ባህሊ/BAHLI NEW PROSE AWEL SAID

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 10 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 2,8 тис.

  • @AFROBEAUTY
    @AFROBEAUTY Місяць тому +339

    ጉዳይ ኤምባሲታትና ምቁፃር አንተ ዝግበር ጽቡቅ አዩ ብዙሕ መረረ ኣሎ ።ምሳይ ትሰማምዑ like

    • @SuperChelseaSW6
      @SuperChelseaSW6 Місяць тому +3

      It's been ages

    • @muluokanmole4195
      @muluokanmole4195 Місяць тому +8

      Bflay uganda

    • @TeameSium
      @TeameSium Місяць тому +2

      ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ኣለካ

    • @SenayMichea
      @SenayMichea Місяць тому +10

      ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ኣብ ኡጋንዳ እየ ዘለኹ ናይ ሎሚ ክልተ ወርሒ ፓስፖርት ከሐድስ ኬደ ኤምባሲ ዝኣክል ስእልኻ ጠፊኡ ክብሉኻ እሞኸኣ ክንደይ ከፊለ ናይ ቦዳ ባዕለይ ይፈልጦ

    • @SenayMichea
      @SenayMichea Місяць тому

      ጽቡቆም ኣይረሳዕኹን ዝሰርሕዎ መዓት እዩ

  • @danieldanil6592
    @danieldanil6592 Місяць тому +59

    እዚ ቆልዓን ኩሎም ከምኡ ዝኣመሰሉን ሱሮምን መሰረቶምን ክጠፍኡ ኣለዎ ሓሚስና ቀንዩ ልብና ሴርዎ :: Bravo Awelino ኢድ ንኢድ ተታሓሒዝና ካብ ስሮም ክንብንቅሶም ኢና::

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 Місяць тому +14

    ኣታ ኣነስ ሓደ ጅግና እንተ ርኤ ይቀንእ ከምኡ ክዛረብ ይደል ክሰርሕ ክትዓጻጸፍ ኣወልኖ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ዕድመ ይህብልና

  • @Silvanasilvanamama
    @Silvanasilvanamama Місяць тому +35

    ተመስገን ፈጣሪ ነተን ኣከዳድና ልባሰን ዕርቃነን ዝኸፈታ ኣርቲስት ኣዋልድ እውን ስጉምቲ ንጽበ ኣወለይ መቅሰን❤❤❤

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 Місяць тому +5

    ኣነ ዝገርመኒ በየናይ ኩርናዕ ስነጥበብ ኡ መጺና ግርም ዩ ዝብለኒ ኪንደይ አካ አዚ በቃዊ ጽፍዒት ከይረክባ ዝተጸገዕት ንፈልጣ ኣላ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @stilljesusloveyou9644
    @stilljesusloveyou9644 Місяць тому +130

    ባህልናን ክብርና ታሪኽናን ጅግንነትናን ኣነድርን ደቂ ኢብራሂም ስልጣን፤ ደቂ ወልደኣብ ወልደማርያም እኻ ኢና ዓወት ንሓፋሽ

    • @EsromSemere-sc2kp
      @EsromSemere-sc2kp Місяць тому +3

      ❤❤❤

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

    • @daniture3262
      @daniture3262 Місяць тому

      ወልደኣብ ወልደማርያም እኾ ወዲ ኣክሱም ክብር ኣቦና እዮም

    • @daniture3262
      @daniture3262 Місяць тому

      ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ወዲ ኣክሱም እዮም, ወዮ ሓቂ ስለ ዝመረኹም እዩ እምበር

  • @Hagos1971
    @Hagos1971 Місяць тому +69

    ኣወሊኖ ጅግና ንዓኻ ዝኸዉን ቃላትን ክእለትን የብለይን፡ ንዓይ ግን ጸባ ኣስቲኻኒ ኢኻሞ ጸባ ስተይ ሓየት ወዲ እረይ❤🇪🇷

    • @SamielBrhane-my4ue
      @SamielBrhane-my4ue 17 днів тому

      berayu dea kulu giza berayu reshat

    • @Hagos1971
      @Hagos1971 17 днів тому

      @@SamielBrhane-my4ue kkkkk Hagerka muftaw barya zebleni tokhoynu Chuwa kikhewun Aydekin🤣Terediauka do Ata kalsi weyane😁weyane hizatukum moyta atum ausubat guhafat kabzi zikhefi’e wurdet yelen ata Augo wahid🤣

  • @senaitsenait5666
    @senaitsenait5666 Місяць тому +74

    መርሓባ አወል ሐውና ንሕና ኢቲ ታሪክ ዘይንፍልጥ ከምዚ ገይርካ ብምግላጺካ ዘተሰማዓኒ ሐጎሰ ወሰን የብሉን እሞ ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንሃገርና ካብ ሐሳዳት ይሰውረልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
    🇪🇷👍👍👍🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌴🌿🌾☘️🌾🌿🌴☘️🌾🌿🌴🇪🇷

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @yordam663
    @yordam663 Місяць тому +7

    Awel I don’t have the exact words to describe you. You are a gift to us Eritreans from God. During the most difficult time when some of our Eritreans lost their identity to due to Western propaganda and our neighboring country. Your passion to give knowledge about our history and who we are is the right dose that is needed. I 🙏🏽🙏🏽 to God that you continue to feed us knowledge. Thank you Mr Awel!👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽

  • @LuwamTesfazion
    @LuwamTesfazion Місяць тому +2

    Thank you so much ኣወል ስዒዲ🎉🎉🎉🎉🎉ኤሪትራዊ ኩቡሪ መንነቲ እዩ

  • @lemlemzerai6257
    @lemlemzerai6257 Місяць тому +121

    ዋው ኣወለይ ዕልልልልልልልልል ከም ሎሚ ኣይተሓጎስኩን ኣወል ሓወይ ጸባ ሰቲና ተዓወት ❤❤❤❤እዚ እዩ ኤርትራውነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bereketmehari4501
      @bereketmehari4501 Місяць тому

      😂😂😂😂😂😂😂 tehzunu

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

    • @Asmara-oneEri
      @Asmara-oneEri Місяць тому

      ​@@ራዛtube eti movie eko melekti telewo dhan nieru..ezi Tomas zbhal hawna tefetreu gual gualo eyu malet ab wuhudat zree tefetro eyu xegem aymneberon etom deresti kea tetekimomulu... Hagez ydeli eyu Thomas ab Eritv dma bsrhu mexiu designer koinu nsu ayxelaen...eza Sholki tbla dma neaatom ageb tbln txerfn eya enteriekaya
      So ageb mbal aytxewo❤

  • @ghenetmedhane9515
    @ghenetmedhane9515 Місяць тому +42

    ዮናስ እንቃዕ ኣብታ ክብርቲ ሃገርካ ከምዚ ኢልካ ረኣናካ🙏🏽: ናይ በሓቂ ኤርትራዊ ኣብ ዝኣተዎ ብጅግንነት'ዩ ዝፍለጥ: ታሪኽ ኢኻ ደጊምካ ታሪኽ ኣቦታትካ ሓደ ንሽሕ 🇪🇷💖✊🏽::

  • @yebyoande1448
    @yebyoande1448 Місяць тому +42

    ጅግና አወል ብአኻ ሕቡናት ኢና ።ቀጽል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @Nefertitihurga
    @Nefertitihurga Місяць тому +3

    Yonas wow! Bravo. ንዓኻ የማስለና ።

  • @nesredinmensur8476
    @nesredinmensur8476 Місяць тому +9

    ስለዚ ሃገር ደቀየ ደቀየ ትብለና ኣላ ደቂ ኤረይ ቀደም ዝዓሸናዮ ይኣኽለና ብገንዘብና ዓድና ክግብተና ንዝደሊ ኣይነህጥር ወላ ጥራይ ኢድና ንዓድና ዳ ዛ ዕሸል ሓላል ሃገር ናይ ሓጎስ ንብዓት ዮ ዝኣኽላ ደጊምስ ዓይንና ዳ ነንቁሕ ደቂ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንዓደይ ንበል❤❤❤❤

  • @ንስሪሰማይ
    @ንስሪሰማይ Місяць тому +125

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷 ኣወል ሓወይ ርእይቶ ኣላትኒ ኤንባስና ኣብ ኡጋንዳ ዘሎ ዳርጋ ኣብ ስራሕ የለን። ማለት ብደላሎ ገንዘብ ከፊልካ ኢኻ ቖጸራ ትሕዝ በንጻሩ ኣብ ጁባ ዘሎ ኤምባስና ግን ናይ ብሓቂ ዝምስገን ኣገልግግሎት ይህቡ ኣለዉ ክመስግኖም ድማ ይደሊ።ስለዚ ኩሉ ኤርትራዊ ብኤምባሲ ካምፓላ የማርር ኣሎ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብጽሓልና

    • @nattyblessed5542
      @nattyblessed5542 Місяць тому +6

      Addis ababa also

    • @fasiltesfamichael6535
      @fasiltesfamichael6535 Місяць тому +3

      ata ab mebzahtu delew wala ab USA 🇺🇸 kulatom hade iyom

    • @fasiltesfamichael6535
      @fasiltesfamichael6535 Місяць тому +15

      Kab brgid n hamedu nlaeli etom Embassy zelew iyom brgid n hamedu koynom zelew

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay Місяць тому +13

      Nay sweden ente trio ke dea entay mibelka 3 amet Mulu temelalisna kisab lomi wela hade zeyseletena bsenkom adi keynhatu ab himak xbuk sdrana keynhwes Shigr koynomuna delewu

    • @ErIHageri
      @ErIHageri Місяць тому +2

      Good Get Proof & Exposed Them We The PeopleAre Responsible

  • @ፉቅሪዩጥዑምጥዑም
    @ፉቅሪዩጥዑምጥዑም Місяць тому +22

    ኡፋፋ ሐሚመ እንዲየ ቀኒየ ሕጂ ግን ናይ ሐቂ በጥ እለ ደቂሰ ክሐድሪ እየ❤ ተመስገን አምላክ🙏🏽 ሰላም ነዛ ቅዲስቲ ሃገሪን ህዝብናን🇪🇷🌸❤️

    • @TeameSium
      @TeameSium Місяць тому

      ሓለንጊ ሰዉራ ንኩሉ ዩ ዘርከበሉ ብባህልናን ክብርናን ዝመጽእ ንግዜኡ ዩ ዝሽካዕልል እምበር ኣብ መስመር ምእታዉ ኣይተርፎን ዩ ሕጂ ቅሰን።

    • @MerhawiYemane-gc3yx
      @MerhawiYemane-gc3yx Місяць тому

      Sqi eske bel baelu endyu komue film zserh neru

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @saliasse8175
    @saliasse8175 Місяць тому +139

    እቲ ጽባቀ ፊልምታትና ን'ምስዋር ዝተገብረ ስራሕ ኢዩ ኣያኒ ኣብ ውሽጠይ ዝነበረ ሕርቃን ነግፍካለይ ብ'ዘይ ቃልዓል ከም'ቲ ዝበልካዮ ወለድና እዝን ወድ ከምዝን ዝሪዩሉ ኣብነት የለን እሞ
    ጽቡቅ ገርኻ king ስነ -ጥበብ❤❤

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

    • @MogosTesfay-po8vn
      @MogosTesfay-po8vn Місяць тому

      ​@@ራዛtubeእንታዴካ ይምልከተካ ወድዛ ሳሕሳሕ እዚ ናይ ኤርትራዊ እዩ ኪድ ናይ ዓድካ ግበር ቆዳር ዓድካ ኣጽሪ ይሕዋትካ ይዕመጻ እየን ዘለዋ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      @@MogosTesfay-po8vn ትም በል እስከ ቆማል ጨናዊ ሓሳክ ወዲ ኢሳያስ ረሳሕ ኣርማ ገይ ደሓርከዓ እቲ ኣብ ዓድኻ ዘሎ እየ ፂሒፈልኻ

  • @yohannestesfamariam
    @yohannestesfamariam Місяць тому +5

    Thanks 🙏 Awelino
    ቃላት የብለይን ድቃስ ዘይብለይ እየ ቀንየ ክጽበየኻ፣ ምስ እዞም ረሳሓት ተቃወምቲ ኢና ባሃልቲ ረብሸምኒ እዮም ቀንየም በዛ ረሳሓ ፊልም።
    ሻዓብያ ❤🇪🇷❤️

  • @NardosFishatsion
    @NardosFishatsion Місяць тому +2

    መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ዕደመን ጥዕናን ኣወለይ ጀግና ወዲ ኤረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣነምስኣነ
    @ኣነምስኣነ Місяць тому +108

    ኩላትና በብሞያና ኣብ ሃገርና ኣቲና ከምዚ ሓዉና ከነበርክት የብቅዓና❤❤❤🎉🎉🎉

    • @edkihaedkiha9640
      @edkihaedkiha9640 Місяць тому +2

      ኣሜን 🙏🏾

    • @ኣነምስኣነ
      @ኣነምስኣነ Місяць тому

      @@edkihaedkiha9640 ❣️❣️❣️

    • @user-nu6id7lj3p
      @user-nu6id7lj3p Місяць тому +1

      ዓድኻ ከይትኣቱ ባዕልኻ ኢኻ ኣቢኻ ዘለኻ ዝዓርከይ ፡ በዓል ኣወል ደቂ ሹቕ ንከምዚ ከማኻ ፋራ እናደናገሩ ይነብሩ ኣለዉ ከብዶም ኣዘፍጢጦም ፡ ንስኻ ድማ ኣብ እንዳ ጻዕዳ ጎይታ ተጎምቢሕካ ጥራይ ምድርቤት ወልውል😢😢

    • @user-nu6id7lj3p
      @user-nu6id7lj3p Місяць тому

      @@ኣነምስኣነ ን ኣወል ምስማዕን ምእማንን ምስ ገደፍካዮ ከብቃዓካ እዩ ዝሓወይ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @danafredriksson4206
    @danafredriksson4206 Місяць тому +20

    አንታ ጅግና ወዲ ኤረይ መኩርዒ ሸመይ ፤መንነተይ ፥ብርሃን ዝኳንካ መግለጺ ሃገረይ ዝኳንካ ሃወይ ወዲ ሃገረይ አወል ሃወይ። ሽምካ ከቢድ ።ድምጽካ ነጓድጋድ።ደምካ ኤርትራዊ ዝኳንካ መቅሰንኒ ህዝብካ ዝኳንካ ቃላት የብለይን። እንቋዕ ናትና ኳንካ እንቋዕ ኤርትራዊት ሃፊትካ ኳንኩ። እድመን ጥዕናን መዋእልን የሃብካ። ኤርትራውነት ኩብር መንነት ከመይ ምኳኑ ስለ እተርእየና ዘለካ ኩብረት የሃብካ ዓወል ሃወይ። ዓወት ነሃፋሽ 👆❤️👆🇪🇷✊💪ዝክርን ክብርን ነቶም ደሞም አፉሲሶም ተሰዊኦም ነዛ ነጻ መረት ዘረከብና ስውአትና። ክብርን መዋእልን እድመን ጥዕናን ንሰራዊትናን ነቲ ኩብር መንግስትናን ።
    የቀንየልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 Місяць тому +51

    ብኽብርናን ታሪኽናን ዝመጸና ተጸዋርነትና ትሕቲ ዜሮ ኢዩ። ጅግና ኣወሊኖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @WediakerWediaker-cs9dn
    @WediakerWediaker-cs9dn Місяць тому +2

    ዋዉዉዉዉዉዉዉዉዉ ኣወሊኖ ❤❤❤❤ ኣነስ እዞም በለዕቲ ዉዳቅ መንጽሩር ዘትሓዞም ወዲ ሓደራ እታይ ደሃይ ኣለካ

  • @huruyweldu4047
    @huruyweldu4047 Місяць тому +7

    መርሓባ ወዲ አረ ጅግና ባህልና ክብርታትናን ናይ ም ልሕላው ሓላፍነት ናይ ኩሉ አርትራዊ ዩ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Berekettesfay-yb4sn
    @Berekettesfay-yb4sn Місяць тому +40

    ጻባ ስተ ጻባ አስቲካና king ስነ ጥበብ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👏👏👏💪❤️🇪🇷💪🌹🌹

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @AdiEto
    @AdiEto Місяць тому +38

    Thank you. ከም ቅዱስ ሎጥ ዝሳቀዮ ዝነበረ ለይትን መዓልት ንርኣን ንሰምዖን ዝወለዲናዮም ህጻናትና እንታይ ከምንገብር ዐቅልና ጸቢቡና። ናብታ ሰላም ዘለዋ ሀገርና ከንምለስ እንዳሐሰብና። ከምዝስ አጥፍኡልና ደአ በጃኩም በጃኩም ❤❤❤

    • @weletekidanknweletkidanse2342
      @weletekidanknweletkidanse2342 Місяць тому

      ናይበሓቂ እታ ከሙ ይሓስብ ለይትን ቀትርን ዕላማ ኣልቦ ኮና ኣለና 😭

  • @bereketkibrom9716
    @bereketkibrom9716 Місяць тому +12

    Thank you AWELINO. እንቃዕ ብዳሓን መጻእኻ።❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @BrhaneBitew
    @BrhaneBitew Місяць тому +2

    እውል ውደይ ንዓኻን ንምክልኻልናን ነመንግሥትናን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ኣንታ ጅግና (ክብ መርጌታ ብርሃነ) ክብ ኣሜሪካ

  • @feruzmehari2580
    @feruzmehari2580 Місяць тому +1

    ❤ኣወሊኖ ❤መግለጺ ሲኢነልካ ናይ ብሓቂ በሊሕ መስተውዓሊ ኣኽባሪ ህዝቡ❤ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ❤🙏ግን እታ ኣርእስቲ ኮ ቡዙሕ ዘስተውዓለላ ኣይነበረን ኣወል ግን ዉሽጣን ዉሻጠኣን ፈሓሒሩስ ብርግጽ ናቱም ምኻና ኣብሪሁልና😢ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ።እወሊኖ ጅግና❤🇪🇷 ♥

  • @Hmars2018
    @Hmars2018 Місяць тому +203

    ዝተባረ'ኸ ቀዳመ ሰንበት ! ኤሪትርን የሕዋተይ ! ንኣወል ዝፈቱ ❤ላይክ ላይክ 👍

    • @ghenethaile2803
      @ghenethaile2803 Місяць тому +3

      ❤❤❤❤❤❤❤wela nfetawi Awel keman kbret aleni❤🎉❤🎉❤🎉shkor ❤️

    • @monica4392
      @monica4392 Місяць тому +1

      ❤🙏🌻

    • @rahelbey1004
      @rahelbey1004 Місяць тому +2

      ገርና

    • @deqeyalemey5087
      @deqeyalemey5087 Місяць тому +1

      😍😍😍😍😍😍😍

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 Місяць тому +23

    Awel Jigna you are the gift of Eritrean people from God keep up good job.God bless
    Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷

  • @omersherif6443
    @omersherif6443 Місяць тому +24

    መርሓባ ኣወል ሓውና እንቋዒ ብሰላም መጻእካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ ባህልናን ቅርስታትናን ልኢላዊነታ ንዘልኣለም ክሕለውን ክክበርን ዘለዎ ስለ ዚኮኑ ኣጥቢቅና ክንሕዞም አለና።።።።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @ykalowelde8148
    @ykalowelde8148 Місяць тому +3

    ናይ ብሓቂ ጸባ ኣስቲካና ነዛ ረሳሕ ፊሊም ከምዚ ጊርካ ምዝላፍካ ኣፈንፊናትና ኢያ ኒራ ኣወሊኖ።

  • @dh4343
    @dh4343 Місяць тому +7

    👍🇪🇷 ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወልኖ ጅግና ውዲ ጀጋኑ ወዲ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep Місяць тому +12

    ተባረኪ ኤረይ ዓደይ ⛪️🇪🇷♥️🇪🇷🕌🎉❤🎉🎉🎉

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 Місяць тому +13

    መርሓባ ኣወሊኖ ዋልታ ሃገሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @Hagerdawit6181
    @Hagerdawit6181 Місяць тому +9

    ሱቡቕ ስራሕ ኣወሊኖ ኩሉ ብ አትገብሮ ኩሉ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🙏🏽💞🌹 ሓንቲ ነገር ኣወሊኖ ክብዲ ኣውጺኻ አዚ ጥዕና ዝህብ ኣይኮነን አሞ ነብስኻ ሓሉ በጃኻ ንደልየካ አና ኣውል ሓወይይይ😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🏽

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому +1

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @Kkets-i8x
    @Kkets-i8x Місяць тому +3

    ኣወል ከም ሺምካ ኣወል!!!!!!!100%ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Keep it up!!!!!!

  • @rabelberaki3327
    @rabelberaki3327 Місяць тому +2

    ናይ ብሐቂ ዘሕዝን አዩ💔💔 ባህሊ ኤርትራዊ ንምጽያቅ አዶም አይሳአኑ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 Місяць тому +19

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልኦዋይ ትምኒተይ አስማእካኒ ሽጋራ ወረ ኩሉ ትንባኾሹሻን መስተ ስነ ጥባውያን ተስፋ ዘቁርጽ አሪኦሙና
    አወል እድመ ማቱሳላ ተጽእር አለኻ ማይን እኽልን ጸባን ዝሰቲ መንሰይ ክንርኢ 🙏❤🙏❤👍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @user-nu6id7lj3p
      @user-nu6id7lj3p Місяць тому

      ሸማይነሽ ኣረጊት ኢኺ ትኾኒ በዚ ስምኪ እምበር ኣይትሓዝለይ ን ሽጋራ 300 ክኸውን ዝግብኦ ብ 10 እዩ ዝሽየጥ ይብለኪ ኣሎ። እዚ ድማ መንእሰያት ከቢርዎም ከጉዱሉ እዩ ዝግባእ ግን በዓል ኣወል ድጎማ ገይሮም 10 ገይሮምሎም ኣለዉ ምእንቲ ክበላሸዉ። ንስኺ ድማ ኣረጊት ፋራ ነዚ ምርዳእ ስኢንኪ በዓል ኣወል ስዒድ ን ከምዚ ከማኺ ጎዶሎ ከደናግሩ ስለዝኸኣሉ እዩ ተሰዲድና ዘለና

    • @semaineshtekie1394
      @semaineshtekie1394 Місяць тому

      @@user-nu6id7lj3p እዋይ ብጣእሚ ሐዚነልካ አብ ባጽእ ሽጋራ ምሻጥ ተሪፉ ንክተርፍ አብኩሉ ክተርፍ ንጽእር አለና ግና ርሑቅ አይትኺድ አልየካ አብዚ ዘለኹዎ አድመ ዘይትበጽሕ ትኸውን ፋራ ኢልካ ምእብልናኻ ኸአ ነዛ ናይ አወል ብኸመይ ቶሩጊምካያ ኪድ ተማሃር ካብ ሻፎ ሒዝካ አብፈስቲባል ትመጽእ 😭

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @sahlawit__media8385
    @sahlawit__media8385 Місяць тому +33

    ኢሰያስ ጸጋይ ነጢርካዮ ሓዚነ ግን ኣብታ ወዘተ ትብል ቃል ክህሉ ይምነ" እቶም ከማይ ኣያኩም ዝናፈኩም ላይኽ ግበሩ 🦁🇪🇷❤️❤️

    • @joche2881
      @joche2881 Місяць тому +5

      Isaias derasi directorn eyu, ember qedamay! Tewasaeti eyu teqisu entezeytegagiye

    • @Paulos.w7
      @Paulos.w7 Місяць тому

      @@joche2881yes tewasaeti tray u tsekisu, iseas tsegay is number one

    • @eriadikeyh7974
      @eriadikeyh7974 Місяць тому +5

      Isaias xegay derasi getami imber tewasay aykonen ❤

    • @ghenethaile2803
      @ghenethaile2803 Місяць тому

      E.T.C.....

    • @Ts-iz2uh
      @Ts-iz2uh Місяць тому

      Yes❤❤❤

  • @WarsayTesfaldet
    @WarsayTesfaldet Місяць тому +54

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወል ሕቡን ኤርትራዊ ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም Місяць тому +2

    እንቋዕ ሓጎሰኩም ህድሞና ቲቪ Congratulations Hdmona TV ኣብ ዝቕጽል ግዜ ድማ ኣብ ሃገርና ንዝፈሪዩ ኩሉ ኣይነት ሰነጥበባዊ ፍርያት ቆላሕታ ክግበረሉ ምሕጽንታይ የቕርብ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SenaitKidane-u7l
    @SenaitKidane-u7l Місяць тому +2

    ኣወል ወዲ 'ቶም ጀጋኑ ክብረት ይሃብካ☝️🏾💕💯✅🇪🇷

  • @abrahamgimikael9089
    @abrahamgimikael9089 Місяць тому +12

    የቀኔልና አወል ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @esutewelde1771
    @esutewelde1771 Місяць тому +19

    ኣወልኒኖ ጅግና እንቋዕ ናትና ኮንካ ወዲ ኤረይ ጽቡቅ መልሲሲ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @wedimelake9436
    @wedimelake9436 Місяць тому +6

    ዋውውውውው ኣወልኖ ሞተር ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዝ ረሳሓ ቆለዓ ኣብ 7 ማዓሙቁ ኪሰፍር ኣለዎ
    ዮናስ ሓውና ከኣ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ዩ ሪኢናዮ እና ✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea Місяць тому +3

    አወል ወዲ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ዐይኒ አባይካ ይደፈን አወሊኖ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @frim2820
    @frim2820 Місяць тому +2

    ክሒስካና ኣወል ሓውና❤ thank you 🙏

  • @senaitabraham6187
    @senaitabraham6187 Місяць тому +10

    ኣዚዩ ዘድንቅ መልሲ ኣወል ጅግና። ብጣዕሚ ሓዚና ኢና ቀኒና ኣዚና ልሚ ግን ቁሩብ ሩፍታ ረኺብና፡ ደቅና ባህሊ ናይ ዓድኹም ራኣዩ ክንብሎም ከለና ካብ ናይ ምዕራብውያን ባህልን ልምድን ክንህድሞም ኢልና ኢና፡ ብህልን ልምዲን ሕብረተ ሰብና ኣዚዩ ጹፉፍ ኢዩ ። ከይድገም ከይድግም ከይድገም ሓደራ።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @yosefgebrehiwet5910
    @yosefgebrehiwet5910 Місяць тому +5

    ኣወል ክንዲ ሺ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @Adeyentertainment1
    @Adeyentertainment1 Місяць тому +9

    ኣወል ወዲ ህዝቢ አአዕድመን ጥ ዕ ና ን ንዓካን ንሙሉአ ህዝቢና ንሰራውትና ንክሎም መራሒ ትናን ❤❤❤❤ሃገርና ሃገር ፍቅርን ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meheretalmedom3322
    @meheretalmedom3322 Місяць тому +1

    እዋይ አንታ ኽኔዲ ሽህ ጸባ አስቲኻና ጸባ ስተ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏

  • @ሙቁራት
    @ሙቁራት Місяць тому

    ኣወል ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @asmeromtesfaslasie70
    @asmeromtesfaslasie70 Місяць тому +25

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ወዲ ኤረትርይ ኣወሊኖ ጅግና እግዛቢሄር ኣምኣኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🏼🙏🏼🙏🏼 ።ብምቅጻል ናይ ብሓቂ ንህዝብኻ ወኪልካ ምስ ኣብነታውያን ኣርካናት ስነ-ጥበባውያና መሰነይታ ጌርካ መልሲ ዝሃብካና ልዑል ምስግና ይብጻካ ኣወሊኖ 👌👌👌👌♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @Anbes344
    @Anbes344 Місяць тому +29

    እዚ እዩ እቲ ሓቂ።
    ዝነበረን ዘሎን ዝነብርን ካልእ የለን ተዓወት እወል ጅግና❤❤❤❤❤❤

    • @fatherey9977
      @fatherey9977 Місяць тому +1

      Haki alewo gega alewo biniam grmay tgraway eyu nimtay nieu zebelo n tomas wedi kale zega elwo 😢

  • @ለምለምመሬትና
    @ለምለምመሬትና Місяць тому +8

    ቪቫ ኣወል ጅግና
    ታዓወት ታዓወት መቓልሕ ኤርትራና
    🇪🇷🐪🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷⛪🇪🇷🕌🇪🇷🙏🏻🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷

  • @HdhsHshs-l5s
    @HdhsHshs-l5s Місяць тому +1

    ኣወል ጅግና ኣብ ውሸጠይ ዝነበረ ወጺለይ ኣወሊኖ ጅግና ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @liaghebremicael1863
    @liaghebremicael1863 Місяць тому +2

    Thank you so much , Awel as usual you're our hero 🙏🙏 🙏❤️💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷 !!!

  • @Zewdi-z6n
    @Zewdi-z6n Місяць тому +8

    የቀንየልና አወል ሓወይ❤❤❤❤❤❤ ቲባረክ ኢደመን ጥኢና ን ይሃበካ ፈጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @edengebreselasie5291
    @edengebreselasie5291 Місяць тому +5

    Thanks for your hard work because you are the only person who can make it easy to understand the situation and the way you express yourself and your emotions makes me feel better Eritrea citizens and to be proud of what my country is doing to make sure to defend our culture and the way we live in respect of each other’s values so please keep up in tack our nation with 9 tribes and two religions god bless my country and my people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫🐫🐫

  • @MelaneYohannes-sh5nc
    @MelaneYohannes-sh5nc Місяць тому +21

    ብራቮ ሓውና ካብ ካናዳ ናብ ኤርትራ ኣቲኻ ብሰላም ተመለስ ኣብ ካናዳ ማኪናኻ ኣብ ጽርግያ ደው ኣቢልካ Eritreans for Eritreans ክትብል ከለኻ ተኸታቲለካ ኢየ
    ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዮናስ ሓውና❤❤❤❤

  • @fisehayegeorgis271
    @fisehayegeorgis271 Місяць тому +1

    የቐንየልና ኣወሊኖ፡ እዝኖም ደጊፍካ ደኣ ኣስምዓዮም።

  • @beckyfeyissa1905
    @beckyfeyissa1905 Місяць тому +2

    esey Yonase enqae nabadekha absehaka jegna wedi ereye Thank you 🙏 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ for you and. Adele Thank you again.

  • @esayasmeasho341
    @esayasmeasho341 Місяць тому +11

    ብብላዕ ወዲ ብላዕ ድዝረግ ባህልን ክብርታትን የብልናን ❤❤❤
    ኩሉ ኤርትራዊ ዓገብ ብምባሉ ውጽኢቱ ተራእዩ ኣሎ ኣገናዕ ህዝበይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @SaraSara-c9w3u
    @SaraSara-c9w3u Місяць тому +21

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አወል ሐውና አጆኻ እቶም ተጻረፍቲ ኤርትራውያ አይኮኑን ንዓና ተመሲሎም ግን አብ መንጎና አለው❤

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 Місяць тому +6

    መርሓባ ኣወሊኖ ❤
    ኣይትታዓንቀፍ ኣይትኮለፍ ሓበነይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharhabte4114
    @semharhabte4114 Місяць тому +2

    Very proud of my Eritrean people 🇪🇷 thank you Awel Said👌well done 🇪🇷❤️💪💪💪💪

  • @user-nc4qd2mh7m
    @user-nc4qd2mh7m Місяць тому

    Awel jegna ኣነ,ሲ ኩሉ ግዜ እየ ዝጽበየካ❤❤❤

  • @selamhadgu4628
    @selamhadgu4628 Місяць тому +34

    መርሓባ ኣወል ብሓቂ ንሱ ዩ መቐየዲ እሞ ሰናፍ መንግስቲ ኣይኮነን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣጆና ደቂ ኤረይ ከምኡ ዩ ዝገብር ብዘገምታ ዝኸይድ ህዝባዊ ግንባር ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @MukhtarYacob
    @MukhtarYacob Місяць тому +12

    Well done Awelino ..we always need such positive energy like this 🇪🇷🇪🇷💪💪♥️♥️

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @Kokob-ye8rt
    @Kokob-ye8rt Місяць тому +23

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሰይ ሰይ ሰይ ተዓወት ኣወለይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረይ ሓላል🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯👍💕👌❤️💪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @letebrhanhabtemichael3371
    @letebrhanhabtemichael3371 Місяць тому +2

    Aweleyyyyyy fewsi libi merci kedeat seselamu ymneyelka❤❤❤❤

  • @habtomsweden1807
    @habtomsweden1807 Місяць тому +23

    ኣወሊኖ ናይ ባሓቂ ኣፍክሉ ኤርትራዊ ኮንካና ኢካ ክብሪ ይግባኣካ እዩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @nardosmatusala7576
    @nardosmatusala7576 Місяць тому +9

    Love it. You did it again my brother. ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐

  • @saron-vz4vf
    @saron-vz4vf Місяць тому +8

    Thank you Awel for speaking the truth about Eritrean artists. Eritrean artists are incredibly talented, and we all grew up admiring their work. It's important to be mindful of negative influences and to protect our culture. It's inspiring to see the Eritrean community come together to speak out against a harmful movie that was released. This resilience is crucial in preventing negative influences from infiltrating our culture. We must preserve and respect our culture, as it is a fundamental part of who we are as a people. Our culture encompasses our military, our two religions, and our nine ethnic groups. Awel, I encourage everyone to stay vigilant and remember that no one is above the law. If someone commits a heinous act, they must face the consequences. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @sugartem1
      @sugartem1 Місяць тому

      Well said couldn’t have said better 👍🏽👌🏾 spot on!!!

  • @nazrietgebrehiwet4745
    @nazrietgebrehiwet4745 Місяць тому +10

    መርሐባ ኣዉሊኖ ጽባ ስተ ጸባ ኣስተካና ሕራይ ገበርካዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EriDahlak
    @EriDahlak Місяць тому +2

    Timely and on point Awel meqsen! 🇪🇷❤️

  • @meronmiryam3684
    @meronmiryam3684 Місяць тому +2

    ❤ awel hawey egziahber yebreka agoka gegna wedye Erey awet nehafasch.

  • @weiniwoldetinsae626
    @weiniwoldetinsae626 Місяць тому +10

    Thank you so much Awelino for your response very proud of you us usual ♥️ Thank you for your instructive prose 🇪🇷♥️ Eritrea for Eritreans 🇪🇷♥️Thank you Hidmona entertainment 🇪🇷♥️♥️♥️

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Місяць тому

      መጀመርያ መጀመርያ ቅድሚ ሕጂ ልዕሊ ዓሰርተ ዝከውን ናይ ገይ ዝመስል ፊልሚታት ትሰርሑ ነይርኩም ደሓርከከዓ እንታይ ድኣ እቲ ቶማስ ዝብሃል ኣብ eri tv ኣመሓላሊፍክምዎ ዝነበርኩም እስከ ቶማስ ኢልኩም ሰርች ግበር ቶማስ ሙሉጌታ ንመጀመርታ ግዜ ብeri tv እንዳድነቅዎ እንዶ ኣይነበሩን
      ደሓርከዓ አወል ሲዒድ ዝሰረሓ ሾልቂ ትብል ናይ ግብረሰዶም ረኣያ መጀመሪያ ናይ ገይ ፊልሚ ዝጀመረ ኣወል እዩ እስከ መክሰብ ዓለም ትብል እውን ረኣይዋ

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +54

    መርሐባ አንበሳ አወል ሐውና ፈውሲ ልቢ ኤርትራና እንቋዒ ብሰላም መጻእካና 🌷🙏🏽💕🌷💕🙏🏽🌷🙏🏽🌷🙏🏽🙏🏽💕🙏🏽🌷

  • @senaitteages2625
    @senaitteages2625 Місяць тому +6

    Thank you so much Awelino jigna hawey 👏🏽🙏🏽👍🏽🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉

  • @MeashoZewelday
    @MeashoZewelday Місяць тому +3

    Wow Awelino ybel sraha keep up bro❤️🌹🇪🇷🇪🇷 thanks Yoni 🌹1 n 1000🎉

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 Місяць тому

    አወል ሐውና የቐንየልና ብቑልፍ ምምላስካ ነዚ ጽዩፍ ዝኾነዘይባህልና አብዚ ደቅና እንዳ ማሃርና ዘነዔብይ ዘለና ነዚ ገለና ጉሂና ገሌና ሐሚምና ክንጻወሮ አይካልናን አውያትና ዘሰማካ ብጣዕሚ ቃላት ይሐጽረኒ ኮሙኡ ውዝብን መንግስትን ሰራዊትን ነመስግን ክብሪ ንሰማእታትና 🙏🙏🙏🙏👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️🤞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 Місяць тому +10

    ብኣኻ ብጅግና ሓወይ ኣዝየ ሑጉስ እንዲየ ሎሚ ድማ ጠስሚ ሰትየ ዓድና እዛ ብዜጋታታ ትኾርዕ ዓደይይ

  • @berkettekle4632
    @berkettekle4632 Місяць тому +27

    ጅግና አወል ብኣኻ ሕቡናት ኢና ።ቀጽል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @erina2932
    @erina2932 Місяць тому +11

    ሽጋራ ምኽልካል ብጣዕሚ ጽቡቕ
    ኣብ ሙሉእ ኤርትራ ሽጋራ እንተ ዝኽልከል ጽቡቕ ኔሩ

  • @Abel-x7h
    @Abel-x7h 21 день тому +1

    Awel jgna nay bahaqi ena nednqeka aweley ajeka alena ab gonka ❤❤❤❤💪💪💪💪💪

  • @ehabhaile467
    @ehabhaile467 Місяць тому

    ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: 🇪🇷⭐🇪🇷
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷
    ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊🇪🇷

  • @yordanosasmelash2635
    @yordanosasmelash2635 Місяць тому +38

    ብድሐን ምጻእ አወል ጅግና❤️🇪🇷

  • @TsnatEstifanos
    @TsnatEstifanos Місяць тому +6

    Thanks you Awel Jigna keep up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷good job.God Bless🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie6223 Місяць тому +4

    Thank you Awelino as usual 🇪🇷❤️🥰😍🇪🇷👏🏽🇪🇷

  • @ኑርወዲህዝባዊግንባር

    ጅግና ኣወል ስዒድ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @letinasima5453
    @letinasima5453 Місяць тому

    🇪🇷ተዓወት አወል ሐወይ ድምጽኻ አይተሐባእ ትአምኖ ልኢኽካ ታይተሪፉኒ አይትበልዩሞ ሐደራኹም 💖🐪🙏💐

  • @SelamSelibet
    @SelamSelibet Місяць тому +4

    Welcome back awelino......may Allah give you all the strength you deserve

  • @YosefTeke
    @YosefTeke Місяць тому +10

    Thank you Awelino. Bless you more Wedi Za halal meret 🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @edendesta5627
    @edendesta5627 Місяць тому +10

    Awel Said..... your education is beyond the intellectual information..... Viva wedi Eri 🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷 💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕

  • @michaeltecle2937
    @michaeltecle2937 Місяць тому +1

    ተለሚና እንኣኣትዋ ሃገር የብላናን

  • @elsat792
    @elsat792 Місяць тому +3

    Aweley, 🙏 brother, for all you do! Keep it up 👍👋👏🙏🌹🇪🇷💕🌹💕🌹✊