ግበር ናተይ ሓው🥰በቸርነትህ አስበን ጌታዮ😭🤲ንፋቀር ንተሓላለ ሓወይ ሓፍተይ ንበሃሃል ዓሌት ሃገር ዓዲ ዘርኢ ከይበልና አሕዋተይ ከምዚ ዘለናዮ ተቀፂልና ንሕናለ ብምፍልላይ መንገዲ ንከፍተሎም አለና😭ሓደራኩም ነታ ሓፃር ዕድሜና🤲😢ዓዲ አይንሕተተሉን ቅርሺ አይንሕተተሉን ሃገር ሙሉእ እንተሓዝና ውን ንነፍስና ዋላ ሓንቲ አይጠቅመናን ነዚ ኩሉ ክንረክብ ነአሕዋትና ምቁጣዕን ምቅትታልን ፀርፍን እዚ ውን ነቲ ናታቶም መንገዲ ፈክፈቲ እዩ ሓደራኩም ሰብ ሰብ ብምኳኑ ክብርን ፍቅርን ንዋሃሃብ😭እግዚአቢሔር ውን ነቲ ዘጥፋእናዮ ሓውና እዩ ክሓተና እሞ ልዕሊ ኩሉ ዛዓለም ሰብ እዩ ክቡር ንከባበር😢🤲
ኣብቲ ናይ መወዳእታ ኣብቲ ትርፋራፋ ዘበን ኢና ዘለና 📣📣📣📣የሱስ መንገድ ሓቅን ህይወት እዩ ብዘይ ብኡ ወላ ሓደ ናብ ኣቦ ዝመጽ የለን. ንነሳሕ ገጽ እግዚኣብሄርን ንድለ።የሱስ ክመጽእ ኣብ ኣፍ ደገ እዩ ዘሎ
ኣምላክ ይቅረ የበሎም🙏🙏🙏😪😪😪
ኣቤቱ ጌታ ሆይ ፍርድኻ ኣቕርቦ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረትካ ስደደልና
Thanks Dawitom for sharing እግዚኣብሔር ብ ዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና🙏
GOOd job keep it DEV Amlak mihrtu yewrdelna Amen❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙
አቤቱ መሐረነ ክርስቶስ አምላክ አቦይ ነቶም አፀያፊ ስራሕ ዝሰርሑ ርጉማን ንበይኖም ፈሊካ ውሰደልና 😭😭😭😭
Nice job dave hawey fetari kea mhret ylakelna
Amilakina abimunet zenatu yhabena nyemin yugsyena amelicakina yebarek ❤amein🕊🤝🙏
Amlak yebrka Dawita hawey Thank you 🙏
Dev hawey ane blhka btaemi eyu zgermeni nfue komu gerka hzbka adhn👍❤️
God bless you and your family thanks Michael Issack Florida
ሓወይ ኣስተውዕል ንባዕላ እዛ ኢልካያ ዘለኻ ናቶም ኣባሃህላ ኢያ ኣምላኽ የውሕድካ ማለት ኢዩ ትርጉማ ነስተውዕል እንታይ ንብል ቁንቋ ኢንግሊሽ ብስዉር ነዊሕ ሰሪሐምሉ ኢዮም ጎድ ብለስ ጎድ ኣምላኽ ክከውን ከሎ ብለስ የውሕድካ ማለት ኢዩ ዋላ Break fast ሰባር ጾም ጾም ምእንቲ ከይንጥቀም ብሓጹሩ ኲሉ ናቶም ኢዩ ብዙሕ ኣሎ
Bravo nska tray eka kemu elka tezaribka.ember etom kaloot si ayteredeann deli
ጽቡቅ ስራሓ ዳዊት
ዳዊቶም ቡሩኽ ለባም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ተባረኽ ኣቡይ ኩን 🥰🥰🥰🥰 ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎካ ብራቮ ተባረኽ 🥰🥰🥰🥰🥰
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይስደደልና
ከመይ ዲየ ዝፈትወካ ኹሉ ግዜብዛዕባ ሃይማኖት ኣምፀአልና❤❤
Amlak mhretu ylakelna❤❤❤❤❤❤
ዴቭ ሓወይ መግለጺ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን ቀጽሎ❤❤❤
Brave keep going bro
Good job Zearkey Mearey
Bravooo Dawit smart God blessed you!
ኦ ኣምላኸይ ጸዋር ሕጂ ዉን ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዬም'ሞ ምሕረይ ገርካ ናብ፡ልቦም ምለሶም😢
Thanks hawey dawite ❤❤❤❤❤❤
Amlakh kab timetn dem mifsasn yimharrna,, nifue kolau gobez ❤
Thankful and grateful to you guys
dawita very good qexlo kemzi zeynfelto tefletena aleka befelay haymanot
Dawit hawey betame ey zmesgen kemzi gerka temhrena zeka thank you
Nic job dev hawey keep going smart man👌👌👌
Good job Devo God bless you 🙏
Devo kemzitat ktemxee keleka kief aleka❤...ab Asmara kulu seb yrio eyu kemzien tekrben medebatkaGood job, bro 👏 ❤
ዴቭይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ኢኻ ትህብ ዘለኻ ሓወይ👏😥
Dawtey habibi selam neaka yikun sile eti teqribo mehari medeb qexilo berti
Way amlak mherat ywerdlom 🙏🙏🙏
Bravo dave xbuk meglexi
ማሓረና ጎይታይ😢😢😢
Mihret yewridelna amlak
Bravo dive ne hezbna xebuk meglxiii❤
ዳዊቶም ናይ ብሓቂ የ ዘመስግነካ ምክንያቱ ኣብዚ ጊዜ ዚ ከማካ ዝነቅሔ መንእሰይ ብጣዕሚ ውሑድን ብቁጽሪ ዝፍቀድ ዩ ቀጽለሉ ኣነ ግን ክብለካ ዝደሊ ኣብ ልዕሊ ልብካ እቲ ናይ መክፈቲ መደብ የኢትካዮ ዘለካ ናይ ፈጮው ደርፊ ምስቲ ንስካ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለካ ርዲኢት ምሳካ ኣይከይድን ዩ ስለዚ እንተትቅይሮ ምስናይ ኣክብሮት ክንደይ ደስ ምበለኒ ምክንያቱ ናትካ ተከታታሊት ምስ ምካነይ እቲ ደርፊ ድማ ብጣዕሚ ረባሺ ዩ ።
ዳዊተይ ለባም መስተውዓሊ ኢካ ዕድመ ይሃብካ ቀጽሎ ኣጆካ
Thank you dawit hawey❤❤❤❤❤❤
dave hawey eza katena nay ksadkas shwya agfhaya zearkey
Good job Dave🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏
ጽቡቕ ስራሕ ዴቭ
Kemziatat tray Aqrbelna 🙏mhari you😢
Keep it a job
Btami eye zedinkeka ketsilelu❤
ኣቤት ንሶም ንጹር ዕላማ ኣለዎም ወይለና ንሕና ሰብ ኣሎቦ ዕላማ እግዚኣብሄር ይምሓረና
Dave tebarek mstr mengsty Amlak mflatn mrdaen ykunelka bzaba bible mzrabka gn GBU ❤❤❤❤❤❤
በርትዕ❤❤❤❤❤
O Amlakay mhiretla lakelna aye wedsebi rgumi 😭😭😭😭😭😭😭😭
Bravo dave qexilo 👍
እግዚኣብሄርምሕረቱ ይስደደል 😱🥺🥺🥺🥺
My bro good job
Good job dawit
May GBU dave!!
ዳዊተይ ለባም መስተውዓሊ አብ ደገ ደቆም ዘዕብዩ ክጥንቀቁ ከም ዘለዎም ሓለዋ ካብ አምላክ እዩ
good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤dawitom
Brave dawita xbuq meglexi
Bravo zawedey ❤
They don't play other religion but Christian bc Christianity is the turn.
Yes,The truth relgion in the world is CHRISTIAN ✝️
Like eske habiwo deqi abeytikemzi zibele timirty yelen Dave jigna👌 adniqeka aboye❤🎉🎉🎉💪💪💪❤💙👏👏👏👊
እቲ ርኹስ ኣዝዩ ይርከስ:እቲ ጻድቕ ኣዝዩ ይጽደቕ ዝብል ቃል ኣምላኽ ንኸንቱ ኣይኮነን::
እግዚኣቢሄር ይገስጾም ሩኩሳት ኣጋንንቲ
Awoooo kemzi geyrkum hzbi ankhu
ሞክሲ መዓተብ ግን የብልካን መስለኒ ተትገብር ጽቡቅ ኣዩ
እቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ብስለት ግን ልዕሊ ማዕተብ እዩ
ያ ጹቡቅ ኣለካ ግን ደምሲሶሞ ኣለዉ እንተተጌሩ ኢዩ ከማን
Bravo Dive wedey
Takk for sharing dev❤😊
❤
Good job divo
ዳዊ ይቱበን እባ ጻሃፈልና ❤❤❤❤
✌💪💪
Egzabher lagxea yelan ,Kab xelmat nab gahanb ketkeyer eya France 🇫🇷
Mewedata zemen 😢😢😢
Nic job ❤❤❤❤❤
ንፉዕ መንእሰይ!
Eritrean Ethiopian tesatefti Olompic keytewedaderu kab France tetmlesu tarik mserhu. Bzaeba tmhrti gn English ztemahre meytu aymewtnyu...Slezi wala temikum hanti seat English temaharu
Bela xubq mkri adalikalna dawitom Mezazemitka kea kif zelewa
Blxti mensey kusun ❤❤❤
ይገርም እዩ
Ajekum niana zixelu ay konen biay wegen tegediselu ay feltin eye xaeda kea eko filtet nay mexihaf qdus yeblun
😢ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና
ሰላም ዳዊት ኣነ ሓደ ካብቶም ተኸታተልቲ እዝ ቻነልካ ኢየ ብኸመይ ክረኽባ ነዛ ትምህርቲ ናይ ቅሳነት መልሲ ብትሕትና ይጽበ ።
Niece 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ማሃርና ክርስቶስ😢😢
❤❤
ንሓደ ሰብ ኣዝዪ ብሉጽ ስራሕ ክሰርሕ ከሎ ኣገናዕ ምባል ክልመድ ከሎ ባህ ዘብል እዪ ዳዊታ ካብቲ ኣብ ማሕበራዊ መራከቢታት ክትጅምር ከሎካ ዝነበረ ስራሕካ ፍጹም ለውጢ ጌርካ መሃሪ ስርሓት ከተቅርብ ክርኤካ ከለኩ ኣዝየ የ ተሓቢነልካ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ ብፍላይ ሓድሽ ወሎዶና ብዙሕ ሓበሬታ የድልዮ እዪ ጎበዝ በርትዕ❤
TADEOME FELITALOME KELKEMUNA EYOME
I appreciate Dev hawna
Jone 3 :16 ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
17 ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።
18 ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ።
19 እቲ ፍርዲ እዚ እዩ፥ ብርሃን ናብ ዓለም መጸ፡ ሰብ ግና፡ ግብሮም ክፉእ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት ፈተዉ።
ኦ ኣምላኽ ሃገርና ባርኽ ሰላም ኣውጅ ዓድና ኣቲና ደቅና ከነዕቢ ምእንተ ህጻናት ሰላምካ ሃበና ኣምላኸይ 🇪🇷🙏
Amen amen amen 🙏 😢
Nice job dawit hawey! What ever happened we should believe in Jesus Christ. Because he's the winner he is king of king all the world! Jesus is Love and sweet he's coming soon❤🙏🙌
ኤርትራውያን ደቅኹም ኣድሕኑ ልዕሊ ፖለቲካ ህጻናትና እዮም ዳዊት ብጣዕሚ ንፉዕ ❤❤❤
ኩሉ ኣይተርፎን ኢዩ ወገን ህጻናት ኣምላኽ ምስኦም ይኹን እምበር።
Entay ena mo kngbir
ተሰዲድካ ምስኦም እንዳ ተቀመጥካ ዶ ድሕነት ኣሎ ኮይኑ ከቢድ ዩ።
@@learningtogether6967ወለዲ ካብ ብንእሽትኦም ዋጋ ክንክፍል ኣብቲ መንፈሳዊ ነገር ኣተኩርና ከነርድኦም ብዓቢኡ ከኣ ኣምላኽ ክረድኣና ጸሎይ፡ምግባር ኣጆኩም ህዝበ ክርስትያን ኣምላኽ ኣሕሊፉ ኣይህበናን እዩ ጥራይ ጽቡቕ መንፈሳዊ ቃል ንዝራኣ ኣብ ደቕና ኣብ ዝኾነ ሰብ
ህዝበይ ንኩሉ ነገር ብንቅሓት ምራዩ ከድልየናዩ ደሓር ውን ካብዚ ዝከፍእ ከይመጸ ኮሎ ንሃገርና ገጽና ምሕሳብ ውን ጽቡቅ ኮይኑ ይስምዓኒ ኣብዚ ጊዜ ዚ ዳርጋ ብዙህ ዝተረኣዶ ሰብ ናብ ዓዲ ገጹ ዩ ዘድህብ ዘሎ ካብዚ ተዋዲዱና ዘሎት መዓትን ፈተናን ዝከፍእ የለን ዋላ ጠሚካ ኣብ ዓድካ ምስ ህዝብካ ምቅባል ይሓይሽ!
ኣቤት ጎይታ ናበይ ኢና ንኸይድ ዘለና
ኣቤት እግዚ ኦ ማሓረና 🥲🥲🥲🥲
ኣጆኻ ዳዊት ሓውና ጎይታናን መድሓኒናን ከም ናይ ብዓል ብራዚል መቕጻዕቲ ጌሩ ከረድኦም'ዩ.
ብራቮ ዳዊታ ኮሙ ገርካ ዳኣ መኣረምታ እንዳገበርካ ንህዝብኻ ኣንቅሕን ሓግዝን
ኣምላክ ይመስገን ጹቡቅ ስራሕ ንመንእስያት ዘንቅሕ እዮ።ኩላህና ንስተውእል ዓለም ኩሉ ስራሓ ኣንጻር ክርስቶስ እዩ ስለዚ ኩሉ ምድሐን ብ ጎይታ እዮሱስ ምካኑ ይበርህልካ ወይ ዮዝክረካ እዮ ። ንስተውእል ኣምልክ ምሕረቱ ይብዝሐልና።
ዴቪዮ ማዕተብ ግበር ናተይ ሓው🥰
በቸርነትህ አስበን ጌታዮ😭🤲ንፋቀር ንተሓላለ ሓወይ ሓፍተይ ንበሃሃል ዓሌት ሃገር ዓዲ ዘርኢ ከይበልና አሕዋተይ ከምዚ ዘለናዮ ተቀፂልና ንሕናለ ብምፍልላይ መንገዲ ንከፍተሎም አለና😭ሓደራኩም ነታ ሓፃር ዕድሜና🤲😢ዓዲ አይንሕተተሉን ቅርሺ አይንሕተተሉን ሃገር ሙሉእ እንተሓዝና ውን ንነፍስና ዋላ ሓንቲ አይጠቅመናን ነዚ ኩሉ ክንረክብ ነአሕዋትና ምቁጣዕን ምቅትታልን ፀርፍን እዚ ውን ነቲ ናታቶም መንገዲ ፈክፈቲ እዩ ሓደራኩም ሰብ ሰብ ብምኳኑ ክብርን ፍቅርን ንዋሃሃብ😭እግዚአቢሔር ውን ነቲ ዘጥፋእናዮ ሓውና እዩ ክሓተና እሞ ልዕሊ ኩሉ ዛዓለም ሰብ እዩ ክቡር ንከባበር😢🤲
ኣብቲ ናይ መወዳእታ ኣብቲ ትርፋራፋ ዘበን ኢና ዘለና 📣📣📣📣የሱስ መንገድ ሓቅን ህይወት እዩ ብዘይ ብኡ ወላ ሓደ ናብ ኣቦ ዝመጽ የለን. ንነሳሕ ገጽ እግዚኣብሄርን ንድለ።የሱስ ክመጽእ ኣብ ኣፍ ደገ እዩ ዘሎ
ኣምላክ ይቅረ የበሎም🙏🙏🙏😪😪😪
ኣቤቱ ጌታ ሆይ ፍርድኻ ኣቕርቦ
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረትካ ስደደልና
Thanks Dawitom for sharing እግዚኣብሔር ብ ዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና🙏
GOOd job keep it DEV Amlak mihrtu yewrdelna Amen❤❤❤💛💛💛💚💚💚💙💙💙
አቤቱ መሐረነ ክርስቶስ አምላክ አቦይ ነቶም አፀያፊ ስራሕ ዝሰርሑ ርጉማን ንበይኖም ፈሊካ ውሰደልና 😭😭😭😭
Nice job dave hawey fetari kea mhret ylakelna
Amilakina abimunet zenatu yhabena nyemin yugsyena amelicakina yebarek ❤amein🕊🤝🙏
Amlak yebrka Dawita hawey Thank you 🙏
Dev hawey ane blhka btaemi eyu zgermeni nfue komu gerka hzbka adhn👍❤️
God bless you and your family thanks Michael Issack Florida
ሓወይ ኣስተውዕል ንባዕላ እዛ ኢልካያ ዘለኻ ናቶም ኣባሃህላ ኢያ ኣምላኽ የውሕድካ ማለት ኢዩ ትርጉማ ነስተውዕል እንታይ ንብል ቁንቋ ኢንግሊሽ ብስዉር ነዊሕ ሰሪሐምሉ ኢዮም ጎድ ብለስ ጎድ ኣምላኽ ክከውን ከሎ ብለስ የውሕድካ ማለት ኢዩ ዋላ Break fast ሰባር ጾም ጾም ምእንቲ ከይንጥቀም ብሓጹሩ ኲሉ ናቶም ኢዩ ብዙሕ ኣሎ
Bravo nska tray eka kemu elka tezaribka.ember etom kaloot si ayteredeann deli
ጽቡቅ ስራሓ ዳዊት
ዳዊቶም ቡሩኽ ለባም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ተባረኽ ኣቡይ ኩን 🥰🥰🥰🥰 ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎካ ብራቮ ተባረኽ 🥰🥰🥰🥰🥰
እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይስደደልና
ከመይ ዲየ ዝፈትወካ ኹሉ ግዜብዛዕባ ሃይማኖት ኣምፀአልና❤❤
Amlak mhretu ylakelna❤❤❤❤❤❤
ዴቭ ሓወይ መግለጺ የብለይን ንዓኻ ዝኸውን ቀጽሎ❤❤❤
Brave keep going bro
Good job Zearkey Mearey
Bravooo Dawit smart God blessed you!
ኦ ኣምላኸይ ጸዋር ሕጂ ዉን ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዬም'ሞ ምሕረይ ገርካ ናብ፡ልቦም ምለሶም😢
Thanks hawey dawite ❤❤❤❤❤❤
Amlakh kab timetn dem mifsasn yimharrna,, nifue kolau gobez ❤
Thankful and grateful to you guys
dawita very good qexlo kemzi zeynfelto tefletena aleka befelay haymanot
Dawit hawey betame ey zmesgen kemzi gerka temhrena zeka thank you
Nic job dev hawey keep going smart man👌👌👌
Good job Devo God bless you 🙏
Devo kemzitat ktemxee keleka kief aleka❤...ab Asmara kulu seb yrio eyu kemzien tekrben medebatka
Good job, bro 👏 ❤
ዴቭይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ ኢኻ ትህብ ዘለኻ ሓወይ👏😥
Dawtey habibi selam neaka yikun sile eti teqribo mehari medeb qexilo berti
Way amlak mherat ywerdlom 🙏🙏🙏
Bravo dave xbuk meglexi
ማሓረና ጎይታይ😢😢😢
Mihret yewridelna amlak
Bravo dive ne hezbna xebuk meglxiii❤
ዳዊቶም ናይ ብሓቂ የ ዘመስግነካ ምክንያቱ ኣብዚ ጊዜ ዚ ከማካ ዝነቅሔ መንእሰይ ብጣዕሚ ውሑድን ብቁጽሪ ዝፍቀድ ዩ ቀጽለሉ ኣነ ግን ክብለካ ዝደሊ ኣብ ልዕሊ ልብካ እቲ ናይ መክፈቲ መደብ የኢትካዮ ዘለካ ናይ ፈጮው ደርፊ ምስቲ ንስካ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለካ ርዲኢት ምሳካ ኣይከይድን ዩ ስለዚ እንተትቅይሮ ምስናይ ኣክብሮት ክንደይ ደስ ምበለኒ ምክንያቱ ናትካ ተከታታሊት ምስ ምካነይ እቲ ደርፊ ድማ ብጣዕሚ ረባሺ ዩ ።
ዳዊተይ ለባም መስተውዓሊ ኢካ ዕድመ ይሃብካ ቀጽሎ ኣጆካ
Thank you dawit hawey❤❤❤❤❤❤
dave hawey eza katena nay ksadkas shwya agfhaya zearkey
Good job Dave🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏
ጽቡቕ ስራሕ ዴቭ
Kemziatat tray Aqrbelna 🙏mhari you😢
Keep it a job
Btami eye zedinkeka ketsilelu❤
ኣቤት ንሶም ንጹር ዕላማ ኣለዎም ወይለና ንሕና ሰብ ኣሎቦ ዕላማ እግዚኣብሄር ይምሓረና
Dave tebarek mstr mengsty Amlak mflatn mrdaen ykunelka bzaba bible mzrabka gn GBU ❤❤❤❤❤❤
በርትዕ❤❤❤❤❤
O Amlakay mhiretla lakelna aye wedsebi rgumi 😭😭😭😭😭😭😭😭
Bravo dave qexilo 👍
እግዚኣብሄርምሕረቱ ይስደደል 😱🥺🥺🥺🥺
My bro good job
Good job dawit
May GBU dave!!
ዳዊተይ ለባም መስተውዓሊ አብ ደገ ደቆም ዘዕብዩ ክጥንቀቁ ከም ዘለዎም ሓለዋ ካብ አምላክ እዩ
good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤dawitom
Brave dawita xbuq meglexi
Bravo zawedey ❤
They don't play other religion but Christian bc Christianity is the turn.
Yes,The truth relgion in the world is CHRISTIAN ✝️
Like eske habiwo deqi abeytikemzi zibele timirty yelen Dave jigna👌 adniqeka aboye❤🎉🎉🎉💪💪💪❤💙👏👏👏👊
እቲ ርኹስ ኣዝዩ ይርከስ:እቲ ጻድቕ ኣዝዩ ይጽደቕ ዝብል ቃል ኣምላኽ ንኸንቱ ኣይኮነን::
እግዚኣቢሄር ይገስጾም ሩኩሳት ኣጋንንቲ
Awoooo kemzi geyrkum hzbi ankhu
ሞክሲ መዓተብ ግን የብልካን መስለኒ ተትገብር ጽቡቅ ኣዩ
እቲ ኣብ ልቡ ዘሎ ብስለት ግን ልዕሊ ማዕተብ እዩ
ያ ጹቡቅ ኣለካ ግን ደምሲሶሞ ኣለዉ እንተተጌሩ ኢዩ ከማን
Bravo Dive wedey
Takk for sharing dev❤😊
❤
Good job divo
ዳዊ ይቱበን እባ ጻሃፈልና ❤❤❤❤
✌💪💪
Egzabher lagxea yelan ,Kab xelmat nab gahanb ketkeyer eya France 🇫🇷
Mewedata zemen 😢😢😢
Nic job ❤❤❤❤❤
ንፉዕ መንእሰይ!
Eritrean Ethiopian tesatefti Olompic keytewedaderu kab France tetmlesu tarik mserhu. Bzaeba tmhrti gn English ztemahre meytu aymewtnyu...Slezi wala temikum hanti seat English temaharu
Bela xubq mkri adalikalna dawitom
Mezazemitka kea kif zelewa